Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ዓሕሕሕ ናብ ገደማት ከይበጻሕኩ ናብዚ ሩኹስ ቦታ ብምምጸእይ ይሕዝነኒ ኣምላኽ ሓደ ማዓልቲ ንስም እታ ክብርቲ ኣዴኦ ድንግል ማርያም ክብል ገዳማት ክበጽሕ ይፈቅደለይ ይኸውን ካብዚ ዘለናዮ ናይ ዘይ ርጉ መንፈስ ኣምላኽ ይሓልወና፡
Amen Amen Amen marey 🙏🙏🙏
Nay bahaki hawey/haftey brukey/brktey amlak nmen elwo
Ajoka zhawey Egziabhier amlak neza ade kulu zkonet ade sle zhabena nemesgno tray emo eti ndelyo khbena eyu. Egziabhier amlak xeguau yebzhalka xelot em brhan kudusan ayfeleyeka
ኣጆኻ ዝሓወይ ልዑል እግዚአብሔር እድምን ጥዕናን ክሕበካ ጥራህ ለምኖ ኩሉ ይከኣሎ እዮ::
AMEN AMEN AMEN
ጸሎትኩም ሰሚዑ ይተዓረቀና ስለ ታ ኪዳነቃላ.....ማርያም ደብረሲና ከምቲ መብጽዓና.....ቤትኪ ተመሊስና ንስዕመሉ ጊዜ ኣምጽልና...ሩባን ኩርባን ክደሊ ነዓኪኣደይ ሓላለይ ኣብዚ ከለኪ ኢኪኣርሕውዮ እቲ ወለንሳኪመጺኡ ኣሎ ክቡር ጋሻኪተዘክሮታት ውዳሴ ማርያም ደብረሲና
ዝሓዝኩላ ዘይብላ ዛ ነብሰይኣደይ ማሪያም ዋሕሰይኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን እንዃዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ በዓል ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማሪያም ኣብጽሓና.....
ኣደይ ማርያም 21 ቅድስቲ ማርያም ኣብ ኣመቱ ሰነ
ጸሎትኩም ስምዑ ምሕረቱ የዉርደልና እመ ብርሃን ወላዱተ ኣምላኽ ምህለላኪን ተቅብላ ናብ ፍቅሩ ወዳ ትብጻሓልኪን ገዳም ከይራኣኩ ናብዝ ሩኩስ ስደት ምምጸኢይ ብጣዓም ኢዩ ዘጉህየኒ 🥰🥰🥰😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ጸሎትኩም ሰሚዑ ምሕረቱ ይልኣከልና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ብቃል ኪዳና ትተዓርቀና ኣሜን ።
Amen Amen Amen
Tsolotan amaladnetan nay emebetacin ayfeleyena
ኣስይ ኣሰይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንቆዕ ህንጸታ ቤታን ናብ ቅዳሴ ቤታ ኣብጽሓና እግዛኣብሄር ምህለላኩም ይቀበለልኩም ህዝቢ ክርስያን በረከታን ጸሎታን ምስ ኩልና ይኩን🙏🙏🙏💒💒💒
ከምዚ ክራኢ ከለኩ ሓጎስን ኒብዓትን ይመጻኒ ። ኪዲ ሚስኦም ውዓሊ እዩ ዚመጻኒ ❤️❤️
ኣነ ዝሕጉሰኒ ኣብዚ ቁዱስ ቦታ ምውላደይ ኣብኡ ምጥማቐይ ኣብኡ ምዕባየይ እዩ ክብሪ ን ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም 🙏🙏🙏
Amlak hibka wedi debre sina lomi ngdeta eyu breketa yhderena 🙏
ተዓዊትሉክም ማርያም ባዕላ ጽላላ ተንብረልኩም ኣዴታተይ ኣሕዋተይ
9ቱ ቅዱሳን ካብ ኤውሮጳ ካብ ሮምን ከባቢኣን ናብ ደብረ ሲና ደብሪ ቅድስት ድንግል ማርይም ሎሚ ዘለና ወለዶ ከኣ ብኣንፃሩ ቶም ቅዱሳን ዝፈንፈልዋ ቦታ ናብ ኤውሮጳ ኮይኑ ግዕዞና እግዚአብሔር ሎምስ ይኣኽለና ባ ሙሉእ ዕድመና ካ ኣባኺናዮ ኢና ሓንቲ መዓልቲ ግን ናብዛ ቅድስት ደብሪ እመቤታችን ወላዲትካ ዘዕረፈትላ ንበፅሓሉ ግዜ ኣርእየና
በሓቂ ዘሕዝን ኢዩ ናህናስ ሓወይ መዓረይ ምስቲ ናይ ቅዱሳን ከነጻጽሮ ከለኩስ እግዚኣቢሀር ይቅረ ይበለልና።
ሓቂ ንጽድቂ ዘይኮነ ንስጋን ንስደድ ድኹማት ኢና ልዑል እግዚአብሔር ንነብስና ንስደደሉ ዘመን ይሓበና ::
እእልልልልልልልልልልል ኣደይ ማርያም ምስ ኩልና ትኹን ብሩኻተይ ። debesey tube ተባረኹ በረከቱ የብዝሓልኩም ።
ተገዲስና ነንብባ የሕዋተይመንፈሳዊ ቻነል ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ፡ ከም ኣካል መንፈሳዊ ኣገልግሎቱ፡ ሕጂ’ውን “እምበኣርከ ውህበት በበይኑ እዩ መንፈስ ግና ሓደ ንሱ እዩ” 1ቆሮ 12፡4፡ ብዝብል መሪሕ ቃል፡ ውህበት መንፈስ ቅዱስ ዝኾነ ናይ ምዝማር ጸጋ ዘለዎም ሓደሽቲ ዘመርቲ ንምልላይን ናብ ኣገልግሎት መዝሙር ንኽጽንበሩ ንምሕጋዝን፡ ኣብ ትሕቲ ዝብል ዕላማ፡ መድረኽ ከፊቱ ኣሎ። እዚ መደብ እዚ፡ ቅድሚ ሕጂ ዝኾነ ይኹን መዝሙር ዘየዳለዉን ንኽዝምሩ ውህብቶ ዘለዎም ኣሕዋትን ኣሓትን ቅድሚ ሕጂ ካብ ዝተዘመረ መዝሙር ብምዝማር ዘቕርብሉ መደብ እዩ። ዘቕርብዎ መንፈሳዊ መዛሙር ድማ፡ ናይ ዜማ ውህብቶ ብዘለዎምን ነዊሕ ዓመት ኣብ ኣገልግሎት መዝሙር ብዝገልገሉ ኣሕዋትን መምህራንን ክምመ እዩ። ትሕዝቶኦም ድሕሪ ምምማዩ ብዝርከብ ውጽኢት ድማ ጸጋኦም ንዝተለለየ ተሳተፍቲ፡ ሓድሽ ግጥምን ዜማን ምስ ናይ ስቱድዮን ክሊፕን ውጻኢታት ሸፈነ ብምግባር ሓድሽ ናይ ምስጋና መዝሙር ንኸዳልዉ ሓገዝ ክግበረሎም እዩ።በዚ ኣጋጣሚ እዚ ንዂልኹም ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ኦርቶዶክሳዊያን መንፈሳዊ ቻነል ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ ንተሳትፎኹም ብኽብሪ ይዕድም። እምበኣር፡ ናይዚ መደብ እዚ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ድሌት ዘለኩም ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ኣቐዲምኩም ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ ናብ ዝብል ፔጅ ወይ ድማ 0032466483613 (Whatsapp) ስምኩምን ቊጽሪ ተለፎንኩምን ብምስዳድ ካብ ዕለት 05/07/2020-25/07/2020 ክትምዝገቡ ከምእትክእሉ እናሓበርና፡ ድሕሪ ምምዝጋብኩም፡ ኣብ ቤትኩም ኮይንኩም ቪድዮ ሪከርድ ብምግባር ንዘዳለኽሞ ድጋም መዝሙር ብቐሊሉ ናብ ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ ዝብል ፔጅ ወይ 0032466483613 (Whatsapp) ብምስዳድ ክትሳተፉ ይከኣል።ruclips.net/video/fSfnvVTXVh8/видео.html
ጾሎታን በረከታን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ኣይፈለየና
ኪዳነ ምህረት ኪዳነ ቃላኣውጊሃቶ ባእላኣሜን ኣሜን ኣሜን
አልልልልልልልል አንካዕ ናብዚ ኩቡር ባዓል ኣብጻሓና ንዓመታ ከምዚ አዋን ብሰላም የጽንሓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ንዓመታ ከምዚ አዋን ኣጽንሕና ኣደይ መዓረይ መብጽዓ ትኩነኒ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Love and respect beloved Erterians..greating u from Ethio
❤❤❤
ኣሰይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልል ደስ ዘብል ዩ ሓንቲ ንኣምላኽ ዝልምኖ ኣብ ዓደይ ተመሊሰ ኣብዛ ቅድስቲ ቦታ በጺሐ በረኸት ናይ ኣደ ጎይታይ ክካፈል ዩ
ጸሎታን በረኸታን ኣይፈለየና ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም
ኦ አግዚኣብሔር ኣምላከይ ናብዚ ቁዱሳን ገደማት ኒበጻሓሉ ግዜ ሃበና ሲደትና የሕጽረልና እመ ኣምላክ ባሪኪና ጽላልኪ ኣምብሪልና ኣሜን
አሜን አሜን አሜን።
Amen Amen Amen Nay adetatna xolonten ayfeleyena😊🙏❤️💒❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስምዓልና ፍትዋት ደቂ እመ ብርሃን እግዚኣብሄር ጸሎትኩም ሰሚዑ ይታዓረቀና ኣሜን ኣሜን ኣሜንናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ጣዕሚ ፍቅራን ብረኸታን ረዲኤታን ኣማላድነታን ምስ ኩላትማ ደቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ብ አግዚኣብሀር ኣምላክ ብናይ ማርያም ምልላት ሰላም ረከብኩ
Ellllllllllllllllllllllllllllll👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤❣❣❣
Amen, ድንግል ድንግል ድንግል ድንግል ባርኽና ባ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይ ብሩኻት ደቂ ድንግለይ
እ ዲንግል ወላዲ አምላኽ ስል እዚ ለዋህ ህዝቢ እልኪ ስለ እዞም ሀዲኦም ንኩሉ ተጻዊሮም ዘለዉ መንእሰያት ክትብሊ ምሕረት ካብ ወዲኺ ለምልና ንብዓተይ ምኽልካል አቢኒ ❤️🇪🇷🙏🏾 ነዞም ብቦለቲካ አምሲሉ ሽይጣን ርጉም የሕዋት ዘናቁት ዘሎ አምላኽ አብ ልቦም ይምሎሶም ብደጋፊን ተቃዋምን ምባል ይሀክል ይበለና ፈጣሪ ብሐባር ሽምካ እንዳ ዘከርና ንዝምር ይግበረና ❤️🇪🇷🙏🏾✝️⛪️✝️🙏🏾🙏🏾🙏🏾.
ሶሎት ናይ ኣደና ድንግል ማርያም ኣይፈለየና
ጸልትኩም ሰሚዑ እግዚኣብሄር ኣምላክናይትዓረቀና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብቃል ኪዳና ትርዳና ምእንታና ትገብሮ ጸሎት ይሓልወናኣሜን ኣሜን ኣሜን.
ኣሰይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ድንግል ማርያም ባዕላ ምህለላኩም ጸሎትኩም ትስምዓኩም መንእሰይ ግርማ ዓዲ ናይ ዘመን ዕድመኩም ትባርከልኩም ኣብ ሃገርኩም ትዕቆርኩም ዞም የሕዋት ንፉዓት ፡በረከታን ሬዴታን ናይ አመብርሃን ምስ ኩሉና ደቃ ይኩን ኣሜን
ኣሰይይይይይይ ዕልልልልልልልልል ኣደይ ሓላለይ 🙏እመብርሃን ውዳሰኹም ትቀበለልኩም ።
Adey mriam bxolot sdrana balki halwuna sdetna yehxrlna hde melti kabzi buzuh fetene zelewo sdet temelisna ngdet Mariam debresina ngdet nkedel amxlna Amen Amen Amen
እሰይይይይይይይይይ እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ አምላክ ፀለትኩም ትቀበል
Elllllllllllllll asey ata bruk hzbi tewghalkum adey Maryam yaklekum ybelena fetari xegu yebzhalkum eshok aygaekum halalat 🙏🙏🙏🇪🇷
ዕልልልልልል ዕልልልልልል ዕልልልልልልልል ኣስይይይይይይ እንቃዕ ብሰላም ናብ ክብረ ብዓል ናይ ዛቅድስቲ ኣዴና ኣብጽሓና እመ ብርሃን ዋሕስ ናይ ሂወተይ ምርኩሰይ ኢኪ መረሒት መንገደይንዓመታ ከምዚ እዋን ኣብቲ ቅዱስ ቤትኪ ንክሕልፎ ጸሎትኪ ኣይፈለየኒይ ኣደይ ኣንብርለይ ጽላልኪ ኣንቲ ኣደየ ኣደየ ማዓረየትፈልጥያ እንዲኪ ናይ ልበየ ኣንቲ ማርያም ጸባ ማርያም ጸባ ኣውጺኪኒይ እንዲኪ ካብ ጸበባኣነ በየነይ ድየ ዝውድሰኪ ስማያዊ ንጉስ ዝወለድኪ እየሱስ ዝወዳ ደበረ ሲና ዓዳ ኣደየ ተለመኒ ግዳ እየሱስ ዝወዳ ኣክሱም ጽዮን ዓዳኣደየ ተለመኒ ግዳ ዘይሕሱ ቃላ ዘይጠልም ኪዳና መንያ ኣደይ ማርያም እያ
ኣሰይይይ እልልል ደቂ እመብርሃን ሙኻን ክጥዕም ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ፉቁራተይ ጸሎት ስድራና ኣይፈለየና💒💒💒💒❤❤❤❤🙏🏿
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብሪን ምስጋና ናዕኪ ይኩን ኣዴና ድንግል ወላዲት ኣምላክ ባዕልኪ አስከ ኣቲ ኣደይ መዓረይ ደቕኪ ሕኮፊ ስደትኩም ይክሎኩም በልና ኣብዚ ገዳም ቦታኪ ዳግማይ ንምለሶ ግዜ ኣምጽልና ተለመኒና ወላዲት ኣምላክ ጋል ኣንስተይቲ አንድኪ ኩሉ ኣይተፋኪን አዩ
ገጽ ገዳምኪ አድይ ምአረይ ብሓይሊ ኪድንኪን ጾሎትክን ተርኤኒ ትኾኒ
ትግርኛ ኣኣብ ዘለኹሞ በርክቱን ተዓወቱን!ፈጣሪ ምሳኹም እዩ።
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይይይይይይይ ኣሰይይይይይይይይይይ ኣሰይይይይይይይይይይይይ እንቃዕ ናብዚ ኩብር በዓል ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማሪያም ኣደይ ኣብቅዓና ጸሎትኩምን ጋዕርኩምን ምህለላኩን ኩብራት ወልዲ ኣሕዋትን ንኣሽቱን ዓበይቲን ጸሎትኩ ኣይፈለየና በረከታን ፈጣን ተራድእነታን ፍቅራን የሕድረልና ምስ ኩልና ህዝበ ክሪስቲያን ይኩን ኣሜን።
Adey mariam brkty neamta beselam kngedki kudus fkad wedki ykunelna elllllllll zmare melekty yesmealna brukat deki eme brhan weladit amlak
ብታዕሚ ሰላም ዝመልኦ ሂወት ኣምላክ ንብዚ ቅዱስ ቦታ ንካፈለሉ ማዓልቲ ይሃበና ⛪🙏🙏
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ጾሎትኩም ትስማዕኩም ድንግል ወላዲት ኣምላኽ
እልልልልልልል አንኳዕ ኣብጸሓኩም ኣብፅሓና ንበዓል ቅድሰት ድንግል ማርያም
ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣቱም ሓላላት ህዝበይ ባዕላ ኣደየ መዓረይ ምስ ወዳ ትስማኩም ክትሰማኩምያ ድማ ርግሰና እየ ኣደይር ኣደ ድኻታት ኣደ ዘኽታማት ኣደ ሕዙናት
ኣሰይይይይ ኣሰይይይይ ኣሰይይይይይ እግዝአብሔር ኣምላኽ ጸሎትኩም ሰሚዑ ይትዓረቀና ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና
AMLAK YHAGZENA Kbur Bahli Alena Iseas Seytan mis Kede Adeye Mariam kmetseki Tesfai WESEN yeblun.
ኣደይ ማዓረይ ነዚ ብሩኽ ህዝብ ረኣይ. ይዝክር ደብረሲና...............
አደይ ማርያም ባዓልቲ ጸሎት የ ንሳን ወዳን ደውና በለትየ አውጊሓታ መርየት አደይ መርያም ምህለላኹም ትበለላኩም በረትኩም ከዓ ንዓና ንድኹማት ይብጸሐና 👐👐👐🌹🌹🌹🌹
አደይ ማሪያም አደይ ምዞብ ዝበጹሑኪ ጽምብርና ተዘክርና ነዞም ስደደኛታት ደቅኺ ንዓመታ አብዚ ቁዱስ ክንውዕል አብቅዕና
ኣንቲ ማርያም ዘመዳየ ማርያም ዘመዳዘይወለዳ ይውለዳየ ሃብየን ድኣጾለታን ኣማልደታን ናይ ኣዴና ድንግል ማርያምምስኩልና ይኹን
ኣሜንንንን
Aseyyyy tselot weledna ayfeleyrna elllllllllll 👏👏👏hzbna dew ybelelna enqaena nazi qdus zkone ametawi beala debresina qdsti dngl bselam abtsehana tselotan bereketa mhret nay wedan ayfeleyena🤲 hzbe krstyan ab zelekum halukum adry maryam tetslelkum ab zdet zelena wn sdetna yhxrelna amlak❤🙏💒💒💒💒
እግዛቢሄር ጸሎትኩም ይስማዕ ናዓና ካኣ ምሳኹም ይጸንብረና ኣሜን 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን አንካዓ ናብዚ ኩቡር ዓመታዊ ኽብረ ብዓል ኣዲና ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ኣማርያም ደንረ ሲና ኣብጸሓና ኣብጽሓኩም ቃለ ሂወት ይስምዓልና ስደትና ይሕጺሩ ናብ ዓድና ይምለሰና ይሕዋት
Amen Amen Amen xeletkum Aygadefena Halalat sdray niana nideqkum abziy Rkus sdet zelena kiae Xeliyulna mihret kihbena.
እዚ ኹሉ ምህልላን ብኽያትን ኣደይ ማርያም ትስማዕኩም ኩሉ ኣብኢዳ ዩ ራህዋ ተምጻእልና። ኣየ ኣንታ ምስኪን ህዝበይ ውልድን ወላዲን ተሓቃቅፉ እፈይ ኢልካ ዝምትነብረሉ ሓንቲ ማዓልታ ኣላሞ ወላዲት ኣምላክ ተውጋሓያ
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ብፀሎትኩም ይመላለአና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ ኣምላኬ ነኣይ ንድክቲ ጓልካውን ስደተይ ኣሕፅርካ ናብ ከምዙይ ንክርእ ኣብቀዐኒ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Asey Asey Asey Adeye Kineana Kala❤ Adeye Fekri Zekala ❤Hezbeki Kab Kulu Kufu Zebele Mehareyo . Hadraki Adeye Hezbeki Zekeri 👏👏
Hadera n hgdef mendef keywesdo Ezi halal Hzbi zehabo mobaee!!! Adey Mariam telgselna hmak nay Hzbnan hegernan Amen!!
ክብሪ ይሃብኩም በረኸት ዘካፈልኩምና ንበረኸት ኩኑ።♥
ኣሰይይይይይይይ ብሓቂ ልብካ ዝማርክ ማራ ይቅንኣካ እግዚአብሔር ሓደ መዓልቲ ንነግደሉ ይበለና ፡ ፀጋ በረከት ናይ ኣዴና ቅድስት ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ።
ኣሜን ጸሎት ናይ ወልድና ኣይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ጾሎትኩምን ምህለላኩም ትስማዓኩም ብጸለትኩም ይርድኣና
እግዚኣብሄር ኣምላክ ህዝብናን ሃገርናን ይባርኽ ናብዚ ቅዱስ ስፍራ ጎይታ ስደትና የሕጺርካ ምለሰና❤❤❤❤❤
ፆሎትኩም ምህለላኩም ይመላለአና ክቡራተይ እመብርሃን ባዕላ ብቃል ካዳና ትታዓረቀና
እልልልልልል ኣሰይ ኣሰይ ንዓመታ ኣቡኡ ንዉዕል ይግበረና ኣደይ ማዓረይ ናብ ወድኪ ለምንልና ኣደየ
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣስይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ ትሕጉስ እሞ ትቅንኣ ድማ ኣምላኽ ኣቦይ ሓንቲ ማዓልቲ ንንግድ ንኽውን ንዛ ቅድስቲ ኣዴና
Amen Amen Amen adeye mearey baelki halwna
Amen Amen Amen KDSTIY DNGL MARYAM Tmkhtiy sdrana❤ TEAREKNA HAGERNA HZBNAN HALWLNA BARKNA BSLAM NBATKIY MLESNA ❤
Amen Amen Amen zmare melaekt yesmealna o egzietne Mariam Adey sdetna yehxrlna nay 2020 dyu debesey Tv
Ewyyy bkneat kmewt deliye anes. Dngl mariam xelotkun lmenakum semia mhret tsdedelna yqre tbelelna baela. Amenn amennn amennn🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መልአኽቲ የስምዓልና አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ቅድስቲ ማርያም ኣደይ ፀሎትኩም ትስማዕኩም
Amen amen amen zemra malekti yesmalena nana ka kemu yefterlena
ቃለ ሐሂወት የስምዓልና ስደት ተሪፉ ከም ቀደምኪ ክትሓቁፍና ንመጸከ ኣለና ነዓመታ ኣብ ቅዱስ ልዳት የብቅዓና ኣደየ ምስ ወድኺ ሓደራኺ ተራድእና 🙏🙏🙏
ኣሰይይይይይይይይይ ጾሎትክን ኣይፈለየና ጾሎትክን ሰሚዓ ትተዓረቀና ድንግል ማርያመይይይይይይይ ቡሩኻት ኣዴታትና ጾሎታን ረዲኤታን ኣማላድነታን ናይ እመበታችን ጾሎት ናይ ቁዱሳን ምሕረት ናይ እግዚኣቢሄር ኣይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
ደብረሲና ብሩኽ ቦታ እታ ንይ መወዳእታ ዝነጎድክላ 2014 ድሮ 6 ዓመት ኮይኑ፡ 4 ዓመት ነጊደያ ኣለኹ 3 ዓመት መሊአ 7 ዓመት ከብጸሐን ፍቃድ ፈጣሪ ይኹን ።
አሜን አሜን አሜን የእናቶቻችን አይናት እምነት ይስጠን
እልልልልልልል እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ኣደይ ማሪያም ምስ ኩላትና ኩኒ ጸለትኩ ኣይፈለየና የህዋተይሓደ መዓልቲ ከኣ ካብ ስደት ተመሊስና ኣቢዚ ኩቡር ቦታ ክንበጽሕ ኣምላክ ፍቃዱ ይኩን
Amen nisu eyu tselotna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen Adna nmleselu zben yhabena fetari Adey mearey zgeberku geres ekre belalay.
Amen enqae nab beal adey maryam adena abxehana kazi zelo hmam kimhrena ni fuqur weda tilemnelna amen amen amen .
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen zemari Melakti yesmalena &god bless you orthodox tewehado church/xegeu yebizhalkum E/r deki tewhado xolot kudusan Abotat&adeitat Ayfeleyena 💒⛪💒🙏🙏🙏👉♥️♥️♥️
እቤት ትዕድልቲ እመቤቴ ትሓልኩም ፈጣሪ ፀጋኡ የብዝሓልኩም ኣሜንን
Mariam Debresina mearey Bereketkin tsgakin ayfeleyena amen 🙏🙏🙏😇😇😇❤😘🌹
owww adey hasb lbey asmrley
amen amen amen bereketa redita ayfeleyena nay eme brahan
አልልልልልል አግዛብሐር ጸጋ የብዝሃልኩም ወላዲት ኣምላክ ወትሩ ኣብ ጽላሊና ትኩን ማርያም ደብረ ሲና ሃደ መኣልቲ ንመጸኪ ንከዉን ኣብ ስደት ዝለና ኢዋይ ከቅኑካ በቃ ጸጋ የብዝሃልኩም ደቂ ተዋህዶ
ኣሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰይ ኣሕዋተይ ኣደዋተይ ኣቦታተይ ምህለላኹም ይስመዐልና ፈጣሪ በኣኻታትኩም ይመላለአና ሐዝስ ኣነውን ኣብኡ ተዝነብር ከመይ ፅቡቅነይሩ
አምላክ ይለመን ሰሳሙን ይድለን ድንግል በምልጃዋ ትርዳን እናቶቻችን እድሜ ይስጥልን
Amen amen amen adey marey xelotki ayfeleyna
Asseyyyyy ellllllllll maram debresena xlala tenbrelna kab kfue zebele tehalwena amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጾሎትኩም ይስመር
አሰይይይይይ እልልልልልልል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አዴታት አሕዋት♥ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
ፀሎትክን ይብፃሃና ኣዴታትና
Amen amen amen zimare melkati yesimalina 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen xolotan redietan nay Adiena kdsti dngl adey MARYAM ayfeleyena💒💒💒⛪⛪⛪💕💕💕💗💗💗👏👏👏👏👏👏👏
Amen 🙏 adey meary betselati hagezena amledelay
እግዛብሄር ይቀበለልኩም ጸጋን በረኸትን የውርደልናኣሜን
Asey Asey dngl mariam msulatna tkun , nezom absdet zelena bselam nadna temelisna debresina nsalemelu gze yhabena
እልልልልልልልልልልል ጸሎታን በረኸታን ናይ እመብርሃን ኣይፈለየና።
Egziabiher amilak bani mihretu kmihirena eyu🙏🙏 egziabiher amilak ymesgen haylu brtue eyu. Kulu seb gin nhade egziabiher amilak ylemin emo egziabiher amilak kea kereba eyu!!!⛪🙏
ዓሕሕሕ ናብ ገደማት ከይበጻሕኩ ናብዚ ሩኹስ ቦታ ብምምጸእይ ይሕዝነኒ ኣምላኽ ሓደ ማዓልቲ ንስም እታ ክብርቲ ኣዴኦ ድንግል ማርያም ክብል ገዳማት ክበጽሕ ይፈቅደለይ ይኸውን ካብዚ ዘለናዮ ናይ ዘይ ርጉ መንፈስ ኣምላኽ ይሓልወና፡
Amen Amen Amen marey 🙏🙏🙏
Nay bahaki hawey/haftey brukey/brktey amlak nmen elwo
Ajoka zhawey Egziabhier amlak neza ade kulu zkonet ade sle zhabena nemesgno tray emo eti ndelyo khbena eyu. Egziabhier amlak xeguau yebzhalka xelot em brhan kudusan ayfeleyeka
ኣጆኻ ዝሓወይ ልዑል እግዚአብሔር እድምን ጥዕናን ክሕበካ ጥራህ ለምኖ ኩሉ ይከኣሎ እዮ::
AMEN AMEN AMEN
ጸሎትኩም ሰሚዑ ይተዓረቀና ስለ ታ ኪዳነቃላ.....ማርያም ደብረሲና ከምቲ መብጽዓና.....ቤትኪ ተመሊስና ንስዕመሉ ጊዜ ኣምጽልና...
ሩባን ኩርባን ክደሊ ነዓኪ
ኣደይ ሓላለይ ኣብዚ ከለኪ ኢኪ
ኣርሕውዮ እቲ ወለንሳኪ
መጺኡ ኣሎ ክቡር ጋሻኪ
ተዘክሮታት ውዳሴ ማርያም ደብረሲና
ዝሓዝኩላ ዘይብላ ዛ ነብሰይ
ኣደይ ማሪያም ዋሕሰይ
ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን እንዃዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ በዓል ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማሪያም ኣብጽሓና.....
ኣደይ ማርያም 21 ቅድስቲ ማርያም ኣብ ኣመቱ ሰነ
ጸሎትኩም ስምዑ ምሕረቱ የዉርደልና እመ ብርሃን ወላዱተ ኣምላኽ ምህለላኪን ተቅብላ ናብ ፍቅሩ ወዳ ትብጻሓልኪን ገዳም ከይራኣኩ ናብዝ ሩኩስ ስደት ምምጸኢይ ብጣዓም ኢዩ ዘጉህየኒ 🥰🥰🥰😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ጸሎትኩም ሰሚዑ ምሕረቱ ይልኣከልና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ብቃል ኪዳና ትተዓርቀና ኣሜን ።
Amen Amen Amen
Tsolotan amaladnetan nay emebetacin ayfeleyena
ኣስይ ኣሰይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንቆዕ ህንጸታ ቤታን ናብ ቅዳሴ ቤታ ኣብጽሓና እግዛኣብሄር ምህለላኩም ይቀበለልኩም ህዝቢ ክርስያን በረከታን ጸሎታን ምስ ኩልና ይኩን🙏🙏🙏💒💒💒
ከምዚ ክራኢ ከለኩ ሓጎስን ኒብዓትን ይመጻኒ ። ኪዲ ሚስኦም ውዓሊ እዩ ዚመጻኒ ❤️❤️
ኣነ ዝሕጉሰኒ ኣብዚ ቁዱስ ቦታ ምውላደይ ኣብኡ ምጥማቐይ ኣብኡ ምዕባየይ እዩ ክብሪ ን ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም 🙏🙏🙏
Amlak hibka wedi debre sina lomi ngdeta eyu breketa yhderena 🙏
ተዓዊትሉክም ማርያም ባዕላ ጽላላ ተንብረልኩም ኣዴታተይ ኣሕዋተይ
9ቱ ቅዱሳን ካብ ኤውሮጳ ካብ ሮምን ከባቢኣን ናብ ደብረ ሲና ደብሪ ቅድስት ድንግል ማርይም ሎሚ ዘለና ወለዶ ከኣ ብኣንፃሩ ቶም ቅዱሳን ዝፈንፈልዋ ቦታ ናብ ኤውሮጳ ኮይኑ ግዕዞና እግዚአብሔር ሎምስ ይኣኽለና ባ ሙሉእ ዕድመና ካ ኣባኺናዮ ኢና ሓንቲ መዓልቲ ግን ናብዛ ቅድስት ደብሪ እመቤታችን ወላዲትካ ዘዕረፈትላ ንበፅሓሉ ግዜ ኣርእየና
በሓቂ ዘሕዝን ኢዩ ናህናስ ሓወይ መዓረይ ምስቲ ናይ ቅዱሳን ከነጻጽሮ ከለኩስ እግዚኣቢሀር ይቅረ ይበለልና።
ሓቂ ንጽድቂ ዘይኮነ ንስጋን ንስደድ ድኹማት ኢና ልዑል እግዚአብሔር ንነብስና ንስደደሉ ዘመን ይሓበና ::
እእልልልልልልልልልልል ኣደይ ማርያም ምስ ኩልና ትኹን ብሩኻተይ ። debesey tube ተባረኹ በረከቱ የብዝሓልኩም ።
ተገዲስና ነንብባ የሕዋተይ
መንፈሳዊ ቻነል ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ፡ ከም ኣካል መንፈሳዊ ኣገልግሎቱ፡ ሕጂ’ውን “እምበኣርከ ውህበት በበይኑ እዩ መንፈስ ግና ሓደ ንሱ እዩ” 1ቆሮ 12፡4፡ ብዝብል መሪሕ ቃል፡ ውህበት መንፈስ ቅዱስ ዝኾነ ናይ ምዝማር ጸጋ ዘለዎም ሓደሽቲ ዘመርቲ ንምልላይን ናብ ኣገልግሎት መዝሙር ንኽጽንበሩ ንምሕጋዝን፡ ኣብ ትሕቲ ዝብል ዕላማ፡ መድረኽ ከፊቱ ኣሎ። እዚ መደብ እዚ፡ ቅድሚ ሕጂ ዝኾነ ይኹን መዝሙር ዘየዳለዉን ንኽዝምሩ ውህብቶ ዘለዎም ኣሕዋትን ኣሓትን ቅድሚ ሕጂ ካብ ዝተዘመረ መዝሙር ብምዝማር ዘቕርብሉ መደብ እዩ። ዘቕርብዎ መንፈሳዊ መዛሙር ድማ፡ ናይ ዜማ ውህብቶ ብዘለዎምን ነዊሕ ዓመት ኣብ ኣገልግሎት መዝሙር ብዝገልገሉ ኣሕዋትን መምህራንን ክምመ እዩ። ትሕዝቶኦም ድሕሪ ምምማዩ ብዝርከብ ውጽኢት ድማ ጸጋኦም ንዝተለለየ ተሳተፍቲ፡ ሓድሽ ግጥምን ዜማን ምስ ናይ ስቱድዮን ክሊፕን ውጻኢታት ሸፈነ ብምግባር ሓድሽ ናይ ምስጋና መዝሙር ንኸዳልዉ ሓገዝ ክግበረሎም እዩ።
በዚ ኣጋጣሚ እዚ ንዂልኹም ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ኦርቶዶክሳዊያን መንፈሳዊ ቻነል ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ ንተሳትፎኹም ብኽብሪ ይዕድም። እምበኣር፡ ናይዚ መደብ እዚ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ድሌት ዘለኩም ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ኣቐዲምኩም ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ ናብ ዝብል ፔጅ ወይ ድማ 0032466483613 (Whatsapp) ስምኩምን ቊጽሪ ተለፎንኩምን ብምስዳድ ካብ ዕለት 05/07/2020-25/07/2020 ክትምዝገቡ ከምእትክእሉ እናሓበርና፡ ድሕሪ ምምዝጋብኩም፡ ኣብ ቤትኩም ኮይንኩም ቪድዮ ሪከርድ ብምግባር ንዘዳለኽሞ ድጋም መዝሙር ብቐሊሉ ናብ ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ ዝብል ፔጅ ወይ 0032466483613 (Whatsapp) ብምስዳድ ክትሳተፉ ይከኣል።
ruclips.net/video/fSfnvVTXVh8/видео.html
ጾሎታን በረከታን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ኣይፈለየና
ኪዳነ ምህረት ኪዳነ ቃላ
ኣውጊሃቶ ባእላ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አልልልልልልልል አንካዕ ናብዚ ኩቡር ባዓል ኣብጻሓና ንዓመታ ከምዚ አዋን ብሰላም የጽንሓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ንዓመታ ከምዚ አዋን ኣጽንሕና ኣደይ መዓረይ መብጽዓ ትኩነኒ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Love and respect beloved Erterians..greating u from Ethio
❤❤❤
ኣሰይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልል ደስ ዘብል ዩ ሓንቲ ንኣምላኽ ዝልምኖ ኣብ ዓደይ ተመሊሰ ኣብዛ ቅድስቲ ቦታ በጺሐ በረኸት ናይ ኣደ ጎይታይ ክካፈል ዩ
ጸሎታን በረኸታን ኣይፈለየና ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም
ኦ አግዚኣብሔር ኣምላከይ ናብዚ ቁዱሳን ገደማት ኒበጻሓሉ ግዜ ሃበና ሲደትና የሕጽረልና እመ ኣምላክ ባሪኪና ጽላልኪ ኣምብሪልና ኣሜን
አሜን አሜን አሜን።
Amen Amen Amen
Amen Amen Amen Nay adetatna xolonten ayfeleyena😊🙏❤️💒❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስምዓልና
ፍትዋት ደቂ እመ ብርሃን እግዚኣብሄር ጸሎትኩም ሰሚዑ ይታዓረቀና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ጣዕሚ ፍቅራን ብረኸታን ረዲኤታን ኣማላድነታን ምስ ኩላትማ ደቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ብ አግዚኣብሀር ኣምላክ ብናይ ማርያም ምልላት ሰላም ረከብኩ
Ellllllllllllllllllllllllllllll👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤❣❣❣
Amen, ድንግል ድንግል ድንግል ድንግል ባርኽና ባ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይ ብሩኻት ደቂ ድንግለይ
እ ዲንግል ወላዲ አምላኽ ስል እዚ ለዋህ ህዝቢ እልኪ ስለ እዞም ሀዲኦም ንኩሉ ተጻዊሮም ዘለዉ መንእሰያት ክትብሊ ምሕረት ካብ ወዲኺ ለምልና
ንብዓተይ ምኽልካል አቢኒ ❤️🇪🇷🙏🏾 ነዞም ብቦለቲካ አምሲሉ ሽይጣን ርጉም የሕዋት ዘናቁት ዘሎ አምላኽ አብ ልቦም ይምሎሶም ብደጋፊን ተቃዋምን ምባል ይሀክል ይበለና ፈጣሪ ብሐባር ሽምካ እንዳ ዘከርና ንዝምር ይግበረና ❤️🇪🇷🙏🏾✝️⛪️✝️🙏🏾🙏🏾🙏🏾.
ሶሎት ናይ ኣደና ድንግል ማርያም ኣይፈለየና
ጸልትኩም ሰሚዑ እግዚኣብሄር ኣምላክና
ይትዓረቀና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብቃል ኪዳና ትርዳና ምእንታና ትገብሮ ጸሎት ይሓልወና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን.
ኣሰይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ድንግል ማርያም ባዕላ ምህለላኩም ጸሎትኩም ትስምዓኩም መንእሰይ ግርማ ዓዲ ናይ ዘመን ዕድመኩም ትባርከልኩም ኣብ ሃገርኩም ትዕቆርኩም ዞም የሕዋት ንፉዓት ፡በረከታን ሬዴታን ናይ አመብርሃን ምስ ኩሉና ደቃ ይኩን ኣሜን
ኣሰይይይይይይ ዕልልልልልልልልል ኣደይ ሓላለይ 🙏እመብርሃን ውዳሰኹም ትቀበለልኩም ።
Adey mriam bxolot sdrana balki halwuna sdetna yehxrlna hde melti kabzi buzuh fetene zelewo sdet temelisna ngdet Mariam debresina ngdet nkedel amxlna Amen Amen Amen
እሰይይይይይይይይይ እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ አምላክ ፀለትኩም ትቀበል
Elllllllllllllll asey ata bruk hzbi tewghalkum adey Maryam yaklekum ybelena fetari xegu yebzhalkum eshok aygaekum halalat 🙏🙏🙏🇪🇷
ዕልልልልልል ዕልልልልልል ዕልልልልልልልል ኣስይይይይይይ እንቃዕ ብሰላም ናብ ክብረ ብዓል ናይ ዛቅድስቲ ኣዴና ኣብጽሓና
እመ ብርሃን ዋሕስ ናይ ሂወተይ
ምርኩሰይ ኢኪ መረሒት መንገደይ
ንዓመታ ከምዚ እዋን ኣብቲ ቅዱስ ቤትኪ
ንክሕልፎ ጸሎትኪ ኣይፈለየኒይ ኣደይ ኣንብርለይ ጽላልኪ
ኣንቲ ኣደየ ኣደየ ማዓረየ
ትፈልጥያ እንዲኪ ናይ ልበየ
ኣንቲ ማርያም ጸባ ማርያም ጸባ
ኣውጺኪኒይ እንዲኪ ካብ ጸበባ
ኣነ በየነይ ድየ ዝውድሰኪ
ስማያዊ ንጉስ ዝወለድኪ
እየሱስ ዝወዳ ደበረ ሲና ዓዳ
ኣደየ ተለመኒ ግዳ
እየሱስ ዝወዳ ኣክሱም ጽዮን ዓዳ
ኣደየ ተለመኒ ግዳ
ዘይሕሱ ቃላ ዘይጠልም ኪዳና
መንያ ኣደይ ማርያም እያ
ኣሰይይይ እልልል ደቂ እመብርሃን ሙኻን ክጥዕም ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ፉቁራተይ ጸሎት ስድራና ኣይፈለየና💒💒💒💒❤❤❤❤🙏🏿
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብሪን ምስጋና ናዕኪ ይኩን ኣዴና ድንግል ወላዲት ኣምላክ ባዕልኪ አስከ ኣቲ ኣደይ መዓረይ ደቕኪ ሕኮፊ ስደትኩም ይክሎኩም በልና ኣብዚ ገዳም ቦታኪ ዳግማይ ንምለሶ ግዜ ኣምጽልና ተለመኒና ወላዲት ኣምላክ ጋል ኣንስተይቲ አንድኪ ኩሉ ኣይተፋኪን አዩ
ገጽ ገዳምኪ አድይ ምአረይ ብሓይሊ ኪድንኪን ጾሎትክን ተርኤኒ ትኾኒ
ትግርኛ ኣኣብ ዘለኹሞ በርክቱን ተዓወቱን!ፈጣሪ ምሳኹም እዩ።
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይይይይይይይ ኣሰይይይይይይይይይይ ኣሰይይይይይይይይይይይይ እንቃዕ ናብዚ ኩብር በዓል ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማሪያም ኣደይ ኣብቅዓና ጸሎትኩምን ጋዕርኩምን ምህለላኩን ኩብራት ወልዲ ኣሕዋትን ንኣሽቱን ዓበይቲን ጸሎትኩ ኣይፈለየና በረከታን ፈጣን ተራድእነታን ፍቅራን የሕድረልና ምስ ኩልና ህዝበ ክሪስቲያን ይኩን ኣሜን።
Adey mariam brkty neamta beselam kngedki kudus fkad wedki ykunelna elllllllll zmare melekty yesmealna brukat deki eme brhan weladit amlak
ብታዕሚ ሰላም ዝመልኦ ሂወት ኣምላክ ንብዚ ቅዱስ ቦታ ንካፈለሉ ማዓልቲ ይሃበና ⛪🙏🙏
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ጾሎትኩም ትስማዕኩም ድንግል ወላዲት ኣምላኽ
እልልልልልልል አንኳዕ ኣብጸሓኩም ኣብፅሓና ንበዓል ቅድሰት ድንግል ማርያም
ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣቱም ሓላላት ህዝበይ ባዕላ ኣደየ መዓረይ ምስ ወዳ ትስማኩም ክትሰማኩምያ ድማ ርግሰና እየ ኣደይር ኣደ ድኻታት ኣደ ዘኽታማት ኣደ ሕዙናት
ኣሰይይይይ ኣሰይይይይ ኣሰይይይይይ እግዝአብሔር ኣምላኽ ጸሎትኩም ሰሚዑ ይትዓረቀና ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና
AMLAK YHAGZENA Kbur Bahli Alena Iseas Seytan mis Kede Adeye Mariam kmetseki Tesfai WESEN yeblun.
ኣደይ ማዓረይ ነዚ ብሩኽ ህዝብ ረኣይ. ይዝክር ደብረሲና...............
አደይ ማርያም ባዓልቲ ጸሎት የ ንሳን ወዳን ደውና በለትየ አውጊሓታ መርየት አደይ መርያም ምህለላኹም ትበለላኩም በረትኩም ከዓ ንዓና ንድኹማት ይብጸሐና 👐👐👐🌹🌹🌹🌹
አደይ ማሪያም አደይ ምዞብ ዝበጹሑኪ ጽምብርና ተዘክርና ነዞም ስደደኛታት ደቅኺ ንዓመታ አብዚ ቁዱስ ክንውዕል አብቅዕና
ኣንቲ ማርያም ዘመዳየ ማርያም ዘመዳ
ዘይወለዳ ይውለዳየ ሃብየን ድኣ
ጾለታን ኣማልደታን ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም
ምስኩልና ይኹን
ኣሜንንንን
Aseyyyy tselot weledna ayfeleyrna elllllllllll 👏👏👏hzbna dew ybelelna enqaena nazi qdus zkone ametawi beala debresina qdsti dngl bselam abtsehana tselotan bereketa mhret nay wedan ayfeleyena🤲 hzbe krstyan ab zelekum halukum adry maryam tetslelkum ab zdet zelena wn sdetna yhxrelna amlak❤🙏💒💒💒💒
እግዛቢሄር ጸሎትኩም ይስማዕ ናዓና ካኣ ምሳኹም ይጸንብረና ኣሜን 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አንካዓ ናብዚ ኩቡር ዓመታዊ ኽብረ ብዓል ኣዲና ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ኣማርያም ደንረ ሲና ኣብጸሓና ኣብጽሓኩም ቃለ ሂወት ይስምዓልና ስደትና ይሕጺሩ ናብ ዓድና ይምለሰና ይሕዋት
Amen Amen Amen xeletkum Aygadefena Halalat sdray niana nideqkum abziy Rkus sdet zelena kiae Xeliyulna mihret kihbena.
እዚ ኹሉ ምህልላን ብኽያትን ኣደይ ማርያም ትስማዕኩም ኩሉ ኣብኢዳ ዩ ራህዋ ተምጻእልና። ኣየ ኣንታ ምስኪን ህዝበይ ውልድን ወላዲን ተሓቃቅፉ እፈይ ኢልካ ዝምትነብረሉ ሓንቲ ማዓልታ ኣላሞ ወላዲት ኣምላክ ተውጋሓያ
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ብፀሎትኩም ይመላለአና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ ኣምላኬ ነኣይ ንድክቲ ጓልካውን ስደተይ ኣሕፅርካ ናብ ከምዙይ ንክርእ ኣብቀዐኒ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Asey Asey Asey Adeye Kineana Kala❤ Adeye Fekri Zekala ❤Hezbeki Kab Kulu Kufu Zebele Mehareyo . Hadraki Adeye Hezbeki Zekeri 👏👏
Hadera n hgdef mendef keywesdo Ezi halal Hzbi zehabo mobaee!!! Adey Mariam telgselna hmak nay Hzbnan hegernan Amen!!
ክብሪ ይሃብኩም በረኸት ዘካፈልኩምና ንበረኸት ኩኑ።♥
ኣሰይይይይይይይ ብሓቂ ልብካ ዝማርክ ማራ ይቅንኣካ እግዚአብሔር ሓደ መዓልቲ ንነግደሉ ይበለና ፡ ፀጋ በረከት ናይ ኣዴና ቅድስት ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ።
ኣሜን ጸሎት ናይ ወልድና ኣይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ጾሎትኩምን ምህለላኩም ትስማዓኩም ብጸለትኩም ይርድኣና
እግዚኣብሄር ኣምላክ ህዝብናን ሃገርናን ይባርኽ ናብዚ ቅዱስ ስፍራ ጎይታ ስደትና የሕጺርካ ምለሰና❤❤❤❤❤
ፆሎትኩም ምህለላኩም ይመላለአና ክቡራተይ እመብርሃን ባዕላ ብቃል ካዳና ትታዓረቀና
እልልልልልል ኣሰይ ኣሰይ ንዓመታ ኣቡኡ ንዉዕል ይግበረና ኣደይ ማዓረይ ናብ ወድኪ ለምንልና ኣደየ
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣስይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ ትሕጉስ እሞ ትቅንኣ ድማ ኣምላኽ ኣቦይ ሓንቲ ማዓልቲ ንንግድ ንኽውን ንዛ ቅድስቲ ኣዴና
Amen Amen Amen adeye mearey baelki halwna
Amen Amen Amen KDSTIY DNGL MARYAM Tmkhtiy sdrana❤ TEAREKNA HAGERNA HZBNAN HALWLNA BARKNA BSLAM NBATKIY MLESNA ❤
Amen Amen Amen zmare melaekt yesmealna o egzietne Mariam Adey sdetna yehxrlna nay 2020 dyu debesey Tv
Ewyyy bkneat kmewt deliye anes. Dngl mariam xelotkun lmenakum semia mhret tsdedelna yqre tbelelna baela. Amenn amennn amennn🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መልአኽቲ የስምዓልና አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ቅድስቲ ማርያም ኣደይ ፀሎትኩም ትስማዕኩም
Amen amen amen zemra malekti yesmalena nana ka kemu yefterlena
ቃለ ሐሂወት የስምዓልና ስደት ተሪፉ ከም ቀደምኪ ክትሓቁፍና ንመጸከ ኣለና ነዓመታ ኣብ ቅዱስ ልዳት የብቅዓና ኣደየ ምስ ወድኺ ሓደራኺ ተራድእና 🙏🙏🙏
ኣሰይይይይይይይይይ ጾሎትክን ኣይፈለየና ጾሎትክን ሰሚዓ ትተዓረቀና ድንግል ማርያመይይይይይይይ ቡሩኻት ኣዴታትና ጾሎታን ረዲኤታን ኣማላድነታን ናይ እመበታችን ጾሎት ናይ ቁዱሳን ምሕረት ናይ እግዚኣቢሄር ኣይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
ደብረሲና ብሩኽ ቦታ እታ ንይ መወዳእታ ዝነጎድክላ 2014 ድሮ 6 ዓመት ኮይኑ፡ 4 ዓመት ነጊደያ ኣለኹ 3 ዓመት መሊአ 7 ዓመት ከብጸሐን ፍቃድ ፈጣሪ ይኹን ።
አሜን አሜን አሜን የእናቶቻችን አይናት እምነት ይስጠን
እልልልልልልል እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ኣደይ ማሪያም ምስ ኩላትና ኩኒ ጸለትኩ ኣይፈለየና የህዋተይ
ሓደ መዓልቲ ከኣ ካብ ስደት ተመሊስና ኣቢዚ ኩቡር ቦታ ክንበጽሕ ኣምላክ ፍቃዱ ይኩን
Amen Amen Amen
Amen nisu eyu tselotna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen
Adna nmleselu zben yhabena fetari
Adey mearey zgeberku geres ekre belalay.
Amen enqae nab beal adey maryam adena abxehana kazi zelo hmam kimhrena ni fuqur weda tilemnelna amen amen amen .
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen
Amen
Amen zemari Melakti yesmalena &god bless you orthodox tewehado church/xegeu yebizhalkum E/r deki tewhado xolot kudusan Abotat&adeitat Ayfeleyena 💒⛪💒🙏🙏🙏👉♥️♥️♥️
እቤት ትዕድልቲ እመቤቴ ትሓልኩም ፈጣሪ ፀጋኡ የብዝሓልኩም ኣሜንን
Mariam Debresina mearey Bereketkin tsgakin ayfeleyena amen 🙏🙏🙏😇😇😇❤😘🌹
owww adey hasb lbey asmrley
amen amen amen bereketa redita ayfeleyena nay eme brahan
አልልልልልል አግዛብሐር ጸጋ የብዝሃልኩም ወላዲት ኣምላክ ወትሩ ኣብ ጽላሊና ትኩን ማርያም ደብረ ሲና ሃደ መኣልቲ ንመጸኪ ንከዉን ኣብ ስደት ዝለና ኢዋይ ከቅኑካ በቃ ጸጋ የብዝሃልኩም ደቂ ተዋህዶ
ኣሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰይ ኣሕዋተይ ኣደዋተይ ኣቦታተይ ምህለላኹም ይስመዐልና ፈጣሪ በኣኻታትኩም ይመላለአና ሐዝስ ኣነውን ኣብኡ ተዝነብር ከመይ ፅቡቅነይሩ
አምላክ ይለመን ሰሳሙን ይድለን ድንግል በምልጃዋ ትርዳን
እናቶቻችን እድሜ ይስጥልን
Amen amen amen adey marey xelotki ayfeleyna
Asseyyyyy ellllllllll maram debresena xlala tenbrelna kab kfue zebele tehalwena amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጾሎትኩም ይስመር
አሰይይይይይ እልልልልልልል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አዴታት አሕዋት♥
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
ፀሎትክን ይብፃሃና ኣዴታትና
Amen amen amen zimare melkati yesimalina 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen xolotan redietan nay Adiena kdsti dngl adey MARYAM ayfeleyena💒💒💒⛪⛪⛪💕💕💕💗💗💗👏👏👏👏👏👏👏
Amen 🙏 adey meary betselati hagezena amledelay
እግዛብሄር ይቀበለልኩም ጸጋን በረኸትን የውርደልና
ኣሜን