Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ብሩከይ
ቃል ሂወት የስምዓልና ቁድስ ሩፋኤል ይሓልወና ኢ ስድራ በትና ሃገርና ኒሙሉእ ዓለም ሰላም ፍቅሪ ይውርደልና ኣሜን!!!
Kale hewite yesmana kedus rufaele nekulna yehalwna🙏🙏🙏
Kdus Rufael aboy halewakan redietkan nhzbi alem ayfeleyena 🙏❤
ቃል ሂወት የስማዓልና ዝወደይ።ብሓቂ አብ ሽወደን ንባዕሎም ቁጽሪ 13 እሞ አብ ዓርቢ እንተዊዒላ ብጣዕሚ እዮም ዝፈርሑ፡ ንዖኦም ቅርስስቲ ማዓልቲ ኢሎም እዮም ዝሐስብዋ፡መገሻ ገለ እንተሐሲቦም ሕማቕ ከየጋጥሞም ይፈርሑ። እዚ ኹሉ ዝበልካዮ ሓቂ'ዩ።እግዚአብሄር ዓይነ ልቦናና ይብራሃልና🙏🙏🙏❤❤❤
Ane kem zsemaekuwo gn goytanan medhanienan eyesys krstos abta elet arbi sle zteseqle eyom zeyfetwwa
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ሰማዕቲ ብቻ ዘይኮንናስ ኣተግበርቲ ይግበረና እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ቅዱስ ሩፋኤል በረከት ረዲአቱ ኣይፈለየና👏
ብሓቂ ኣነ ናይ ቁዱስ ሩፋኤል ምስ ጠነስኩ ጀሚር መልክኣ ክሳብ ዝሓርስ ንግሆ ንግሆ ማይ ቀሪበ ይንብቦ ምስ ወዳአኩጾሎት ይሰትዮ ብድሕሪኡ ኣብ ሕክምና ካኣ ተማሊኢያ ከይደ መጽሓፍ ኣምቢበ ነቲ ማይ ሰትይዮ ናብ ሕርሲ ኣትይ ሓካይም ገና ኢኪ ዘለኪ ኢለናኒ ክልተ ሰንትሚተር ኢዩ ተከፊቱ ዘሎ ኢለን ኮፊኢለን ኣብ ኦፊሰን መመጸን ይሪኣኒ ቆልዓ መጽዩ ሰንቢደን ከመይ ገሩ ብክልተሰንትሚተር ክሕርስ ይክአል ኢለን ገሪምወን ተወሊዱ ኣምላከ ይመስገን ብሰላም ሓሪሰ ቁዱስ ሩፋኤል ዝበጽሓኒ ንኩልክን ይብጻሕክን ጥኑሳት ኣሕዋተይ ዘለክን ዉን ከይቆርጽክን ክትጽልያ ይምሕጸነክን
ስለቲ ሓሳብኪ ዘካፈልክና የመስግነኪ ከም አምነትኪ ቕዱስ ሩፋኤል ይሓልኪ ሓብተይ ክሓተኪ ዝደለኹ ግን ካበይ ይግዛእ ብ tigrinya ከ ኣሎ ዶ በጃኺ ተገድስኪ መልስለይ 🙏
ኣሜን ንኩላትና ይሓልና መጀመርታ ብትግርኛ ይለን ዝሓፍተይ ክጅምርከለኩዉን ኣብ ዩቱብ መልክኣ ሩፋኤል ኢለ ጺሒፍ ብግአዝን ኣምሓርኛ ን መጺኒ ብኮሙኡ አንዳሰማዕኩ ይሰግድ ነይር ብድሕሪኡ ግን ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ሰብ አንተለኪ ካብኡ ኢይ ገዚኢ መጺኒ ኣብአንዳመጽሓፍቲ ዝሽጡ ኣለዉ
ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ ናይ ቅድስ ሩፋኤል በረከት ይሕደረና❤🕊️🕊️🕊️🌾🌾🌾🌿💐🌹🌺🌸🌷🌼♥️
በርከት ናይ መልኣክ ቁዱስ ሩፋኤል ይክፈለና ኣሜን 🎉
ኣሜን ቅዱስ ሩፋኤል ብረኸቱን ረዲኤቱን ኣይፈለየና ሓወይ ቃለሂወት የስማዓልና ጸጋኡ የብዝሓልካ🙏🙏🙏
ቁዱስ ሩፋኤል ኣቦይ መሓዛይ ኩነኒ ኣብ ሓዳረይ ኣብ ደቀይ ኣብ ቤተይ ኣብ ሂወተይ ኮታስ ኣብ ኩሉ ምሳይ ኩን ኣይ ትፈለየኒ ብጽሓኒ ርድኣኒ ካብ ማአሰርቲ ድያብሎስ ፍትሓኒ 13 ❤❤❤❤ መድሓኒ ነብሳት
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና ቁዱስ ርፋኤል ኣቦይ ኣይፈለየና❤
Amen amen amen qal hiwet yesmalna ezgabiher xegu yebzhalkum ❤❤❤
ቃል ህይወት ያሰመዐልና❤❤
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ሓውና በረከት ናይ ቅድስ ሩፍኤል❤❤❤
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egizabher kubor wedina nay agelgulet zebnka egizabher yebarka edmen teinan yehabka egizabher
ቃለ ህይወት ያሰማልን ወንድማችን ለካ የማይቻል ነገር የለም 😍 ትግርይኛ ቋንቋ በደምብ እየሰማሁ እየቻልኩ ነዉ ደስ ብሎኛል ❤ባለቤቴ ሰሜን ትግራይ እኔ ደቡብ ልጅ የተጋባናዉ በቁርባን ነዉ የመምህር ተስፋዬ ፍሬዎች ነንእና ንሓወይ ዕድሜን ጥዒናን ይሓብካ አቦና ቅዱስ ሩፋኤል
ኣሜን ኣሜን አሜን ቃለ ህይወት የስምአልና ናይኣቦና ቁዱስ ርፋአል ፀለቱን በረከቱን ኣይፈለየና❤
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወትን ያስማልን ወንድማችን አሜን 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🍀🌼🌼❤️❤️👏✝️💚
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ዝሓወይ
3 ባቁመን ውን ዓመታዊ ብዓሉ ኢዩ ❤
Amen amen amen, qlehiwet yasemale 🙏 ❤ 🙏 ❤ 🙏 ❤ 🙏 ❤ 🙏
እሺ ሐራይ ክንደግም ኢና ብጠዓሚ ኢየ ዝፈትዎ ንቅዱስ ሩፋኤል ❤❤❤ቃል ሂወት የስመዓና ናኦድ ሃወይ
ብጣዕሚ መሃሪ ታሪክ እዩ ከምዚ ከማይ እተኮይኑ ኩሉ ሰብ ቅዱስ ሩፋኤል ብደቂቅ ኣይፈልጦን እየ ነይረ ንኣኮይ ሩፋኤል መዓልቲ ካብ ሓደጋ ስለዝወጸ ኣብ ዓመት ሓደ ግዜ ጸበል ስለዝግበረሉ ብከምኡ እየ ዝክሮ ነይረ ብሰንኪ ገጠመኝ ብዛዕባኡ ክፈልጥ ክኢለ ሎሚ ብደቂቅ ምሂርካና የቀንየልና እግዚአብሔር ይሓልወካ ጸጋኡ የብዝሔልካ ዝወደይ
ሐውና ቡሩክ ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ብሐቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ጽቡቅ አገላልጻ❤❤❤❤❤❤❤
🙏ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና ግሩም ትምህርቲ ብሓቂ የቀኔልና ኣብልብና ይሕድሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዛኣብሄር ✝️
Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amyen amyen amyen kalhiwet yesmalna wedey marey tegu yebzahalka
Amin
❤
ቃለ ህወት የሰመዕልና 👏👏👏
አሜን አሜን አሜን
ቃለ ህወት የስምዓልና ናይ ኩሎም ሊቃነ መላእኽቲ ኣምጽኣልና ሓደራኻ ካልእ ብምቅጻል መልክኣ ናይ ኩሎም መላእኽትን ቅዱሳንን ብግእዝ ኣለኒ ትርጉሙ መታን ክርድኣና ካብ ኣምሓረኛ ናብ ትግርኛ ተርጉመልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen qale hiwet yesmealna
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዑልና ኩቡር ሓዉና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen zhawey qal hiwet yesmlan
ቃል ሂወት የስምዓልና ብሩክ ሓወይ
ሰላም ዝሓወይ ቃል ህይወት ያስመዓና ቃፂለሎ ለምቅነ የአ ሰመዓዩ ትምህርትኻ ኣዝዩ ደሰሰ ብልን ብእውነት ብጣዕም ትማህረ ብጀኻ ቃፂለሎ ከይታ ቃርፂ ብተወሳክ ሓንት ሕቶ ኣላትን ፈቃደኛ እነተኸይንካ መቅፀርያ ዲኸነ ዓይነት ሰብ ይፍቀዲ ዱዩ ማለተይ ናይ ፈላሹ ዩኡ ዲባሃል ኣፈቀዲ ዩኡ ዲባሃል እና መልሰለይ አብ ሃገረ ስደት የአ ዲነኤኹ ስዑዲ ዓረብ እና መልሰለይ 👏🙏🙏🙏🥰
እወ ዝኮነ ሰብ ዝተባረከ መቂጸርያ ኣምጽኡ ክጥቀም ይክእል እዩ ንፈለስቲ ኣቦታትና ጥራይ ኣከሸነን
እግዚኣብሔር ጽጉኡ ይበዝሓልካ ናኦድ ሓውይ ሓይሊ ይሓብካ ኣምላኽ ቁዱሳን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃእካ ናኦድ ሓወይ❤ቃለ ሕይወት የስምዓልና ፀግኡ የብዘሐልካ ዝሰማዕናዮ ኣብ ልብና የሕድሮእና ናኦድ ሓወይ ኩሎም መልከአታት ዉዳሴ ኣምላክ ከም እኒ ኣርጋኖን ብቻ ብዙሕ ብኣማርኛ ዘለዉ ፀሎታት ብዝተክኣለኩም ምስ ሰባት ላዉጋዕካ ናብ ትግርኛ ምትርጋም ተዝጅመር ምክንያቱ በዝሒ ተጋሩና ኤሬትራዉያን ተዛረብቲ ትግርኛ ብቅልጡፍ ዘይክርደአና ይክእል እዩ ኣነስካ ደሓን እየ እግዚኣብሔር ይመስገንዋ ብተወሳኪም ናይ መምህር መፅሓፍቲ እና ሕሰብሉ ዝሓወይ ካብኡ ኣብዚ ኮሞንቲ ኣበይ ንረክቦ ትብሉ ብኣማርኛ ክራክበኩም ትደልዩ ተሊኩም ኣብ ስዑዲ ዘለኩም ከራክበኩም ከምኡዉን መልከዐ ሩፋኤል ኢልኩም ኣብ ዩቶብ ኣለኩም ብተወሳኪ ብappማለት ብpdf ክሰደልኩም ይክእል እየ ይደሊ ኢልኩም ፀሓፍለይ ብዉሽጢ ንራከብ❤
Kela hewat yesmalna kubur hawena❤❤❤❤❤❤
Kal hiwet yesmialna hawey
Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
Amen qale hiwet yesmalna
Xega bereketu yebzhalka
Amyen amyen amyen kalhiwet yesmalna zwedey edmen tenan yhbka bereketu yebzahalka
Bahaki kalhiwet yesmalna
Thank you ❤brother ❤❤❤
❤❤❤አሜን❤❤❤አሜን❤❤❤አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
እንቋዕ ደሓን መጻካ❤
nay qudus Ural ka ngerena eba kmza nay qudus rufal gerka hawey ❤❤❤
Amen hawey natey
❤❤❤❤🎉
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና ክብር ሓውና ፅጉኡ ብርክቱ የብዘሕልካ ፍትወይ ቅዱስ ሩፍኤል ኣይፍልየካ ክብር መምህርና ናይ ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን ቅዱስ ሩፍኤል ስላም ስላም ስላም ናዓካ ይኩን
🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
Kubur hawey hanti hot kehateka kefelta deliye Ab Beal kidus Mikael & Adey Mariam & Beal Weldi Mekuxeria kenkenti ykeal diu
Selam hawey kale hiwot yesmalna. Tsegu yebzahalka. Hto aleni melke rufael bitigrinya alo do
🙏🙏🙏🙏ኣሜንኣሜንኣሜን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በርትዕ ሓወይ❤
Edman tentan yhabka Naod
❤️13❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Kal hiwet yesmalna buruk hawna .
ቃለ ሂወት የስምዓልና ዕድመን ጥዔናን ይሀብካ
Kalehiwet yesmealna hawna, bthaomi tsbuk zkone tmhrti hibkana, Ezgabiher odmen thonan yhabka,kudus rufael tselatka b agru yrgetselka, jemari zey konka fetsami ygberka Ezgabiher❤❤❤😊
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 temesgen fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤13❤❤❤❤❤❤❤❤
ተባረኽ ሓወይ ብሩኽ ፡ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ኣብ ጸሎትካ ዘክረና ምስ በዓልቲ ቤተይ ክንወልድ ክንፈሪ።❤
ኣበይ ክረክቦ ይክእል ❤❤❤❤
አምሓሪኛ ትኽእሊ ድኺ
ናብሃቂ አኔ ኦፕሬሽን ክገብር ሃፍተይ ተማባፅያ ዝገበርኩልኩሉ መአልቲ ❤❤❤❤
አሕዋተይ ትሸጣ ተልክን መልአከ ቅድስ ርፈኤል ፅሓፈለይ አብ ሰዕዲ አለኩ
Gele aynet mexnaeti , Thank Lord christ for opening your eye .
እሜን እሜን ቃላ ህወቱ የስመዓና ፈጣሪ
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ናኦድ ሓውና።
Kale hiwet yesmealna Naod hawna❤❤❤ gobez bertie kudus Rufal kab kfue kulu ydhnka
amen amen amen kal hwet yesmeana❤❤❤❤❤
Amyen amyen amyen kalhiwet yesmalna bereketu ayfeleyena
Memhr ykryeta bmrschana kkewen aykaln eyu beti egzabher zfekedo ina nnebr
🙏 🙏 🙏 🙏 Amen❤Amen.Amen 🎉🎉
Kale hiwet yesmealna admen tanan yhabka Naod hawna
ቃለ ሂወት ያስምዓልና ዝሓወይ
Amen Amen Amen ❤❤🎉🎉🎉
Amen amen amen
Yeknylna hawey kal hiwet ysmelalna ❤❤❤🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amne
❤❤❤❤❤ Amen 🙏🙏🙏
Amen amen amen qale hiwet yesmalna🙏
Qalehiwet yesmialna bereketn redietn kdus rufael ayfeleyena. Kdus rufael kefatie mahxen aenti lbonana kfetelna.
Gobez zhawey berta እግዝአብሄር ምሳካየኩን
ቃለ ሂወት የስመዔልና ኣጆካ ቀጽሎ❤
🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️
ቃለ ሂወት የስመዔልና ቀጽሎ ኣጆካ
kale hiwet yasemalen 🙏🙏🙏
Qalehiwet yesmealna❤
💞💖💞💖💞💖💞💖💞💖💞
ቃለ ህይወት ያሰማልን ወንድማችን
Kale hiwet yesmana, drsan Rafael ab Nikhu 27 altkum be tigrigna ketsemewa tekelu ekum
Kalehiwet yesmalna
ሕቡእ ኣስማት ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ዘይነጸረልኩም እተልኩም ኣብ ድሳኑ ዘሎ ኮይኑ ብርሃናኤል መብርህኤል ክስትናኤል በኅድናኤል(በህድናኤል) አጽሕድናኤል እዚ ኣስማት እዚ ንናጦቢት ዓይኒ ዘብረሄሉን ወለተ ራጉኤል ኣሲሩዋ ዝነበረ ጋኔን ዘውጸኣሎም እግዚአብሔር ዝሃቦ ወሃቢ ብርሃንን መግርዒ ወይ መቆጻጸሪ ጸላኢ ዝኮነ አስማተ መለኮት እዩ ዝገልጾ ክብር ምስጋናን ንልዑል እግዚአብሔር ነዚ ክሰምዕን ክንፈልጥን ዘክኣለና ኪዳነማርያም ወደይ ከኣ ኣዴና ቅድስቲ ማርያም ትሓልወካ ተጽልለካ እዚ ትምህርቲ ፈተና ስለዘለዎ ኩልና ነዚ መደብ ንከታተል ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ ጸሎትናን ንዘክሮ ክንሰግድ ከለና ከኣ ኪዳነማርያም ኢልና ንጽሓፍ ክቋረጽ ይኩን ክሰናከል ስለዘይብሉ እዚ መደብ ንህዝብናን ነዓናን መሃሪ ስለዝኮነ ኣንሔዮ ይቅረታ እግዚአብሔር ምስ ኩልና ይኩን
እንኳዕ ብሰላም መፃኣኻ ክቡር ሓወና❤
Xegao ybzhalka hawna ❤❤❤
Amen qalhiwet yesmena
ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ብሩከይ
ቃል ሂወት የስምዓልና ቁድስ ሩፋኤል ይሓልወና ኢ ስድራ በትና ሃገርና ኒሙሉእ ዓለም ሰላም ፍቅሪ ይውርደልና ኣሜን!!!
Kale hewite yesmana kedus rufaele nekulna yehalwna🙏🙏🙏
Kdus Rufael aboy halewakan redietkan nhzbi alem ayfeleyena 🙏❤
ቃል ሂወት የስማዓልና ዝወደይ።
ብሓቂ አብ ሽወደን ንባዕሎም ቁጽሪ 13 እሞ አብ ዓርቢ እንተዊዒላ ብጣዕሚ እዮም ዝፈርሑ፡ ንዖኦም ቅርስስቲ ማዓልቲ ኢሎም እዮም ዝሐስብዋ፡መገሻ ገለ እንተሐሲቦም ሕማቕ ከየጋጥሞም ይፈርሑ። እዚ ኹሉ ዝበልካዮ ሓቂ'ዩ።
እግዚአብሄር ዓይነ ልቦናና ይብራሃልና
🙏🙏🙏❤❤❤
Ane kem zsemaekuwo gn goytanan medhanienan eyesys krstos abta elet arbi sle zteseqle eyom zeyfetwwa
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ሰማዕቲ ብቻ ዘይኮንናስ ኣተግበርቲ ይግበረና እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ቅዱስ ሩፋኤል በረከት ረዲአቱ ኣይፈለየና👏
ብሓቂ ኣነ ናይ ቁዱስ ሩፋኤል ምስ ጠነስኩ ጀሚር መልክኣ ክሳብ ዝሓርስ ንግሆ ንግሆ ማይ ቀሪበ ይንብቦ ምስ ወዳአኩጾሎት ይሰትዮ ብድሕሪኡ ኣብ ሕክምና ካኣ ተማሊኢያ ከይደ መጽሓፍ ኣምቢበ ነቲ ማይ ሰትይዮ ናብ ሕርሲ ኣትይ ሓካይም ገና ኢኪ ዘለኪ ኢለናኒ ክልተ ሰንትሚተር ኢዩ ተከፊቱ ዘሎ ኢለን ኮፊኢለን ኣብ ኦፊሰን መመጸን ይሪኣኒ ቆልዓ መጽዩ ሰንቢደን ከመይ ገሩ ብክልተሰንትሚተር ክሕርስ ይክአል ኢለን ገሪምወን ተወሊዱ ኣምላከ ይመስገን ብሰላም ሓሪሰ ቁዱስ ሩፋኤል ዝበጽሓኒ ንኩልክን ይብጻሕክን ጥኑሳት ኣሕዋተይ ዘለክን ዉን ከይቆርጽክን ክትጽልያ ይምሕጸነክን
ስለቲ ሓሳብኪ ዘካፈልክና የመስግነኪ ከም አምነትኪ ቕዱስ ሩፋኤል ይሓልኪ ሓብተይ ክሓተኪ ዝደለኹ ግን ካበይ ይግዛእ ብ tigrinya ከ ኣሎ ዶ በጃኺ ተገድስኪ መልስለይ 🙏
ኣሜን ንኩላትና ይሓልና መጀመርታ ብትግርኛ ይለን ዝሓፍተይ ክጅምርከለኩዉን ኣብ ዩቱብ መልክኣ ሩፋኤል ኢለ ጺሒፍ ብግአዝን ኣምሓርኛ ን መጺኒ ብኮሙኡ አንዳሰማዕኩ ይሰግድ ነይር ብድሕሪኡ ግን ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ሰብ አንተለኪ ካብኡ ኢይ ገዚኢ መጺኒ ኣብአንዳመጽሓፍቲ ዝሽጡ ኣለዉ
ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ ናይ ቅድስ ሩፋኤል በረከት ይሕደረና❤🕊️🕊️🕊️🌾🌾🌾🌿💐🌹🌺🌸🌷🌼♥️
በርከት ናይ መልኣክ ቁዱስ ሩፋኤል ይክፈለና ኣሜን 🎉
ኣሜን ቅዱስ ሩፋኤል ብረኸቱን ረዲኤቱን ኣይፈለየና ሓወይ ቃለሂወት የስማዓልና ጸጋኡ የብዝሓልካ🙏🙏🙏
ቁዱስ ሩፋኤል ኣቦይ መሓዛይ ኩነኒ ኣብ ሓዳረይ ኣብ ደቀይ ኣብ ቤተይ ኣብ ሂወተይ ኮታስ ኣብ ኩሉ ምሳይ ኩን ኣይ ትፈለየኒ ብጽሓኒ ርድኣኒ ካብ ማአሰርቲ ድያብሎስ ፍትሓኒ 13 ❤❤❤❤ መድሓኒ ነብሳት
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና ቁዱስ ርፋኤል ኣቦይ ኣይፈለየና❤
Amen amen amen qal hiwet yesmalna ezgabiher xegu yebzhalkum ❤❤❤
ቃል ህይወት ያሰመዐልና❤❤
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ሓውና በረከት ናይ ቅድስ ሩፍኤል❤❤❤
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egizabher kubor wedina nay agelgulet zebnka egizabher yebarka edmen teinan yehabka egizabher
ቃለ ህይወት ያሰማልን ወንድማችን ለካ የማይቻል ነገር የለም 😍 ትግርይኛ ቋንቋ በደምብ እየሰማሁ እየቻልኩ ነዉ ደስ ብሎኛል ❤
ባለቤቴ ሰሜን ትግራይ እኔ ደቡብ ልጅ
የተጋባናዉ በቁርባን ነዉ የመምህር ተስፋዬ ፍሬዎች ነን
እና ንሓወይ ዕድሜን ጥዒናን ይሓብካ አቦና ቅዱስ ሩፋኤል
ኣሜን ኣሜን አሜን ቃለ ህይወት የስምአልና ናይኣቦና ቁዱስ ርፋአል ፀለቱን በረከቱን ኣይፈለየና❤
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወትን ያስማልን ወንድማችን አሜን 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🍀🌼🌼❤️❤️👏✝️💚
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ዝሓወይ
3 ባቁመን ውን ዓመታዊ ብዓሉ ኢዩ ❤
Amen amen amen, qlehiwet yasemale 🙏 ❤ 🙏 ❤ 🙏 ❤ 🙏 ❤ 🙏
እሺ ሐራይ ክንደግም ኢና ብጠዓሚ ኢየ ዝፈትዎ ንቅዱስ ሩፋኤል ❤❤❤ቃል ሂወት የስመዓና ናኦድ ሃወይ
ብጣዕሚ መሃሪ ታሪክ እዩ ከምዚ ከማይ እተኮይኑ ኩሉ ሰብ ቅዱስ ሩፋኤል ብደቂቅ ኣይፈልጦን እየ ነይረ ንኣኮይ ሩፋኤል መዓልቲ ካብ ሓደጋ ስለዝወጸ ኣብ ዓመት ሓደ ግዜ ጸበል ስለዝግበረሉ ብከምኡ እየ ዝክሮ ነይረ ብሰንኪ ገጠመኝ ብዛዕባኡ ክፈልጥ ክኢለ ሎሚ ብደቂቅ ምሂርካና የቀንየልና እግዚአብሔር ይሓልወካ ጸጋኡ የብዝሔልካ ዝወደይ
ሐውና ቡሩክ ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ብሐቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ጽቡቅ አገላልጻ❤❤❤❤❤❤❤
🙏ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና ግሩም ትምህርቲ ብሓቂ የቀኔልና ኣብልብና ይሕድሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዛኣብሄር ✝️
Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amyen amyen amyen kalhiwet yesmalna wedey marey tegu yebzahalka
Amin
❤
ቃለ ህወት የሰመዕልና 👏👏👏
አሜን አሜን አሜን
ቃለ ህወት የስምዓልና ናይ ኩሎም ሊቃነ መላእኽቲ ኣምጽኣልና ሓደራኻ ካልእ ብምቅጻል መልክኣ ናይ ኩሎም መላእኽትን ቅዱሳንን ብግእዝ ኣለኒ ትርጉሙ መታን ክርድኣና ካብ ኣምሓረኛ ናብ ትግርኛ ተርጉመልና ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen qale hiwet yesmealna
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዑልና ኩቡር ሓዉና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen zhawey qal hiwet yesmlan
ቃል ሂወት የስምዓልና ብሩክ ሓወይ
ሰላም ዝሓወይ ቃል ህይወት ያስመዓና ቃፂለሎ ለምቅነ የአ ሰመዓዩ ትምህርትኻ ኣዝዩ ደሰሰ ብልን ብእውነት ብጣዕም ትማህረ ብጀኻ ቃፂለሎ ከይታ ቃርፂ ብተወሳክ ሓንት ሕቶ ኣላትን ፈቃደኛ እነተኸይንካ መቅፀርያ ዲኸነ ዓይነት ሰብ ይፍቀዲ ዱዩ ማለተይ ናይ ፈላሹ ዩኡ ዲባሃል ኣፈቀዲ ዩኡ ዲባሃል እና መልሰለይ አብ ሃገረ ስደት የአ ዲነኤኹ ስዑዲ ዓረብ እና መልሰለይ 👏🙏🙏🙏🥰
እወ ዝኮነ ሰብ ዝተባረከ መቂጸርያ ኣምጽኡ ክጥቀም ይክእል እዩ ንፈለስቲ ኣቦታትና ጥራይ ኣከሸነን
እግዚኣብሔር ጽጉኡ ይበዝሓልካ ናኦድ ሓውይ ሓይሊ ይሓብካ ኣምላኽ ቁዱሳን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃእካ ናኦድ ሓወይ❤
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ፀግኡ የብዘሐልካ ዝሰማዕናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ
እና ናኦድ ሓወይ ኩሎም መልከአታት ዉዳሴ ኣምላክ ከም እኒ ኣርጋኖን ብቻ ብዙሕ ብኣማርኛ ዘለዉ ፀሎታት ብዝተክኣለኩም ምስ ሰባት ላዉጋዕካ ናብ ትግርኛ ምትርጋም ተዝጅመር ምክንያቱ በዝሒ ተጋሩና ኤሬትራዉያን ተዛረብቲ ትግርኛ ብቅልጡፍ ዘይክርደአና ይክእል እዩ ኣነስካ ደሓን እየ እግዚኣብሔር ይመስገንዋ ብተወሳኪም ናይ መምህር መፅሓፍቲ እና ሕሰብሉ ዝሓወይ
ካብኡ ኣብዚ ኮሞንቲ ኣበይ ንረክቦ ትብሉ ብኣማርኛ ክራክበኩም ትደልዩ ተሊኩም ኣብ ስዑዲ ዘለኩም ከራክበኩም ከምኡዉን መልከዐ ሩፋኤል ኢልኩም ኣብ ዩቶብ ኣለኩም ብተወሳኪ ብappማለት ብpdf ክሰደልኩም ይክእል እየ ይደሊ ኢልኩም ፀሓፍለይ ብዉሽጢ ንራከብ❤
Kela hewat yesmalna kubur hawena❤❤❤❤❤❤
Kal hiwet yesmialna hawey
Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
Amen qale hiwet yesmalna
Xega bereketu yebzhalka
Amyen amyen amyen kalhiwet yesmalna zwedey edmen tenan yhbka bereketu yebzahalka
Bahaki kalhiwet yesmalna
Thank you ❤brother ❤❤❤
❤❤❤አሜን❤❤❤አሜን❤❤❤አሜን❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
እንቋዕ ደሓን መጻካ❤
nay qudus Ural ka ngerena eba kmza nay qudus rufal gerka hawey ❤❤❤
Amen hawey natey
❤❤❤❤🎉
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና ክብር ሓውና ፅጉኡ ብርክቱ የብዘሕልካ ፍትወይ ቅዱስ ሩፍኤል ኣይፍልየካ ክብር መምህርና ናይ ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን ቅዱስ ሩፍኤል ስላም ስላም ስላም ናዓካ ይኩን
🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
Kubur hawey hanti hot kehateka kefelta deliye Ab Beal kidus Mikael & Adey Mariam & Beal Weldi Mekuxeria kenkenti ykeal diu
Selam hawey kale hiwot yesmalna. Tsegu yebzahalka. Hto aleni melke rufael bitigrinya alo do
🙏🙏🙏🙏ኣሜንኣሜንኣሜን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በርትዕ ሓወይ❤
Edman tentan yhabka Naod
❤️13❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Kal hiwet yesmalna buruk hawna .
ቃለ ሂወት የስምዓልና ዕድመን ጥዔናን ይሀብካ
Kalehiwet yesmealna hawna, bthaomi tsbuk zkone tmhrti hibkana, Ezgabiher odmen thonan yhabka,kudus rufael tselatka b agru yrgetselka, jemari zey konka fetsami ygberka Ezgabiher❤❤❤😊
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 temesgen fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤13❤❤❤❤❤❤❤❤
ተባረኽ ሓወይ ብሩኽ ፡ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ኣብ ጸሎትካ ዘክረና ምስ በዓልቲ ቤተይ ክንወልድ ክንፈሪ።❤
ኣበይ ክረክቦ ይክእል ❤❤❤❤
አምሓሪኛ ትኽእሊ ድኺ
ናብሃቂ አኔ ኦፕሬሽን ክገብር ሃፍተይ ተማባፅያ ዝገበርኩልኩሉ መአልቲ ❤❤❤❤
አሕዋተይ ትሸጣ ተልክን መልአከ ቅድስ ርፈኤል ፅሓፈለይ አብ ሰዕዲ አለኩ
Gele aynet mexnaeti , Thank Lord christ for opening your eye .
እሜን እሜን ቃላ ህወቱ የስመዓና ፈጣሪ
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ናኦድ ሓውና።
Kale hiwet yesmealna Naod hawna❤❤❤ gobez bertie kudus Rufal kab kfue kulu ydhnka
amen amen amen kal hwet yesmeana❤❤❤❤❤
Amyen amyen amyen kalhiwet yesmalna bereketu ayfeleyena
Memhr ykryeta bmrschana kkewen aykaln eyu beti egzabher zfekedo ina nnebr
🙏 🙏 🙏 🙏 Amen❤Amen.Amen 🎉🎉
Kale hiwet yesmealna admen tanan yhabka Naod hawna
ቃለ ሂወት ያስምዓልና ዝሓወይ
Amen Amen Amen ❤❤🎉🎉🎉
Amen amen amen
Yeknylna hawey kal hiwet ysmelalna ❤❤❤🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amne
❤❤❤❤❤ Amen 🙏🙏🙏
Amen amen amen qale hiwet yesmalna
🙏