Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ወሎዶይ ክብሪ ይግበኣካ❤
ፅቡቅ ሓሳብ
ኣቦታትና ሓንጊርና ሃምለድሓናዮምሓንጊሮም ከድሕኑና እኒአዎምያ😢ሕንጉራት ልኣኻ ሃመይ ኢሎም እዮም ክሕንጉሩኻ?ተወደብ ተቓለስ ዓድኻ ወንን!!!ትግራይ ናይኻ እያ!!!!
❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ብሓፈሻ ሊሂቃን ትግራይ ብፍላይ ድማ አመራርሓ ሕወሓትን ካድረታትን ኽንደይ ግዘ ኢኹም ትወድቑ ፈለማ ናይ ፌዴራል ስልጣንኹም ብምግዳፍ ካብ ትግራይ ወፃእ አብክልላት ኢትዮጵያ ዝነብርን አብተፈላለየ ናይ ሥራሕ ዓዉዲ ተዋፊሩ ዝነበረ ትግራዋይ ነዛብእ ሂብክሞዎ ምዉፃእኹም ከይአክል ትግራይ ብ360 ድግሬ ብፀላእቲ ተኸቢባ እናሃለወት እናፈለጥኹምን አብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ዝተሸነፍኩም ምኻንኹምን ግሁድ እናሃለወ ኻልእ መዋፅእ ኽንድምድላይ እዙ ኹሉ መከራን ስቃይን አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ንኽወርድ ምኽንያት ኾይንኹም። እዚ ኹሉ በደል ብሓቀኛ ፍትሒ ኸይተዓፀወ እናሀለወ ሕዚዉን ደጊምኹም ደጋጊምኹም ህዝቢ ትግራይ ከምህዝቢ እስካብ መጨረሻ ንኽተጠፍኡዎ ዓገርገር ትብሉ አለኹም። ፈኸራ ምስሞትኻስ እንታይ ይጠቅም!!!
ንምንታይ ወዲቅና በሀደ ፖርቲ ቁፁፆር ስለዝፀናህና
Hero's
des behali, ab kulu tgiray tetenakiru teziqtsil
ማለሊት ህውሓት ወያነ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡እዚ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።
Remove all older leaders and bring young w vision and involve women in leadership to bring real peace and justice in the Horn
Those are organized by Redwan Hussein Recuriting by Redwan
This is organized by Redwan youth
The same question about blaming others?Why they asking the leaders to step down.?The leaders calling for youth why they don’t give them the power
It’s the same Agenda Xadkan
Aye hezi behaylkum tsltan hazu enabele dehar lab kunat bhayli keyeetwekum endi mefrhi eyu😢
ናብታ ናይ ደናቁር ዘረባ 70 እንደርታ ዓጋመ ዓድዋ ሽረ እንዳበልኩም ተዛረቡ
መንእሰይ ድኣ ኣብንዳ መስተ 22 ዝባሃል መንደር ዶ ተገቲሩ ኪሰክር ይዉዕል ኣየሎን
አብ አዳራሽ ተአኪብካ መፍቴሄ አይመፆን ኩሉ ወጣት ናብ ቤት ፆህፈት ወያነ ከድካ ጎቲትካ አውፃአዩም ዞም ዝበስበሱ ኮሚኒስት ካቡ ክትረክብ ራህዋ
መንእሰይ Aresenal explained well the core(source) problems in politics Tigray!Higher Generals Tigray must to be Stop linking in Politics!ቀፅል መንአሰይ
ስለዘይተደመርና ኪናት ጅኖሳይድ ከፊቶምልና እሞኸ መን እዩ ተሓታቲ ኣድመርን ማለት መሰል እዩ ኲናት ዝኸፈተ ዓመፀኛ እዩ በዳሊ ገዲፍካ ተበዳሊ ምውቃስ ኣይግባእን ተጠያቒ ፈሊና ንፍለጥ
ኣብትግራይ ሙሁር የለን ንዓይ ኣብትግራይ ቡቁዕ እለዝኣነሉ ሓረስታይ እዩ መክንያቱ ኣብትግራይ ዘለዉ ሙሁራትና ዝብሉ ሙሰኛ ሰራቂ ንባዕሉ ድኣምበር ንህዝቢ እሉ መስዋእቲ ይኹን ጌዜ ኪኸፍል ዘይደሊ ብቅዓቱ ወይ ትምህርቱ ኣብ እንዳመስተን ትርጉም ዘይብሉ ኣኬባ ተዓንዱ ዝዉዕል ሁኩይ ወለዶ እዩ
መንእሰይ TPLF ሐንጊሩ ከውፀአካ ተሓስብ እንተዷአኾንካ አብ ሕልሚ አለኻ ማለት እዩ ናይTPLF ታሪኽ ከም በናና ቀሊጡ ምድብራይ እዩ መንእስይ ሎሚ ትግራይ ናትካ እያ መንጢልካ ውሰዳ ኮፍ ኢልካ ምቑርምራም ውፂኢት የብሉን
ምርጫ እዮ እኮ ቤት ምክሪ ዝቅይሮ ቢራ ሰትካ ዝቅየር አይኮነን
Nay Getachew deggefti? 😂😂😂😂😂😂
General xadkan çöme up with different form of Agenda?They Recruited by Redwan Hussein.it’s the same Agenda
Ata ederta raya edabelka tgeay nab shgr keteetwu eyou eti srahkum slezi kulokum ztekefelekum ikum hji kulu tgraway salakum aynu kkeft eyou
ላህጅያ ዝብል ናይ ራያን ናይ እንደርታን ክስምዕን ክለምድን ካብ ልበይ ይፀዕንዕ ምንም እንኳን ካብ ቱ ቦታ ዝረሓኩ እንተ ኮንኩ በአጠቓለይ ናይ ራያ ለህጅያ ላህጅያይ ምኳኑ ይፈልጥ ሰለዚህ ናይ ውሕዳት ከባቢያውነት ግለጥቅመኝነት አይህልውን አይብልን እንተ ዝካልእ ዝበሎ ማለት ዓርሰ ውሳነ ግን systematic fuedalism ( አሃዳዊ) 100%+1 ሓቂ ነዩ
ሁሙሙት እኩም በሃቅይ ናይ ጌታቸው ረዳ ባንዳ እና ይሁዳ ትክትልት አስተያየት ልትህቡ አናዝር አናዝርት እኩም ጋሃፋት ተክፍልት ፃድቃን ይሁዳ እኩም አበለ ኮንቱ ዉዕቱ ድርዕቶ ሸዋ ጆኖሳደራት ናፍቅት አልየት ሸዋ ሸቀጥት ጥዩት ጉዑዙያት በዓካትኩም ዝቅየረ ትግራዋይ ብሄራዉ ክህደት ጌታቸዉ ዳ ሞትኩም ቀርቡ አሎ ???
ወሎዶይ ክብሪ ይግበኣካ❤
ፅቡቅ ሓሳብ
ኣቦታትና ሓንጊርና ሃምለድሓናዮም
ሓንጊሮም ከድሕኑና እኒአዎምያ😢
ሕንጉራት ልኣኻ ሃመይ ኢሎም እዮም ክሕንጉሩኻ?
ተወደብ ተቓለስ ዓድኻ ወንን!!!
ትግራይ ናይኻ እያ!!!!
❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ብሓፈሻ ሊሂቃን ትግራይ ብፍላይ ድማ አመራርሓ ሕወሓትን ካድረታትን ኽንደይ ግዘ ኢኹም ትወድቑ ፈለማ ናይ ፌዴራል ስልጣንኹም ብምግዳፍ ካብ ትግራይ ወፃእ አብክልላት ኢትዮጵያ ዝነብርን አብተፈላለየ ናይ ሥራሕ ዓዉዲ ተዋፊሩ ዝነበረ ትግራዋይ ነዛብእ ሂብክሞዎ ምዉፃእኹም ከይአክል ትግራይ ብ360 ድግሬ ብፀላእቲ ተኸቢባ እናሃለወት እናፈለጥኹምን አብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ዝተሸነፍኩም ምኻንኹምን ግሁድ እናሃለወ ኻልእ መዋፅእ ኽንድምድላይ እዙ ኹሉ መከራን ስቃይን አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ንኽወርድ ምኽንያት ኾይንኹም። እዚ ኹሉ በደል ብሓቀኛ ፍትሒ ኸይተዓፀወ እናሀለወ ሕዚዉን ደጊምኹም ደጋጊምኹም ህዝቢ ትግራይ ከምህዝቢ እስካብ መጨረሻ ንኽተጠፍኡዎ ዓገርገር ትብሉ አለኹም። ፈኸራ ምስሞትኻስ እንታይ ይጠቅም!!!
ንምንታይ ወዲቅና በሀደ ፖርቲ ቁፁፆር ስለዝፀናህና
Hero's
des behali, ab kulu tgiray tetenakiru teziqtsil
ማለሊት ህውሓት ወያነ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡እዚ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።
Remove all older leaders and bring young w vision and involve women in leadership to bring real peace and justice in the Horn
Those are organized by Redwan Hussein Recuriting by Redwan
This is organized by Redwan youth
The same question about blaming others?
Why they asking the leaders to step down.?The leaders calling for youth why they don’t give them the power
It’s the same Agenda Xadkan
Aye hezi behaylkum tsltan hazu enabele dehar lab kunat bhayli keyeetwekum endi mefrhi eyu😢
ናብታ ናይ ደናቁር ዘረባ 70 እንደርታ ዓጋመ ዓድዋ ሽረ እንዳበልኩም ተዛረቡ
መንእሰይ ድኣ ኣብንዳ መስተ 22 ዝባሃል መንደር ዶ ተገቲሩ ኪሰክር ይዉዕል ኣየሎን
አብ አዳራሽ ተአኪብካ መፍቴሄ አይመፆን ኩሉ ወጣት ናብ ቤት ፆህፈት ወያነ ከድካ ጎቲትካ አውፃአዩም ዞም ዝበስበሱ ኮሚኒስት ካቡ ክትረክብ ራህዋ
መንእሰይ Aresenal explained well the core(source) problems in politics Tigray!
Higher Generals Tigray must to be Stop linking in Politics!
ቀፅል መንአሰይ
ስለዘይተደመርና ኪናት ጅኖሳይድ ከፊቶምልና እሞኸ መን እዩ ተሓታቲ ኣድመርን ማለት መሰል እዩ ኲናት ዝኸፈተ ዓመፀኛ እዩ በዳሊ ገዲፍካ ተበዳሊ ምውቃስ ኣይግባእን ተጠያቒ ፈሊና ንፍለጥ
ኣብትግራይ ሙሁር የለን ንዓይ ኣብትግራይ ቡቁዕ እለዝኣነሉ ሓረስታይ እዩ መክንያቱ ኣብትግራይ ዘለዉ ሙሁራትና ዝብሉ ሙሰኛ ሰራቂ ንባዕሉ ድኣምበር ንህዝቢ እሉ መስዋእቲ ይኹን ጌዜ ኪኸፍል ዘይደሊ ብቅዓቱ ወይ ትምህርቱ ኣብ እንዳመስተን ትርጉም ዘይብሉ ኣኬባ ተዓንዱ ዝዉዕል ሁኩይ ወለዶ እዩ
መንእሰይ TPLF ሐንጊሩ ከውፀአካ ተሓስብ እንተዷአኾንካ አብ ሕልሚ አለኻ ማለት እዩ ናይTPLF ታሪኽ ከም በናና ቀሊጡ ምድብራይ እዩ መንእስይ ሎሚ ትግራይ ናትካ እያ መንጢልካ ውሰዳ ኮፍ ኢልካ ምቑርምራም ውፂኢት የብሉን
ምርጫ እዮ እኮ ቤት ምክሪ ዝቅይሮ ቢራ ሰትካ ዝቅየር አይኮነን
Nay Getachew deggefti? 😂😂😂😂😂😂
General xadkan çöme up with different form of Agenda?
They Recruited by Redwan Hussein.it’s the same Agenda