Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
❤ህ ወ ሓ ት❤ ን ኲናት ይመፃ እምበር ኣይትኸዶን ካብ ኣፍሪካ እቲ ኣይግዛእን ዝብል ቁ1 ተዛራቢ ትግርኛ እንትኾን እቲ በእንተ ሰላም ብዙሕ ጉድ ዝሽከም ድማ ህዝቢ ትግራይ እዩ ።እዚ ዝኸውን ድማ ብ በሳላትን ዑጉሳትን መሪሕነቱ ስልትን መደብን እንትሕንፀፀሉን ኣበይ ክዓስል ከም ዘለዎ እንተስተውዕልን እዩ ። ስለዚ መራሕቲ ህወሓት ተወፈዩ ስፍሑ ህዝቢ ድማ ዕሰል ❤❤❤ዓወት ን ህ ወ ሓ ት ሰላም ን ህዝብና
አጀኩም ,,,መናአሰይ ትግራይ ንቁዱሜት ❤❤❤❤❤❤❤
ህ ወ ሓ ት 🎉 ኣብዚ ሐዚ ዘሎ ኩነታት እንኮ መዋፅኦ ህዝብናን መሰረተ ህልውናናን እያ ።መማረፂ ዘይብሉ መማረፂ
ኣጀኩም ጀጋኑና መናእሰይና ቃልሱኩም ብሰላማዊ
Be strong 💪 my Tigray people will be there for every and every ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ሓደራ ህዝበይ ኣስተውዕል ህ ወ ሓ ት እያ ናይ ሰላም ፍጥርቲዕሰል ኣብ ሓፂር ግዜ ጉጅለ ፃድቃን ኣወግድ
ኪዱናይ ዝስዕበኪ የለን😂😂😂😂
በርትዑ!!
እወ፡መቃልሕ፡እምቢታመቃልሕሓረነት፡መቃልሕ፡ጅግንነነትዘይረሳዕ፡ሓደራጅግንነት፡መዋኣላትዝተኸፈለ፡መሰዋኣት፡ንዋጋ፡ነፃነትክረሳዕ፡ብቂመኛታት፡እምቢ፡ንባረነት፡እምቢ፡ንቢሄራዊ፡ኽሕደት፡እምቢ፡ንብተና፡ሓረን፡ወይን፣ተቃልስ፡መንእሰይ፡ብሰላማቃልሲ፡ሓደራ፡ከይዓብሪ፡ሕድሪ፡ኣያታትና፡ንቃለስ፡በረቲዕና።❤❤❤❤❤
መስተውዓልቲ መናእሰይ ❤❤❤ ዓሽሽሽ
ብዘይ ህ ወ ሓ ት ኩሉ ነገር ጨርባሕባሕ እዩ
ኩሉ ትግራዋይ ብምኽንያት ኣሚኑ ተወዲቡ ፍትሒ የንግስ ይቃለስ ይታዓወት።
ጀጋኑ መንእሰይ ኣጀኩም ❤❤❤❤
ዋይ ብስለት ኣብ መስመር ዘሎ ብዓል መርትዖ ዘለዎ ሓሳብ የቅርብ ምዃኑ የርኢ።ካበያ ጣፍ ዝሃቦስ ኣፍ ዝሃቦ ኮይኑ ኣብታ ብልሒ ዝነበሩ ገለ መናእሰይ ዝዛረቡዎ ይገርም ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ አጀኹም መናእሰይ ዓደይ
Hwehat nkdmet Jigen ✊❤️🔥💊👌
መናእሰይ ትግራይ በርትዑ ። ኣዴኹም ትግራይ ተስፋኣ ኣባኹም እዩ።
❤❤❤❤❤Jeganu
ብሓቂ ብሉፅ ሓሳብ ቀፅሉሉ
ኪዱ እንደሞ እተውዋ ዳሕና ዋ
Akom ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 wedi tigray akom❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉Tplf viva tigray ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ጀጋኑ❤❤❤❤ ኣጀኩም
ኩለኩም ላይክ እናገበርኩም ስምዕዎ
ሓቂ ደ/ህዝቢ ትግራይ እቲ ዝስማዕ ዘሎ እዩ
ይመችካ ጅግና ወዲ ሰለዋ ወዲቲ ጅግና ህዝቢ ንባዕሉ ገዲፉ ንሰራዊቱ ዘዐንግል ህዝቢ ቀፅለሉ።
ጅግና ወዲ ደቡብ ኩሉኹም ጀጋኑ ኣለና ምሳኹም እዞም ከዳዓት ባንዳታት ባዓል ገይታቸውን ጻድቃን ደንቆራን ሳዓብቱን ስጉምቲ ውሰዱ ህላወ ትግራይ ክራጋገጽ እንተኾኑ 💪💪💪💪
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
ብጣዓሚ ለባማት። እኩም ጀጋኑ ጉጅለ ገታቸው አብዝቀረበ ማዓልቲ ክጠፉኡ አለወም ብቁልጡፍ
ኣጀኹም ጀጋኑና
Welcom
😭💔💔😭💔💔
ይበል መድረክ አምቢታ ክልላዊ መድረክ መናኣስይ ትግራይ ብሂራዊ ክህደት ብውድብ ህወሃት ይምከት
ኢምቢ ንብሄራዊ ክህደት ኢምቢ ንምልክነት ኢምቢ ንብተና
አሰይ ኩሉኹም ጀጋኑና 💊
ቸላለይ ዓለምሀሁ ከወዳእኻ ፖለቲካ እንትጅምር😂
ዋይ ደስ ክትብሉ
❤
Jeganu Tegaru
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤bteami besalat menaasey
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
የዒስ ነዙይ እዩ ሕውሓት ይውረስ እንበር ኣይበርስን እንብል
ጉጅለ ጌታቸው ምስ ብልፅግና ሓቢሩ ትግራይ የፍርስ ኣሎ። ትግራይ ድማ ምስ ኤርትራ ሰላም ፈጢራ ትግራይ ክተድሕን፣ ወራር ኢትዮጵያ ክትምክት ይግባእ። መራሕቲ ህወሓት ከምቲ ዝሓለፈ ህዝቢ ትግራይ ብዘይሓጋዚ ከይተውቅዑና ከይተወድኡና። ሰላም ምስ ኤርትራ ወሳኒ ጉዳይ እዩ። ትግራይ ንሞድሓን ኣሽንኳይ መጋድልትና ዝነበሩ ሻዕቢያ ምስ ሰይጣን እውን ግምባር ምፍጣር የድሊ። ምስ ኤርትራ ውጥጥና ኣብ ዶብ ዝርከባ ቁሸታት እዩ። ኢትዮጵያ ግን ኣብ ዶብ እንተይኮነስ ማእኸል ትግራይ ኣቲያ ትግራይ ንምግዛእ፤ ኣይግዛእን እንተይላ ድማ ትግራይ ምፍራስ እዩ።
Btaami jegani ekum hkagtat
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
የዕስስ
What is expected from these people?
ግርማይ ኣበበ ከምኒ ጌታቸዉ ዝበሉ መራሕቲ ምፍጣራ ዲኻ ትረግማ ዘለኻ።?
ማኦ ኣብ ግንቦት 1966 ባህላዊ ሰውራ ኣበጊሱ ርእሰማላውነት ንምምላስ ዝዓለመ ናይ ምዕራባውን ባእታታት ኣብ መንግስትን ሕብረተሰብን ሰርስሩ ኣትዩ ኣሎ። ንዙይ ምምፍሻል መንእሰያት ነቲ ዋና ቤት ጽሕፈት ቦምባ ክድርብዩ ጸዊዑን ክዕምፁምፁ ኣዊጁ።እቲ ዝተለሞ cultural revolutions ስትራቴጂ ሓላፍነት ዘሸከሞም እቶም red guards ዝባሓሉ መንእሰያት ዝኣዘዞም ኩሉ ናይ ቀደም ልምድታት፣ ናይ ቀደም ባህሊ፣ ናይ ቀደም ክብርታት ፣ናይ ቀደም ሓሳባትን ኣረጊት ሰብ ንከውደሙ ትእዛዝ ሂብዎም ንክልተ ዓመት ቻና ዑና ገይሮማ ውኢቱ እዞም መንኣሰያት ዝገብርዎ ናእቢ እንወት ካብ ቁፅር ማኦ ወፅኡ ድሕሪኡ ነቂሑ ንገፀር ብክማሓሩ ገይሩዎም ንምንታይ ስልጣኑ ንምሕላዉ ዝገበሮ ነይሩ፡፡ እዙይ ኣብ ትግራይ ብውሕዳት ውልቀ ሰባት ስልጣን ውልቀ ክቱር ፅልኢን ንምርዋይ መንኣሰያት የላእሉ ኣለዉ ኮኑ ግን ከምቲ ማኦ ዝገበሮ ዕድል ኣብ ትግራይ የለን ንምንታይ ፈላመይ ዓይኑ ዝዐወረ ፅልኢትን ግዚየዊ ውልቃዊ ረብሓ ተሸፊሞም ነንባእሎም መንደር ፈልዮም ብቃላላት ጦርነት ናብ ናዕቢ ተተኣትዩ መውደእቱኡ ምጥፍፋእ ጥራይ ክኸውን እዩ፡፡ እቶም ውሕዳት ውልቀሰባት ንዙይ ሓዊ ክባራዕ ብናሕሪ ዝሰጉሙ ዘለዉ ንቲ ባርዕ ጠጠው ከብልዎ ኣይክሉን፡፡ እሞ ኩሉ ክረባረብ ኣለዎ ብፍላይ ሰራዊት ትግራይ ስጉምቲ ግድን ክወስዱ ኣለዎም፡፡
ከፍፍሊ ጉጅለ ናይ ፅንተት ሓይሊ
ኮለል ክትብላ ኢክን 20 አመት ብዘይ መንግስቲ ክትነብሩ ኢኩም ናይ 50 አመት ቃልሲ አላማ ዘይብሉ ከንቱ ደምኩም ደመ ከልቢ ኮይኑ
ተረዋእቲ ተሳተፍቲ ዘለኹም ሓሰውቲ ህውሓት የኾኑይ ድዮም 1000000 ኣጥፊኦም ዘለው ኣቱም ፋራታት ህውሓት ን27 ዓመት ገዛኣ ትግራይ እንታይ ረኺቡ ህውሓት ድማ ፓርቲ ሙኻና ፈሊጥካ ኽድ ውርደኛቻት ህውሓት የኮኑይ ድዩም ዓገማ እንደርታ ራያ እናበሉ ናብ ኩናት መሪፆም ዘእትው ሓሳውቲ ተሳተፍቲ ኢኹም እስኪ ካብ እንደርታ ወይ ራያ ሓደ ኢንቨስተር ኣውፅእ ተረዋእቲ
ዘረባ ደናቑር ሪፎርም ማለት እንታዩ ዘይትፈልጥ እንታድኣ ብልሓቱ ዘይፍለጥ ምሽጥራዊ ኔትዎርክ መገዲ ዕልምልም ተታሓሒዝኩምዋለኹም።
😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😂😂
ሓሻዊ ወዲ ስለዋ የለን
ሓወይ ኣይትጋገ emotin ኮይንካ ኣይትናገር ንልዕሊ 50 ዓመት ዉድብ ህዉሓት እንትመርሕ ኣቦኻን ሓዉካን ዘወደአ እዩ ኩናት እምበር civilazation ዘምፅእ ዉድብ እዩ ኣብዚ ሐጂ ስዓት ዉድብ ህዉሓት ታራ ፓርቲ እምበር መንግስቲ ክኸዉን ኣይኽእልን ?
Tmnzae ewe ezi nay wursha aykonnen twerd tezey koynu menesey tigray chefchifu kewrdeka eyu
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤ህ ወ ሓ ት❤ ን ኲናት ይመፃ እምበር ኣይትኸዶን
ካብ ኣፍሪካ እቲ ኣይግዛእን ዝብል ቁ1 ተዛራቢ ትግርኛ እንትኾን እቲ በእንተ ሰላም ብዙሕ ጉድ ዝሽከም ድማ ህዝቢ ትግራይ እዩ ።
እዚ ዝኸውን ድማ ብ በሳላትን ዑጉሳትን መሪሕነቱ ስልትን መደብን እንትሕንፀፀሉን ኣበይ ክዓስል ከም ዘለዎ እንተስተውዕልን እዩ ። ስለዚ መራሕቲ ህወሓት ተወፈዩ ስፍሑ
ህዝቢ ድማ ዕሰል ❤❤❤
ዓወት ን ህ ወ ሓ ት
ሰላም ን ህዝብና
አጀኩም ,,,መናአሰይ ትግራይ ንቁዱሜት ❤❤❤❤❤❤❤
ህ ወ ሓ ት 🎉 ኣብዚ ሐዚ ዘሎ ኩነታት እንኮ መዋፅኦ ህዝብናን መሰረተ ህልውናናን እያ ።
መማረፂ ዘይብሉ መማረፂ
ኣጀኩም ጀጋኑና መናእሰይና ቃልሱኩም ብሰላማዊ
Be strong 💪 my Tigray people will be there for every and every ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ሓደራ ህዝበይ ኣስተውዕል
ህ ወ ሓ ት እያ ናይ ሰላም ፍጥርቲ
ዕሰል ኣብ ሓፂር ግዜ ጉጅለ ፃድቃን ኣወግድ
ኪዱናይ ዝስዕበኪ የለን😂😂😂😂
በርትዑ!!
እወ፡መቃልሕ፡እምቢታ
መቃልሕሓረነት፡
መቃልሕ፡ጅግንነነት
ዘይረሳዕ፡ሓደራጅግንነት፡መዋኣላት
ዝተኸፈለ፡መሰዋኣት፡ንዋጋ፡ነፃነት
ክረሳዕ፡ብቂመኛታት፡
እምቢ፡ንባረነት፡
እምቢ፡ንቢሄራዊ፡ኽሕደት፡
እምቢ፡ንብተና፡
ሓረን፡ወይን፣ተቃልስ፡መንእሰይ፡ብሰላማቃልሲ፡ሓደራ፡ከይዓብሪ፡ሕድሪ፡ኣያታትና፡ንቃለስ፡በረቲዕና።❤❤❤❤❤
መስተውዓልቲ መናእሰይ ❤❤❤ ዓሽሽሽ
ብዘይ ህ ወ ሓ ት ኩሉ ነገር ጨርባሕባሕ እዩ
ኩሉ ትግራዋይ ብምኽንያት ኣሚኑ ተወዲቡ ፍትሒ የንግስ ይቃለስ ይታዓወት።
ጀጋኑ መንእሰይ ኣጀኩም ❤❤❤❤
ዋይ ብስለት ኣብ መስመር ዘሎ ብዓል መርትዖ ዘለዎ ሓሳብ የቅርብ ምዃኑ የርኢ።ካበያ ጣፍ ዝሃቦስ ኣፍ ዝሃቦ ኮይኑ ኣብታ ብልሒ ዝነበሩ ገለ መናእሰይ ዝዛረቡዎ ይገርም ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ አጀኹም መናእሰይ ዓደይ
Hwehat nkdmet Jigen ✊❤️🔥💊👌
መናእሰይ ትግራይ በርትዑ ። ኣዴኹም ትግራይ ተስፋኣ ኣባኹም እዩ።
❤❤❤❤❤Jeganu
ብሓቂ ብሉፅ ሓሳብ ቀፅሉሉ
ኪዱ እንደሞ እተውዋ ዳሕና ዋ
Akom ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 wedi tigray akom❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉Tplf viva tigray ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ጀጋኑ❤❤❤❤ ኣጀኩም
ኩለኩም ላይክ እናገበርኩም ስምዕዎ
ሓቂ ደ/ህዝቢ ትግራይ እቲ ዝስማዕ ዘሎ እዩ
ይመችካ ጅግና ወዲ ሰለዋ ወዲቲ ጅግና ህዝቢ ንባዕሉ ገዲፉ ንሰራዊቱ ዘዐንግል ህዝቢ ቀፅለሉ።
ጅግና ወዲ ደቡብ
ኩሉኹም ጀጋኑ ኣለና ምሳኹም
እዞም ከዳዓት ባንዳታት ባዓል ገይታቸውን ጻድቃን ደንቆራን ሳዓብቱን ስጉምቲ ውሰዱ ህላወ ትግራይ ክራጋገጽ እንተኾኑ 💪💪💪💪
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
ብጣዓሚ ለባማት። እኩም ጀጋኑ ጉጅለ ገታቸው አብዝቀረበ ማዓልቲ ክጠፉኡ አለወም ብቁልጡፍ
ኣጀኹም ጀጋኑና
Welcom
😭💔💔😭💔💔
ይበል መድረክ አምቢታ ክልላዊ መድረክ መናኣስይ ትግራይ ብሂራዊ ክህደት ብውድብ ህወሃት ይምከት
ኢምቢ ንብሄራዊ ክህደት ኢምቢ ንምልክነት ኢምቢ ንብተና
አሰይ ኩሉኹም ጀጋኑና 💊
ቸላለይ ዓለም
ሀሁ ከወዳእኻ ፖለቲካ እንትጅምር😂
ዋይ ደስ ክትብሉ
❤
Jeganu Tegaru
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤bteami besalat menaasey
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
የዒስ ነዙይ እዩ ሕውሓት ይውረስ እንበር ኣይበርስን እንብል
ጉጅለ ጌታቸው ምስ ብልፅግና ሓቢሩ ትግራይ የፍርስ ኣሎ። ትግራይ ድማ ምስ ኤርትራ ሰላም ፈጢራ ትግራይ ክተድሕን፣ ወራር ኢትዮጵያ ክትምክት ይግባእ። መራሕቲ ህወሓት ከምቲ ዝሓለፈ ህዝቢ ትግራይ ብዘይሓጋዚ ከይተውቅዑና ከይተወድኡና። ሰላም ምስ ኤርትራ ወሳኒ ጉዳይ እዩ። ትግራይ ንሞድሓን ኣሽንኳይ መጋድልትና ዝነበሩ ሻዕቢያ ምስ ሰይጣን እውን ግምባር ምፍጣር የድሊ። ምስ ኤርትራ ውጥጥና ኣብ ዶብ ዝርከባ ቁሸታት እዩ። ኢትዮጵያ ግን ኣብ ዶብ እንተይኮነስ ማእኸል ትግራይ ኣቲያ ትግራይ ንምግዛእ፤ ኣይግዛእን እንተይላ ድማ ትግራይ ምፍራስ እዩ።
Btaami jegani ekum hkagtat
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
የዕስስ
What is expected from these people?
ግርማይ ኣበበ ከምኒ ጌታቸዉ ዝበሉ መራሕቲ ምፍጣራ ዲኻ ትረግማ ዘለኻ።?
ማኦ ኣብ ግንቦት 1966 ባህላዊ ሰውራ ኣበጊሱ ርእሰማላውነት ንምምላስ ዝዓለመ ናይ ምዕራባውን ባእታታት ኣብ መንግስትን ሕብረተሰብን ሰርስሩ ኣትዩ ኣሎ። ንዙይ ምምፍሻል መንእሰያት ነቲ ዋና ቤት ጽሕፈት ቦምባ ክድርብዩ ጸዊዑን ክዕምፁምፁ ኣዊጁ።
እቲ ዝተለሞ cultural revolutions ስትራቴጂ ሓላፍነት ዘሸከሞም እቶም red guards ዝባሓሉ መንእሰያት ዝኣዘዞም ኩሉ ናይ ቀደም ልምድታት፣ ናይ ቀደም ባህሊ፣ ናይ ቀደም ክብርታት ፣ናይ ቀደም ሓሳባትን ኣረጊት ሰብ ንከውደሙ ትእዛዝ ሂብዎም ንክልተ ዓመት ቻና ዑና ገይሮማ ውኢቱ እዞም መንኣሰያት ዝገብርዎ ናእቢ እንወት ካብ ቁፅር ማኦ ወፅኡ ድሕሪኡ ነቂሑ ንገፀር ብክማሓሩ ገይሩዎም ንምንታይ ስልጣኑ ንምሕላዉ ዝገበሮ ነይሩ፡፡
እዙይ ኣብ ትግራይ ብውሕዳት ውልቀ ሰባት ስልጣን ውልቀ ክቱር ፅልኢን ንምርዋይ መንኣሰያት የላእሉ ኣለዉ ኮኑ ግን ከምቲ ማኦ ዝገበሮ ዕድል ኣብ ትግራይ የለን ንምንታይ ፈላመይ ዓይኑ ዝዐወረ ፅልኢትን ግዚየዊ ውልቃዊ ረብሓ ተሸፊሞም ነንባእሎም መንደር ፈልዮም ብቃላላት ጦርነት ናብ ናዕቢ ተተኣትዩ መውደእቱኡ ምጥፍፋእ ጥራይ ክኸውን እዩ፡፡ እቶም ውሕዳት ውልቀሰባት ንዙይ ሓዊ ክባራዕ ብናሕሪ ዝሰጉሙ ዘለዉ ንቲ ባርዕ ጠጠው ከብልዎ ኣይክሉን፡፡ እሞ ኩሉ ክረባረብ ኣለዎ ብፍላይ ሰራዊት ትግራይ ስጉምቲ ግድን ክወስዱ ኣለዎም፡፡