"ክርሸን ተሰሪዐ ከለኹ ሕልሚ ክኾነለይ ይፅሊ ነይረ።"

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 6 янв 2025

Комментарии • 1,1 тыс.

  • @AbrahamGebrehewot
    @AbrahamGebrehewot 11 месяцев назад +66

    ከይርሳዕ ከይድገም ! ተጋሩ ረሰዕቲ ኣይንኩን ታሪክና ንሰንድ ኣጆኪ ዛሓፍተይ ኣብ ሕድሕድ ገዛና በፂሑ እዩ ።🥹😭 ትግራይ እዚ ኣይመተገባኣን

  • @AzemarHaftu
    @AzemarHaftu 2 дня назад +1

    አጀኪክርቲሓፍቲኩላትናከምናትኪሂወትአለና

  • @reemal1725
    @reemal1725 11 месяцев назад +87

    ኣይዞኪ ዝሓፍተይ ጓልኪ እግዚአብሔር ብጥበቡን ብሞጎስን የዕብየልኪ ዛ እምበተይ❤ጋዜጠኛ ሓውና ድማ ትሕትናካ ቀፅለሉ

    • @user-kf6rs6hy2p
      @user-kf6rs6hy2p 11 месяцев назад +2

      Egzoooooooooo tigerye 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 11 месяцев назад

      ዝያድይ ስብስክራይብ ታሕብብርኒ 💟💟💟💓💓💓

    • @mahletebrahem8514
      @mahletebrahem8514 11 месяцев назад

      Ayzoki zehaftey msaki nabekeku eye wedayo 😢😂

    • @taamemahari7442
      @taamemahari7442 11 месяцев назад

      😂😂😂😂😂ህ ዝ ቢ 😢😢😢😂 ት ግራይ.. ከበድ ይሕ ልፍክም

    • @mihretarkebe9285
      @mihretarkebe9285 11 месяцев назад

      ዋይ ህዝበይ😭😭😭

  • @lililagame9948
    @lililagame9948 11 месяцев назад +44

    ኣጆኪ ክብርቲ ሓፍቲ ኩላትና ከም ናትኪ ሂወት ኣለና💔😭🥺

  • @Aduniahope
    @Aduniahope 11 месяцев назад +13

    😢😢😢ፈጣሪ የፅንዕኺ የፅንዐና ዛሓፍተይ፣ተባዕ ሓፍትና ተሪፍኪ ዝሓለፈ ትምስክሪ ጥራሕ ዘይኮንክስ ንብዙሓት ሓቦ ኢኺ፣Thank you መዓረይ፤ኣብታ እዋን ዝሞቱ የሕዋትና ሰማእታት እምነትን ዓድን'ዮም🙏

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up 11 месяцев назад +5

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ብዝተፈጠረ ነገር ዝሐፍተይ መዐረይ ፈጣሪ ብዝሐለፈ ይወደኣልና ልዕሊ ኩሉ ኸአ ፈጣሪ ብውላድ ደቢስኪ ተመስገን ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ምስ ጋልኪ ይምነየልኪ From Eri … GBU bro …❤ 20:21

  • @Haylewedimhrey
    @Haylewedimhrey 11 месяцев назад +31

    ፀላኢኪ ደም ይንባዕ ዝሓፍተይ ኣነ ቡዙሕ ሪአ እየ ከማኪ ዝበለት ጠንካራ ሰብ ኣይረአኩን😢❤❤❤ ኣጆኪ ዝሓፍተና ኣለናልኪ ኣብጎንኪ ታሪክና ንሰንድ ተጋሩ ረሳዕቲ ኣይንኩን ሰብሞያ ዘለኩም ኣጆኪ በልዋ ንሳ ክትፅሕፎ እያ ካሊእ ድማ ናትና ግደ እዩ ነባራታዓያ ሓደራ ዛጅግና ዋዕሮና በፍፁም ኣይንርሶዖን ኢና ኣነ ከም ሓደ ትግራዋይ😢

  • @እንዳባጉናዓደይ
    @እንዳባጉናዓደይ 11 месяцев назад +14

    ኣጀኪ ማዓረይ እንኳዕ ወለደኪ ከምዚ ናትኪ ሂወት ንሕልፍ ቡዛሓት ኢና 😢 ኣጀኪ ጠንካራ ኩኒ ጋልኪ ኩሉ ነገርኪ እያ ብጥበቡን ብፀጉኡን ይዕብየልኪ❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 11 месяцев назад +1

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💟💟💓💓

  • @fhjjhyyu9639
    @fhjjhyyu9639 11 месяцев назад +8

    ቃደማይ ነገረ ማይ ቃራብ
    ፅናዓት ይሃብኪ ዝሓተይ ምሳኪ ነበዕ

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 11 месяцев назад +32

    አጆኺ ዘሐፋተይ ጀግና ዋዕሮ ኢኪ ስውአት ሀገረ እግዛብሄር ትግራይ ብሰላም ዕረፉ ❤❤❤

    • @michealtesfay9340
      @michealtesfay9340 Месяц назад

      Abey zelo hager Tigray hashawit komue nabelikum ekum zi hizibi ahilikumuwom

  • @ጓልራያሞኾኒ
    @ጓልራያሞኾኒ 11 месяцев назад +13

    በይዛኽ ዳኣነ ኣደወአይ ኣይዘኽ ፅንዓት ይሃብኪ እግዚአብሔር ኣምላክ😢 ጋልክለ የዕብየልኺ ዛእምበይተይ🙏🥺😥

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 11 месяцев назад +1

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌺🌺💓💓💓

  • @ኦሪትዘፍጥረትGenesis
    @ኦሪትዘፍጥረትGenesis 11 месяцев назад +2

    ኣጆኺ ዛሓፍተይ እዚ ከምቲ ዘጋጠመኪ መሪር ሓዘንን መከራን ናዓይ ሓዊሱ ናይ ኣሽሓት ተጋሩ ታሪኽ እዩ። ጠንካራ ኢኺ፥
    ቢኒ ሓውና ፈጣሪ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ፥ ንዓኺ ፅንዓት፥ ንሚጣ ከዓ ዕድመን ጥዕናን ይምነ።

  • @atakiltig.kristos3709
    @atakiltig.kristos3709 11 месяцев назад +19

    ዛይደይ... እታ እናነባዕኺ ዝገለፅክያ ግፍዒ 'ዞም ርኹሳት፤ እናነባዕኹ ተኸታቲለያ።
    ሕራነኺ ግን ኣሕሪኑኒ።
    ዕድመን ጥዕናን ነዛ ምቅርቲ ጓልክን ንዓኽን።
    ክበርለይ ሓፍተይ። ኣብ ጎንኺ ኣለና።
    ይበል ኢልና'ለና ፕሎት! ቀፅሉሉ።

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 11 месяцев назад

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ 🌺👏👏😔😔

  • @asiacappuccino6137
    @asiacappuccino6137 9 месяцев назад +1

    ክትዛረቢ ከለኺ እና እና አይትህወሲ ንህና ተጋሩ ኢና እንኳእ ተረፍኪ

  • @سلام-ل5ف
    @سلام-ل5ف 11 месяцев назад +9

    ኣይከኣልኩን ምሳኪ ነቢዐ 😢ግን ኣጆኪ ዝሓፍተይ ጠንካራ ዋዕሮ ኢኪ ❤😍

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 11 месяцев назад +1

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏💓💓💓

  • @senaysenay7257
    @senaysenay7257 10 месяцев назад +1

    እዋይ ሓፍተይ መዓረይ ክንደይከ ትጥንክሪ ናይ ብሓቂ ኸዓ መፍቀሪት ኢኪ ዉላድኪ ክንዲ ሽሕ ይኩነልኪ መዓረይ😢😢😢😢😢😢

  • @ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ
    @ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ 11 месяцев назад +8

    ኣጆኪ ማዓረይ እግዝኣቢሔር ፅንዓት ይሃብኪ
    ኣብ ትግራዋይ ዘይተነገረ እምበር ዘይተገበረ የለን እፍፍፍፍፍ😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @briktifissehaye
    @briktifissehaye 11 месяцев назад +16

    ዘይሓዊ ቑስሊ😢ዘይርሳዕ😭😭😭ኣጆኺ ሓፍተይ!ነፍሲ ይምሓር ቢንያም😢🙏🥹

  • @dgvh7060
    @dgvh7060 11 месяцев назад +10

    አጆኪ ዛይደይ ሓፍተይ አይትንብዒ ፃላኢኪ ይንባዕ እግዚኣቢሔር አምላክ ብጋልኪ ደቢስኪ እዩ ንጋልኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልኪ ፈጣሪ ❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 11 месяцев назад

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌺🌺😔

  • @destanigus-p7m
    @destanigus-p7m 10 месяцев назад +2

    ዘይርሳዕ ታሪኽ እዩ ሞ አይዘኺ ዝሓፍተይ ጠንክሪ ሚጣየ እ/ር ዕድመን ጥዕናን ይሃባ

  • @titgetahun1066
    @titgetahun1066 11 месяцев назад +6

    ኣጀኩይ ዝሓፈተይ ፅናዓት ያሃበኪ እግዚአብሔር አምላክ ንሰማኣታትና አብ ገነት የበረልና😢😢

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 11 месяцев назад

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ😓😓👏👏

  • @MisgenaZeruTekle-ze6jq
    @MisgenaZeruTekle-ze6jq 11 месяцев назад +4

    ኣክክክክክ ብጥዕሚ ይሕዝን ጽንዓት ይሃብኪ ኣጆኪ ዛሓፍረይ ጨካናት እዮም ብጣዕሚ

  • @ميريحبشي
    @ميريحبشي 11 месяцев назад +5

    ንመጀርያ ንእግዚአብሔር አምላክ ክብሪ ምስጋና ይኩኖ ከምኡ ዉን ንወላዲቱ ደንግል ማርያም ክብርን ምስጋናን ይኩኖ እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ክብርቲ ሓፍትና ንጓልኪ ብጥበቡ የዕብየልኪ ፈጣሪ ኩሉ አለም አጀኪ ዛሓፍተይ ፈተና ንግዚኡ መሪር እዩ ምስ ሓለፈ ግና ንጽቡቅካ እዩ አጀኪ

  • @Kanal0809
    @Kanal0809 11 месяцев назад +5

    ፅንዓት ይሃብኪ ዝሓፍተይ ብጣዕሚ ጠንካራ ኣዶ ኢኪ
    ኣይኮነን ብኣካል ዝርአክዮ ብእዝንና ሰሚዕና እካ ደም ነቢዕና 💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @mebrhitgermay9651
    @mebrhitgermay9651 11 месяцев назад +4

    አዞኪ ዛሓፍተይ እግዚአቢሄር ብጥበቡ ብፀጉኡ የዕብየልኪ ዛሓፍተይ ክድሽሕ ትኩነልኪ 🙏🙏🙏ቢንያም 💔💔💔😭😭😭😭ዳርጋ ዘይሞተ ዛሓፍተይ አጆኪ ከይትነብዒ ዛሓፍተይ🙏🙏🙏💓💓💓💓💓

  • @NekaleNekalemnishow
    @NekaleNekalemnishow 11 месяцев назад +60

    ታሪክ ክፀሓፍ ኣለዎ ኢልኪ ብቆራፅነት ምልዓልኪ ክብሪ ንዓኪ ጀግና ሓፍተይ ናተይ

    • @Kanal0809
      @Kanal0809 11 месяцев назад +3

      ናይ ብሓቂ ጅግና እያ

  • @MnNm-m9l
    @MnNm-m9l 11 месяцев назад +6

    ከይርሳዕ ከይድገም ተጋሩ ረሳዕቲ ኣይኹን

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 11 месяцев назад

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌺🌺🌺👏💓💓💓💓

  • @jolijoli1516
    @jolijoli1516 11 месяцев назад +2

    ሓፍተይ መዓረይ ጠንካራ ኢኺ ክንደይ ኣሕሊፍኪ ኢኺ እሞ ስነ ልቦናኺ ከይጉዳእ በርትዒ ኒሕ ግበሪ ፈጣሪ ኩሉ ግዜ ምሳኽን ይኹን

  • @Sara-s2n8f
    @Sara-s2n8f 11 месяцев назад +5

    ኣጆኺ ማዓረይ ጠንካራ ኢኺ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስጋልኪ🙏❤❤

  • @LemlemKahsay-t4v
    @LemlemKahsay-t4v 10 месяцев назад +2

    አጀኪ ዘሓፍተይ ንግዚአብሔር እንተሂብክዮ ኩሉ ነገር ባዕሉ ከስተካክለልኪ እዩ

  • @trhashagos216
    @trhashagos216 11 месяцев назад +8

    አጆኺ ዘሐፋተይ ፅብቅትን ፍሊትን ፅንዓት የሃብኪ

  • @hanibalgebar7580
    @hanibalgebar7580 11 месяцев назад +2

    ብጣዕሚ ዩ ዘሕዝን ኢዙ ኩሉ ሓሊፉ ሎሚ ውን ሰብ ብጥመትን ጭንቀትን ክመውት ክትሪኢ ዘሕዝን የለን ኢና ኣጆኪ ሓፍተይ ኣምላክ ኣለኪ ዝበላ ነብሲ ኣይትጠፍእይ

  • @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ
    @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ 11 месяцев назад +6

    ኡፍፍፍ ኣይዘኪ ዛሓፍተይ ፀላኢኪ ይንባዕ ነቢዕኪ ኣንቢዕክኒ ኡፍፍፍ😢😭 ዛጓልኪ ከዓ እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኪ

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 11 месяцев назад

      ስብስክራይብ ታሕብብራን ዝያድይ😔😓😓👏👏

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd 11 месяцев назад +8

    እፍፍፍ ኣጆኪ ዛሓፍተይ ፅንዓት ይሃብኪ😢ንዝሞቱ ማንግስተ ሰማይ የዋርሳም🙏😢💔💔😢😢ውልድኪ ብጥበቡ የዕብየልኪ ፈጣሪ ሓፍተይ🎉

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 11 месяцев назад

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዓርይ💓💓💓

  • @genilove4177
    @genilove4177 11 месяцев назад +3

    ድንግል ማርያም ታይ ይሰኣና ካብዚ ኩሉ ተሪፍኪ ዘይተሓሰበ ከም ስጦታ ጋልኪ ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኪ ኣይዞኪ ዛሓፍተይ😢

  • @fevinatigraweyti1543
    @fevinatigraweyti1543 Месяц назад

    ሕማምኪ ኣሕሚሙኒ መዓረይ ምሳኺ ነቢዐ ጠንካራን ፅብቕትን ኣዶ ኣምላኽ ፅንዓት ይሃብኺ ብጥበቡ የዕብየልኪ ዝሓፍተይ ኣጆኺ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ዝያዳይ😢🙏🏼Stay strong darling 🫶

  • @Temesgen3851
    @Temesgen3851 11 месяцев назад +5

    ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ቤተስብ ዝሓፍተይ መንግስተ ስማይ የዋርሶም

  • @AwrambaT
    @AwrambaT Месяц назад +1

    ፅንዓት ይሃብኪ ዝሓፍተይ 😢😢😢

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 11 месяцев назад +10

    ንክሰምዖ ምክአል አቢኒ ዝያዳይ ዕደረለኛ ኢኪ ውላድ ዝሓደገልኪ ተመስገን ጓል ንአቦአ እያ ትመስል ይበሃል ንዓአ ሪኢኪ ተፅናዕንዒ😢😢😢❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 11 месяцев назад

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏💓💓💓💓

  • @abebaab2172
    @abebaab2172 Месяц назад

    ኣጆኽይ እዝውን. ክሓልፍ. እዩ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏😭😭😭

  • @muluokabuy5006
    @muluokabuy5006 11 месяцев назад +15

    ኣጀኪ ዛሓፍተይ ኩላትና ሓሚምና ኢና💔😭 ኣምላኽ ብጓልኪ ይክሓስኪ ኪኪሕሰኪ ውን ኢዩ
    ሲስ ሓወይ ኣብ ከምዚ ኣጋይሽ ኪተቅርብ ከለኻ ብፍላይ ከምዚኦም ዓነት ዓብዪ በሰላ ዘለዎም የሕዋትና ማይን ሰፍትን ብፍላይ ማይ ክተቅርብ ኣለካ ዝሓወይ ኢበር ኢቲ በሰላስ ኣብ ሕድ ሕድ ትግራዋይ ኢዩ ዘሎ💔

  • @zufanzufan1288
    @zufanzufan1288 11 месяцев назад +2

    እግዚኣብሔር የበርትዕኺ ዛሓፍተይ ጓልኪውን ብመጎስ ብፀጋ የዕብየልኺ ኣጆኪ ክብርተይ😢😢

  • @jamalgaberut1654
    @jamalgaberut1654 11 месяцев назад +5

    ኣጆኹ ዝሓፍተይ ጅግና ኢኺ ዞም ሩጉማት ኣምላክ ናይ ኢዶም ይሃቦም😭😭😭😭

  • @GaliLilay
    @GaliLilay 10 месяцев назад +2

    ብጣዕሚ እዩ ከቢድ💔😭 ግን ኣጆኪ ማዓረይ ፅንዓት ይሃብኪ 😭😭💔😭😭😭ጓልኪ ደሞ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ብጥበቡ ይዕቤልኪ ቢኒ ደሞ ኣብ ገነት የብሮ 😭💔ደሞ ጅግና ኢኪ

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 11 месяцев назад +6

    መዓረይ ፀላኢክይ ይንባዕ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ኡፍ ኣነከዓ ምስኣ እምበር በክየ😢😢😢😢 መንፍስ ቅደስ የፀናንዕኪ😢😢😢😢

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 11 месяцев назад

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ሓለለይ😔😔👏👏

  • @GgGg-jh2xk
    @GgGg-jh2xk Месяц назад

    አዘኪ ዘሓፍተይ ብሓቂ ጅግና ኢኪ እግዚአብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ምስ ወላድኪ 😢😢😢😢😢😢

  • @Lwam.21
    @Lwam.21 11 месяцев назад +3

    ኣምላክ እድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዋዕሮ ሓፍተይ ሓይልን ብርታቴን መሊኡ ልብኪ የፅንዓዮ ንጋልኪ ለ እድመን ጥዕናን ይሃባ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mohmadah3233
    @mohmadah3233 10 месяцев назад +1

    ኣጆኪ ዛሓፍተይ ንጓልኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ፈጣሪ

  • @girmaydarcha1047
    @girmaydarcha1047 11 месяцев назад +10

    What heart heartbreaking story!! May God strengthen you and Mitaye, Sipara!!

  • @melestesfay5687
    @melestesfay5687 11 месяцев назад +2

    ኡፍፍ መዓረየ አጆኺ እንቋዕ ነብሰፁር ነበርኪ እንቋዕ ዘርኡ ተካእኽሉ አይዞኺ በርትዒ ልብኺ አይሰበር ማዓረየ ሒወት ክትቅፅሊ አለኪ ግድን እዩ እዙይ ሓቁ ነጊርኪ ተዕብይያ

  • @Bri_Tgraweyti-
    @Bri_Tgraweyti- 11 месяцев назад +6

    _ከቢድ ቃንዛ 😭_
    _አጆኪ ክብረተይ ጋልኪ እናረአኪ ተፅናዕንi ዝሓፍተይ_

  • @rahelhalefom1327
    @rahelhalefom1327 10 месяцев назад +2

    ፅንዓት ይሃብኪ ዘሓፍተይ 😭😭ኣብ እንዳ ማርያም ደንገላት ኣብ ውሽጢ ቤተክርስያን እናቀደሱ ካብ ዝተሰውኡ አገልገልቲ መታዓቢተይ ወዲ አሞይ ሓደ እዩ😭💔😭😭😭💔

    • @sllllm6219
      @sllllm6219 10 месяцев назад

      😭😭😭

    • @sabagebru6850
      @sabagebru6850 10 месяцев назад +1

      የትግራይ ስምአ ታት አግዚአብሔር አምላክ ነፍስአችውን በአፀደ ገነት ያኑርልን አሜን 🙏🙏🙏

    • @rahelhalefom1327
      @rahelhalefom1327 10 месяцев назад

      @@sabagebru6850 አሜን 😭

  • @AsmaytTeame-y4d
    @AsmaytTeame-y4d 11 месяцев назад +11

    ኸይርሳዕ ከይድገም 😢😢😢😢😢 አጆኪ ዝሓፍተይ 😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @ሙሉእሰላምይግበረልና
    @ሙሉእሰላምይግበረልና 11 месяцев назад +2

    ኣይዘኪ ክብርቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፅንዓት ይሃብኪ ውላድኪ ብጥበቡ የዕብየልኪ ንስውኣትና ኣብ ሑቁፊ ሰማእታት የንብረልና

  • @Azebchanal
    @Azebchanal 11 месяцев назад +3

    ምዓረይ ኤህ😢😢😢😢እንካዕ ካ ወለድኪ ኣይ ክንደይ ከብድኻ ትበልዐካ እያ እፍፍፍ😢😢😢እግዛቢሄር ኣምላኽ የኽእልኪ

  • @meharihagos5126
    @meharihagos5126 11 месяцев назад +1

    ኣዮኺ፡ እግዚኣብሄር ፅንዓት ይሃብኺ

  • @world12209
    @world12209 11 месяцев назад +8

    😭😭አዬኪ ዛሓፍተይ ፅንዓት ይሃብኪ ሚጣየለ ፈጣሪ ባሪኩ የዕቢየለኪይ😭😭

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 11 месяцев назад

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ🌺🌺🌺👏

  • @ASD2024-m5j
    @ASD2024-m5j 11 месяцев назад +2

    ኣጆኺ መዓረይ 😢 እንኳዕ ወለድኪ ንጏልና ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃባ❤

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 10 месяцев назад +5

    መግለፂ ኣልቦ ግፍዒ ፀላእትኒ ታይ ዘይተገብረ ኣብ ልዕሊና ዉይዉይ ክትዝክሮ ከለካ አኮ😭😭😭

  • @tesfaynatnael9909
    @tesfaynatnael9909 10 месяцев назад

    አጆኪ ዝሓፍተይ አነዉን ምሳኪ ነቢዔ ንኩሎም ዝሞቱ መሳኪን ጵንዓት ንቤተሰብ ይሃቦም አጆኪ ዝሓፍተይ ጰላኢኪ ይንባዕ አምላክ ነዚ ምጭዉቲ ጋልኪ የዕብየልኪ ።

  • @khantaddgh2452
    @khantaddgh2452 11 месяцев назад +14

    ኣጆኪ መዓረይ ኣምላክ የፅንዕኪ እህህህ ከሐምም 😢😢😢

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 11 месяцев назад

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ🌺🌺😓😓😓👏👏

    • @mihretarkebe9285
      @mihretarkebe9285 11 месяцев назад +1

      ብጣዕሚ ክትዛረቦን ክትሰምዖ ከሕምም😭😭😭

  • @selam862
    @selam862 11 месяцев назад +2

    አሁን እግዝአብሔር እሄን ሁሉ ግፍ አይቶ ዝም የሚል ይመስላችኋል አሞላክ መፍረዱ አይቀርም ፍትህ የሚገኘው ከመድሐኒአለም ነው አይዞሽ ጀግና እንባ የሚያብስ አምላክ ያብሳል

  • @ለትሽጓልተምቤን
    @ለትሽጓልተምቤን 11 месяцев назад +13

    ብንብዓት ወዲአያ በስምኣብ እግዚአብሔር የጽንዕኪ እፍፍፍፍ😢😢

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 11 месяцев назад +1

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💓💓

  • @Fhgv-n4c
    @Fhgv-n4c Месяц назад

    ❤አጆኪ ጋልኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ😢

  • @tsegatsga6520
    @tsegatsga6520 11 месяцев назад +5

    ኣጆኺ ዛሓፍተይ ብሰላም ይዕረፉ ሰማእታትና 💔🙏

  • @hadushhailemariam2208
    @hadushhailemariam2208 10 месяцев назад

    ዋው ጠንካራ ንእስቲ ክትሰምዖ ከለካ ዝሓለፈ ብደንቢ ዘስታውሰካ

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 11 месяцев назад +3

    አጀኪ ዛሓፋተይ ፅናዓት ያሃብኪ ፈጣሪ አዙም አሕዋትና አዉን መንግስተ ሰማይ ይዋርሶም 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔

  • @Samsuna14-tx5oy
    @Samsuna14-tx5oy 11 месяцев назад +2

    ኣጀኪ ዝሓፍተይ መዓረይ

  • @yorda302
    @yorda302 11 месяцев назад +3

    ፀላኢኺ ይንባዕ ኣጆኺ ብዝዓቢ ጓልኪ ረኺብኪ ንሳ ደው ትበለልኪ ማዓረይ😢😢❤

  • @hhhgggg3841
    @hhhgggg3841 11 месяцев назад +2

    ኣጆኪ ዛሓፍተይ ማዓረይ ኣብ ኩሉ ሰብ ዝበፀሐ እዩ

  • @Betty-y8t
    @Betty-y8t 11 месяцев назад +5

    ኡፍፍፍ ሓፍተይ ብጣዕሚ ሕማቅ ረኪብኪ። ኣነ ከም ጋልኪ ታሪክ ኢዩ ዘለኒ በቃ ናይተይ ኮይኑ ተሰሚዕኒ። ኩሉ ሓሊፉ ግን ጋል 25 ዓመት ኣደ 2 ጽቡቃት ኣዋልድ ኮይነ ድሮ። ንስኪ ከኣ ብጋልኪ በቲ ብርትዕ ሃይልኪ ክትሓልፍዮ ዓቢ ተስፋ ኣለኒ። ህዝብና በዲልኩም ኢዩ እንታይ እሞ ጽቡቅ ከይረኽብ

  • @AsierIstckom
    @AsierIstckom 11 месяцев назад +2

    ፅንዓት ይሃብኪ ዛይድ ሐፍተይ አጆኪ

  • @mohdnoora5601
    @mohdnoora5601 11 месяцев назад +19

    ሽሻይ ኢሳያስ ማለት ትፈልጦ ተኾይንካ ትሑትን ርህሩህን ኣብ ዓድግራት ካፍቶም ኣለው ዝተብሃሉ በዓል ሃፍቲ እዩ ነይሩ ደኻትም ወላዲ ዘይብሎምን ክመሃሩ ዓቕሚ ዝሰኣኑ መምሃሪ ዝኸውን ደፍተርን ቢሮን በቢዓመቱ ይህብ ነይሩ ካብኣቶም ኣነ ሓደ እየ 😢😢😢
    ውላዱ 1 እዩ ነይሩ ምስ ሓፍቱ 3 ርእሱ ቀቲሎምዎ ዞም ኣረሜናት ብጣዕሚ የሕዝን 😢😢😢 ፍቓደኛ ተኾይና ኩነታት በዓልቲ ቤቱ ሕተተልና ወይከኣ ዓድመልና ናብ ፕርግራምካ😢😢😢

  • @AlexanderSibhatu
    @AlexanderSibhatu 11 месяцев назад

    ጅግና እያ ኣጆኺ ዝሓፍተይ፡ ቢኒ ድማ ንጺህ ነፍሲ ሒዙ እግዚኣብሔር ይቀበሎ። ደይ ኩልና ናብኡ ኢና

  • @NaizghiTsegay-g4f
    @NaizghiTsegay-g4f 11 месяцев назад +13

    ጸላኢኪ ይንባዕ ከብድካ ዝበልዕ ኣዚዩ ዘሕዝን ስነ ኣእምሮካ ዝጎድእ ቢጣሚ ሓዚነ ተለፎና ጊን ኪረክቦ ኣይከኣልኩን ዝኮነ ሕልናይ ዘፍቅዶ ኪሕግዝ ደሌ ነረ

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 11 месяцев назад +1

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💓💓💓👏👏🌺🌺

    • @AmerAdem-e4h
      @AmerAdem-e4h 10 месяцев назад

      ​@@MgbeyMgbey‏‪32:20‬‏

  • @TesfayeGebreweld
    @TesfayeGebreweld 2 месяца назад +1

    ፅንዓት ይሃብኪ ጀግና ኣዶ ኢኺ

  • @AbebaUae-if6be
    @AbebaUae-if6be 11 месяцев назад +3

    አይዞኪ ምጣ ከአ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብያ

  • @imsorry-m1u
    @imsorry-m1u 11 месяцев назад +2

    🙏ከይርሳዕ
    ንፉዕ ወዲ ትሩንጊ ሚድያካ ብብርቱዕ ኣብዚ ዝበፅሐና ግፍዒ ይስራሕ

  • @Soli.7779
    @Soli.7779 11 месяцев назад +3

    ኣባይኺ ኣጆኺ ዛምበይተይ ታሪክ ትግራይ ክስነድ ኣለዎ ተጋሩ ረሳዕቲ ኢና😢

  • @ፎትየንጓልተዋህዶ-ኰ8ገ
    @ፎትየንጓልተዋህዶ-ኰ8ገ 11 месяцев назад

    ኣይዘኽ ዝያዳይ በእውነት ብጣዕም ጠንኻራ ኦዶ መጠየ ደሞ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብጥበቡ ያዕብያ ዝያዳይ ንባዓል ገዛኽውን መንግስተ ሰማያት ያዋርሶ

  • @medhinabadi6004
    @medhinabadi6004 11 месяцев назад +3

    ኣጆኺ ክብርተይ❤🎉🎉

  • @beniblack9261
    @beniblack9261 11 месяцев назад +2

    ኣጆኺ ዕድለኛ ኢኺ ሓድጊ ተፍቅርዮ ብምርካብኪ በደል ከቢድ ዩ እርደኣኒ

  • @AsterGebresluse
    @AsterGebresluse 11 месяцев назад +3

    ፈጣሪ የፅንዕኺ ዝሓፍተይ
    መሪርር እዮ
    💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭

  • @gebremeskelnegash6053
    @gebremeskelnegash6053 10 месяцев назад +1

    ሰላም የሕዋት ናይዛ ሓፍትና ቴለፎን ዘለዎ

  • @AlemTigray-pc8yv
    @AlemTigray-pc8yv 11 месяцев назад +3

    እዋይ ሓፍተይ ማዓረይ ክንደይ ስቃይ ኣሕሊፍኪ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ

  • @NaizghiTsegay-g4f
    @NaizghiTsegay-g4f 11 месяцев назад +2

    ኣቤት ኣቤት ኣቤት ኣቤት የኽእልኪ እስከ ጋለይ ተዘሚትኪ ተዘሚትኪጊን ቢጣዕሚ ዕድለኛ እኪዉን ካብ ቢነ ዉላድ ምርካብኪ ምትራፍኪ ዓቢይ ዕድል ኢዩ መንግስተሰማያት የዋርሶ ክእለት ይሃብኪ

  • @ራየተይቲ
    @ራየተይቲ 11 месяцев назад +5

    መዳሃን ኣለም ይፍረዶም ኣጀኽ ሓፍተይ

  • @SalamaSalam-i2q
    @SalamaSalam-i2q 10 месяцев назад

    ኣይዘኽ ዛሓፍተይ ፅናዓት ያሃብኽ እግዚአብሔር ኣምላክ😢😢

  • @GebremikaelKahsay
    @GebremikaelKahsay 11 месяцев назад +3

    ጠንካራ እኺ ኣጀኺ ምቅርቲ

  • @BirhaneGidey-p3g
    @BirhaneGidey-p3g 11 месяцев назад +1

    ኣጆኺ ሓፍትና❤❤❤❤

  • @michaelproduction7462
    @michaelproduction7462 11 месяцев назад +4

    Ajoki zhaftey Amlak msaki ykun.

  • @mihretarkebe9285
    @mihretarkebe9285 11 месяцев назад +1

    ፅንዓት ይሃብኪ ማዓረይ ብሓቂ ጅግና ኢኪ ግን ካብ ሓዘን ምውፃእ ፈትኒ እንታይ ምርጫ ኣለና ፀላእትና ድሌቶም ንሱ እዩ ዲሌቶም ኣይንተግብሮሎም ነዞም ጨካናት ፈጣሪ ፅንዓት ይስደደልኪ ንቢንያም ድማ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኣጆኪ እፍፍፍ ክሕምም እኮ😭😭😭😭

  • @mmmn7702
    @mmmn7702 11 месяцев назад +4

    ኣጆኪ ዝሓፍተይ እፉፉፉፉፉፉ 😭😭😭😭😭😭

  • @TadesseTadesseGebremariam
    @TadesseTadesseGebremariam 9 месяцев назад

    አጆኺ ዛጉዋለይ እ/ሄር ይሓግዝኪ ሚጣኽውን የዕብየልኪ !!!

  • @اللالل-ج1د
    @اللالل-ج1د 11 месяцев назад +4

    ክልተ ግዜ እየ ሪአያ ግን ብብክያት ወዲአያ አጆኪ እቲ ዝከፈአ ሓላፍክዮ ኢኪ❤😢😢😢😢😢

    • @AXUM13
      @AXUM13 11 месяцев назад

      ሕርርርርርርርርር ትብል እወ ዘይፍወስ በሰላ😢😢😢😢

  • @FhgfFhhf-f5j
    @FhgfFhhf-f5j Месяц назад

    ኣይዘኪ ዝያዳይ ጥንክር በሊ 😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔ኡፉፉፉፉፉፉ

  • @bisratdesta6903
    @bisratdesta6903 11 месяцев назад +12

    ፅንዓት የሃብኪ ሐፉተይ አጀኪ በርቲዒ እግዘበሔር ይሐግዚኪ ❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 11 месяцев назад

      ስብስክራይብ ታሕብብራን😓😓

  • @manenet2867
    @manenet2867 8 месяцев назад +2

    😢😢😢😢 እግዚአብሔር-ዓብ የትግራይን ግፍ እና በደል ያያል አይደል..??? መቼም ይህ ታሪክ በሙሉ በፊልም ብቻ አይበቃም ብዙ መፅሐፍት ፣ ብዙ የድምፅ ቀረፃዎች በሪከርድ ተደርገው ፣ በብዙ ሥዕሎች እና ሐውልቶች ወ.ዘ.ተ ተሰንደው መቀመጥ አለበት።።።።
    Never again 😥🤭😥🤭
    እግዚአብሔር-ዓብ ሆይ ለሻብያ ሠራዊት ፣ ከመላው ተውጣጥተው ለመጡት የኢትዮጵያ ሰራዊቶች በሙሉ...ብድራት እና ተመጣጣኝ ቅጣታቸውን አንተ አውርድባቸው '''ፈጣሪ ሆይ''' ያለዛማ ዕውነት የለህማ😭😭😭

  • @yonikiros9177
    @yonikiros9177 11 месяцев назад +6

    ኸመይ ጠንካራ ኢኺ? እዚ ኹሉ ክፉእ ነገር ልብኺ እንተድመዮ አፍታ ቕጽበት ንሰብኣይኪ ዝነገርክዮ ጥንስቲ እየ ትብል ቃል እግዝብሄር ትምኒትኪ ሰሚዑ ጋህዲ ኾይኑልኪ ተመስገን:: ንምሕሳቡ ዝስቕጥጥ ታሪክ ተሸኪምኪ ኣብ መድረኽ ንዓና ክትነግሪ ምምጻኺ ዝገርም ጽንዓት ኣለኪ::

  • @the_enun1981
    @the_enun1981 11 месяцев назад

    ዝገልጸሉ መንገዲ ስኢነሉ፣ ኦ ፈጣሪ ፍርዲ ካባኻ'ዩ፣ ኣጆኺ መዓረይ!😭😭