@@samtg1781 the truth is always bitter. Yes?. But what I wrote is the reality. You and you have to come to normal mental Status. Be on the side of your people and your country.
@@samtg1781I told you the truth. Lumpens are hurry to insult. You did not understand what I wrote. Read it again then you understand. We are the same opinion. Be with your people and your country, or are you one of the renegades?.
አዝዩ ዘደንቅ ብልሐት ። ክማኩም አይሳአን አነዚ ከተዳሉ ቡዙሕ ስራሐ ክምዝገበርካ የአምን ክብርት ይሃብካ። ኩቡር ውዲ ሃገር ምስጋና ነአኻ
Wow it nice ❤❤❤❤❤❤
Beyene haile in our heart❤❤❤❤
Wellcome well done teacher and lionel brother god blessings
መምህር ብጣዕሚ ነፍዕ ቀጺሎ ኣጆካ ።ኣብ ገለ ግን እቲ መልሲ ፈጺሙ ምርዳእ ኣቢኒ ከብዲ ቃላት ኢዩ ዘሎ እንታይ መልእኪቲ ይምልስ ኪርደኣኒ ኣይከኣለን እዚ ቃንቃና ትግርኛ ብጣዕሚ ከቢዲ ኢዩ።ብምንታ ኪረኪበካ ይእል ዋትሳብ ወይ ቫይበር ብዙሕ ግዜ ከምዘይ ብልካ ይርደኣኒ ኢዩ ከሓተካ ዝደለኩ ሕቶ ነሩኒ መምህረይይይ።
ሰላም ዘረአሃንስ 016162726546 ኢልካ ኣብ ዋትስኣፕ ደውለለይ።
@@MosaicBahli ክብረት የሃበለይ መምህረይ ብጣዕሚ እንዳ ኣመስገንኩ ኢየ።
ሕልሚ መንእሰያት ኤርትራ ከይቁጸ ብራኢ ክመርሕ ዝፈተነ ጸሓፊን ተመራማርን እዩ ነፍስሄር በይነ፣ይኹንደኣእምበር ገለ ካብቶም ዝሓቱ ትብዓት ዘይብሎም ንቀጻሊ ምህዞ ዓንቀጽትን እዮም ።
ተዓዊቶም ከኣ።
ብሰላም ዕረፍ በየነ ሃይነ
btami tsibuq memhr
16:36✅✅✅✅✅✅
Wow! He was very amazing well educated person. Thank you Memher
በየነ ሃይለ፣ ሰብ ክርድኦ ዘይካኣለ ፣ዓሙቕ ውህበት ስነ-ጥበብ። ብዓቕሙ ዘበርከተን ልቢ-ወለዳውያን ጽሑፋቱ፣ ኣብ ስነ-ጥበብ ትግርኛ ገዚፍ ሕላገት ዘንጸፈ። መድረኽ ፍጹም ተኽእሎታት። በየነ ሃይለ።
ክብሎ ዝደለየ ንዕኡ እውን ብግቡእ ዝርድኦ ኣይመስለንን፥ በየነ ሃይለ። መጅሙዕ ሕቶታት ብድሕሪ ቃላትን ስእላዊ ሓረጋትን ተሓቢኡ ኣምኪኑዎ። ክእለት ቋንቋን ፈጠራዊ ብቅዓትን፥ ሓሳባት ኣብ ምንጽር እምበር ሕሳባት ኣብ ምኽዋል ክውዕሉ ይግባእ ኣይብልን። እዚ ስነጥበብ እዩ በሉኒ፥ ፍልስፍና እዩ ግን ኣይትበሉኒ። ፍልስፍናን ምፍልስፍን ዝብሉ ቃላት ከም በየነ ሃይለ ገይሩ ብየምነ ጸጋም ናይ ጽሑፍቱ ብኣልማማ ዝተጠቀመ ጽሓፊ ቋንቋ ትግርኛ ኣይገጠመንን። ፍልስፍና ግና ብዛዕባ ንጹርነትን ጥንቁቕ ትርጉም ሓዘል ኣጠቓቕማ ቃላትን እምበር ናይ ምልከት ቋንቋ ሰርከስ ወይ ኣክሮባቲክስ ኣይኮነን።
ስነ -ጥበባዊ ፣ሙህር ፣ኪኢላ ምሕደራ:ምምዕባል ዓቕሚ ሰብ። ኣቶ በየነ ሃይለ ። ሰማይ ዚደረቱ ናይ ምፍጣር ክእለት ፣ምጽሓፍ፣ስእሊ፣ድራማ፣በየነ ሃይለ ፣ማለት መዝገበ ጥበብ ዚመልኦ ።
Nay beyene hayle mexahafti eba aby kngezo nkel?
ከቢድ እዪ ቃላቶም መግስተ ሰማይ የዋርሶም
The devil to the Paradies?. This devil?. Eritrea must be happy that this cancer is by GOD eradicated.
@@bedruismael5490 ኣንታ እንታይ ኮይንካ ሕማቅ ትዛረብ?
@@samtg1781 the truth is always bitter. Yes?. But what I wrote is the reality. You and you have to come to normal mental Status. Be on the side of your people and your country.
@@bedruismael5490 እንታይ ትፈልጦ ሓቂ'ኣለካ ድርባይ ንስኻ ነዚ ክቡር ኣቦና ከምዚ ክትብል Shame on you ጉሓፍ በጃኻ ኣብዘይ ቦታኻ ኣቲኻ ንሰላም ውጻእ። ደሓር ከኣ እንታይ ፍርዲ ዘህብ ኣለካ?