Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ይቀንየልና ሞኮንን ስለቲ ታሪኽ ኣቦ ሓጎይ ምዝንታውካ። ኣነ ወዲ ወዶም 'የ ኣቦ ሓጎይ ማሰኛ ምካኖም እንበር ወል ሓንቲ ኣይፈልጥን 'የ ኔረ።
Enqua hagoseka bro
Nay abohagoka werkawi tarik keteokubo feten kemzi behigi kerekeb ayekaalen eyu congra
Mekonen tesfay edmen tenan yhabka ms kulom sdraka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
ኣቦታትና መዘና ኣልቦ ቃላቶም ኣልማዛዊ ዩ ምኡዝ ከም ምዓር ወትሩ ተዘኪሩ ዝነብር
ብሓቂ ደስ ዘብል መደብ ፡እዚ ምስ ዝጠፈአ ኢዩ ፡ሰብ ቀደም ዝጠፍኡ ።
Thanks and great job! Greatly appreciated for giving life to our culture which is in a verge of disappearing.
Thanks ሞኬ ባህልና ከይጠፋእ ብትገብሮ ነመስግነካ keep it up bro 👍👍👍
ብጣዕሚ ንፉዕ መንእሰይ!ታሪኽን ባህልን ኣቦታትና ክንፈልጥ ዝገበርካ።keep going
ብስራሕካ ከመስግነካ እፈቱ
ኩቡር ኣቦ በረበራስ ከቦዶም ከምዚ ሎሚ ከይኮነ እወ ሰብ ወርቂ ቃላት ነበርኩም ❤
ብጣዕሚ የቐንየልና መኮነን ሓውና፡ በዓል ዓድና እዮም እዞም ደጀን ኣቦ፡ በዓል ምኩር ጥበብ ኣብ ማሰን መልቀስን ውን ብዙሕ ይሳተፉ ከም ዝነበሩ እዩ ዝንገር ብእዝኒ ከም ንሰምዖ ዛንታ
መምህር ናይ በሓቂ ማሃሪን፡ ጠቓምን፡ቐጽልዎ።
Good job teacher
ኩቡር ኣቦና በረበራስ ኮቦዶም ከምዚ ሎሚ ከይኮነ እወ ዘመን ብጥዕሙ ሰብ ወርቂ ቃላት ❤
I am always impressed not only by our great culture but your reading or presentation.
መምህር የቀንየልና ስለ ክሉ ትግብሮ ናይ ሀብታም ባህልና ምዒቃብ
Memhir, you are doing an excellent job in archiving and educating us, keep it up. Thank you
Who's this guy ?
እዞም ቡሩካት አቦታትና ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ቀጽሎ ኣጆካ ዘኹርዕ ስራሕ
ruclips.net/video/__wAIiXjugM/видео.html ዜና ዓወት ትግራይን / ማሰን መልቀሰን / ክልእን ንምስማዕ ሳብስክራይብ ይግበሩ ፡፡
Yekenyelna Memhr Mekonen Tesfay mesati akerarba.
Welcome መምህር መኮነን !!
Gggy
Thank you. Excellent message.
Kibrat yhablna Mokonen 🤝🤝👉👉👉💯🇪🇷🇪🇷
Wwww geramtin adey taim dehy
I love sbs radio 📻
bitami nemesgin memhir
ኣነ ብ ይፈልጦምየ። ቀደም ናይ ጥልያን ወተሃደር ስለ ዝነበሩ ደሞዎዝ ክወስዱ ን ኣስመራ ክመጹ ከለዉ ኣብ ገዛና ምሳና ይቅንዩ ነይሮም።ብጥልያንውን ማሰ ይብሉ ንይሮም እሞ ዝግ በሉ ክብሉና "ዝግ ደቶ" ይብሉና ስለ ዝነበሩ ኣቦይ ዝግደቶ ንብሎም ነይርና።ካብ መጠን ንላዕሊ ንፉዕ ማሰኛን ገጣሚን እዮም ነይሮም። ዘሕዝነኒ እቲ ኹሉ ዝነግሩና ዝነበሩ ታሪኽ ዘይምጽሓፍና
ኣብ ግዜ ከነዲ ዝተቐትለሉ ግዜ ግን ዝበልዎ ማሰ ቁሩብ ጎዲልዎ ኣሎ ይመስለኒ?
ruclips.net/video/__wAIiXjugM/видео.html ዜና ፡ ማሰ / ልብወለድ ፡ አዋናዊ ሓተታን ንምስማዕ ሳብስክራይብ ይግበሩ የቀንየለይ
Abti gize nastro nieru endyu alewu msana ktbl yhalfuka koynom enber.
ሰላም ኩቡር ሓው፡ መጽሓፍቲ ክጠልብ ደልየ ሲ ክትተሓባበረኒ ትክእል ዶ ኣበይ ከምዝረክብ? የቀንየለይ ካብ ሆላንድ።
Moka7842@gmail.com kitxhfeley tkeel eka.
👍👌
Bitami ye zemesgneka masen melkesin awlon kubr bahlna kinekbo eyu zelena
መምህር የቐንየልና
Waw thankyou
ጽቡቕ እዩ ብጣዕሚ ዝምስጥ እዩ
🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Grm Elal Memhrey Nebona Mengsti semay Nana selamn Mtekikabn yfterelna Ajoka kexlo Tesfa ygebr Ezom Abo Natom zwesede Kgedfulna
Welcome bro
welcome memhir
👌💪❤️👍
lovely bro
❤️🇪🇷✅ enda mesgena ena!
ኣሕ ኣብዚ እዋንዚስ ተወሊደስ ታሪኸይ ብጽሑፍ እንተዘዘንትዎስ ከመይኮን ንኤርትሬዊ ወለዶ ደስ ምበለ ።አንተኾነ ኣብ ስንፍላል ኢጣሊያ ን እንግሊዝ ን እመሪካን ኢትዮጵያ ን ተወሊደ ።ግንከ ዐደይን ዐዉደይን ከምዘይርስዕ እመኑ ኤርትራውያን ኢና በሀልቲ።መልሲ ምስ ወግሔ።የቀንየለይ።
Seyyyyyy ata Anes masea mara des yblni gida mlgab abyni
Niccc picc 🙏🙏
Wel come
Ta gitmi ke dea tay ya tanay enbasoyira
ኣየ ክእለት ኣቦና ባራምበራስ ከበዶም ይበል ብቅዓት፥ ኣታ ሎሚ ደኣ ንኣርዮስ ንጉስ ዓዲ ሃሎ ነዚ ዓባቅ ኢሰያስ ወዲ ብዳማ ገለ ዝብለሉ የለን?
Hii mokonen Tesfay tark xbuk gerka Tifelto dika Axum ab Edina hizinaya NB tigray ka kid kenemahadireka enay mmhdar tefieka alo
እቲ ዕለት ተገላብጥካ ኣሎ መም መኮነን 1884ክሳብ 1994 ክትብል ድኻ 94/84 ትብል ዘለኻ
ካብ 1894 ክሳብ 1984።90 ዓመት ጌሮም ።ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ግን ወዲ 110 ዓመት ጌሮም ማለት እዩ ኣይመስለንን።
1894_1984 eu
@@dunklesherz7179 ተረዲአካ ጌጋይ ተቀቢለ ኣለኹ ይቅረታ ካብ 1994 ክሳብ 1984 ዝበልካ እዩ መሰልኒ ይቅረታ ዲጊመ
ይቀንየልና ሞኮንን ስለቲ ታሪኽ ኣቦ ሓጎይ ምዝንታውካ። ኣነ ወዲ ወዶም 'የ ኣቦ ሓጎይ ማሰኛ ምካኖም እንበር ወል ሓንቲ ኣይፈልጥን 'የ ኔረ።
Enqua hagoseka bro
Nay abohagoka werkawi tarik keteokubo feten kemzi behigi kerekeb ayekaalen eyu congra
Mekonen tesfay edmen tenan yhabka ms kulom sdraka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
ኣቦታትና መዘና ኣልቦ ቃላቶም ኣልማዛዊ ዩ ምኡዝ ከም ምዓር ወትሩ ተዘኪሩ ዝነብር
ብሓቂ ደስ ዘብል መደብ ፡እዚ ምስ ዝጠፈአ ኢዩ ፡ሰብ ቀደም ዝጠፍኡ ።
Thanks and great job! Greatly appreciated for giving life to our culture which is in a verge of disappearing.
Thanks ሞኬ ባህልና ከይጠፋእ ብትገብሮ ነመስግነካ keep it up bro 👍👍👍
ብጣዕሚ ንፉዕ መንእሰይ!
ታሪኽን ባህልን ኣቦታትና ክንፈልጥ ዝገበርካ።
keep going
ብስራሕካ ከመስግነካ እፈቱ
ኩቡር ኣቦ በረበራስ ከቦዶም ከምዚ ሎሚ ከይኮነ እወ ሰብ ወርቂ ቃላት ነበርኩም ❤
ብጣዕሚ የቐንየልና መኮነን ሓውና፡ በዓል ዓድና እዮም እዞም ደጀን ኣቦ፡ በዓል ምኩር ጥበብ ኣብ ማሰን መልቀስን ውን ብዙሕ ይሳተፉ ከም ዝነበሩ እዩ ዝንገር ብእዝኒ ከም ንሰምዖ ዛንታ
መምህር ናይ በሓቂ ማሃሪን፡ ጠቓምን፡ቐጽልዎ።
Good job teacher
ኩቡር ኣቦና በረበራስ ኮቦዶም ከምዚ ሎሚ ከይኮነ እወ ዘመን ብጥዕሙ ሰብ ወርቂ ቃላት ❤
I am always impressed not only by our great culture but your reading or presentation.
መምህር የቀንየልና ስለ ክሉ ትግብሮ ናይ ሀብታም ባህልና ምዒቃብ
Memhir, you are doing an excellent job in archiving and educating us, keep it up. Thank you
Who's this guy ?
እዞም ቡሩካት አቦታትና ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ቀጽሎ ኣጆካ ዘኹርዕ ስራሕ
ruclips.net/video/__wAIiXjugM/видео.html ዜና ዓወት ትግራይን / ማሰን መልቀሰን / ክልእን ንምስማዕ ሳብስክራይብ ይግበሩ ፡፡
Yekenyelna Memhr Mekonen Tesfay mesati akerarba.
Welcome መምህር መኮነን !!
Gggy
Thank you. Excellent message.
Kibrat yhablna Mokonen
🤝🤝👉👉👉💯🇪🇷🇪🇷
Wwww geramtin adey taim dehy
I love sbs radio 📻
bitami nemesgin memhir
ኣነ ብ ይፈልጦምየ። ቀደም ናይ ጥልያን ወተሃደር ስለ ዝነበሩ ደሞዎዝ ክወስዱ ን ኣስመራ ክመጹ ከለዉ ኣብ ገዛና ምሳና ይቅንዩ ነይሮም።
ብጥልያንውን ማሰ ይብሉ ንይሮም እሞ ዝግ በሉ ክብሉና "ዝግ ደቶ" ይብሉና ስለ ዝነበሩ ኣቦይ ዝግደቶ ንብሎም ነይርና።
ካብ መጠን ንላዕሊ ንፉዕ ማሰኛን ገጣሚን እዮም ነይሮም። ዘሕዝነኒ እቲ ኹሉ ዝነግሩና ዝነበሩ ታሪኽ ዘይምጽሓፍና
ኣብ ግዜ ከነዲ ዝተቐትለሉ ግዜ ግን ዝበልዎ ማሰ ቁሩብ ጎዲልዎ ኣሎ ይመስለኒ?
ruclips.net/video/__wAIiXjugM/видео.html ዜና ፡ ማሰ / ልብወለድ ፡ አዋናዊ ሓተታን ንምስማዕ ሳብስክራይብ ይግበሩ የቀንየለይ
Abti gize nastro nieru endyu alewu msana ktbl yhalfuka koynom enber.
ሰላም ኩቡር ሓው፡ መጽሓፍቲ ክጠልብ ደልየ ሲ ክትተሓባበረኒ ትክእል ዶ ኣበይ ከምዝረክብ? የቀንየለይ ካብ ሆላንድ።
Moka7842@gmail.com kitxhfeley tkeel eka.
👍👌
Bitami ye zemesgneka masen melkesin awlon kubr bahlna kinekbo eyu zelena
መምህር የቐንየልና
Waw thankyou
ጽቡቕ እዩ ብጣዕሚ ዝምስጥ እዩ
🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Grm Elal Memhrey Nebona Mengsti semay Nana selamn Mtekikabn yfterelna Ajoka kexlo Tesfa ygebr Ezom Abo Natom zwesede Kgedfulna
Welcome bro
welcome memhir
👌💪❤️👍
lovely bro
❤️🇪🇷✅ enda mesgena ena!
ኣሕ ኣብዚ እዋንዚስ ተወሊደስ ታሪኸይ ብጽሑፍ እንተዘዘንትዎስ ከመይኮን ንኤርትሬዊ ወለዶ ደስ ምበለ ።አንተኾነ ኣብ ስንፍላል ኢጣሊያ ን እንግሊዝ ን እመሪካን ኢትዮጵያ ን ተወሊደ ።ግንከ ዐደይን ዐዉደይን ከምዘይርስዕ እመኑ ኤርትራውያን ኢና በሀልቲ።መልሲ ምስ ወግሔ።የቀንየለይ።
Seyyyyyy ata Anes masea mara des yblni gida mlgab abyni
Niccc picc 🙏🙏
Wel come
Ta gitmi ke dea tay ya tanay enbasoyira
ኣየ ክእለት ኣቦና ባራምበራስ ከበዶም ይበል ብቅዓት፥ ኣታ ሎሚ ደኣ ንኣርዮስ ንጉስ ዓዲ ሃሎ ነዚ ዓባቅ ኢሰያስ ወዲ ብዳማ ገለ ዝብለሉ የለን?
Hii mokonen Tesfay tark xbuk gerka
Tifelto dika Axum ab Edina hizinaya NB tigray ka kid kenemahadireka enay mmhdar tefieka alo

Welcome
bro
Welcome bro