Freta: I am one of the 5.25 living in Norway right now. One of the memories that that never go from my mind is about «Mamma Freweyni» Freweyni was the only femal in 5.25 at the time. The only in 4000. She was exceptional in all sense. I remember how she leads the whole division 5.25 she has alot to tell please, please try to give her time for interview. You really took me back Berakhi hawey.
😂😂😂😂😂❤❤❤❤💙💙💙💙💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇺🇸🇺🇸🇺🇸🇺🇸🇺🇸🙏🙏🙏🙏🙏Thank you, fighter, for sharing & new relations with the Western world. Understanding, excepting and Eritrean people reality, finally 👏 ❤❤❤
😭😭😭🇪🇷ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና!!!ስውኣትና ወትሩ ኣብ ልብና . 🌹🌹🌹🕯️🕯️🕯️ኣጆኻ በራኺ ሓወይ!!!
ብጣዕሚ ንፉዕ ስነጥበባዊ በራኺ ገብረመድህን ይበልል ጎበዝ ቀጽሎ ❤❤❤ ንኩሎም ዝተሰውኡ ሰማዕታትና ክብርን ሞጎስን ይብጽሓዮም ንዝሰከሉ ተጋደልትና ምጽንናዕ ኣምላክ ይሃቦም😢😢😢😢
እናሓደረ ዝደምቕ ነባሪ ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማእታትና 🇪🇷❤️🩸!
ከምቲ ቃል እግዚኣብሔር ዝብሎ ሰብሲ ብጃ ብጻዩን ሓውን ነብሱ ይበጁ ዝብሎ ሰማእታት ኤርትራና ድማ ፍሉይ ሰማእትነት ወንጌል ዝፈጸሙ ኢዮም እሞ እግዚኣብሔር ምስ ቅዱሳን ኣብ ገነቱ የንብረልና
Yes bhek❤❤❤
ተመሊሶም ከውጽእዎ ስለምታይ ዘይፍትኑ ከመዩ ኔሩ እቲ ኩነት ጉዕዞ ባሕሪ ዝብል ሕቶ ይመጸካ
Amlake ERITREA 🇪🇷 ykber ymesgen Amen ❤
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ካኣ ንዓኻ በራኺ ሓዉና ዝፈትዎ ስነ ጥበባዊ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብረት ይሃብኪ ኩብር ስብ ገሻኪ ገርኪ ዘቅረብክልና ❤
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና
Ajeka ,siwatna tarkom kebid eyo ymo abzelewowo ykseno ,Eritreana dima tiambib amlak yhaliwena 🙏🙏🙏❤❤❤🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብራኺ ሓወይ ዕድመን ጥዕናብ ይሃብካ ካብ ልቢ ኢና ንፈትወካን ነድንቀካን ❤ዘልኣለማዊ ዝክርን ክነርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🇪🇷🕯
ክብርን ሞገስን ንሰማዕታት ኤርትራ ብሓቂ ኣምላክ ነብሶም ኣብ ሕቁፉ የርፍቀልና ሰማዕታትና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና
Beraki jigna btaemiye zekbrekan zednqekan. Kaftom alewuna nblom blutsatna eka edmen tienan ymneyelka. 🙏🙏🫶🫶💐💐🫶🙏🙏💯💯💯
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏Glory to our Eritrean Martyrs 🇪🇷 💯 💯 💯 💯 💯 💯 💯 💯 😢😢always in our hearts 💕 💞 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ኣዘኽቲሞሙና እጆኻ ናይ ጊዜ ሕቶዩ ኣባና ዘውረድዎ ግፍዒ ክወርዶምዩ ዝኽትምና ጥዑም እንተኾይኑ ክፍትንዎ ጀሚሮም ኣለው
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስ ንሰማታት ሀገረይ🇪🇷🇪🇷
ዘልኣለማዊ ክብሪን ሞጎስን ነቶም ዘይትድገም ሂወቶም በጃ ዝኸፍውሉ ሰማእታትና ወትሩ ኣብልብና ።በራኺ ደስብል ስሚዒትካ ተቖጻጺርካ ነዚ ረዚን ዛንታ ዘዘንተኻልና በርትዕ ኣጆኻ።
KBRN MOGOSN NSEMAETAT ERITREA❤❤❤
ክብርን ዝክርን ንሰማአታትና በርኪኖ ጅግና አሪትራዊ❤😊❤
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🥀❤️❤️🥀🥀🥀🥀❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ዘልኣልለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታተና. ዓወት ንሓፋሽ!
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ፉሩቱ ኣዝዩ ብሉጽ ሰብ ኣብ ብሉጽ ማዓልትይን ታሪኽን ኣዝዩ ደስ ዘብል❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Beraki Nufue wedi Eri 🇪🇷❤️.
Thank you brother may God bless you and your family 💪🏾🇪🇷🌺🌹✌🏽🙏
ሰላም ሰላም ፉርትና ሓፍተይ & በራኪ ሓወይ በዚ ትግብርዋ ዘለኩም ታሪክ ናይ ጀጋኑ ስውኣትና ምንጋርኩም ኣዚየ የመስግን ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና እሞ ፍርትና ሓፍተይ ነዛ ምስ በራኪ ትዛረብ ዝነበረት ጅግና ዋዕሮ ኤርትራዊት ፈሬታ ግዜ ጊርኪ እንተ ተቅርብልና ኣዚዩ ጽቡቅ ኔሩ ምክንያቱ ታሪክ ኤርትራ ብዙሕ ኣሎ ዘይ ንፍልጦ እሞ ክንፈልጥ ንደሊ እና እሞ በጃኪ ሰብ ታሪክ ከለው ይንገሩና ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
የቐንየልና በራኺ ሓውና ከምኡ'ውን ጋዜጠኛ ፍርቱና ሓብትና ስለ እቲ ነዛ ኽብርትን ረዘናን ዕለት ዝሰራሕኩሞ መደብ ኣዝይና ነመስግን :: ካሊእ ኣብታ ናይ ብሓገዝ ታንካት ንሩባ ግርመ እንዳሰገርና ዘጋጠመት ደብ ዳብ ጸላኢ ዝተሰወአ ብጻይ ንማይ ቆቋሕ ኣብንኸደሉ ዝነበርና ድሕሪ መጥቃዕቲ እላላ ኢያ እታ ቦታ ድማ ግርመ ድሕሪ ዓበይቲ ታባታት ግርመን:ካንሸላይ ቅድሚ ሩባ ወስ ምብጻሕና ኢያ ከምኡ'ውን ታሪኽ መሓረና ኣዝኻ ስለዝገለጽካዮ ኢዝየ የመስግን በራኺ ሓወይ:: ዘለአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና !!!ዓወት ንሓፋሽ!!!
ሰምአታትና ንዘልአለም ይንበሩን ይዘክሩን፡ዓወት ንሓፍሽ❤
ንበራኪ መግለጲ የብለይን ዕድመን ጥዕናን የሀበ ኩቡር ሐወና🙏🇪🇷❤
Beraki jegna wedi jegna ❤❤❤bravo Ertrawi hexub meanta ❤❤❤❤
ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ይኹን!!!
ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ!!!!💕🌹🇪🇷🇪🇷
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ጀጋኑ በራኺ ሓውና ናይባሓቂ ንድሕሪት መሊስካና ዓዲ ዓግማይ ዓዲምሕጹን ቀርጨቀምጠ ባህሊ ክንርኢ ንመጽእ ኔርና ካብ ከባቢ መደፈራ ካብ ውሽጢ ጸላኢ ብለቲ ብለቲ ንኸይድ ጅግንነት ናይኣሕዋትና መግለጺ የብሉን ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣️❣️❣️💔💔💔😭😭😭🕯🕯🕯🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
nice nay bhaki freta I love you sweet sound kestlyo gual Eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤ ክልተ መትንታት ደምና ፍርቲ & በሬ
ሓቂ ብሓቂ ብሰንኪ ስእነቶም ኣይከፍኡን ጀጋኑና መኽዚን ጽባቀን ስሕበትን እዮም ነይሮም።ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትን
ጎይታ የሱስ ብሰላም ዕረፉ ወትሩ ኣብ ልብና ኢኩም ።
💯🙏🙌❤️👆💪💯
💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯
ፉርቱና ብዙሕ ግዜ ደጋጊምክዮ እንታይ ተሲሚዕኩ ስሚዓት ናይ ሰብ ዝትንክፍ ሕቶም ክዳጋገም ጽቡቕ ኣይኮነን ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና።
ኤርትራዊ ኣብዓልም መዳርግቲ ዘይብሉ ታሪኽ ዝወነነ አዩ❤❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷!
Zelalemawi kbri❤ nsemaetatna kulu gziye ab lbna
ክብርን ሞገስን አናብስ 🕯️❤💡ንስዋአትና 🕯️❤💡ኤርትራ🇪🇷💎🇪🇷
ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ን አናብስን ዘራዊት ❤️🦁❤️ኤርትራ ❤️🦁❤️ ኤርትራ 🇪🇷💎🇪🇷
ክብርን ሞገስን አናብስ ከይተሐለሉ መዋእሎም ዚተቃለሱ ❤️🦁❤️ንመንግስትና 🇪🇷🦁🇪🇷ኤርትራና 🇪🇷💎🇪🇷
ክብርን ሞገስን 🦁❤️🦁ነቲ ሃገሩ 🇪🇷💎🇪🇷የሕሊፉ ዘይ ሃበ ሕብን አንበሳ ሕዚብና 🦁🇪🇷💎🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና በራኺ ሓውና ወዲ ጀጋኑ ሓበን ሃገር ኢኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌼🌼🌼🌼🇪🇷🌺🌺☘️☘️☘️🌿🍀🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zelalemawi knrin zkrn nswuatna 🇪🇷🕯💐🇪🇷🙏🤲🇪🇷
ፍርቱና ስለምንታይ ደጋጊምኪ እንታይ ተሰሚዕዋ እታ ስድራ ትብልዮ ከምኡ ጌርኪ ኣንቢዕክዮ ሓደ ሓደ ግዜ ክትሓትት ከሎካ ቁሩብ ከተስተውዕል ይግባእ ።በራኪ ሓወይ ንዓና ን ህዝቢ ኤርትራ ክብሉ ዝሓለፉ ጀጋኑ ስዋትና ንሕበነሎም እምበር ኣይንነብዓሎምን ዘላለማዊ ዝክሪ ንስዋትና❤❤❤❤❤።
Freta: I am one of the 5.25 living in Norway right now. One of the memories that that never go from my mind is about «Mamma Freweyni» Freweyni was the only femal in 5.25 at the time. The only in 4000. She was exceptional in all sense. I remember how she leads the whole division 5.25 she has alot to tell please, please try to give her time for interview. You really took me back Berakhi hawey.
Our stories need to be told by those who were courageous men and women of Eritrea that made the history!! Awet ni'hafash✊🏿🇪🇷🕯
😢😢😢😢Kbrn mogosn netom nslena kblu zeytmles hiwetom zkefelulna sematatna deqi erey like aytewuhdu neza chanel nezi zanta zeqrebetlna❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
መርሐባ በራኪ ከምቲ ዝበልካዮ ብጳይከሰዕሸል ሳይሞን ጅጅግና እሞ ወዲ እንተወሊድካ ሸም አውጳአሉ ሳይመን በሎ ። ይብለካ ዘርሳዕ ደርፋ ብዝማርካ ናይ ሳይመን ነመስግነካ ዕድመን ጥዐና ይሃብካ 🇪🇷🐅🇪🇷🐅🌹👏👍👍❤️💕❤️💕✌️🇪🇷🇪🇷
20 ሰነ ረዛን ዕለት ኣብ ልቢ ኩሉ ኤርትራዊ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉🎉
ዘልኣለማዊ ክብሪ ንስዋኣትና ዓውት ንሓፋሽ❤❤❤❤
keberenmogosen ni sematatena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️💐💐💐💐💐💐
Zelealemi kibrin mogesen neta zey titkae hiwetom zibejewu semaetat eritreanas🎉🎉🎉❤❤❤
Thanks fruti
Kibri yhabka wedi shihay arkey
Jigna nberulna jeganu
Yzekeeu semiatat hagerey
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፊርትና ንኡሽተይ ሕፋተይ ቀጺልዮ 💝💝💝💝💐💐💐💐💐💝💝🙏🙏🙏❤️❤️
Kibrn mogosen nsemaetatna
ክብርን መጎስን ንሰማታት❤❤❤❤❤
ክብርን መጎስን ንሰማእታትና
ክብርን ሞጎስን ነቶም ኩሉ ዝውሕዶም ሰማእታትና።
Zelalemawie zkri nsematatna beraki dma edmen tenan yhabka fetari bsalakum neza merit kinnebr zgeberkumna nberluna 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
😢 kebern mogesn netom zeytedegem hiwetom beja zhalefeluna jeganu sematatena 😢😢😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኩሉ ኤሪትራዊ ናቱ ታርኽ አሎወ ካብ ባሕሪ ብማንካ እዩ ናዚ ሐወና ጸንዓት ደበስ ነለዋህ ፍቃር ህዝብና❤
Beraki jegna
😂😂😂😂😂❤❤❤❤💙💙💙💙💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇺🇸🇺🇸🇺🇸🇺🇸🇺🇸🙏🙏🙏🙏🙏Thank you, fighter, for sharing & new relations with the Western world. Understanding, excepting and Eritrean people reality, finally 👏 ❤❤❤
❤ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና ❤።
Zelalemawi kbrin zkrn nswuatna🙏🇪🇷🙏
Hade katom degagime fuliiey sene tebebawi💪🇪🇷🤩
Zelaleamawi zkri nesmatetna awet nahfash 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🕯️🕯️🕯️💡💡💡🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
ኪብርን መጋስን ንሰማአታት 🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሐወይናተይ ❤️❤️❤️💝💝💝🕯🕯🕯🕯🕯🕯
🕯 Eternal glory and honor to our adored heroes and martyrs ✨
God blessed Eritrea 🇪🇷 🌿Awet Nhafash✊🏾
ብጣዕሚ ጽቡቅ አሸላልማ ነቲ ኩቡሩን ረዚንን ማዓልቲ ዝገልጽ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
ሸቀጢ ብስዉእ ግደፉ
Thank you Furti anbsit keep it up and we Love you
ዝክርን ሞጎስን ንሰማእታትና ጆጋኑና ወትሩ ኣብ ልብና
Swatna wetru ab lbna!!!thanks kubur jgna beraki hawey.
ቅሰኑ አሕዋተይ አቅስነሙና 💝💝💝💝💝🕯🕯🕯❤️❤️🕯🕯🕯🕯🕯🕯❤️❤️
Zekefen. Keberen. Nesematatena. Wetru. Lebena❤❤❤
Glory to our martyrs
Kbrin mogosn Nsemaetatna Eritrea ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ቅሰኑ ክቡራት የሕዋትን አሐትን ንኤሪና ብርሃን እዩ ቅድመና ብልቢና ነሕሰብን ንጠምትን ብሰራሕ ንትምህርትን ንፀላእት ነሸንፍም ዝሐወይ አጀና አጀኳ ደበሰም ኤረይ ነዕበባ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
Hager ab rezin zikri 🇪🇷❤️🇪🇷.
ግን ናብ ዝሓለፈ ዓመት ኢዩ ሓቀይ እዚ interview.? ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰምኣታትና ስዋኣትና ወትሩ ኣብ ልብና። ሃገረይ ኣጆኺ ደጊም this time is for your time hagerey 🇪🇷👈
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Thank foryourexcellenceservicesyoudoingforEritreanpeople.thanks Beraki for excellenceservices And may God RIP our martyrs.
Zelalemawi kibrn zikrn netom tsbuk keyraayu sliena zhalefu jeganu semaetatna. 🇪🇷💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🫶🫶💐💐💐🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️💐💐🫶🫶💐
Berahi haweyyy btaemi tegerme sala ahwatka anbelbila banderana ajoka anbesa ahwat alewka ❤❤❤❤
I respect you my bro 🙏Glory to our martyrs
Berye wedhzbi btamye zftweka ajeka ❤❤❤❤❤❤
Zlalmaw Zkekrenbl keberen nesematatna Berake hadere Zatalme❤
Adi Saha deGen sabeya eu neru kekeyede zedeley Saha kedo eu zemezegeb neru 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
Beraki Brake hagern hzbn eka mo admen tsanann yhabka
ሰላም ቅሳኑት ራሕዋ ንዓኩም ደቂ ኤረይ ጀጋኑ 🇪🇷💪🏽❤️🙏🏽በራኪ ጀግና ❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏽🇪🇷🙏🏽💪🏽🇪🇷 ዘለአለማዊ ክብርን ሞጎስን ነቶም ብሉጻት ጀጋኑ አነ ክስዋእ ንስኩም ክበሩ ንበሩ ኢሎም በጃ ዝኮኑልና ክብራት ሰማእታትና 🇪🇷🙏🏽🇪🇷🙏🏽🇪🇷🙏🏽💪🏽🇪🇷ቅሰኑልና ሰማዕታትና ኤርትራን ኤርትራዊነትን ንዘላአለም ተሐፊሩን ተከቢሩን ክነብር እዩ 🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🙏🏽ወትሮ ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽
ዘላኣለምዊ ክብረን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰማአታትና
ዘለኣለማዊ ሰማእታትና ተዘከሩ !!ወዲ ሻሓ ካኣ ኣጆካ በርትዕ!!
Eternal glory to our martyrs
Mass the Victory !❤
Beraki jigna hawi jeganu I love ❤ zelalemawi zkri nswatna
Beraki jigna edmen tinan yhabka fetari
I lost my two brothers 😢😢😢 am always miss them😢❤🙏
Sorry to hear that! Prayers 🙏
Kebren mogosen nesmtetna 🕯️🕯️🕯️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Ajoka Beraki Hawey!! 😢😢😢 ❤🇪🇷❤
Beraki jigna🇪🇷🇪🇷💪💪💪❤️❤️❤️
አቲ ታይ ገሪኪ ሐዘኑ ትቀሳቅስዮ አአንቢኢኪዮ ምስኡ ክትነብኢ ነሩኪ
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስውአት ❤🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌲🌳🌲🌳🌲🌳🌲🌳🌲🇪🇷
Kbrn zrezene zkrn netom beja zhalefu abotatnan ayatatnan ahwatnan awet nihafash💪
🌹🇪🇷🌹
Zelalemawi kibrin zkrin nsemaetatna ❤❤
መስዋእቲ ዋጋ ሓርነት 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
Thank you Fruti for your hard work
Selam. Deki.erey. ertrawinet. Kubur.mininet. kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna..sematatna. wetru. Ablibina 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና 20 ሰነ ዝኸበደትን ዝኸበረትን ማዓልቲ 🕯🕯🇪🇷
Glory to our great heroes