Thank you for your heroic service my dear brother friend and uncle you are one of the few lucky who survived to narrate your stories and your comrades stories. RiEkumdo ata RiEkumdo smEwo degagimkum smEwo eti mqlulnetu eti Tamr seriHu knesu endaAgudele ztrk Jegna Abo Nexanet Abo ZaHager Kindey eya beliAmo gin kia Temesgen neti Mqli! Kber kber Niber Adha Hallaw wesen
ዘደንቅ ጀግንነት ኤርትራዉያ ክብርን ሞጎስን
ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና
ሀገረይ ሀገር ጅግንነት ተዘርዚሩ ዘይውዳእ ዕድለኛ እየ ኤሪትራዊት ምካነይ የቀኒልና ኢፊ ሐውና አያና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘይስሕት ጨማቲ ሃብሮም ወዲ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ኤፍሬም ድማ ስለ እቲ ዘይሕለል ጻዕርኻ የመስግነካ። ቀጽሎ ድማ። ወትሩ ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ። ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጀጋኑና እዞም ፍሉያት ፍጥረት በዞም ረሳሐት የእዱግ ንሐመዶም ክዋረዱ ይውዕሉ አለው ማዓልቶም ይጸበዩ
ጅግንነት ተጋደልትና ተነጊሩ ተበርቢሩ ዘይዉዳእ ክትሰምዖ ዘይምኖ እዩ። ተጋዳላይ በርሀ ብዛዕባ ብጻይካ ተጋዳላይ ቃልኣብ ሕድሪ ዘኽበርካ ቅኑዕ ሰብ ኢኻ። እምነተይ ኣብ ህዝባዊ ግንባረይ ደኣ!!
👏👏🇪🇷✌️🇪🇷🙏🏽🇪🇷🌹🇪🇷👍🇪🇷❤️
ዓደይ ዓዲ ሓርበኛታት፡
ጀጋኑ ሰማእታትና ኣኣብ ዝወደቕኩሞ ቅሳነት ይሃብኩም ፈጣሪ፡ህልዋት ሓርበኛታትና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም።
ኣያና ሓርበኛ በርሀ ገረዝጊሄር ከኣ ስለዚ ረዚን ታሪኽካን ታሪኽ ዛንታ ነፍሲ ወከፍ ጀጋኑ ስውኣትን ህሉዋትን ጀጋኑ ብጾትካን
ዝሃብካዮ ናይ ሓርበኝነት ምስክርነትን ረዚን መስዋትን መውጋእትን ውዕልኦም ኣዚና ነመስግነካ፡ነቶም ኣብቲ ግዜቲ መስዋእትን መውጋእትን ዝኸፈልኩም ኩሉኹም ጀጋኑ ሓርበኛታትና ከኣ ወትሩ ብሓበን ንዝክረኩም!
ግምባር ጊንዳዕ፡ኩቦይ
ጋሕያት፡እንዳ ኣቡነ ተክለ ባሕሪ ጋሕተላይ፡እንዳ ሓረስታይ፡ጀጋኑ ዝወደቕሉ ምድረ-ሰማእታት
ሰማይነሽ ጸጋይ፡
ቀልኣብ መሓሪ ሰለሙን፡
ስርናይ፡ዕበ ሃይለ፡ገለ ካብቶም ኣብዛ ጋንታ በርሀ ገረዝጊሄር ምስ ሰብን ሓጺንን እንዳተራጸሙ ኣብቲ ሓያል ውግእ ግምባር ጊንዳዕ
ክቡር ሂወቶም ዝኸፈሉልና ጀጋኑ ሓርበኛታት ሰማእታት ደቂዛ ሓላል መሬትዮም።
ሰማይነሽ ጸጋይ ጋል
ሓትነይ ትብጻሓኒ ተጋዳሊትያ፡ኣብቲ ግዜቲ
ቆልዑት ደቂ 10 ክሳብ 11 እንተበጺሕናዩ። እንታይ ይግበር ከምዘሎ ውን ኣይንፈልጥን ኢና።
ቆልዑት ብምንባርና ውን
1991 ናጽነት ምስ ኮነ
ብዘይካ ናይቶም ኣብ ጎረቤት ገዛውትና ዝነበሩ
ተጋደልቲ መን መጺኡ
ኣይመጸን ካልእሲ ዋላሓደ ፍልጠት ኣይነበረን፡ ቁልዕነት ዕዳ ክብሉ ወለድና ከኣ ከምቲ ናይ ሽዑ ኩነታት ኮይኑ ጥራዩ ዝስመዓኒ ኩሉ ግዜ።
ሰማእታትና ብሓላፍነታዊ ግብርናን
ብልጽግትን ቅስንትን ኤርትራና ይደበሱ፡ ዕድመን ጥዕናን ንኩሎም
ህልዋት ሓርበኛታትናን
ኣያና በርሀ ከኣ ካብ ልቢየ ዘመስግነካ፡ከም ኡ ውን
ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደይ
መዛግብቲ ጀጋኑ ሰማእታትናን ሓርበኛታትናን ጽቡቕ ግውርካ ትብርብሮ ኣለኻሞ፡ ካብ'ኡ ንላዕሊ ብዝሓየለ መልክዑ ክትብርብሮ ከኣ ይላበወካ
የመስግነካ ውን።
ንኹሉኹም የቐንየልና!
ሓበን ሃገር ❤💪🏾🇪🇷
ይበል ኣገላልጻ ይበል ጅግንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👊👊👊👊
Kulukum jeganu deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አዚዩ ሙቁሉል ጻዕዳ ጅግና ሐውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
☝☝ኩሉ ትገብሮ ኣበርኩቶ ሃገርና🇪🇷 ኣዚና ኢና ነመስግነካ ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደ🦁🇪🇷🇪🇷Good job👍✅✅✅
ጀጋኑ ኣቦታትና😘ተጋደልትና💪 ኣጆኹም ኣለና ዋርሳይ💪 መንደላይ🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና ጅግንነት ስዉኣትና ተዘንትዉ ዘለኹም ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ተጋዳላይ እሙን በዓል መትከል ፈጻሚ ሕድሪ።
ኣቤት ጅግንነት
ኣቤት ትብዓት።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።❤❤❤
ጅግና መግለጺ ስኢነልካ
VIVA Eritrea Vor Immer 🇪🇷
ክብሪ ንጀጋኑና!!!!
ጅግና ።❤ ጀጋኑና ሓበን ሃገር ኤርትራዊነት❤❤
Jigna Hager wetru awet zlmadu eritrawi kesen jigna wedi erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤️❤️❤️❤️👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ሰላም ንዓካ ኤፍሬም ሓወይ ሎሚ ኣዝዩ ደስ ዝብል ከምቲ መቀጸልታ መደብ ኣቅሪብካ እዚ ሓርበኛ ተጋዳላይ ብቀረባ ስለ ዝፈልጦ 🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
WELCOME EMNA1 THANK YOU OUR HEROES EDF LEADERS AWET NEHFASH 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless great Eritrea 🇪🇷 and the people, the land of heroes “AWET NIHAFASH “ 👍
Thank you for sharing our Hero ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️
Efrem gede btaemi ina nemesgeneka tga berhe ka edemen tenan yhabka fetari naybhaki txeda elalu teum
🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤
አየ ጅግንነት ኤርትራዉያን ጅግንነት ተጋደልትና ተነጊሩ ዘይዉዳእ ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ንዘለኹም ጀጋኑና ካአ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you for your service and long life our heroes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍✌️
ንብሩልና ጀጋኑ ፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ሃገረይ ሃገረ ጀጋኑ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Eway eza Ertranas Jeganu welida kab nenhdhd zehalefu, edmen tenan yhabkum deki Erey ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
ዓኽ ስጋብ ሕጂ ዘየዕረፍኩም ኣቦታትና ጀጋኑ ሰላም የዉርደልና ነዛሃገርና ኩሉ ህዝብና እፎይ ክብል 🙏🏾 ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷‼️
ኵቡር ጋዘጠኛ ኤፍረም ኑፉዕ ብጣዕሚ ሰራሕካ ኣድናቆት ዝግቦኦ ኢዮ ከምዚኦም ዘምሰሉ ጀጋኑ ቡዙሓት ሰለዘለውና ሰረሐይ ኢልካ ብቀጻሊ ክተቅሪበልና ብትሕትና ንሓተካ ቡዙሕ መንእሰያት ኣሎውና ነዚ ታሪኽ ዘይፈልጡ
Jegna Berhe hawey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
BERHE JiGNA EDMIEN TIENAN YIMNEYELKA🇪🇷👍🏻🇪🇷
ቦሎ እቲ ሓቀኛ ታሪኸ
ህዝቢ ኤርትራ ።ኤፋር ግደይ
አየ ጅግንነት ንኩናት ዶ ከም ጓይላ እንዳዘለልካ ይእቶ እዩ እሞ ድማ ከም ተራ ዕላል ጌሩ የዘንትወሉ ነዚ ኩሉ ጅግንነት ዝፈጸሞ ክብረት ይሃበልና ስለ እቲ ኩሉ አገልግሎትካ ክብርን መጉስን ንሰማእታትና 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
🇪🇷 come and listen our history in the meantime do not forget like, share and subscribe please
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ኣታ እዚ ታሪኽ ናይ ኣቦታት ከሐብነካ መስዋእቲ ተኸፊሉ ሃገር ኣረኪቦምና የቀንየልና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ሰላም ሰላም ኤፍረም ሓውና 🌹🌹🌹🇪🇷በቲ ኩሉ ግዚኤ ተቕርበልና የቐኒየልና ንኩቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በቲ ኩሉ አንሕና ንኽሕሸና ሂዎቶም ዝኸፈሉን እቶም ሰኒኪሎም ዘሎዉን ኽብርን ሞዶስን ይሃብኩም ዓወት ንሓፋሕ👊👊👊🐪🐪💎💎💎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🌷🌷
Thank you for your heroic service my dear brother friend and uncle you are one of the few lucky who survived to narrate your stories and your comrades stories. RiEkumdo ata RiEkumdo smEwo degagimkum smEwo eti mqlulnetu eti Tamr seriHu knesu endaAgudele ztrk Jegna Abo Nexanet Abo ZaHager Kindey eya beliAmo gin kia Temesgen neti Mqli! Kber kber Niber Adha Hallaw wesen
ክብርን ሞገስን ነቦታትና ነያታትናን የሕዋትና ይኹን
Jeganu tegadelti,entay emo knbl,amlak nhagerna yhalu,nakum kea edmen tenan yhabkum fetari,fulyat ftret ikum
Jeganuna edimen tinan yhabkum awet nhafash❤🇪🇷💪💪
Hart breking fact history Eritrea for Eritrean ❤ Thanks a lot brother Efream!
Long live to shabia (Hizbawie Genbar)
40 Amet ab hadr kabti jigninetn tarikn zeysenf xinat qalkidan wawwwww ❤❤
Jigna azekari nay ginbar gindo kuyet abet tegadalay🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
አየ ጅግንነት ንኩናት ዶ ከም ጓይላ እንዳዘለልካ ይእቶ እዩ ክብረት ይሃበልና ስለ እቲ ኩሉ አገልግሎትካ ክብርን መጉስን ንሰማእታትና 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
ጅግንው ድቅ ኤር 🌹❤️🌹🌹🌹❤️❤️
Proud of u legend thanks God I am eritrean awet nehafash
❤❤❤❤❤thanks btaemi jeganu abotattt alewuna kurae Eritrawi ztebahle kemziom slezelewuna ena
Jeganu ayatatna, edmen tiEna yihabkum. Berhe jigna
🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷
ጀጋኑ ኣቦታትና በአፍሊ ወካሩ ክትቃለሉ ከለኩምስ ይገርመኒ
ንመስዋቲ ይህወኩ ኣበት ጅግንነት
🇪🇷🇪🇷🇪🇷መዘና ኣልቦ ጅግንነት ኤርትራውያን ኣቦታትና ኣያታትናን ሰሚዕካ ዘይጽገብ እኳ እንተኮነ ንሕና መንእሰያትን ሃገርና ኤርትራ ብከቢድ ዋጋ ከም ዝመጸት ተርዲእና ኣብ ልዕሊ ሃገርናን ህዝብናን መንግስትናን ዝግበር በዛ ሓሶትን ምስይጣንን ዝመልኣ ዓለምናን ዕሱባት ከይተዳናገርና ብፍላይ ኣብ ወጻኢ ንነብር ዜጋታት መሳርዕና ኣደልዲልና ነቲ ዝግበር ተንኮላት ክሳብ መስዋእቲ ዝሓትት እንተኮይኑ ክንቃለሶ ይግባእ ክተት ኣብ 4 ይ ግንባር ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nice job Efrem ❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏾👏
Edmeni tinani yhabkumi jeganu eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ነዛ ብርሃን ክንርኢ በጃ ዝሓለፉን ዝሰንከሉን
ጀጋኑና ክብሪ ንዓኹም🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yknyelna jornalist Efrem, tarikna zymflat hasyina u mo , berbrelna bjaka , Enty aynet jigininet u zi , kab hade nab hade zyblalex , kithalmo keman kebid zkone tarik, nberulna jeganuna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Haben Hager thanks for your service amazing work 🇪🇷🇪🇷🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤jigina aba niberena
Thank you EMNA!
Zegerm bqat edmen tenan yhabkum jeganu abotatna.thank you Efrem ghide.
Vivasabia Kulusalasabia Eritrea 🇪🇷 sabianizehleme ❤🎉❤🎉❤🎉❤
ክብረት!
እዛ ዓስቢ ትብሃል ቃል ንሕሱራት ከድዓት እምበር ንኩቡራት ጋሶት ውን ትምልከት ምካና፡ ሕጂ ቦክሪ እዝነይ ካብ ኩቡር ሓርበኛ ይከኣሎ በርሀ ወዲ ሳሕለ፡ ይሰምዕ ኣለኩ የሕዋት! ሰኒ😀
ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
Thank you EMNA
🇪🇷✅✅✅✅❤️✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንብጻይካ ከምነብስኻ ኣፍቅሮ ከምዝበሎ ፈጣሪ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ብተግባር ተፈጺሙ ኣማን ብኣማን
ሰላም ክቡር ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደ : ጅግና ሰውእ ካኘቴን ማይ ጋይላ በዓል ቤቱ ተጋዳሊት ፍጹም ትብሃሌ ኣውቲሰታ ኣምቡላንሰ ኣብ ጸዓዘጋ ኣላ ሰሚዕና ም please 🙏 ኣራኽበና ኣብ መደብካ ብምኽንያት 20 ሰነ ታሪኽ ጅግንነት ማይ ጓይላ ከተዘንትወሌና ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዘልኣለማዉ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታቴ ኤርትራ
Thanks Efrem mzom kulu nebsom tarik
Neber Kiber kubur tegadalay. Salakum hager alatina
Mshawna arakibkana efrem thanks bro berhe mskulom sdraka yehwatka edmen tena yhabka❤❤❤
Berhe admen tana yhebka jegna wedi Erey🌹🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐💐💐🌲🌲🌲🌲🌲🌴🌴🌴🌴♥️💯
Jegna eika kubur hawey 💪💪💪🇪🇷 💯💯💯
ንጀጋኑ ከምዚኦም ዘኣመስሉ ኣናብስ ዝቅርብካልና የቕንየልና።
ጅግና ሐበን ሃገር
✊✊✊👍👍👍 ሰይ ጀጋኑ ሰብ ድርብ ስረ ብሓቂ ዘሕብንን ዘኹርዕን ታሪኽ ኣያታትና ኣቦታትና ቀጽልዎ እቲ ዘይውዳእን ዘይትርበርበረ ረዚን ታሪኽ ጀጋኑና ኣገናዕ መን ከማኹም ብሓቂ ኣንታ ንስኹምስ ፍሉያት ፍጥረት ኢኹም ንሕበን ንኾሪዕ ኣለና ብኣኹም: ዘይምኖን ዘይርሳዕ ታሪኹምን ብምዕቃብ እና ተሓበንና እናዘከርናን ንዘንት እለት ❤❤❤✊✊✊💯👍👍👍
👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ክብር ንዓኩም ይኩን
ኤፊ ኣንበሳ ክበረልና ብተቅርቦ ዘለኻ መደብ ምስጋና ነቅርብ።ኣብ ትዝታ መሊስካና
Merhaba deqi erey halalt ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
Eway jegnenet hezbawi genbar 🙏🇪🇷🇪🇷
Wow, thank you
Erey taawitula, kab nihdhd zigededu jeganu deki Erey maarey aidimen tiainan mewaelin yahebkum!!!!!!🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️❤️✅✅✅✅🌹🌹🌹🌹!!!!!
Kubur Ayay ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Salakum eiu kulu ❤
Neti xinkur awan gedli mereqet ziwesekum jeganu
Deqi eritrea 🇪🇷 ♥️
Ebe hawey jigna.azekirkani
Edmen tenane ehabkumi ❤❤❤❤
እዛ ኤረይ ክጽብቅ ዕድላ ዘዝተወለደ ድባብ ዝኾነላ ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንሰመኣታትና ።
ናይ ሃፕትኣፕ ሰለሙን ኣምጽኣልና ምስ ኣርባዕተ ኣሕዋቱ እዩ ተጋዲሉ እንዳ 61 እዩ ነይሩ ድሓር ምስቶም ናይ ስግረ ዶብ ኣብ ኢትዮ ንወያነ ክሕግዙ ዝከዱ እዩ 1980 እዩ ተጋዲሉ ኣብ ሓጺር ግዝየ እዩ ክሳብ መራሒ ሓይሊ በጺሑ ብርጋደር ጀነራል ወዲ መምህር ይፈልጦ እዩ ብዙሕ ታሪኽ ጅግንነት ኣለዎ ድሕሪ ናጽነት ካብ ኣዲስ ኣበባ እዩ ተመሊሱ ምስ ወዲ መምህር ኣብ ኣስመራ ንዝተወሰነ ተቀሚጡ ነይሩ ድሓር ኣብ ናይ ሓንሽ ኲናት እውን ሓይሊ መሪሑ ዝተዋግአን ዘውግአን እዩ ድሓር ምስ 525 እናሃለወ ኣብ 1999 ኣብ እግሪ መከል ተሰዊኡ ንወዲ መምህር ርከቦ ሓፍቱ ተጋዳሊት ሓርነት ኣብ ማይ ድማ ሕክምና ትሰርሕ ኣላ ርከቦም ምስ ተሰውአ ንወለዲ ሃፕትኣፕ ሓደ ስሙ ዘይሓዝክዎ ከም ሃፕትኣፕ ኮይነ ኣነ ክጥውሮም እየ ኢሉ ክሳብ ዕለተ ሞቶም ይሕግዞም ነይሩ ድሕሪ ናጽነት እውን ናብ ብዙሕ ቦታ ተጓዓዒዙ እዩ ሓዳር ክገብር ዕድል ኣይረከበን ከይወለደ ድማ እዩ ተሰዊኡ ልዕሊ ውላድ ግን ዕቁር ጅግንነት ኣለዎ መጋድልቱ ዝምስክርዎ እዩ ተገዲስካ ርከቦም
Awet nihefash dekiy ery❤❤❤❤❤❤❤
Deki Eri Jeganu zeleale Kibrin Mogesin Habenat Hager 🇪🇷💒🕌🌿👑
Eritrea hagerna adi jeganu tegadelti harbenatat hzbawi gnbar edmen tenan yhabelna jeganuna 🇪🇷 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤🦁🦁🦁🇪🇷👑🌹🌹🌹⭐🐪🙏 zelalemawi zkri kibrin mogosn njeganu semaetatna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹⭐🌹⭐🌹⭐🌹⭐🌹⭐🌹⭐🌹🙏 Awet n hafash!!!!
Bka ms om tefetirna ❤❤❤❤
Wedemoy nay jeganu jigna
Werkawi zone elal tarik Efrem Gde bejaka kexilo eka
ጅግንነት ኤርትራውያን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Sabia Sabia Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 Nizehleme
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️
👏👏👍👍👍👍👍👍💐💐💐💐