How can you show double character acting as a money holder while you claim for refugee, why don't you rent common residences at least that cover your problems, The reaction they make is housing dangers that must be treated soon, if not the result is going to be worse for all. I was in Uganda and many dangers had been happened to me, specially evenings, Don't show money, come as early as possible, react politely, they steal electronic materials, take care of Bars & ladies in street, if they see you have money, cars, rich marriage holidays, negligent characters or impolite, Dressings of high quality, for sure they wiil attack you. Use Boda of one type of a person. They check email after you leave the cybercafe make sure you have sign out properly. They call wrong people to your mobile and tell you money related confusions & trusting a person whom you don't know. Street Ladies specially act very dangerously even police. Act wisely.
ብጣዕሚ ንፉዕ ኣባል ፓርላማ ፡ ብህዝቡ ዝሓምም
ልክዕዩ ኣብዚ ኢትዮጵያ ዘለና ውን ከምኡዩ ጽጋብካኀዘይምጻርዩ ደምርሂጾምኀዝሰደዱልና ሸንዳሕዳሕ ዝብል መሊኡዩ ይገርማል ብዘይ ጠስምኻ ወለል 👍
አበ ኢትዮጵያ እንተሪኢካ አዝዩ ዘሔዝን እዩ ንስካ ካብወጻኢ መጺካ ከምኡ ገንዘብ ዘይተጥፍ ንሳቶም ገንዘብ ክብትኑ ከለው ከትርኢ ከሎ እንኻን ሐተትታ ዑቅባ ናቶም ፋብሪካ ገንዘብ ዘለዎም ኢዮም ዘመስሉ ሕዝቢ ኢትዮጵያ አብ ገዛእ ዒዱ ክሳብ ዝሳዝማረ ጌሮም ሕጅ ከአ አብ ኡጋንዳ ስለዚ አቲ ጌጋ ናቶመን ናትና ከሎ ንምንታይ ንካል ሰብ ንሐሚ አቱም አብ ወጸኢ ዘለኩ እትሰዱሎም ገንዘብ ዐቅኑ ኬድኩም ከአ ረአዩ ( Seeing is believing)
Guday kray geza etom delalo eritrawean eyom tekaryom zekaryu....bzkone neritrawi kab sdetu nlaeli eti hawu eyu zkedo
ብሰንኪ ሱስዓት ደላሎ እቲ ዝበዝሔ ነባሪ ይውጻዕ ኣሎ ❤
ዓድኩም ዘይትአትው ካብ ምዕዝምዛም::
Nihna erzreawin nenhidna simimia yeblenan hawina eyu zixawetelna zelo kemey❤elu seb ysedelom gn welhade seb ayriduon eyu
እዋይ ኤረትራዉስ ኣታበጃኩም ትሕት በሉ
Aynfelton ena sakit ena tesedidna keman aynkilon Ethiopia keyde sekhea eye temlse tesfa korxe Wala etey hzbi xelomina bsenkukum nbra mkal sina zbluka hjey ka campla.
Ezi aklilu gdmi ezia mmxa tezaribu neyru.btaemi eu lebam qexlo. Thanks bro
Bhaqi gdefo ba xegemna baelna ena kburat kdawnti nkden alewuna ab dege elna nzareb zkone kea bgenzeb tray eu zftah zmeslena tebelu wn aykfealomn eu baelna ena😢😢😢😢
ጻዕራማት ህዝቢ
ብልኽዕ ኢዩ እዚ ዝዝረብ ዘሎ ባዕልና ዘምጻናዮ ሽግር ኢዩ ኣብ ዝከድናዮ ኢዩ ኮምኡ መን ኢና ንነብስና ንፈልጣ ኢና ብፍላይ ደላሎ ይሃብሱኑስ
ኩሉ ዓቅሚ ሰብና ይወጽአ አንድዩ ዘሎ ግድን አዩ ገንዘብ ክህልወና ሃገር ጥራሕ ኢና ሲኢና ወፍሪ ንገብረላ ተኣኪብና ንዝትየላ እምበር ገንዘብ ኣሰኣናን
Ab sdet Mebzahtiu seb eko b hawalla eyu znebir zeleo serihu ente zikefil mqotebe neyru
Thank you for sharing
ኣነ ኣብ ዩጋንዳ 11 ዓመት ነይረ እየ። እዚ ኣባል ፓርላማ ልክዕ ኣሎ ኤርትራውያን ኣብ ካምፓላ ዝኸድዎ ኣካይዳ ርእዮም እዮም። 1. ማንም ኤርራዊ ብሓወላ ዝነብር ዋላሓንቲ ስራሕ ዘይብሉ ክዳኑ ብሰራሕተኛ የሐጽብ ገዛ ብሰራሕተኛ በሊዑ ዝበልዓሉ ኣኪቡ እታሰራሕተኛ ትሓጽቦ። 2. ኣልዉ ዝብሃሉ ናይት ክላብ ከም ብዓል ዩጋንዳ ፓፕ ዝኣምሰሉ ኣውልድ ሒዞም ያትዉ እዚ ቦታ ካብ ኢመሪካ ኣውሮፓ ዝመጹ በጻሕቲ እዮም ዝኣትዉዎ። ዩጋንዳውያን ብጥቕኡ እኳ ኣይሓልፉን ።
3. ዩጋንዳውያን ተሰተዩ ሓንቲ ጥርሙስ ቢራ ኤርትራውያን ግን ጣውላ መሊኡ ይገርሞም እዩ።
4. ነቲ ናይ ስደተኛታት ደኰመንቲ ንምርካብ ክሳብ 1600 ናይ ኢመርካ ዶላር ይኸፍሉ ደቂ ካሊእዜጋ ከምኡ ኣይገብሩን እዮም
5. ዝግበር ወራያት መርዓድሓን ንሕለፎ ጥምቀት ልደት ብዓልትን አእ? ? ?
6. ገዛ ክራይ ነቲዋና ኣውጽኣዮም ክንድዚ ክህበካኢልካ ንደቂ ዓዲ ኣውጺኢካ ትካረ ልዕሊ ኩሉ ከኣ ኣብ ዓዶም ንጸርፎም።
ተዝሰጉዎም ኣይምጸልኣክዎምን ዕሽነት ኣለና ብሓወላ እንዳ ነበርካስ ክንድዚ ዕንደራ ኢሰያስ ጥራይ እዩ ዝፍርልጠና ጽቡቅ ገይሩ መከራና ከብላዕና ሓቁ እዩ ዘይንምሃር ህዝቢ ኢና ሱዳን ብሰንክና እያ ዓንያ ቁጠብኦም ክንህር ዝገበርናይ ብልሽዉና ኣምጺእናሎም
@@Eri-leew ምስጓግ ዘይከነስ ተመሳሲልካ ምካድን ኣጠቓቕማ ገንዘብ ምፍላጥን ኣገዳሲ እዩ ። ገንዘብ ክትጥቀመሉ እምበር ክጥቀመልካ የብሉን።
ኤርትራውያን ኣብ ኩሉ ኢና ነበላሹ ንሱ ከኣ ኣካይዳን ብዝበሉና ንከፍሎም ነቶም ደቂ ዓዲ መነባብርኦም ብርኡይ ኢና ንጽይቀሎም
Bejakum,gele gberu ezom delalo texelilom eyom,
Thanks ❤❤❤❤
Artrawiyan baelom eyom kmuau kemzkewun zgebru zelewu
Eritrawiyan xegemna genzebna enda ar'anayom kom'uwn genzeb aleni haftam eye endabelna ena nkeyd. Slezi ab akaydana reqeqti aykonan::
Tkikil
Kab zigermeka ades ena belana ena geza kiray nsedid zelena 😢😢
Tikikil fili arkey thank you
Yaaa nay bihaqi❤❤❤
Xbuk alewu nhna balna ena shgr nemxe so aytegageyun
Ezia bzey qelalem haqi eyu 💯 💯
Selam zemhwate eti shghr baelatna nemto eti ghenzeb bkndey tsaern dkamn kemdmete ayrdomn eyu abkulu afrika bghenzebu endatetsefe ynbr delalo dekiadna kem azabe eyom dkyeru kabatom Eghzabiher amlak yerhkena nkulukum yehwatna Eghzabiher amlak msakatkum ykun
ብሂወት ምንባርኩም ንባዕሉ የሕመና እዩ ኣሲድ ምካንኩም ፈሊጦምኩም እዮም
Kosal kenae😂
ሓወይ እቲ ሽግር ደላሎ ኣይኮኑን ንምንታይ ሽግርና ባዕልና ዘይ ንፈትሕ እቲ ሽግርና ኣብ ዓድና ዘይ ምህላዉ እዩ ስለዚ ነቲ ዓቢ ጸገም ክንፈትሕ ንጽዓር እንበር ካልእ ኣይነምጽእ?
ኣባል እቶም ደላሎ ዲካ?
Gen ka befellay ka ny Eritraweain nay bahri menbar eyo zenebir zello Eritrawe.
ኣየ ንሕና ኣብ ኢትዮጵያ ከሙኡ ኣብ ሱዳን ሊብያ ዩጋንዳ ግሕጥ ኣቢለን ዘይጉሑፍና ኢየን እተን ሃገርራት ስርዓት ዘይብሉ ስዲ ህዝቢ ኤርትራ ጥራይ እዩ ባእ ተሓዉሊዋ እንዳ ነበረስ ሸንዳሓዳሓ ፎእ
Nementay eyo nay seb video tedegmewo?
Eritrawyan bsenkkum ab libya ab Ethio ab Sudan hji kea ab Uganda akilkum seldkum ktbtnu fo ab bereka camp ykfetlom
hakom eyom nbalna mesalna aynhateten ayntabaken ena nkalot zegatat kemana kunu aynbelen begazae hagarom tamasaselka kende tkayed,do Wana ketkonolom
ወዲ ዓዲ ፡ ከም ወደባት መጠን ብዘይካቲ ዜጋዊ መሰሉ ፡ ብዛዕባ ዓዱን ዋጋ ዕዳጋታትን ብቑዕ ኣፍልጦ ኣሎዎ ፡፡ ስደተኛ ግን ከም ጓና ጋሻ መጠን ከም ወዲ ወደባት ኣፍልጦን መሰላትን ስለ ዘይብሉ ፡ በቲ ዝረኸቦ ኣማራጺ ኪነብር ይግደድ ። ስለዚ እዚ ጸገም'ዚ ኣብ ክውንነት እተመርኮዘ ባህርያዊ ጸገም ስለዚኾነ ፡ ነቲ ናብራ ወደባት ከኽብሮ ምዃኑ ርዱእ'ዩ ፡ ነቲ ስደተኛ ግን ዘይቅየርን ዘይመሓየሽን ጕዳይ ኢዩ ።
The good thing he didn't say about us what we do on the ugandan ppl how we behave on them
Ab uganda zelekum entay gedeseni keybelkum
Neti deyblu nmhgaz delalo khnequ alewom
Mefto gorababti hagerat koyna please kulna nsrahalu
Nayqolae atehasasba gedifna!!!!!
ካልእ ይትረፍ ገንዘብ ዘይብሉ ሰብ ከመይ ጌሮም ገዛክራይ አቁሑት ገዛ ዝገደደ ካአ ክሰትዩ ስለ ዝሐድሩ ተዘይህልዎም ከመይ ጌሮም ካብ ደቂ ዓዲ ንላዕሊ ይነብሩ ሐቅነትን ጭብጥን ስለዘለዎም ኢዩ እቲ ጸገም ክገድድ ዘይደልይዎ ዘለዎም ብወገነይ ሐቆም ኢዮም ሪሂጾም ስለዘይምጽዎ ኢዩ ካአ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሜላ ንፍጠር
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዝተባህልዎ ምኽፋል ማለት ዘይሓላፍነታዊ እዩ ወይ መሰልካ ኣሕሊፍካ ከም ምሃብ ይቁጸር
ብካል ሸነኽ ንዕይ ይጥኣመን yemalkt
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ertrana nemles slmntay eyo ezi klo merhaq
ያ ኤርትራዉያን ጸገም ኣለና ኣብ ዝከድናዮ ሃገር ሕማቕ ነልምዶም ኣብ ኦሮባ ናይ ደላላይ ክወስዱ ጀሚሮም ኣለዉ ኣብ ቤልጁም ።
Nay geza diu walas kalie kea alo eyu kab gubue nlaeli yhatu alewu
Meas kon iyu ezi sdet zblwo zebki
Kab zgermeni ab uganda zelo seb nbeynu kikewini eyu zdeli ms deki adu kikewin aydelini eyu 200 dolar nay geza tray zkefilu alewu beynem
ድንቁርና ሕዝቢ ኤርትራ ይገርም እዩ ጽጋብ ኣለና ሱዳናውያን ኣበላሺና ኣዲስ ኢትዮጵያዊ ጸይቅና ኣብ ማርስ ዲና ክነብር ይገርመና ኣሎ😅
ገንዘብ ሃልዩካ ትምህርቲ እንተዘይሃልካ ዘምጽኦ ጸገም ኢዩ። ኣብክንዲ ንሕና ምስ መጸናዮም መነባብሮ ሂወቶም ነመሓይሾ፣ ዓዶም ኮንካ ነደቂ ዓዲ ምንባር ከምዘይክእሉ ትገብር እንተሃሊካ ፣መንግስቲ ናይቲ ሃገር ወይ ማዕረ ወይ ትሕቲ ደቂ ሃገር መነባብሮ ከም ዝህልወካ ክገብር ጸቅጢ ኣለዎ።
ፍሊ ወዲ ጠፊእካና
ሓቆም እዮም።
ኤርትራውያን ጸገም ኣለና ኣካይዳና ሕማቅ እዩ ሱዳን ብሰንክና ዓንያ ሕጂ ኡጋንዳ ካብ ሱዳን ክትምሃር ኣለዋ ወይ ካንፒ ትፍለየሎም ወይ ኣካይድኦም ከማሓይሹ ሕጊ ይግበረሎም
emo ezi ko natom xegem u balom eyom ko zekbrwo mechem b kibur waga kikare kone kigezea zdeli yelen slezi kulu nab eritrawn nab eritrean zgber tkikl aykonen
ኤርትራዊያን አብ ካምፓላ ዘለኹም ትኽት ኢልኩም ንበሩ አብ አይኒ ከይትአትዉ ።አብዘይ አድኻ ከምድላይካ ከምዘይክወን ፍለጡ በጃሑም ደቂ ኤረይ ግርሕነትኩም ከየጥቅአኩም
mebzahtu zeyblu eyu kekeflu sele delwon teray eyom ahwatom zesededulom enber mas serhom yekflwo alwu
ድሓንዩ ኡጋንዳ ከኣ ቀስ አሎም የሰጉኩም ወይ ባዓሎም ግፋ ጀሚሮም ለብኹም አንዳ ኣሰሩን ገንዘብኩም ክሕደጉኩም ኤዮም. ተሓውልኩም አንዳ ነበርኩምሲ ክንድዚ ጸጋብ አዞም ትሕወሉ ከኣ ሰደነት አኮ ተምህርዎም ዘለኩም ጸጋብ በቃ ኣይነይ ሰሪሖም ኣምጺኦም ኤዮም ትሕት አልካ ምኻድ ዘይትኽእሉ ጸባሕ ውን ንራዋንዳ ክትሰደዱ አኩም
Eritrawi telamnamaxn asRn ketaln kab zkewun 60 amet akxiru alo hji Gn bezihun AB zezkednaio hegarat tekuhinaio OTI xegam kab adna eu zbges awe anewun rinaio ei tkkl eu
ኣታ ሰብ ዓቅምኹም ፍለጡ በጃኹም ።ባዓል ኣኽሊሉ እንተተዛረቡ ዓቅሚ ኣለዎም ንስኻ ግን በጃኻ ስቅ በል።
Entay emo kgber eyu amaratse yelen abey ina emo knatw eina
ጸጌቦም ርእየሞ ዘይፈልጡ ገንዘብን ምዕባለን አብ ዓዶም ማዓልታዊ እናተተክለ። አበይ ኦሞ ትከል እንደሞ ኮይኑ እምበር ዓዶም ገዲፍካሎም ብሐንሳብ ብሐደ ድምጺ ምውጻእ እያ እታ መሀሪት። ገዛውቶም እንዳ ጠበቅን ጨራሩን ጎደናታቶም መውዓሊ አክላባት ምኮነ ሽዑ እዩ ዝርደኦም በገንዘብና ይነብሩ ከምዘለው። ኤርትራዊ ይኩን ሰሞላዊ ንመንግስቲ ግብርን ቀረጽን ከይከፈለ 1 ሚትሮ ቲንዲኖ ወይ 1 ኪሎ ሲሚንቶ ወይ 1 ናይ ጽዐነት መኪና ካብ ሞምባሳ ክሳብ ካምፓላ ኪድ ክሳብ ጅባ አሽሓት እናከፈሉ እዮም 2 ሀገራት ገጥ አብሎሞን ዘለው። አበይ ኦሞ ደሐን ቀሪብና እና መንግስትና ተረጋገኡ እዩ ሃገርና ክመለስ እዩ እዚ ኩሉ ኤርትራዊ በዓል ንዋይ ሽዑ ክዝክሩና እዮም ቀደም ኒሩ ምስ ኤርትራውያን ካለው ጥዑም ኒሩ ዝብሉላ መዓልቲ ቀሪባ እያ።
Mengstna 🙄🤮 nay andamen shermuta eki gesret sdetena
Nay hawala genzeb zeyrahaxkalu dea suk elka tijaharelu ember
How can you show double character acting as a money holder while you claim for refugee, why don't you rent common residences at least that cover your problems, The reaction they make is housing dangers that must be treated soon, if not the result is going to be worse for all.
I was in Uganda and many dangers had been happened to me, specially evenings, Don't show money, come as early as possible, react politely, they steal electronic materials, take care of Bars & ladies in street, if they see you have money, cars, rich marriage holidays, negligent characters or impolite, Dressings of high quality, for sure they wiil attack you. Use Boda of one type of a person. They check email after you leave the cybercafe make sure you have sign out properly. They call wrong people to your mobile and tell you money related confusions & trusting a person whom you don't know. Street Ladies specially act very dangerously even police. Act wisely.
ካብዚ ሰብኣይ ጀሚሩ ኩሎም ደላሎ እዮም
❤❤❤❤❤❤❤