ሰበር ፣ "ረብሻ ህወሓት ኣብቂዑ ኣሎ" ወዲ ወረደ | ንግዝያዊ ምምሕዳር ሓዱሽ ብስራት ኣስሚዑ | ምሉእ መግለፂ ጀነራል ታደሰ ወረደ | ታህሳስ 27/2017

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 7 янв 2025

Комментарии • 69

  • @TsiwaMebrahtu
    @TsiwaMebrahtu День назад +1

    ኣታ ነዚ መግለፂ ክሳዕ ዝውዳእ ብዓቅሊ ዘዳምፅ ጋዜጠኛ ፅንዓት ይሃበልና

  • @mulugetarayaw2233
    @mulugetarayaw2233 2 дня назад +4

    ምብትታን ህወሓት ትንሳኤ ህዝቢ ትግራይ እዩ።❤❤❤

    • @mulualemayehu6576
      @mulualemayehu6576 2 дня назад

      ይበትንካ ህወሓት አይትብተንን

    • @WIZBiniboy
      @WIZBiniboy 2 дня назад +1

      ክትሰርቅ ድዩ ወይ ድማ ዘሰረቅካዮ ሰለዘለካ ድዪ ብሕጊ ንከይትሕት ድዩ ክንድዚ ሃተፈተፈ ዘበለካ ዘሎ። ደቂ ሰረቅቲ ግምት ሕረር በል እምብር ተፈቲኑ እታ ሓቂ ሒዙ ክዉፅእ አዩ።

    • @WIZBiniboy
      @WIZBiniboy 2 дня назад

      ትግራይ ንተጋሩ ጥራሕ። ንዓሌት ኣድጊ ንፅይፈ

  • @HaftomKahsae
    @HaftomKahsae 2 дня назад +2

    ገሉፂ ዘዩከነ መገለፂ

  • @bereqeberhe4911
    @bereqeberhe4911 2 дня назад +1

    ኣዝዩ ዘሕዝን ህላወ ትግራይ

  • @AmahaAraya
    @AmahaAraya День назад

    ለከስ ከምዙይ እናበልኩም ኢኩም ትመርሑና ነይርኩም ፅንዓት ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ

  • @Berihuhaile-c1l
    @Berihuhaile-c1l 2 дня назад +4

    አንታ ሐወይ እቲ ፀገምኹምንደጊምኻ አይትዘረብ መፍትሒእንዶተዛረብ ።እንታድጉዱእዪ መሕዘንቲ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @MekonnenYaregal
    @MekonnenYaregal 2 дня назад +1

    እወ ይአክል ይአክል ልልል

  • @kibreablegesse1430
    @kibreablegesse1430 2 дня назад

    እቲ ትገልፆ ዘለኻ ዝነበረ ፀገም ኩሉ ትግራዋይ ዝፈልጦ ኢዩ ኣብዞም ልዕሊ መፀገምቲ ህዝቢ ትግራይ ዝተወሰደ ስጉምቲ ቀልጥፍካ ተትገልፆ ዝሓሸ ኢዩ ክሳብ ሕጂውን ክፀንሕ ኣይነበሮን።

  • @YemaneHalefom-ru2xi
    @YemaneHalefom-ru2xi 2 дня назад

    ዕርቂ እንደርታ ገይርዎ

  • @SedezeEsztr
    @SedezeEsztr 2 дня назад

    ኡኡኡኡኡኡኡ ወዲ 27 ዓመት እየ ክልተ ዓመት አብ ቃልሲ ፀኒሐ ሕዋሓት እዚኣ ፀገም ፈቲሒና አለና ደስ ይበልኩም ዝብል ዜና አብ መዋእለይ አይሰማዑኩን ኩሉሻዕ ፀገም ንፈቲሕ ኢና ንፈትሕ ኢና ክንፈቶሓ ኢና ክንርእዮ ኢና ጥራይ ኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡ ንባዕለይ ከጥፍእ አብምፍታን እየ ኡኡኡኡኡኡኡኡ

  • @tesfakirosmirach3948
    @tesfakirosmirach3948 6 часов назад

    ግምት : ጠላም መሬት ትግራይ ዝሸጠ

  • @nyohannes6085
    @nyohannes6085 2 дня назад

    ግልጺ ዘይኮነ መግለጺ

  • @AbrhaHailu-q7j
    @AbrhaHailu-q7j 2 дня назад +1

    ኣታ ትዐግስትና ኣወዲእኹሙና ማሓሩናይ ቤዛኹም ስለ ሓልኹም ቤዛኹም

  • @TeddyNegash-o1t
    @TeddyNegash-o1t 2 дня назад +1

    ጥንኩር ቃላት ጥንኩር መምርሒ ተፀቤ ኔረ ግን ዕንክሊል ዝበዝሖ መደረ

    • @mulualemayehu6576
      @mulualemayehu6576 2 дня назад

      ታደሰ ወረደ እኮ ዒንክሊል እዩ ዘረባ ወታደር አይመስልን

  • @lttlite157
    @lttlite157 2 дня назад

    ወይ ከም መንግስቲ ወይ ድማ ከም መራሒ ሰራዊት ትርር ዝበለ መምርሒ ኣውርድ

  • @focus.15
    @focus.15 2 дня назад +3

    ሕቶ ህወሓት ህዝባዊ ሕቶ እዩ ስለዚ ህዝቢ ይስዕር

    • @bereqeberhe4911
      @bereqeberhe4911 2 дня назад

      ህወሓት ከም ኩሎም ኣብዛ ምድሪ ዘለው ሰልፍታት (ውድባት) ሓደ ዓይነት ፖሎቲካዊ ኣረኣእያ ዘለዎም ሰባት ዘቖምዎ ጥርናፈ(ውደበ) ድኣ እምበር ናይ መላእ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ኣይፈልጥን። ንዘንቲ እለት ውን ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ። እዚ ብፍጹም ዘኢይቅየር ተጥራዊ ሕጊ ኢዩ።

    • @lttlite157
      @lttlite157 2 дня назад

      ህዝቢ ማለት ንስኻ እነተመሲሉካ እንድዒ

  • @AlemsegedTsegay
    @AlemsegedTsegay 2 дня назад

    ታደሰ ውልቀ ሰብ እዩ ህወሓት እውን ኣይኮነን

  • @mussieabraha2014
    @mussieabraha2014 2 дня назад

    ፖለቲከኛታት ትግራይ ነብሰቅትለት (ዓርሰቅትለት) የካይዱ ኣለዉ። ኣዝዩ ብዘሕዝን መልክዑ ንትግራይ ናብ ደልሃመት ይሸምዋ ኣለዉ።
    ኣብ ታሪኽ ትግራይ ከምዚ ዓይነት ናይ ውድቀት ናይ ስልጣን ውዽድር ንመጀመርትኡ ኣይኮነን። ድሕሪ ውድቀት ሃጸይ ዮውሃንስ ብተደጋጋሚ ናይ መሳፍንቲ ናይ ስልጣን ሸኩቻ ተራእዩ፡ ከምውጽኡቱ ድማ ንትግራይ ናብ ናይ መዋእል ድኽነትን ውድቀትን ሸሚሞማ።
    ኣዝዩ ብዘገርምን ብዘሕዝንን መልክዑ ተመሳሳሊ ታሪኽ ይድገም ኣሎ።

  • @TeklitGirmazion
    @TeklitGirmazion 2 дня назад

    ህዝቢ ትግራይ ንውግእ ሓድሕድ ተዳሎ ግን ኣብ ጎኒቲ ኣነ ዝመርሖ ግዝያዊ መንግስቲ ኩኑ! ጀነራል ታደሰ!

  • @AmahaAraya
    @AmahaAraya День назад

    ቅንዕና ስለ ዘየብልካ እምበር ህወሓት ንምፍራስ ስለ ዝኮነ እዩ እቲ ፃዕሪስለዚ ህወሓት መረፃ ዘቅረበቶ ሓላነቱ አብዘይ ተዋፀአ ግዜ ድማ ካሊእ መረፃ ናይ ምቅራብ መሰላ እዩ ግን ዳኛ መን እዩ ግዝያዊ መንግስቲ መን እዩ ግልፂ እዩ አይት ሓሙስና ብሽም ሀወሓት ማንም ክሽቅጥ የብሉን ናይ ህወሓት ቅዋም ፍሉጥ እዩ

  • @tekegebrelibanos1062
    @tekegebrelibanos1062 2 дня назад

    1.ትዝርብ ዝሓገየ ግን ዘይትግበር እዩ
    2. ግዜ ዘናውሕ ን ስልጣን ዝሓዘ ንካልእ ዘጥቀዐሉ ኩነታት ምፍጣር እዩ።
    3. ብፂሒት 51% ምውሳን ግዴታ ኮይኑ እናሃለወ ንባዕሉ ዓራቃይ መሲልካ ምጥቅላል እዩ ዝረአ ዘሎ ብሰራዊት ተወሲኑ እንተኾይኑ።
    1. ክልተ ውድብ ከምዘሎ ዝግበር ዘረባ ሕገ ደምቢ ውድብ ምጥሓስ እዩ ። ብቻ

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 2 дня назад

    Birrrrr tejebelu wengelegna neq

  • @WIZBiniboy
    @WIZBiniboy 2 дня назад

    ዓንጎልጎል እንዶ ኣይትብል ድለይ ለዉጢ መንእሰይ ኣሎ ትብል ኣለካ ኩሉ ደላይ ለዉጢ እዩ። ግን መጀመርያ ለዉጢ ኣይኮንን ዘድሌና ንዓና ። ንዓና ዘድሌና ግዘኣትና ምምላሰ ተመዛብልቲ ህዝብና ናብ መረበቶም ምምላሰ ጀኖሳይድ ዘፈፅመ ኣካላት ምሰ ተሓታቱ ህዝብና ብመንግሰቲ ኢ/ያ መትከሊ እግሪ ምሰ ሃብ ብሓፈሸኡ ትግራይ ናብ ዘነበረቶ ቦታ ምሰተ መለሰት ናይ ለዉጢ ሕቶ ይድሌና ኢልና እዩ descistion እንተገብርና ፅብቅ እዩ። እንተ ሕጂ ግን ለዉጢ የድለይና ዝባሃል ዘረባ ዓሸካዓላል ኮይኑ ዘሰምዕኒ ብወገነይ።

  • @GebremichaelTareke
    @GebremichaelTareke 2 дня назад +1

    ሕወሓት ራብሻ ኣብቂዑ ትብል ከምኡ ኣይበለን፡ከማኻ ፈስፋስ ሓሳዊ ኣይረአኹን

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 2 дня назад

    Tigray in 11th hour, time to act

  • @YosyefYosyef
    @YosyefYosyef 2 дня назад

    መወዳእታ ትግራይ እንታይ ትኩን ኣነ ብወገነይ 2ኦም መራሕቲ ኣዊርድካ ሓዱሽ መራሕ ይመሲረት

  • @ደከመኝልተኛ
    @ደከመኝልተኛ 2 дня назад

    ከም ናይ ደብረጽዮን ዘረባ ናይ ጀነራል ታደሰ ዘረባ ስልቺው እዩ ዘብል ህወሓት ከም ፓርቲ ክቕጽል የብሉን ዝብል ኣይነበረን የለንውን ህወሓት ፓርቲ ኮይኑ መንግስታዊ ኣመራርሓ ክእዝዝ ክሸይም ከባርር መሰል የብሉን እዩ ህወሓት ከም ፓርቲ ዕደና ማዕድን መሰል የብሉን እዩ እቲ ሕቶ ፖለቲካ ፍታሕ ማለት ናይ ጸጥታ ኣካል ዓዲ ንዝሕምሱ ውለቀሰባት ኾኑ ተወደቡ ክኣስር ከእግድ ኣይግባእን ድዩ? ወዲ ወረደ ከምጀነራልውን ክዛረብ ነይርዎ ካበይሞ የምጽኦ?

  • @A.abraha3712
    @A.abraha3712 2 дня назад

    ወዲ ወረደ እቱ ሰልጣን ወንበር ንሙሁራት አርክቦም ሸግር አሎ ክትዛረብ አይትሐፍርን

  • @gideonasress7484
    @gideonasress7484 2 дня назад

    BEGI-E EEEEEE KIBL MADE ME SLEEP STOPPED HEARING BEFORE THE POINT

  • @Assefa-jb4fq
    @Assefa-jb4fq 2 дня назад

    Tahite werika tadss wered

  • @AbebaGuwalMekelle
    @AbebaGuwalMekelle 2 дня назад

    ጎታት ኝኝ ወረዳታት ለያቡ

  • @FantahunTesfay
    @FantahunTesfay 2 дня назад +1

    ሐንቲ ቁምነገርን ግልፅነት ዘይብሉ ገላፃ ኣብ ኣብ እንክሊል ወዲእዋ ሃሳቡ ዘይንስካትኩም መን ናብ ሺግር ኣውድቁና ድኩማን ጀነራላት.

  • @yonaskidane9179
    @yonaskidane9179 2 дня назад

    እእእእእእ እእእእእእ እእእእእእ 😂😂😂😂😂😂

  • @Wellaitay
    @Wellaitay 2 дня назад +1

    Ayzokum Raya Tembien Enderta.

    • @WIZBiniboy
      @WIZBiniboy 2 дня назад

      ✈️✈️✈️ ጌርካ ሓመድ ምሰታይኩም ድቂ ድረጊ

    • @Wellaitay
      @Wellaitay 2 дня назад

      @
      Esti Arifka teqemet hizi zebena eyu

  • @AmanualTesfay-i9j
    @AmanualTesfay-i9j День назад

    Ymechka

  • @ደከመኝልተኛ
    @ደከመኝልተኛ 2 дня назад

    እታ መፍትሒ ክልቲኦም ተባርሮም ኣነ ፕሬዝደን ኮይነ ክዕረይ እዩ ዲያ?🤣

  • @jemalseid5728
    @jemalseid5728 2 дня назад

    Way gud
    Way gize
    Way amerarha
    Solution zebehal yelen ??
    Anta meles Tse endo bejakha

  • @ZekariasSolomon-m3b
    @ZekariasSolomon-m3b 2 дня назад

    ኣቢይ ኣሕመድ ፡ " ወይ ተንበርኪኽካ ሰጥ-ለበጥ ኢልካ ጉምብሕ ጥልዕ ትብል ፣ እንተዘየሎ ዳግም ትቕጥቀጥ " ንዝበሎ ቃሉ ፡ ንታደሰ ወረደን ጌታቸውን ጻድቃንን ሒዙ ዘተግብር ዘሎ ፡ ቀሊል ሰብ ከም ዘይኮነ ብተግባር ኣመስኪሩ ኢዩ ።

  • @BazeneyDesta
    @BazeneyDesta 2 дня назад

    አንክሊል ዚኮነ ዘረባ ካብ ናይ ኣዛዚ ሰራዊት ዘይትግምቶ

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 2 дня назад

    Abyi bariat

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 2 дня назад

    Ethio giosderi

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 2 дня назад

    General Tadese tsibuk ayitewasaekan nezom kilite hayli biselam yikun bihayli waka adeb kihizu neruwom. Adeb silezeyhizu kieseru ewn neruwom mikn8atu bisenkom kindey rebha tigray tefiun bakinun eyu koynu. Tigray riesa entekbira tiray eya selam tirekib entezeykone n8gili tekmi kitibil nihizbi mibidal gibue ayineberen kifeshil ayineberon hayli tetekimka mis bitsotka aziu biziwahkele mengedi kitialiuwo nerikum.
    Awriduwom kab siltan entedia adlayi koynu bebimoyaom kiserhu giberu entezeykoynu kali kifiter ayikielin eyu.

  • @MulugetaTeklu-f2x
    @MulugetaTeklu-f2x 2 дня назад

    ታሪኸ ትንተና አየድልዮን ፍታሕ እንተ ሀልዩካ ተዛረብ እንተዘይኮነ ዘርባዕባዕ እዩ

  • @BazeneyDesta
    @BazeneyDesta 2 дня назад

    ብሃይሊ ካብ መረበቱ ናይ ዝተፈናቀለ ህዝቢ ሰራዊት ኣይምልክቶን ድዩ? ግዝያዊ ምምህዳር ዪመኣራረ አዩ ዚበሃል ዘሎ። ቀዋሚ መንግስቲ ኣይኮነን። መንግስቲ ንክህሉ የምቻቹ፡ ሪስትራክችሪንግ ናቱ ስራህ ኣይኮነን

  • @AmahaAraya
    @AmahaAraya День назад

    ዝኩለይ መግለፂታትካ በብዕለቱ ተፈናቀልቲ ክምለሱ እዮም እትብሎ ዝነበርካ ዳአ ናበይ አትዩ ለካስ ኩሉኹም ሓሰውቲ ኢኩም ሓቂ ተዛረብካ ሓሶት ዝአምነካ የለን እምነት አጉዲልካ ንምንታይ

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 2 дня назад

    Tebae sigumti wisedelom eziom lieli hizbi tigray ayikonun awiridom kulom kiwerdu alewom wiredu belom nifue entekonka n8sika mengogns eka zeleka silezi keydu keydu abakan kaliotin eya wedika Tigray.

  • @AmahaAraya
    @AmahaAraya День назад

    ሎምስ ጉድ እዩ ከምዙይ ዲኻ ኾይነካ ዘረባ ጠፊአ

  • @girmayalemayehu9187
    @girmayalemayehu9187 2 дня назад

    ከሐዲ ኢኻ ። ሰብ መሲልካ ሀተውተው አይትበል ። ናይ ዓቢይ ሓደራ ተቐቢልኩም ትግራይ ተገዛኢት ንምግባር እትንቀሳቐሱ ዘለኹም ተንበርከኽቲ ጉጅለ ብፍቓድኩም ብሕጹፅ ካብ ሥልጣንኩም ውረዱ ። እንተዘይኮይኑ ግን.......

  • @abisolomasfha3131
    @abisolomasfha3131 2 дня назад

    Wayway atayo lekat nska eka ab kltiom thmzuk eneka wesin edo zneka hasas

  • @mezmurebirhan8711
    @mezmurebirhan8711 2 дня назад

    እሞ እዚ ኹሉ ፀገም ፀብፂኩም እንታይ እዩ እቲ ፍታሕ?እዚ ህዝቢ ክበታተን ድዩ ተፈሪድዎ?

  • @WerwerTube
    @WerwerTube 2 дня назад

    እቲ ፖለቲካዊ ሸቀጥ መራሕቱ ባዕልኹም ኢኹም

  • @AlexAber-t8e
    @AlexAber-t8e 2 дня назад

    yemot mot.new fideral.megbat tigray kulukum. hammkum.alekum.nihzbkum.hsebu tarik atebalashw

  • @tekle1975
    @tekle1975 2 дня назад

    ሓሰውቲ

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 2 дня назад

    666 were leba