Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ጽቡቅ ዘረባ ፉኒ ገነት ሓፍተይ ኣጆኺ እዚህዝብና ጸርፊ ለሚዱ😢
ኣቱም ሰባት ግደፉ ኣይትፍረዱ ሽግራ ኣብ ገጻ ረኤይዎ ይሕዋት እንተ ኪኢልኩም ኣጆኪ በልዋ 🙏🙏🙏
😢ኣጀኪ ሓፍተይ ማዓረይ ካማይ ብዘይገበርክዎ ዝፅለም የለን እግዚአብሔር ይመስገን ግን ኣዝየ ሓያል ብቀሊሉ ናብ ፈተና ኢደይ ዝይህብ እዩ ገይሩኒ ተመስገን ሰብስ የፀልምካ ንብስካ ግን ካብ ሓደ ፈጣሪ ካሊእ ኣይፈልጠካን😢
ኣብዚኣ ጽቡቅ ተዛሪብካ ፋኒ እዚ ህዝብና 10 ሐጊዙ 1000 እዩ ዝዛረበካ ምስክነይቲ ማዳ መሊኡ ገጻ🥹🥹🥹🥹
ኣንቱም ህዝቢ ትማሊ ትማሊ ጽቡቅ ክትገብር ሪኢኹማ ንፍዕቲ ትብልዋ ኔርኩም ።ሕጂ ከኣስ ተጸጊመ ሓግዙኑ ኢላ ስለዝሓገዝኩማ ከተዋርድዋ መሰል ዘለኩም መሲልኩም ኣይትጋገዩ ሰናይ ሓሲብኩም ወይ ውን ደንጊጹም ዶ ሓጊዝኩማ በቃ ኣፍኩም ሓዙ ።😢😢😢
❤😢
ኣሕ ኣቱም ህዝቢ ግደፍዋ እንዶ ኣብ ገጻ ትሪእዎ ምሽ ኣለኩም ሕሰማ ኣደንጊጻትኒ ሎሚ ሲ ገነት ምስኪን🥺🥺🥺
እንካዕ ብሰላም መጻኻ ፋኒ ❤❤❤
ንስኽን ባል ባዞ እንዲኽን ነዚ ወዲ ሰበይታይ ቀይርክነኦ😅
እዛ ገነት ትባሃል ሰብ እንታይ እያ ጌራትኩም? ብጣዓሚ ነዛ ሰብ እዚኣ ትብድሉ ዘለኹም ንብዓታ ከም ዉሑጅ መረብ ክወስደኩም እዪ። ስለዚ ገነት ሓፍትና ኣጆኺ ❤❤❤❤❤
ብሓቂ ለባም ፍኒዋይ እፍ ገነተይ ኣዞኪ 🙏❤️❤️🥰🥰😢💔🥰
እህ እንታይ ዪኸዉን ኣሎ እዚ ህዝቢ 😢😢😢😢😢ኣጆኺ ገነተይ ሓፍተይ ፈጣሪ የጽንዕኪ እምበር ህዝብና ሕማቕ ኣሎ ካብ ፈጣሪ ርሒቑ ኣሎ
እንታይ እሞ ክብለኪ ኩሉ ኢልክዮ ኢኺ ግን ሓንቲ ክብለኪ እቲ ኩሉ ዝኽእል ኣምላኽ ኣኻእሎ ይሃብኪ ንሕና ኩፉኣት ኢና ኣጆኺ ብርኽተይ 😭😭 ብሓቂ ልቢ ንበል ኩልና 😳
exactly fani 🥰👌💯
👌👌👌👍👍👍
ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ዝሓወይ
Xbuk srah bro👍🏽
ጎይታይ መዓረይ ኣብ ኢድ ሰብ ኣይተውድቀኒ ሓንቲ ግዜ ገሩልካ ሽሕ ግዜ ይዛረብ😢
ኣነስ ሞት ናፊቀ ሎምስ ሰብጨካን ኮይኑ በቃ ኩሉ ሰቡ መልሓሱ ይዉርውረልካ በቃ ምስ ሞትካ ከኣ ይሓዝነልካ ኣታ ንተሓላለ አንዶብ በጃኩም ሰላም ንዝረኣላ አዛ ዓለምናም...... ኣጆኪ ሀዋነይ ኣምላኽ ዝተሰበረ ልብና ይጸግነልና💔💔💔
Behaqi hawey netay
ገነት ሓፍተይ ሰላምኪ ይብዛሕ ሾሻል ሜድያ መጻረፊ እዩ ኣብ ሓበሻ ስለዚ ግብረመልሲ ምሃብ ኣገዳስነት የብሉን ኣይትገደስሎም🥰🙏
መኣረይ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣብ ኢድ ሓበሻ ሕንሽሽ ኣየውድቅካ ብልዕየን እሞ ሕርእየን ይብሉካ ፎ ኣጆኪ ምዓረይ
ሰላምኪ ይብዛሕ ።❤❤ኣምላክ ኢዩ ሓጊዙኪ ሰብ ኣይኮነን❤❤
Sbuk aleka Fani Lebam ❤❤❤.
ናትካ ሓሳብ ብጣዕሚ መሲጡኒ ቀፅለሉ ጅግና
Nska nbaelka entay aleka stand selan gerka gemzi eloma tbl ,😢Melissa techenqa enber thgza yelkan ,bafka xef aytkun ,mesheqti rekibkum nskum bhiwet seb xeweta yelen. ,😢😢😢😢srb kab nebsu kjmr alewo kerem ,mejemrta nska tgebro zelka aqrx ,ageb ,meska slewo 😢😊
ጎይታይ መዓረይ ካብ ዎፂእካ ምትራፍ ይምሓረና 🙏🙏🙏ኣብ ሰብ ኣይተዉደቀኒ ሓደራ 🙏🙏🙏ኣጅኪ ገነት ሓፍትና 😢
Ajoki geni haftey
ሰብ ካብ ዝገበረልካ ንላዕሊ መልሓሱ ይኸፍኣካ ኣብ ኢድ ሰብ ኣየውድቀና ፈጣሪ ኣጆኺ ሓፍተይ ካብ ሰብ እንታይ ክትጽበይ
👍👍👍👍🙏🙏
ጊደፉ በጆኩም ኣብ ገጻ ረአይዋ ኣንታይ ጢዒሙዋ ሂብና ኣይ ንዛረብ ከብደይ በሊዓትኒ🥰🥰❤️❤️❤️
Wellcome fnaney marey ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ፋኒዋይ ለባመይ❤❤❤❤💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰
😢
ገኒዋይ ኣይዞኺ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤
Selam Selam ❤❤❤😊😊❤❤
Bravo fnaney ❤❤❤
Fani bravo hmak zeywexo xegi wuxuat eka 👍👍👍
Really brother nay genet guday
Genuye mikrti ajokhi ❤
❤❤❤❤❤
It's right zhameme khgez alewo Europe kenka mlman gin gega eyu
😘😘😘
እንትርፎ ጸርፍን ዘለፋን ትዕቢትን ዘይፈልጥ ሰብ መልሲ ውን ኣይግብኦን ዩ ገነት ሓብተይ፡ብልጽቲ ኢኪ ኩሉ ግዝየ ኣይትገደስሎም
Genet amzira bihigi ayweledkin MIEBILTI LEMANIT
ኣብ ኢሮጳ መጽኡ ጽዕሩ ክነብር ኣለዎ።
ሽግሩ ፈሊጥካ ሓግስ ! ከምኡ ኢዩ ዝግበር!
ገነተ ሐብተ አየትጨነቁሉ ከምዝ ሐውና ዝቦሎ ሐደራ ሐደራ በጀኩም ይቀረ ቦሉዋ
ኣብ ሽወደን ጾሙ ዝሓድር የለን ግደፋ ሓሶት ኣይትዛረባ ። ዝሕገዛ ሰባት ኣቦተን ኣልዋ
ሐሰዉቲ ቤተ ሰብኩም ሐግዘ አምሰሉታት
ሰብ አይግበረልካ
ኣጆኺ ገኒ❤❤❤🎉🎉🎉
Gedafwa Entye bdltkme taskwa mise geza dhbkma nkalote tihgxe
ደቆሮ ኣደ እታይ ዝገበሩ ቆልዑ እዮም ኪኢለዮ ኢላ እያ
Again she need Money this is a joke
🙏🥺🤍
Hasawit ya eza Genet tebhal medanagerit
ናይ ባርያኮ ባርያ አይትግበረኔ ብልዕያና ትፍእያ ኮይናታ
Way 70 zgebra
Agoki genu heftna hebesha kemue eyu enqae tray tehegezki zbelu ybelu aytgedesi
Mejemeriya shigrka baelka eka tifetho baela eya kitkalesi zeleka genzebi kea ente zey hazikayo aytehazin eyu ni xibehey zey ebli ayxebhon eyu
Fnaney tegagya ya nsa wn
Gdefna bejaki kalna yaklena
Ajoki genet zereba seb tesemiki da kthami eki
👍👍👍👍👍👍
❤❤❤
👍👍👍👍
❤❤❤❤
ጽቡቅ ዘረባ ፉኒ ገነት ሓፍተይ ኣጆኺ እዚህዝብና ጸርፊ ለሚዱ😢
ኣቱም ሰባት ግደፉ ኣይትፍረዱ ሽግራ ኣብ ገጻ ረኤይዎ ይሕዋት እንተ ኪኢልኩም ኣጆኪ በልዋ 🙏🙏🙏
😢ኣጀኪ ሓፍተይ ማዓረይ ካማይ ብዘይገበርክዎ ዝፅለም የለን እግዚአብሔር ይመስገን ግን ኣዝየ ሓያል ብቀሊሉ ናብ ፈተና ኢደይ ዝይህብ እዩ ገይሩኒ ተመስገን ሰብስ የፀልምካ ንብስካ ግን ካብ ሓደ ፈጣሪ ካሊእ ኣይፈልጠካን😢
ኣብዚኣ ጽቡቅ ተዛሪብካ ፋኒ እዚ ህዝብና 10 ሐጊዙ 1000 እዩ ዝዛረበካ ምስክነይቲ ማዳ መሊኡ ገጻ🥹🥹🥹🥹
ኣንቱም ህዝቢ ትማሊ ትማሊ ጽቡቅ ክትገብር ሪኢኹማ ንፍዕቲ ትብልዋ ኔርኩም ።ሕጂ ከኣስ ተጸጊመ ሓግዙኑ ኢላ ስለዝሓገዝኩማ ከተዋርድዋ መሰል ዘለኩም መሲልኩም ኣይትጋገዩ ሰናይ ሓሲብኩም ወይ ውን ደንጊጹም ዶ ሓጊዝኩማ በቃ ኣፍኩም ሓዙ ።😢😢😢
❤😢
ኣሕ ኣቱም ህዝቢ ግደፍዋ እንዶ ኣብ ገጻ ትሪእዎ ምሽ ኣለኩም ሕሰማ ኣደንጊጻትኒ ሎሚ ሲ ገነት ምስኪን🥺🥺🥺
እንካዕ ብሰላም መጻኻ ፋኒ ❤❤❤
ንስኽን ባል ባዞ እንዲኽን ነዚ ወዲ ሰበይታይ ቀይርክነኦ😅
እዛ ገነት ትባሃል ሰብ እንታይ እያ ጌራትኩም? ብጣዓሚ ነዛ ሰብ እዚኣ ትብድሉ ዘለኹም ንብዓታ ከም ዉሑጅ መረብ ክወስደኩም እዪ። ስለዚ ገነት ሓፍትና ኣጆኺ ❤❤❤❤❤
ብሓቂ ለባም ፍኒዋይ እፍ ገነተይ ኣዞኪ 🙏❤️❤️🥰🥰😢💔🥰
እህ እንታይ ዪኸዉን ኣሎ እዚ ህዝቢ 😢😢😢😢😢ኣጆኺ ገነተይ ሓፍተይ ፈጣሪ የጽንዕኪ እምበር ህዝብና ሕማቕ ኣሎ ካብ ፈጣሪ ርሒቑ ኣሎ
እንታይ እሞ ክብለኪ ኩሉ ኢልክዮ ኢኺ ግን ሓንቲ ክብለኪ እቲ ኩሉ ዝኽእል ኣምላኽ ኣኻእሎ ይሃብኪ ንሕና ኩፉኣት ኢና ኣጆኺ ብርኽተይ 😭😭 ብሓቂ ልቢ ንበል ኩልና 😳
exactly fani 🥰👌💯
👌👌👌👍👍👍
ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ዝሓወይ
Xbuk srah bro👍🏽
ጎይታይ መዓረይ ኣብ ኢድ ሰብ ኣይተውድቀኒ ሓንቲ ግዜ ገሩልካ ሽሕ ግዜ ይዛረብ😢
ኣነስ ሞት ናፊቀ ሎምስ ሰብጨካን ኮይኑ በቃ ኩሉ ሰቡ መልሓሱ ይዉርውረልካ በቃ ምስ ሞትካ ከኣ ይሓዝነልካ ኣታ ንተሓላለ አንዶብ በጃኩም ሰላም ንዝረኣላ አዛ ዓለምናም...... ኣጆኪ ሀዋነይ ኣምላኽ ዝተሰበረ ልብና ይጸግነልና💔💔💔
Behaqi hawey netay
ገነት ሓፍተይ ሰላምኪ ይብዛሕ ሾሻል ሜድያ መጻረፊ እዩ ኣብ ሓበሻ ስለዚ ግብረመልሲ ምሃብ ኣገዳስነት የብሉን ኣይትገደስሎም🥰🙏
መኣረይ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣብ ኢድ ሓበሻ ሕንሽሽ ኣየውድቅካ ብልዕየን እሞ ሕርእየን ይብሉካ ፎ ኣጆኪ ምዓረይ
ሰላምኪ ይብዛሕ ።❤❤
ኣምላክ ኢዩ ሓጊዙኪ ሰብ ኣይኮነን❤❤
Sbuk aleka Fani Lebam ❤❤❤.
ናትካ ሓሳብ ብጣዕሚ መሲጡኒ ቀፅለሉ ጅግና
Nska nbaelka entay aleka stand selan gerka gemzi eloma tbl ,😢Melissa techenqa enber thgza yelkan ,bafka xef aytkun ,mesheqti rekibkum nskum bhiwet seb xeweta yelen. ,😢😢😢😢srb kab nebsu kjmr alewo kerem ,mejemrta nska tgebro zelka aqrx ,ageb ,meska slewo 😢😊
ጎይታይ መዓረይ ካብ ዎፂእካ ምትራፍ ይምሓረና 🙏🙏🙏
ኣብ ሰብ ኣይተዉደቀኒ ሓደራ 🙏🙏🙏
ኣጅኪ ገነት ሓፍትና 😢
Ajoki geni haftey
ሰብ ካብ ዝገበረልካ ንላዕሊ መልሓሱ ይኸፍኣካ ኣብ ኢድ ሰብ ኣየውድቀና ፈጣሪ ኣጆኺ ሓፍተይ ካብ ሰብ እንታይ ክትጽበይ
👍👍👍👍🙏🙏
ጊደፉ በጆኩም ኣብ ገጻ ረአይዋ ኣንታይ ጢዒሙዋ ሂብና ኣይ ንዛረብ ከብደይ በሊዓትኒ🥰🥰❤️❤️❤️
Wellcome fnaney marey ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ፋኒዋይ ለባመይ❤❤❤❤💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰
😢
ገኒዋይ ኣይዞኺ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤
Selam Selam ❤❤❤😊😊❤❤
Bravo fnaney ❤❤❤
Fani bravo hmak zeywexo xegi wuxuat eka 👍👍👍
Really brother nay genet guday
Genuye mikrti ajokhi ❤
❤❤❤❤❤
It's right zhameme khgez alewo Europe kenka mlman gin gega eyu
😘😘😘
እንትርፎ ጸርፍን ዘለፋን ትዕቢትን ዘይፈልጥ ሰብ መልሲ ውን ኣይግብኦን ዩ ገነት ሓብተይ፡ብልጽቲ ኢኪ ኩሉ ግዝየ ኣይትገደስሎም
Genet amzira bihigi ayweledkin MIEBILTI LEMANIT
ኣብ ኢሮጳ መጽኡ ጽዕሩ ክነብር ኣለዎ።
ሽግሩ ፈሊጥካ ሓግስ ! ከምኡ ኢዩ ዝግበር!
ገነተ ሐብተ አየትጨነቁሉ ከምዝ ሐውና ዝቦሎ ሐደራ ሐደራ በጀኩም ይቀረ ቦሉዋ
ኣብ ሽወደን ጾሙ ዝሓድር የለን ግደፋ ሓሶት ኣይትዛረባ ። ዝሕገዛ ሰባት ኣቦተን ኣልዋ
ሐሰዉቲ ቤተ ሰብኩም ሐግዘ አምሰሉታት
ሰብ አይግበረልካ
ኣጆኺ ገኒ❤❤❤🎉🎉🎉
Gedafwa Entye bdltkme taskwa mise geza dhbkma nkalote tihgxe
ደቆሮ ኣደ እታይ ዝገበሩ ቆልዑ እዮም ኪኢለዮ ኢላ እያ
Again she need
Money this is a joke