ጨካን ሙዃን የድልየካ !

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 16 янв 2025

Комментарии • 2

  • @MebrahtuGebretinsae
    @MebrahtuGebretinsae 3 месяца назад +3

    ኣቐራርባኻ ስሓቢ ድምጽኻ ውን ንእዝኒ ዘይኹርኹሕ ህዱእ እዩ፣ ኣብ ትግሪኛ ዘለካ ውርጹጽነት ውን ዝሕመ ኣይኮነን፣ብትሕስቶ ዕምቖት መደብካ ግን ኣይዓገብኩን።ግዜኻን ጽዓትካን ኣህልኽካ ምስራሕካ ንዘይተርፈካ ግቡእ መጽናትዕቲ ኣጋይድካ ዓሚቕ ትሕስቶ ዘለዎም መደባት ክተቕርብ ይክኣል ነይሩ እዩ።ንኣብነት፣ ብዛዕባ ኒኮሎ ማካቪሊ መደብ ምስራሕካ ንዘይተርፈካ፣ ግዜ ወሲድካ ግቡእ መጽናዕቲ ኣጋይድካ፣ ሕመረት ፍልስፍንኡ ብዕምቖት ተረዲእኻ ንተራ ኣብ ፍልስፍና ብዙሕ ዕምቖት ዘይብሉ ሰብ ክርድኦ ብዝኽእል ኣገባብ ሓደ ብሓደ እንዳ ተንተንካ እንተ ተቕርቦ ዝያዳ ዝሓብን መሳጥን መኾነ ነይሩ።ንዓኻ ውን ልብካ ዝመልኣልካ ስራሕ መኾነ ነይሩ።
    ገለ ከም ምንጪ ወይ ኣብነት ክትወስዶም እትኽእል ናይ ዩቱብ ገጻት፣
    ብዛዕባ ዝተፋላለዩ ሓሳባት: www.youtube.com/@academyofideas
    ብዛዕባ ስነ-ፍልጠት: www.youtube.com/@domainofscience/videos
    ብዛዕባ ኮምፒተር: www.youtube.com/@BranchEducation
    ብዛዕባ ቁጽሪ፣ ፍዚክ: www.youtube.com/@3blue1brown/videos

  • @israelloveisraellove125
    @israelloveisraellove125 2 месяца назад +1

    በርትዕ ጽቡቅ ኣቀራርባ ሳብስክራይብ ጌርካ ኣለኹ
    ብዝተካእለካ ኣብ ፖለቲካ ዓድና ከይትኣቱ
    ከምዚ ዝበለ ታሪኻት ስለያዊ ታሪኻት ኣቅብርበልና ጽቡቅ ድምጺ ኣለካ