ስዕረት ህወሓት ንትግራይ ከይልክማ እንታይ ንግበር? ቃልሲ ሓዱሽ ወለዶ ከይጭወ! ብመርስኤ ኪዳን

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 6 янв 2025

Комментарии • 29

  • @senaymichealay7453
    @senaymichealay7453 2 дня назад +2

    Great media... Pls keep it up

  • @jemalmohammed863
    @jemalmohammed863 День назад

    ጊደይ ጎበዝ ። ብምርትዕ ! መርስኤ ለ ድሕር ብዙሕ ግዘ ርኢናካ ግዜ እዚ ለጥፍእ ግዘ የኾነይ ጠንኪርኻ ስራሕ ።

  • @sertsegebremeskel4942
    @sertsegebremeskel4942 2 дня назад +1

    እንኳዕ ደሓን መፃኻ ሓው መንእሰይ(ወሬዛ) መርስኤ ኪዳን::

  • @hiabyemane
    @hiabyemane 2 дня назад

    #Well_Done!

  • @momonatube5905
    @momonatube5905 2 дня назад +2

    እዚ ወዲዚ ናይ ጉጅለ ኣደመ ደጋፍን ተሓላቅን እዩ። ካብዚ መፍትሒ ኣይንፅበን።

  • @ftsumbrhanberha3803
    @ftsumbrhanberha3803 2 дня назад +1

    👍👍👍

  • @AlemAtsbiha
    @AlemAtsbiha День назад

    ድምፁ ለማስ ርእሱ ለማፅ ዝኾነ ዕሱብ ወናኒ ሚድያ አክሱማውያን ናይ ብሓቂ ላህማም ዘይምስጥ

  • @kahsayghezehegn8092
    @kahsayghezehegn8092 2 дня назад +1

    We are worrying if tplf fails it's consequence...not about people in tplf party...na tselaeti agenda teshekemti.

  • @tesfayegebre7706
    @tesfayegebre7706 2 дня назад +3

    ግደይ: ሕቶ ኣሕጺርካ ዘይተቅርብ? እቲ ጋሻኻ ዕድል ሃቦ::

  • @SamuelTesfay-m8x
    @SamuelTesfay-m8x 2 дня назад +1

    መርስኤ ብይባቤ ምስተስዓረ (ኣብ ኣክሱማውያን) ተስፋ እየ ቆሪፀሉ። ሐዚውን ጉጅለ ኣደመን ናይኒ ጌታቸው ሕጋዊ ውድብ ህወሓትን ከመዓራሪ ምፍታኑ ፣ መርስኤ ናፍቲ ናይ ድሕረት ካምፕ ክሕወስ ዝደለየ ይመስል።

  • @GoytomGobezay
    @GoytomGobezay 2 дня назад +1

    መርሲኤ ዝብሃል ወዲ ግን ደንቆሮ እዩ መስለኒ

  • @russombaynesagn1266
    @russombaynesagn1266 2 дня назад +1

    🌹🇪🇷💪🏿🌹💪🏿🇪🇷🌹💪🏿🇪🇷🌹💪🏿🇪🇷🌹💪🏿🇪🇷🇪🇷🌹💪🏿🇪🇷✌🏿✌🏿✌🏿✌🏿✌🏿🇪🇷🇪🇷

  • @stevegheb5148
    @stevegheb5148 День назад

    Be-al Beles

  • @zerayaflegne3557
    @zerayaflegne3557 2 дня назад +3

    ኢሳያስ "ወያኔ Game Over” ዝበሎ እማን ኮይኑ: የዋይ እኳ ናብ ታኣማኒት "ደምሕት" ይቕይራ ኣሎ:: እታ ናይ ቐደም እማ ሳላ ሞላ ኣስጎዶም ተበቲና:

  • @stevegheb5148
    @stevegheb5148 День назад

    Hope TPLF would suggest Eritreans lead Tigray

  • @abrahamdesta2211
    @abrahamdesta2211 2 дня назад +1

    ኣንቀፍቲ ዳ ኣደመ ብግልጺ ከምዘይሰርህ ላገበሩ ደመዝ ክኸፍሎም ይግባእ ዲዩ ትብለኻ? ለውጢ የብሉይ ጌታቸው ትብል ለለኻ ባእሉ ፓርቲን መንግስቲ ምፍላይ ህዚ ዝካየድ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ጌታቸው ውጺኢት ዶ ኣይኮነም ? ኩሎም። ሃደ ኢዮም ሸፈጥ ኢያ ።ናብ ምርጫ ዘዳሊ ዩ ። ተጋሩስ ከምዚ እድል ረኺቡ ኣይፈልጥን። ምድጋፍ ኣዮኻ በርትእ ክንብል ይግበአና ።

  • @temesgen-j9v
    @temesgen-j9v День назад

    ኣብ ጎኒ ህዝብን መንእሰይን ደው ዝበለ ንለውጢ ዝተግህ ሚድያ

  • @mebrahtugebrwubet
    @mebrahtugebrwubet 2 дня назад +2

    No more war pro Abiy (oromo) or Isayas ( eritrea) all are evil doers ( genociders) up on Tigray people which is still going on.

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 2 дня назад

    ኣክሱማውያን ሚድያ ከም ትግራይ ሆራይዞንን ካልኦትን ህዝባውነትኩምን ዴሞክረትነትኩም ብዙሕ ትግራዋይ እናተገንዘበ መፂኡሎ።
    ኣብኣርእትኹም ዘሎ ሕቶ መልሰይ ድማ ህወሓት ማለት ነዚ ሕዚ ትግራይ ዝሕምሳን እናቐበራ ዝመፀት ትግራይ ዘመሳስል ነገር ካብ 93 ዓ/ም ኔርዎ ኣይፈልጥን ትግራይ ብዘይ ናይ ኢሳያሳዊ ስብሓት ነጋ ኢትዮጵያኒስት ሸዋዊ ኔትዎርክ ወፄኢ ዓቕሚ ኸምዘለዋ ኣብ ቅድሚ ዓለም ኣረጋጊፃያ ሕዚ ናይ ትግራይ ሽግር ሽሙ ናይ ትግራዋይ ተግባሩ ሸዋዊ ኔትዎር እንተተሳዒሩ 80% ሽግር ትግራይ ክቕንጠጥዩ። ድሕሪ ስለትግራይ ዝሓስብን ዝውድብን ዘማዕብል ውድብ ኮይኑ ዘይፈልጥ እንታይ ዝጎድለና ነገር ክህሉ እንትረፎ መከራና ምሕፃርን ብቐሊሉ እህን ሚሂን ተባሂልና ብቐሊሉ ሽግር ምፍታሕን

  • @wediofla3230
    @wediofla3230 2 дня назад

    From the comfort of your homes, you guys are working to create anar.chy in Tigray.
    Instead of telling the youth to be creative and rebuild Tigray, you are telling them to establish small factions and confr.ont each other.
    Abiy must love you.

  • @kahsayghezehegn8092
    @kahsayghezehegn8092 2 дня назад +1

    Some people like.ypu always focus on their ego. Weird. Mehiferti. They dont care about people, millions displaced, killed, and identity. They worry about their belly. Time will tell us! They are begging Pp. Kebdamat. They couldn't see an inch away. Kedeat....

  • @Gebray7
    @Gebray7 2 дня назад

    Gidey you interrupt your guests a lot. You are not listening. And your questions are monologue of your own opinion

  • @russombaynesagn1266
    @russombaynesagn1266 2 дня назад +1

    👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 2 дня назад +1

    ግደይ ተስፋይዝብሉኻ በካዕ ወድሸርሙጣ እዚ ሚድያ ከም ሚድያ ከም ሚድያ ተጠቐመሉ ሞንጎኛ እንተትኸውን ይሐሽ ንስኻን ከማኻን ዝበሉ በሳንዕ ኣብ ሓደ ውድብ ፀርፍን ፀለመን ንኩሉኩም ፅቡቕ ኣይኮነነን ረሳሓት

  • @aregawigidey9364
    @aregawigidey9364 2 дня назад

    ቂቂቂ‼️
    ነገር ቆልዓ! ግደይ ዝብሉዎ ግናይ ሰብ መሃይምነቱ ዘቃልዕ ሚድያ ፈጢሩስ ኣብ ሚድያስ አደመ እናበለ ናይ ኣብ ፌስቡክ ጓሶት ዝፅሕፉዎ ናይ በለካ ለኽዐካ ወረ ይዛረብ ይውዕል። ዘይምምሃር እኮ አፀጋሚ'ዩ። ብዘይ ምንም ዲፕሎማ/ዲግሪ ጋዜጠኛ እንትትከውን ዝበሃልን ዘይበሃልን ካበይ አምፂእኻ ትፈልጦ😂😂

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 2 дня назад

    ኣክሱማውያን ሚድያ ከም ትግራይ ሆራይዞንን ካልኦትን ህዝባውነትኩምን ዴሞክረትነትኩም ብዙሕ ትግራዋይ እናተገንዘበ መፂኡሎ።
    ኣብኣርእትኹም ዘሎ ሕቶ መልሰይ ድማ ህወሓት ማለት ነዚ ሕዚ ትግራይ ዝሕምሳን እናቐበራ ዝመፀት ትግራይ ዘመሳስል ነገር ካብ 93 ዓ/ም ኔርዎ ኣይፈልጥን ትግራይ ብዘይ ናይ ኢሳያሳዊ ስብሓት ነጋ ኢትዮጵያኒስት ሸዋዊ ኔትዎርክ ወፄኢ ዓቕሚ ኸምዘለዋ ኣብ ቅድሚ ዓለም ኣረጋጊፃያ ሕዚ ናይ ትግራይ ሽግር ሽሙ ናይ ትግራዋይ ተግባሩ ሸዋዊ ኔትዎር እንተተሳዒሩ 80% ሽግር ትግራይ ክቕንጠጥዩ። ድሕሪ ስለትግራይ ዝሓስብን ዝውድብን ዘማዕብል ውድብ ኮይኑ ዘይፈልጥ እንታይ ዝጎድለና ነገር ክህሉ እንትረፎ መከራና ምሕፃርን ብቐሊሉ እህን ሚሂን ተባሂልና ብቐሊሉ ሽግር ምፍታሕን