Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ቃለ ህይወት የስምዓልና ክብር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤❤❤ይቅርታ እና ብፅሕፍ ገበረልና ምስ ይቅርታ ዝሓወይ
እዚ ትምህርቲ ናዓይ እዩ ኣብ ተግባር ከውዕሎ አምላክ ይሓግዘኒ ኣነ ብብዙሕ ድክምቲ እየ በሪ ዝረከበ ጸላኢ ሰናይ ከኣ ኣብ ጥዕናይ ዕድመይ ገንዘበይ ኣትዩ ይጸወተለይ ኣሎ ሓቂ ዘረባ ከምዚታት ሞቁጸርያ ይጠራጠር እየ ነረ ማለት ብጾም ጸሎት እምበር ብከምዚ ከመይ ኢሉ ይወጽእ ኢለ ብዙሕ ኣይኣምነሉን እየ ነረ ሀዚ ግን ተንኮል ሰይጣን ዶ ይከውን ዘጠራጥረኒ ዘሎ ኢለ ሓሲበ ንጥርጣረይ ብእምነት ክስዕሮ ወሲነ ሓደራ ኣብ ጸለትኩም ወለተ ተክለሃይማኖት ኢልኩም ሕሰቡኒ 😢
ከማኪ ኔረ አጆኪ በርትዒ ሰይጣን ከአ አባና ተስፋ አይቆርፅን ዩ ጉሩብ እውን አሎ እዩ ጸሎት መቁጸርያ ስግደት አሎ ንዒ
@@Channel-qe9mn ብከመይ ክረክቦ ይክእል
@@ጓልዓጋመእየ ስልክኪ ጸሓፍለይ ቀልጥፍኪሞ ከእትወኪ ካብኡ ትድልትዮ
ክብርቲ ጥርጣረውን ናቱ እዩ ኣዳልሞቴ ዝበሃል እምነትና ዘለውጥ ናይ ምጥርጣርና ንዩ ኣጅኩ በርትዒ ቀጥቅጢ እግዚአብሔር ክረድኣኪ እዩ
@@kiflegebrezgabher2090 አነ አለኩ ብጥርጣረ ተሳቅየ ንሱ ካምዙይ ይብለኒ ችድ ካባይብርሓቅ ክብል ተረባሪብና ብሓቂ ከዚ የሐሽ ሱባኤ አትየ እግዚአብሔር ይመስገን ሙሉእ ዘመንና አሳቅዮምና እዮም መናፍቲ ከይፈለጥናዮ ዓይነይ ከይተረፈ ኦፕረሽን ኮይነ እየ ደም ምፍሳስ ግብሪ ንዕኡ ስለብዝኮነ ንንቃሕ አሕዋተይ ቡዙሕዩ ስርሖም ብደብቢ ክትፈልጣውን አብ ዩቲብ ድ/ን ወልደ አማኑኤል ኢልክን እተዋ አማርኛ እዩ ሕቶን መልስን ስለ ዝኮን ክንደይ ትመሃራ ኢክን ተዘይ ረኪብክንኦ ግን ሊንክ ክሰደልክን ፀሎት ብቃንቃክን ግን ብትግርኛ አሎ ብቴሌግራም
የቐንየልና
Amen amen amen qale hiwet yesmalna
ወለተ ስላሴ ኢልኩም ብፆሎትኩም ሕሰብኒ ኣሕዋተይ 😢😢😢ናይ ሞት መንፈስ እዩ ብቻ ዝረአየኒ
እግዚአብሔር ይገስፅካ ናትካ ሓሳብዩ ናበልኪ ሰላም ለኪ ላደገምኪ አጆኪ አብ ሕልናና ኮይኖም ክንደይሞ ዘይሰርሑ መቁፀርያ ከአ ተጠቀሚ
Xelot kudasan haftey amlak msaki ykun akmi yeblomn bertie tray nski 🥹
ካለ ሂወት የስመዓልና ናኦድ ሓውና
Naod wedey kulu gizie xegeu yebzehelka Amlack bzuh zeyfeletnayo neru wela ndeqna ke man wela ayxelyu kemeu gerna knqtqtelom qale hiwet yesmealna
ኣሜን ቃል ህይወት ያስማን
Egzabiher abzihu yebareka ❤
Amen amen amen agziabiher yhagzena thank you
ኣሜን ኣሜን
ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ቀፅለሉ ዛሓወይይ❤❤
ወንድማችን እንኳን ደህና መጣህ እግዚአብሔር አምላካችን ፀጋዉን ያብዛልህ❤🙏
አሜን ቃል ሂወት የሰማዓልና 🙏ናአድ ሓወይ ከምትይ ነይ አምልኮት ስግደት ፀምቅ እብልካ ዝሰራሕካልና ከምእ ገይርካ ሽር ክበረልና ✝️ከብዝይ እወን ብዝሕ ነገር ተምህረ እየ ግን ክስብ ዝለምዶ እናሰማዕኩ ክቅጥቅጥ ስለ ዝደለኩ እየ✝️🙏❤
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጽጉኡ ይብዝሓልካ ናኦድ ሓወይ ብጥዓሚ ንጥቐም ኣለና ❤ብምንታይ ክረክበካ ይክእል ግን
ክቡራት ኣሕዋት ከምዚ ወድና ናኦድ ዝነገረና መቁጽያ ኣባራርካ ምስባረክና ሱቅ ኢልና ኣይኮናን ኡፍ ንብለሉ ነቶም ዘይተረድኣና ማለት እዩ እንታይ ድኣ ብኣብ ስም ኡፍ ብወድ ስም ኡፍ ብመንፈስ ቅዱስ ስም ኡፍ ኢልና ዝተባረከ ዝተቀደሰ ይኩን ኢልና ከምዚ ወድና ኪዳነማርያም ዝምህረና ዘሎ ጌርና ንቅጥቅ ኪዳነማርያም ወድና ብዝትምህሮ ዘለካ ትምህርቲ ሕጉሳት ኢና ኣነ ንባዕለይ ብኣሓርኛ ዝቀርብ መደብ ብደቂቅ እየ ዝሰምዖን ዝከታተሎን ግን ከየስተውዓልኩሉ ዝሓለፈኒ ይረክብን ቡዙሕ ተጠቅመ እየ ሞ በርትዕ ኣጅካ እግዚአብሔር ጸጋካ የብዝሓልካ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ትሓልወካ ኩቡራት ኣሕዋተይ እዚ መደብ ብዘይ ምቁራጽ ከቅርበልና ኩልና ክንሰግድ ከለና ኪዳነማርያም ኢልና ጽሕፍና ንስገደሉ ኣብ ጾሎትና ንዘክሮ ከምዚ ክትምህር ከቢድ ፈተና ስለዘለዎ ማለት እዩ
Ankea dehan mexaka naod hawina egziabihar amlak nay agelglot zebenka ybarik
ኣሜን/3 ቃልሂወት የስማዓልና🙏🙏🙏
ሓውና ቃለ ህይወት ያስመዐልና በርትዕ ብዝሓን አማርኛ ዛይፈልጣ ብመንፈስ ታአሰሩ ስለዘለዉ አንቀሖም ብትግርኛ አጀኻ
Kale hiwet yesmalna kubur hawey❤❤❤❤❤❤
Nay agelgulet zemenaka ybarek hawina ❤❤❤❤❤❤❤❤
Kal hiwet yesmelna
አሜን አሜን አሜን
ሓወይ ቃለ ሂወት የስምዓልና
ቃለ ሂወት የስምኣልና❤❤❤
ሰላም ናኦድ ሓውና ብሩኽ ዘርኢ። አግዛኣቢሀር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ኣዝዩ ማሃሪ ዝኾነ ቪዲዮ ኢዩ የቐንየልና ❤❤❤ ❤❤❤
AMEN AMEN AMEN
ቃል ህይወት ያስመዐልና ወድነይ
kale hiwet yesmalena 🙏🙏🙏
Amen amen amen
አሜንንንንን
ፅቡቅ ጌርካ ዝሓወይ አነ ግን ኮፍ ኢለ እየ ዝቅጥቅጥ ደው ኢልካ ማለት ድዩ????? ካብኡለ ብእግሪ ጀሚረ ክሳዕ ርእሲ እየ ዝድይብ ኔረ ክገርመካስ ቡዙሕ ተማሂረሉ እግዚአብሔር ይመስገን ተኪኢልካ ግን ናይ መቁፀርያ ጥራሕ ቪዶ ንበይኑ ተትሰርሐልና ናረአና ክንቅጥቅጥ ወይ ብጹሑፍ ስደደልና
Hi habtey amharegna endhr tedamtsi konki tegbarawi tube elki etewi emo ktrekbyo eki
@@alemtekle506 እሺ
በስመ ስላሴ ከመይ ሓፍተይ ተግባራዊ ቲዩብ እለየ ኣረከብኩን ካለ ሽም ይህለው ይኹን ይቅረታ ማዓረይ
@@ተመስገንኣምላከይወድዳዊት Kesis Henok Tefera ኢልኪ መቁጠርያ እንዴት እንጠቀም ዝብል ተግባራዊ ትምህርቲ ክትረኽቢ ኢኺ።
ብተሌግራም online ዝቅጥጣ ኣለዋ ኣብኡ ኣቲኪ ተትከታተሊ ብጣዕሚ ምሓገዘኪ
Qale hiwet yesmalna buruk hawina ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen❤🙏
Xbuk meglexi ab xelotka zekreni 🙏🙏🙏ab hiwetey zelo eu
Egziabihier amlak edmen tenan yhabka kbur haw 🙏🙏🙏👏👏👏
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤
Kalehiwet yesmeialna
AMEN 🙏 ሐወና
Amen Amen Amen kalhiwet yesmealna 🙏
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 kbur hawna Egzaobihear yhbelna zsemaonayu ab lbna yhdrelna ❤
Amen Amen kal hiwet yesmalna hawey❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዝማሪ መላአክቲ ይሰማዐልና ሐወና ❤
Amen 🙏 thank you so much, brother 🙏
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna naod hawey ❤❤❤
Amen 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen ❤❤🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Amen 🙏 🙏 🙏 ❤❤❤
Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna ❤❤❤❤
Amen
ምናልባት ንቡዛሓት ወይ ንውሕዳት ኣይርዳኣናን ይኸውን ግን ናይ ባሓቂ ይሰርሕዩተጠቀሙሉ ንጠቀመሉ
Amen ❤❤❤❤
Amen naod hawey edmen tenan yhabka
Amen 🙏 🙏 🙏
Kale hiwet yesmealna hawey fre nay memhr tesfaye abera bertie Egziabiher amlak msaka ykun ❤❤❤🙏🙏🙏
Amen amen amen 🙏
Ezgabher xegue yebzhalka zhawey edmin tenan yehbka
Kale hiwet yesmealna hawna tsega bereketu yebzahalka
Amen kbur haw btami nemesgn newih texebeya kurub dengikana bmxaekag keyemesgenkuka khalf aydeln ab xelotka weletemhret elka zekreni egziabher yrdeana❤
Ezgabher xgeu ybzhalika edmine teinan yhabka ny agelgelot zemnka ybarke zhawey
alllll temesgen degim dahan seb kdhn ayu b slasi hayli 🙏🙏🙏
ክሳድና ምጥዋይ ዝከልእ :ከብድና ዝቆርጸና ዝጭብጠና : 31:17 ቆርበትና ከም አለርጅይ ዝገብረልናን ኣብ ኩሉ ኣካላትና ስጋብ ርእስና ዘሕክኸና ኣብ ገጽናማዳ ጸሊም ሓሊፉ ጻዕዳ ኣብ ገጽና እንታይ ይባሃል ስሙ ተባረክ መልሲ ንገረኒ
ክቡር ሓውና ናይ ዛር መንፈስ ወይ ብቡዳ ትብላዕ ከትህሉ ዓይነጥላ (ዓይኒሰብ)ንብሎ ብኣና ክከውን ይክእል እዚ ኣስማት እዳጸዋዕካ ብስላሴ ስም ኣብ ግንባረይ ተኣሰሩ እዳበልካ ቀጥቅጦም ስገድ ከኣ ኣብዝሕካ ስገድ ንጉሆን ምሸት ቅባቅዱስ እተለካ ተለከዮ ስተየሉው ክትሰግድ ከለካ
Amen amen amen❤❤❤❤❤❤
Amen sebna serh xelai ayfelton you seka gen abi tehmerti tebna alka beruke hawey amlak aemroba yekfetlna
Kala hewat yaseman egzabehar amlike yebareka hawey
Qoristka vidio sdedelna bruk hawna egzabiher msaka ykun
E/her xegue ybzhalka hawey natey !!
edmen tenan yehabka fetari qexlo ❤❤❤🎉🎉🎉
Qalehiwet yesmialna nay agolglot zemenka ybarek Egziabhier nxelaetna neshenfelu b shiu wedemu nhtemelu n mengtesemay neerselu ygberelna.
Amen(3)
Kal hiwet yesmealna buruk hawey
Men
Egziabiher xeguo yebzehalka ❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen Kalehiwet yesmealna Naod hawey ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
አናመስግናለን
Welcome back naod hawna bdhan dika tefika nierka ajoka bertae eka bzuh tmrti eka tmhrena ayttfana🥰🥰🥰🥰
Agzabhier xegau ybzhalka
በሕቃ ቃለህይወት የሰመዐልና ❤❤✝️
Amennnn
ይኣቱ ይወጽእ ስለ ዝኮነ የ ጸሎት ዝገድፎ ዝጅምሮ ሎሚ ተረዲእኒ 😔🙏
Egziabhier yhalweka naod hawna
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
Qal hiwetu ysmana ayne libona ykfetela amlak bmegedu ymrhana xegu ybzhalka amlak❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
Enqa dahan mexaka naod hawna ❤🎉
🙏🙏🙏👍🕊🕊🕊🕊
🥰🥰🥰🥰🥰
Egzabiher yekbrelna nod haweyMeqxerya khz keleku btami yegusani ksab temlas ygebreley entay kgebr aleni bejaka gelebeleni kem fqad amlak
ክብርቲ ሓፍተይ ብምግቢ ዝኣተወ መንፈስ ክህሉ ይክእል ኣብ ሳንቡእ ኣብ ጎሮሮ ኣብ ጨጎራ ዘሎኩም ተጉስዕኒ ዘለካ ብስላሴ ስም ስራሕካ ኣቋርጽ ተቃወመካ ኣሎ ብኣጋእስቲ ስላሴ ስም ብመድሂናኣለም ስም ኣብ ግንባረይ ወጽእኩም ተኣሰሩ እዳበልኪ ቀጥቅጥዮ ንከብድኪ ንኣፍ ልብኪ ብሓይ ዘይኮነ ኖርማን ጌርኪ ንሱ ዘለዎ ቦታ ሃርምካዮ ኣየሕምም እዩ ምልክት ክኮነኪ ኣቀድምኪ ግን ቡዙሕ ሰግድኪ እተትቅጥቅጢ ጽቡቅ እዩ እቲ ቦታ ኣይቀያይርን ይደክምውን ሰለዝኮነ እግዚአብሔር ምሳኪ ይኩን በርትዒ
Amen amen amrn 🙏🏽🙏🏽🙏🏽 taos hawey tsbuk mehari medeb u tedewawilna tshifelka zneberku ye pls contact kigebreka ye
❤አሜኀ❤❤❤አሜኀ❤❤አሜኀኀኀ
Ezgabher yibarika amilakina medhanialem edimen tienan yihabka
🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🙏🤲🤲👏👏👏
🙏🥰🥰🥰
❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤
Matthew 17 ት80 - ማቴዎስ21: እዚ ኸምዚ ዝበለ ዓሌት ግና ብዘይ ብጾምን ብጸሎትን ኣይወጽእን እዩ፡ በሎም። ስለዚስ ንምንታይ ዳ ብሞቅጸርያ ገርካ ንስጋካ ምህራብ ኣድለየ መን ሃዋርያ ወይመን ቁዱስ ኣቦ አዩ ከምዚ ንስካ ትምህሮ ዘለካ ዝመሃረ ኩቡር ሃወይ ህዝብና ያክሎ ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ኣይትሃቡሉና ዳሓር ካስ ሰይጣንስ መንፈስ አዩ ስለዚ ናይ ብሓቂ ዲና ከምዚ ትብሎ ዘለካ ንኣካላትና ብሞቅጸርያ ሃርምናዮ ክወጸልና ዝክአል ብፍጹም ኣይክአሊን አዩ ሎቱ ስብሃት ጎይታ ኣብ ዘመነ ስጋዊኡ አንከሎ ዝምሃረና ግን ገምዚ ይበል +- ማቴዎስ 17፥21 እዚ ኸምዚ ዝበለ ዓሌት ግና ብዘይ ብጾምን ብጸሎትን ኣይወጽእን እዩ፡ በሎም።
Kubur hawi mekuxeria ms tsomin tselotin ms zkewn seytan yeser eiu enber ywex malet aykonen gn srhu nkeyserih bsim egzabhier endaketketka tetew keteblo tkel eka ane hanti mskir eye kketkit ms jemerku ab hiwetey lewti kri jemire gn kea ms tsomin tselotin ms muluae emnet kkewn alewo
ቃለ ህይወት የስምዓልና ክብር ሓውና ፀጉኡ
የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤❤❤
ይቅርታ እና ብፅሕፍ ገበረልና ምስ ይቅርታ ዝሓወይ
እዚ ትምህርቲ ናዓይ እዩ ኣብ ተግባር ከውዕሎ አምላክ ይሓግዘኒ ኣነ ብብዙሕ ድክምቲ እየ በሪ ዝረከበ ጸላኢ ሰናይ ከኣ ኣብ ጥዕናይ ዕድመይ ገንዘበይ ኣትዩ ይጸወተለይ ኣሎ ሓቂ ዘረባ ከምዚታት ሞቁጸርያ ይጠራጠር እየ ነረ ማለት ብጾም ጸሎት እምበር ብከምዚ ከመይ ኢሉ ይወጽእ ኢለ ብዙሕ ኣይኣምነሉን እየ ነረ ሀዚ ግን ተንኮል ሰይጣን ዶ ይከውን ዘጠራጥረኒ ዘሎ ኢለ ሓሲበ ንጥርጣረይ ብእምነት ክስዕሮ ወሲነ ሓደራ ኣብ ጸለትኩም ወለተ ተክለሃይማኖት ኢልኩም ሕሰቡኒ 😢
ከማኪ ኔረ አጆኪ በርትዒ ሰይጣን ከአ አባና ተስፋ አይቆርፅን ዩ ጉሩብ እውን አሎ እዩ ጸሎት መቁጸርያ ስግደት አሎ ንዒ
@@Channel-qe9mn ብከመይ ክረክቦ ይክእል
@@ጓልዓጋመእየ ስልክኪ ጸሓፍለይ ቀልጥፍኪሞ ከእትወኪ ካብኡ ትድልትዮ
ክብርቲ ጥርጣረውን ናቱ እዩ ኣዳልሞቴ ዝበሃል እምነትና ዘለውጥ ናይ ምጥርጣርና ንዩ ኣጅኩ በርትዒ ቀጥቅጢ እግዚአብሔር ክረድኣኪ እዩ
@@kiflegebrezgabher2090 አነ አለኩ ብጥርጣረ ተሳቅየ ንሱ ካምዙይ ይብለኒ ችድ ካባይብርሓቅ ክብል ተረባሪብና ብሓቂ ከዚ የሐሽ ሱባኤ አትየ እግዚአብሔር ይመስገን ሙሉእ ዘመንና አሳቅዮምና እዮም መናፍቲ ከይፈለጥናዮ ዓይነይ ከይተረፈ ኦፕረሽን ኮይነ እየ
ደም ምፍሳስ ግብሪ ንዕኡ ስለብዝኮነ ንንቃሕ አሕዋተይ ቡዙሕዩ ስርሖም ብደብቢ ክትፈልጣውን አብ ዩቲብ
ድ/ን ወልደ አማኑኤል ኢልክን እተዋ አማርኛ እዩ ሕቶን መልስን ስለ ዝኮን ክንደይ ትመሃራ ኢክን ተዘይ ረኪብክንኦ ግን ሊንክ ክሰደልክን ፀሎት ብቃንቃክን ግን ብትግርኛ አሎ ብቴሌግራም
የቐንየልና
Amen amen amen qale hiwet yesmalna
ወለተ ስላሴ ኢልኩም ብፆሎትኩም ሕሰብኒ ኣሕዋተይ 😢😢😢ናይ ሞት መንፈስ እዩ ብቻ ዝረአየኒ
እግዚአብሔር ይገስፅካ ናትካ ሓሳብዩ ናበልኪ ሰላም ለኪ ላደገምኪ አጆኪ አብ ሕልናና ኮይኖም ክንደይሞ ዘይሰርሑ መቁፀርያ ከአ ተጠቀሚ
Xelot kudasan haftey amlak msaki ykun akmi yeblomn bertie tray nski 🥹
ካለ ሂወት የስመዓልና ናኦድ ሓውና
Naod wedey kulu gizie xegeu yebzehelka Amlack bzuh zeyfeletnayo neru wela ndeqna ke man wela ayxelyu kemeu gerna knqtqtelom qale hiwet yesmealna
ኣሜን ቃል ህይወት ያስማን
Egzabiher abzihu yebareka ❤
Amen amen amen agziabiher yhagzena thank you
ኣሜን ኣሜን
ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ቀፅለሉ ዛሓወይይ❤❤
ወንድማችን እንኳን ደህና መጣህ እግዚአብሔር አምላካችን ፀጋዉን ያብዛልህ❤🙏
አሜን ቃል ሂወት የሰማዓልና 🙏ናአድ ሓወይ ከምትይ ነይ አምልኮት ስግደት ፀምቅ እብልካ ዝሰራሕካልና ከምእ ገይርካ ሽር ክበረልና ✝️ከብዝይ እወን ብዝሕ ነገር ተምህረ እየ ግን ክስብ ዝለምዶ እናሰማዕኩ ክቅጥቅጥ ስለ ዝደለኩ እየ✝️🙏❤
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጽጉኡ ይብዝሓልካ ናኦድ ሓወይ ብጥዓሚ ንጥቐም ኣለና ❤ብምንታይ ክረክበካ ይክእል ግን
ክቡራት ኣሕዋት ከምዚ ወድና ናኦድ ዝነገረና መቁጽያ ኣባራርካ ምስባረክና ሱቅ ኢልና ኣይኮናን ኡፍ ንብለሉ ነቶም ዘይተረድኣና ማለት እዩ እንታይ ድኣ ብኣብ ስም ኡፍ ብወድ ስም ኡፍ ብመንፈስ ቅዱስ ስም ኡፍ ኢልና ዝተባረከ ዝተቀደሰ ይኩን ኢልና ከምዚ ወድና ኪዳነማርያም ዝምህረና ዘሎ ጌርና ንቅጥቅ ኪዳነማርያም ወድና ብዝትምህሮ ዘለካ ትምህርቲ ሕጉሳት ኢና ኣነ ንባዕለይ ብኣሓርኛ ዝቀርብ መደብ ብደቂቅ እየ ዝሰምዖን ዝከታተሎን ግን ከየስተውዓልኩሉ ዝሓለፈኒ ይረክብን ቡዙሕ ተጠቅመ እየ ሞ በርትዕ ኣጅካ እግዚአብሔር ጸጋካ የብዝሓልካ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ትሓልወካ ኩቡራት ኣሕዋተይ እዚ መደብ ብዘይ ምቁራጽ ከቅርበልና ኩልና ክንሰግድ ከለና ኪዳነማርያም ኢልና ጽሕፍና ንስገደሉ ኣብ ጾሎትና ንዘክሮ ከምዚ ክትምህር ከቢድ ፈተና ስለዘለዎ ማለት እዩ
Ankea dehan mexaka naod hawina egziabihar amlak nay agelglot zebenka ybarik
ኣሜን/3 ቃልሂወት የስማዓልና🙏🙏🙏
ሓውና ቃለ ህይወት ያስመዐልና በርትዕ ብዝሓን አማርኛ ዛይፈልጣ ብመንፈስ ታአሰሩ ስለዘለዉ አንቀሖም ብትግርኛ አጀኻ
Kale hiwet yesmalna kubur hawey❤❤❤❤❤❤
Nay agelgulet zemenaka ybarek hawina ❤❤❤❤❤❤❤❤
Kal hiwet yesmelna
አሜን አሜን አሜን
ሓወይ ቃለ ሂወት የስምዓልና
ቃለ ሂወት የስምኣልና❤❤❤
ሰላም ናኦድ ሓውና ብሩኽ ዘርኢ። አግዛኣቢሀር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ኣዝዩ ማሃሪ ዝኾነ ቪዲዮ ኢዩ የቐንየልና ❤❤❤ ❤❤❤
AMEN AMEN AMEN
ቃል ህይወት ያስመዐልና ወድነይ
kale hiwet yesmalena 🙏🙏🙏
Amen amen amen
አሜንንንንን
ፅቡቅ ጌርካ ዝሓወይ አነ ግን ኮፍ ኢለ እየ ዝቅጥቅጥ ደው ኢልካ ማለት ድዩ?????
ካብኡለ ብእግሪ ጀሚረ ክሳዕ ርእሲ እየ ዝድይብ ኔረ
ክገርመካስ ቡዙሕ ተማሂረሉ እግዚአብሔር ይመስገን ተኪኢልካ ግን ናይ መቁፀርያ ጥራሕ ቪዶ ንበይኑ ተትሰርሐልና ናረአና ክንቅጥቅጥ ወይ ብጹሑፍ ስደደልና
Hi habtey amharegna endhr tedamtsi konki tegbarawi tube elki etewi emo ktrekbyo eki
@@alemtekle506 እሺ
በስመ ስላሴ ከመይ ሓፍተይ ተግባራዊ ቲዩብ እለየ ኣረከብኩን ካለ ሽም ይህለው ይኹን ይቅረታ ማዓረይ
@@ተመስገንኣምላከይወድዳዊት Kesis Henok Tefera ኢልኪ መቁጠርያ እንዴት እንጠቀም ዝብል ተግባራዊ ትምህርቲ ክትረኽቢ ኢኺ።
ብተሌግራም online ዝቅጥጣ ኣለዋ ኣብኡ ኣቲኪ ተትከታተሊ ብጣዕሚ ምሓገዘኪ
Qale hiwet yesmalna buruk hawina ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen❤🙏
Xbuk meglexi ab xelotka zekreni 🙏🙏🙏ab hiwetey zelo eu
Egziabihier amlak edmen tenan yhabka kbur haw 🙏🙏🙏👏👏👏
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤
Kalehiwet yesmeialna
AMEN 🙏 ሐወና
Amen Amen Amen kalhiwet yesmealna 🙏
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 kbur hawna Egzaobihear yhbelna zsemaonayu ab lbna yhdrelna ❤
Amen Amen kal hiwet yesmalna hawey❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዝማሪ መላአክቲ ይሰማዐልና ሐወና ❤
Amen 🙏 thank you so much, brother 🙏
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna naod hawey ❤❤❤
Amen 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen ❤❤🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Amen 🙏 🙏 🙏 ❤❤❤
Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna ❤❤❤❤
Amen
ምናልባት ንቡዛሓት ወይ ንውሕዳት ኣይርዳኣናን ይኸውን ግን ናይ ባሓቂ ይሰርሕዩ
ተጠቀሙሉ ንጠቀመሉ
Amen ❤❤❤❤
Amen naod hawey edmen tenan yhabka
Amen 🙏 🙏 🙏
Kale hiwet yesmealna hawey fre nay memhr tesfaye abera bertie Egziabiher amlak msaka ykun ❤❤❤🙏🙏🙏
Amen amen amen 🙏
Ezgabher xegue yebzhalka zhawey edmin tenan yehbka
Kale hiwet yesmealna hawna tsega bereketu yebzahalka
Amen kbur haw btami nemesgn newih texebeya kurub dengikana bmxaekag keyemesgenkuka khalf aydeln ab xelotka weletemhret elka zekreni egziabher yrdeana❤
Ezgabher xgeu ybzhalika edmine teinan yhabka ny agelgelot zemnka ybarke zhawey
alllll temesgen degim dahan seb kdhn ayu b slasi hayli 🙏🙏🙏
ክሳድና ምጥዋይ ዝከልእ :ከብድና ዝቆርጸና ዝጭብጠና : 31:17 ቆርበትና ከም አለርጅይ ዝገብረልናን ኣብ ኩሉ ኣካላትና ስጋብ ርእስና ዘሕክኸና ኣብ ገጽናማዳ ጸሊም ሓሊፉ ጻዕዳ ኣብ ገጽና እንታይ ይባሃል ስሙ ተባረክ መልሲ ንገረኒ
ክቡር ሓውና ናይ ዛር መንፈስ ወይ ብቡዳ ትብላዕ ከትህሉ ዓይነጥላ (ዓይኒሰብ)ንብሎ ብኣና ክከውን ይክእል እዚ ኣስማት እዳጸዋዕካ ብስላሴ ስም ኣብ ግንባረይ ተኣሰሩ እዳበልካ ቀጥቅጦም ስገድ ከኣ ኣብዝሕካ ስገድ ንጉሆን ምሸት ቅባቅዱስ እተለካ ተለከዮ ስተየሉው ክትሰግድ ከለካ
Amen amen amen❤❤❤❤❤❤
Amen sebna serh xelai ayfelton you seka gen abi tehmerti tebna alka beruke hawey amlak aemroba yekfetlna
Kala hewat yaseman egzabehar amlike yebareka hawey
Qoristka vidio sdedelna bruk hawna egzabiher msaka ykun
E/her xegue ybzhalka hawey natey !!
edmen tenan yehabka fetari qexlo ❤❤❤🎉🎉🎉
Qalehiwet yesmialna nay agolglot zemenka ybarek Egziabhier nxelaetna neshenfelu b shiu wedemu nhtemelu n mengtesemay neerselu ygberelna.
Amen(3)
Kal hiwet yesmealna buruk hawey
Men
Egziabiher xeguo yebzehalka ❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen Kalehiwet yesmealna Naod hawey ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
አናመስግናለን
Welcome back naod hawna bdhan dika tefika nierka ajoka bertae eka bzuh tmrti eka tmhrena ayttfana🥰🥰🥰🥰
Agzabhier xegau ybzhalka
በሕቃ ቃለህይወት የሰመዐልና ❤❤✝️
Amennnn
ይኣቱ ይወጽእ ስለ ዝኮነ የ ጸሎት ዝገድፎ ዝጅምሮ ሎሚ ተረዲእኒ 😔🙏
Egziabhier yhalweka naod hawna
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
Qal hiwetu ysmana ayne libona ykfetela amlak bmegedu ymrhana xegu ybzhalka amlak❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
Enqa dahan mexaka naod hawna ❤🎉
🙏🙏🙏👍🕊🕊🕊🕊
🥰🥰🥰🥰🥰
Egzabiher yekbrelna nod hawey
Meqxerya khz keleku btami yegusani ksab temlas ygebreley entay kgebr aleni bejaka gelebeleni kem fqad amlak
ክብርቲ ሓፍተይ ብምግቢ ዝኣተወ መንፈስ ክህሉ ይክእል ኣብ ሳንቡእ ኣብ ጎሮሮ ኣብ ጨጎራ ዘሎኩም ተጉስዕኒ ዘለካ ብስላሴ ስም ስራሕካ ኣቋርጽ ተቃወመካ ኣሎ ብኣጋእስቲ ስላሴ ስም ብመድሂናኣለም ስም ኣብ ግንባረይ ወጽእኩም ተኣሰሩ እዳበልኪ ቀጥቅጥዮ ንከብድኪ ንኣፍ ልብኪ ብሓይ ዘይኮነ ኖርማን ጌርኪ ንሱ ዘለዎ ቦታ ሃርምካዮ ኣየሕምም እዩ ምልክት ክኮነኪ ኣቀድምኪ ግን ቡዙሕ ሰግድኪ እተትቅጥቅጢ ጽቡቅ እዩ እቲ ቦታ ኣይቀያይርን ይደክምውን ሰለዝኮነ እግዚአብሔር ምሳኪ ይኩን በርትዒ
Amen amen amrn 🙏🏽🙏🏽🙏🏽 taos hawey tsbuk mehari medeb u tedewawilna tshifelka zneberku ye pls contact kigebreka ye
❤አሜኀ❤❤❤አሜኀ❤❤አሜኀኀኀ
Ezgabher yibarika amilakina medhanialem edimen tienan yihabka
🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🙏🤲🤲👏👏👏
🙏🥰🥰🥰
❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤
Matthew 17 ት80 - ማቴዎስ
21: እዚ ኸምዚ ዝበለ ዓሌት ግና ብዘይ ብጾምን ብጸሎትን ኣይወጽእን እዩ፡ በሎም። ስለዚስ ንምንታይ ዳ ብሞቅጸርያ ገርካ ንስጋካ ምህራብ ኣድለየ መን ሃዋርያ ወይመን ቁዱስ ኣቦ አዩ ከምዚ ንስካ ትምህሮ ዘለካ ዝመሃረ ኩቡር ሃወይ ህዝብና ያክሎ ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ኣይትሃቡሉና ዳሓር ካስ ሰይጣንስ መንፈስ አዩ ስለዚ ናይ ብሓቂ ዲና ከምዚ ትብሎ ዘለካ ንኣካላትና ብሞቅጸርያ ሃርምናዮ ክወጸልና ዝክአል ብፍጹም ኣይክአሊን አዩ ሎቱ ስብሃት ጎይታ ኣብ ዘመነ ስጋዊኡ አንከሎ ዝምሃረና ግን ገምዚ
ይበል +- ማቴዎስ 17፥21
እዚ ኸምዚ ዝበለ ዓሌት ግና ብዘይ ብጾምን ብጸሎትን ኣይወጽእን እዩ፡ በሎም።