Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ከምናይ ሶርያ ክትዕወቱ ሓብርኩም ፅዓሩ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ኣጀኹም✍️☝️🙏💊🤝💙💚💙
@@romanroman2419 naymentadika yehwat gorbet zeytble
ኣሕዋት እዚ ናይ ይከኣሎ ዘረባ ከም ዓሌትነት ኣይትቑጸርዎ፣ እቲ ሓቂ ዩ ዝነግረኩም ዘሎ ሓቂ ንፍተዋ❤
@@BiniamTesfay-ke5hq sqbel haswei amntadika haki teflta Abe lebu atika dika tzarbe zelka
@@BiniamTesfay-ke5hq ናዓ እባ ኣይትጋገ ኣይናይ እዩ እቲ ሓቂ ኣብ ሓማሴን ልቺ ኣሎ ኣብ ሓማሴን ማይ ኣሎ ፡ከባቢ ኣስመራ ዘሎዉ ስግረዶብ ኬድኩም ተባሂሎም ዶ ኣይኮነን ጤሰኦም ታሓዲጎም ፡ኣነ ሓማሴናይ እየ ግን ንህግደፍ ካብ ቀደም እየ ዝቃዎሞ ኣብዚ ደምበ ተቃዉሞ ግን ነቲ ሓማሴናይ ምድፋእ ብዙሕ ግዜ እየ ዝርእይ እዚ ካኣ ንህግደፍ ጥራይ እዩ ዘርብሕ ፡ህግደፍ ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ብሓባር ዝጭፍጭፍ ዘሎ ።
@mhriesolomon1434 ብዘይጸርፊ ሓሳብካ ምሃብካ ብጣዕሚ የ ዘድንቐካ፣ ብምቕጻል ንሱ ዝብል ዘሎ ብዛዕባኣብዚ ሕጂ እዋን ዘሎ ለውጢ ዩ፡ ዳሓር ኣነ ንባዕለይ ተቓዋማይ ከለኹ ንደለይቲ ፍትሒ ይቃወሞም የ፡ ምኽንያቱ ብዙሕ ጉድለታት ስለዘለዎም፣ ስለዚ ኣነ ወዲ ኣከለ የ ግን ድማ ብዘየፈላላይ ፈታዊ ኩሉ ኤርትራዊ የ፣እንተ ናይ ህግደፍ ዶ ውዒሉ ሓዲሩ ኣይተርፎን ዩ
@@BiniamTesfay-ke5hq hakena teqawemt kunu sbe ksebkum
ዋው ይክኣሎ ሓወይ እግዚአብሔር ጽግኡ የብዝሓልካ ።ብፍላይ ነይታ ሎቕማጽ ቐሺ ብጣዕሚ ጽቡቕ ገርካ
Thank you Yikealo Jigna💙💙💙
ዝኩሉ ይካኣሎ ኣሎ ዘይ ሕሎሎ እንዳተባህለስ ኣይከማካን ጅግናየይ ንኪድ ጥራይ ንቅድሚት
Great news analysis. Thanks.
ይካኣሎ ሓወይ እዞም ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሰባት ካብ ቀደሞም ተቃወምቲ ተመሲሎም ዕሱባት ናይ ህግደፍ ዝነበሩ እዮም ሕጂ ግን ይንጽሩ ኣለዉ ናብ ብጸቶም ይምለሱ ኣለዉ ሕጂ ግርም ጸላእትና ይፍለዩ ኣለዉ ኣብ ማእኸልና ኣትዮም ዉሑድ ኣየታለሉናን ካባዓል ወዲ ባሻይ ካብ ባዓል በርነንተ ጀሚርካ
ዋው ይክኣሎ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ
ድራማ ከዛብ❤❤❤
😊😊😊😊😊😊😊
ኣታ ይካኣሎ ግደፍ ህዝቢ ሓማሴን በዚ ስርዓት ይጉዳእ እዩ ዘሎ መብራህቲ የለን መሬቱ ተወሲዱ ፡እቲ ህዝቢ ኣይጣዓሞን ስለዚ ህግደፍ እዛ ትብላ ዘለካ እዩ ዝደልይ ፡ንሓማሴን ናቱ ክይገብሮ እሞ ብካልእ ዘባትት ምስ ተጸለኣ ከይፈተወ ምሰኦም ከምዝጽጋዕ ምግባር እዩ ፡ስለዚ ነዚ ቃልሲ ዝጎድእ ኣይንግበር
Ykalo Nsu ygdef mendef Hasawie Eyu Nska gn Fthawi metkelawi Hagerawi Anbesa Eka 💙💙💙
ነዚ ስርዓት ከምዘየለ ክንድምስሶ ኢልካ ዚና ስራሕ ሸፋቱ ክእከቡ ኢልካ ዚና አይትስራሕ አብ ቃልሲ ንዕሰል ነዞም ገበትን ሸፋቱን ብኸመይ ነውድቆም ዚና ስራሕ አብ ሚድያ ዝርሕወ አምጺእካልና ረብሐና አይኮነን ነዚ ሽፍታ ምውዳቅ እስትራተጂ አውጽእ ክንስዕሮም ነዞም ሸፋቱ ዚናሽፍታ አይተምጽአልና ።
ዝረኣናዮ ከይመስለካ ገብረስላሰ ኩንን ንህዝብ አኮሎጉዛይ ከስርኩሙ እልካ ሐሳው
Yike'alo abi seb, qetslo. Don't give up❤
ኣስመራ ዞባ ማእ ኸል ሓደ እየ ስለምንታይ ወላ ተቆጺርካዮ እዚ ህንጻ መጺየ ጣልያን ዝሰርሐ እዩ እምበር ጤስኦም እዩ ናይ ብዓል ጎዳይፍ ኣርባዕተ ኣስመራ ገጀረት ዓዲ ኣቤት ዓዲ ስሄል ቤትምኻእ ዓዲ ሰግዶ ጸጸራትንሕና ደቂ ኣስመራ ግን ብፍቅሪ ንነብር ህዝቢ ኢና❤
እዚ ንወዲ ወርቁ ዝቐተለ እኩይ ኩሉኻትኩ ደለይቲ ሓድነትንሕውነትን ኣብዝሃለኹም ሃሊኹም ነዚሰብ ኣብሕጊ ንኽቐርብ ኢደይኢድካ ክንብል ይግባእ።ብዘይ ሓድነት ዓወት የለን።ይከኣሎ / መ ምስጋና ይብጻሕካ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኤርትራ 362 ቤት ማእሰርቲ ዘሕዝን ፍጻመ ኤርትራውያን አብ ገዛ ዓደቦ
ዳሐን ክወግሕ እዩ🩵ዕውት ንውጹእ ሕዝብና 🩵🕊️🩵
Yeki hawey kebaka bzuh tesfa ye zrekib zelaku❤❤❤
🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️
ህግደፍ ብድራማዩ ዝነብር❤❤❤
Nay HGDF Generalat tekomateom eyom. Yetref hezbom, adom, dekom nebsom wen kelelakelu aykelun eyom....ezi serat nay HGDF ab kulu zekuamero, keseru tedereu eyu zewetse..selezi ezeom aregom keserom motom zetsebe zelo serat hagezkayo genzeb awatsekalu wala Russia metseom wen aydhenewon eyom keltefom Berged Nihamedu kayedakemu edom tezehebu mehashom tezaykoinu nay Assad, gedafi echa eya tetsebeyom zela. Thanks Yekalo jigna
Thank you mayko xubuk medeb ajoka qexlo
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
እዚ ደንበ ታቅዉሞ ሸንኮለል ክብል ነቲ ክቃወም ዝደሊ ነቶም ተቃወምቲ ኣብቲ ደንበ ከያኣትዉ ፍርሒ ዘእተዉሉ እዮም ።ሕጂ ግን ጽቡቅ እዩ መትከሎም ምንጻሮም 😢😢😢
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
መስሊዎም እበር ሓማሴን 7 ወረዳ ዘድሕንኦ መንግስቲ የለን ስመጃና ትዓቢ ካብ ሓማስየን ግን እቲ ጽባሕ ዝመጽእ ሓዊ ክልብልቦም ኢዩ ኣልጊቡ ።
yikealo hawuna ezi asha alo do solo mengsti gerwo eway gud
ህግደፍ ነቲ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዘሎ ህዝብና ሓልያትሉ ኣይኮነትን :: እታይዳኣ ነቲ ህዝቢ ኤሪትራ ነንሕድሕዱ ክሳሓሓብ ኣብ ሞንጎ ህዝቢ ጽልኢ ንምትካል ኢላ ህግደፍ ብተንኮል ትጻወቶ መላ ኢዩ ::ህዝብና ክልብም ኣሎ :: ክንዲ ናብቲ ዝደለየቶ ጽልኢ ዝኣቱ ብኣንጻሩ ጽቡቕ እንቃዕ ኩላትና ኣይተሸገርና እንቃዕ ሓደ ኣይኮና እንዳበለ ንህግደፍ ተስፋ ከቕርጻ ኣለዎ :: ፍልልይ እንዳፈጠረት ነቲ ህዝቢ ንከተባእሶ ትጽዕር ህግደፍ ማዓንጣ ከብዳ ክቀርጹዋ ኣለዎም :: ንህግደፍ ክትጻወተላ ተደሊኻ ነቲ ንሳ ክትገብሮ ትደሊ ብኣንጻሩ ኢኻ ትመጻ :: ህግደፍ ክባኣሱ ኢላ ተንኮል ክትፈጥር ከላ ህዝብና ድማ ብዝያዳ ናይ ነንሕድሕዱ ፍቕሪ ከርእያ ኣለዎ :: ንህግደፍ ብከምዚ ጥራሕ ኢኻ ትስዕራ ::
እዋይ ይካኣሎ ኣብዛ ናይ ሓማሴን ዝበልካያ ዶ ክእርመካ ኣነ ከኣ ብቀንዱ ወዲ ሓማሴን ወይ ከኣ በዚ ሕጂ ዞባ ማእከል ኢሎሞ ዘለዉ ስለ ዝኮንኩ እቲ ናይ ኩቦን ዝበልካዮ ጽቡቅ ኣለካ ናይ ኤለትርክ ናይ ሞጋዓዝያን ግን ልክዕ ከም ክልእ ክፍል ኤርትራ እዩ እቲ ኤለትርክ ካብ ዝመጾ ዘይመጾ እዩ ዝበዝሕ መጋዓዝያ ግን የለን እንተ በልና ምግናን ኣይኮነን እዚኤን እንተ ትእርመን ጽቡቅ ኔሩ ናይቲ ህግደፍ ፈላሊካ ምግዛእ ግን ሲሒተዮ ኣይኮንኩን
በዓል እዚ ይካኣሎ እንቃዕ ካብ ደላይ ፍትሒ ተኣለየ
ይኪ ቡሉጽ መንእሰይ ኩሉ ግዜ ጹፋፍ ስራሕ
💙💙💙💙💙💙
Aytgage ykeala hawey bhamasen eu jemiru hji gn kemzi zbelkaya gele degefti ente rekebe elu eu enber nhamasen fetemo ayfeltun eyom keymesleka
ሻኒፈቱ ጊዚፍ ኢሉ ።።ጊቲፎ በሊዑ አሎ ።
ባራዩ ኮይኖም ስለ ዘገልግልዎ 'ዩ ኩሉ ዘማልኣሎም ዘሎ ዝጠፍኣና ኣይኮነን ፡ ግን ጽባሕ እቲ ጉዳይ ካልእ 'ዩ ምቕናይ ጥራይ ።
እቲ ዝሕዝነኒ ነዚኦም ዝሰምዕ እዩ
ፈላሊካ ግዛእ ዛአረገመላ❤❤❤
ቀሺ ከድረ 😢😢😢😢😢
እዚ ናይ ኩቦን እኮ ካብ ቀደም ዝገብሮ ዝነበረ እዚ ከኣ ንምፍልላይና ዝገበሮ እዩ
What was the agreement between Eritrea and Somalia. Do you know the details?
We love love ❤you
😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔 bitam iyu zegerem hamasen bynom eritrea kem tebxehom .
19:13 ረኪብካኒ ኣነ ወላ ከምዚ ከማካ ክንደይ ጌዜ የሓስብ ነረ እንታይ ኮኖም ዘይዛረብሉ ኢለ። እዛ ሓሳብ ቐጽላ ኢካ።
haqekha
ምስ ደንቆሮ ከም ባዓል ማይ ጠላም ይካኣሎ ኣንድነት ፖለቲካ ክስራሕ ኣይካኣልን እዩ
ኣብርሃልና ባ
Emo yekreta hatitu ebdyu hiji well come nab hezbu ember
Yaki king 👑 💙💙💙💙💙
💙💙💙
ሓቂ ተዛረብካ ራሽን ኣለዋም ኔርዋም ኤሌትሪክ ውን ማይ ድስተ ውን ኔርዋም ኣለዋ ትራንስፖርት ዘየቃርጽ ኣለዋም ዝበዝሑ ጀንራላት ካብቲ ከባቢ ብምኳን ሰብ ስልጣን ብቅዐት ዙሎዋም ዘይብሎም ሓላፍነት ኣብቲ ከባቢ ካብ ኮነ መንነቶም ውን ከም (ኢሱ) ካብ ጎሳ ናብ ጀንራል እዮም ተሰጋጊሮም ጎሳ ተቆጺሮም ሕጂ ዋን ናይ ወዲቡራድ ተኣዘዝቲ ኣተግብርቲ ቀተልቲ ከምቲ ተቲሕዙ ዘሎ መዛግብ ብዝሰምዖ ክባጋገስ ኣለዋ እዚ እከይ ተግባሮም።ኣጆካ ቀጽሎ።
❤❤❤❤
🌿🌿💙💙🌿🌿💙💙🌿🌿💙💙🌿🌿💙💙🌿🌿
GENERAL NAY ISEYAS B TENKAKE ZETEMEREXU EYOM. KEMALEWO ZELEWOM ROKAHITAT... BETAEMI DONAKUR MUKHAN, SEKHRAMAT, ME EZUZAT, GHEBEN ZEFEXEMU, . DONGHIUE ZEREDEOM, HASEWTI, BEKELILU ZEMELEKHU, KEM KOLEAA, KETGHERFOM TEKHEEL. EYOM. EZOM DEREBY KEM BEAAL HADISH EFRIAM, MES WETHADERAT ETHIOPIA AB HANTI GHUDGHAD TEKEBIRNA ZEBLU EYOM UKO.
እካኣሎ ኩሉ ይፈልጥ'ዩ እቲ ህዝቢ ከመይ ጌርና ነዚ ሽፍታ ዉድብ ንኣልዮ ጥራሕ ንሕሰብ
ጀነራላት ኤርትራ ክሕረዱ አለዎም
ንግዜ ጥራይ
😂😂😂😂@@BiniamTesfay-ke5hq aqmi yhabka ata qomal
ሶሎ ንዓዲ እንተተመሊሱ ኩሉ ሰብ ክምለስ እዪ
አቕሺቲ አይኮኑን ካድረታት እዮም
Nkla malti alwa dhane
ሰላም አኪለ ሐወይ አብቂዑ እዩ ሐቢቢ ካብ ሕጂ ንደሐር
Ya shimka keyro ykealo 😅😅
መርገጺ አልቦ እዩ ጽባሕ ከአ ተመልሰ ክብልእዩ ቀደም ቀቢጽናዮ ኢና
ሎሚ ትማሊ ኣይኮነትን መንእሰይ ነቂሑ ኤዩ።
ሻዕብያ ንነብሳ ከም እስራኤል ስለ ትርእያ ንህዚቢ ኤርትራ ካኣ ከም ፍልስጠም እያ ትርዮ ኢሉ ይብልዎ ወዲ ገብያ ብከመይ ነዕንዋ እዛ መራት ውድብ ዓቢ ሓሳብ ክሓስብ ይግባኣና 👍
ብዛዕባ አዘን ትማሊ ኣብ usA ዝተበተና ድሮናት አንታይ ኣፍልጦ ኣለካ bro
ያ ይክኣሎ ነዚ ሰብ፡ረኺብና ኢልኩም ናብ ሚዲያኹም ተምጽእዎ ድለቱ ንሱ እንድዩ ኣፍልጦ ምርካብ። እዚ ሓደ ደንቖር ዝዛረቦ ዘይፈልጥ እንድዩ።
ይካኣሎ ዳኣ ሱቅ ኢሉ መትከል ዘብሉ እንድዩ 😢😢😢😢 ጽሕዝን ናትካ ሽም ምህላዉ እዩ 😅😅😅😅
❤❤❤🎉🎉🎉
ከምዚ ሰብ እዚ ሓሰማ ዝኾነ ፉጡር ኣይተራእየን ለኽባጥ
ክክክ ይከኣሎ ነብሲ እዛ ሽምካ ስለምንታዮም ኣውጼሙልካ ንስድራኻ ሕተቶም 👍👍👍👍🫵🫵🫵🫵
Meskinay yikalo hawuna bifuxum polotika ay tifelitin eka. Amo kab geagiau tearimo tegagiye elu lebam eyu.
Ehita rasan😂
ሰላም የካአሎ ሐወይ አብ ኤረትራ ዘለዉ አቅሽቲ ኒታ ሐሕንቲ ኢምነትና ኪብኩሉ ዝመጹ ኢዮም ኢስራኤለዉያን ኢየሱስ ብሕጂ ኢዩ ኪዉለድ የቡሉ ስራዓት ህግደፍ ዲማ ከም አህዳዉያን ኢምነት ዘብሎም አቅሽቲ ኢዮም
Ykalo ane adnakika endye entekone gn ezi nay electrik & transport abzoba maekel malet ezi hamasien tblo zeleka yelen tgage aleka ab mengo hzbi xlie aytfter pls tegagika zeytfelt lomi abay gega gerka
ዱሁል ከ ኤርትራ ክፍለ ሃገር ከኣ ይብል ዕደ
ይከኣሎ በርበራ ኢትዮጵያ እንተ ሒዛታ ግብጺን ኤርትራን እየን ዝዕጸዋ ዘለዋ.ካርታ ረኣዮ ኣነ ብኣካል ይፈልጦ እየ.
Haha ezi yikamealo zibehal sebay xeykin xululn eu😂
ብዙሓት ዕሸላት ኤርትራ ኣብ ዘይግቡኦም ውግእ ጠፊኦም እዩም💔ሻዕብያ ብንግሁኡ ገዛ ገዛ እንዳዞሩ ውላድ እለኩም'ዶ ኢሎም ንወለዲ የበሳብስዎም: እሞኽ ሓደሓደ ወለዲ ክሕጭጩሎም ኣብ ደገ ጽንሑ ክንሰርሓልኩም ይብልዎም ነይሮም☹️
አድነት ኢትዮጵያዊያን ኢና ክብል ደይፀንሕን ጎደር ንውለዲና ይብል ኔሩ ሕጂ ካአ ናበይ ናበይ ወይ ይካአሎ ዘርአይ ደረስ ኢላ ተአቱ ዝነበረት መሐዛኡ ጠሊምዎ
Ykialo kbon ab asmara eyu zelo eti hamasien endabelka tnezho zeleka xlie gn entequarexkayo yhaysh. hzbi hamasien ztechokone hzbi eyu merietu aytbel gele aytbel tementilu
ቦግበል በሎ
Nezom barayu tsibah nabakum ena😢
Sorry I'm going to sleep now. 1.00am
ብሩኽ ለይቲ
ዋይ ድራማ
ኣብይ ብክልተ እዩ ዘጋጩ ዘሎ ሶማል ሊላንድ ብእስራኤልን ብኤሜርካን ሃገር ንኽትከዉን ውጥን ኣለዎም ስለዚ ኣቢይ። ብኦኦም ክፍጸመሉ ስለ ዝኾነ እንታይ ገዲስዎ ምስ መራሒ ሶማል ዝጋጮ። ምስኽልቲኤን ድማ ክሰርሕ ይኽእል እዩ። ብመጠነ ድማ ነቲ ናይ ኢሰያስ ሽርሒ መፍረሲ ይኾኖ። እዚ ናይ መኹስካ ግን 😂😂😂😂 ብቻርሊ ዝተወደበ ይመስለኒ
Ata negali hsdwi resh alyti
sankuf belo medanagr
Neaka aminu zsemie egermeni beja generalat eritrea tedefae qondaf kemzi enabelkum genzeb trah ereyu
Tegagika
ኢትዮጵያ እየሉ ኔሩ😅😅😅😅
ብኻልእ ድኣ ንዘባበጥ እምበር ይክኣሎ ሓወይ ብዛዕባ ኣንድነት ዝነበረዩ ኢልካ ምዝራብ ትርጉም የብሉን ኣበይ እሞ ሓደ ኔርና እንተ ንኸውን መን ይፈልጥ እዚ ኹሉ በጺሕና ዘሎ ሕሰም ኣይምበጽሓናን ይኸውን።
ብዛዕባ ሓማሴን ዝበልካዮ ሓሶት እዩ። ዓቢ ጌጋ ፈጺምካ። እቲ ዘመስግኖ ዝነበርኩ ቅንዕናኻ አባላሽኻዮ። ንሰልጠነን ጁ Studioን ብጸቢብ ሓሳብ ከም ዘጥቅዓካ አፍሊጥካ።
Dewilka htet
Anta yekealo beal ezi meas tekuamay nerom, telaeiku mexiu hiji kea ymles alo, adam fxum, tesfom mehari, ezi ykealo, tesfaxion, bzuhat kaleotin they had a mission, pls lebmu eba (dahrai ab maekel deleyti fthi koynom ezi kalsi ab hizbi tekebalinet metan keyrekib zserhu zneberu yom. Slezi abzu ente zey amxaekimom xbuk u.
Moshmase
ሞኽስ ረኽካ😂
ትክክል ጸብጻብ ስታሊን
ቀሪበን የን እዘን ሸፋቱ
Metei ayxebuken kale keyro
ህውሓትን ሻዕብያን ክጉሓፉ እዮም፣ እዚ ዘይተርፍ እዩ።
3:05 😂
Zgerm au mezmazi au
እዚ ለኸባጥ እዬ
ከምናይ ሶርያ ክትዕወቱ ሓብርኩም ፅዓሩ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ኣጀኹም✍️☝️🙏💊🤝💙💚💙
@@romanroman2419 naymentadika yehwat gorbet zeytble
ኣሕዋት እዚ ናይ ይከኣሎ ዘረባ ከም ዓሌትነት ኣይትቑጸርዎ፣ እቲ ሓቂ ዩ ዝነግረኩም ዘሎ ሓቂ ንፍተዋ❤
@@BiniamTesfay-ke5hq sqbel haswei amntadika haki teflta Abe lebu atika dika tzarbe zelka
@@BiniamTesfay-ke5hq ናዓ እባ ኣይትጋገ ኣይናይ እዩ እቲ ሓቂ ኣብ ሓማሴን ልቺ ኣሎ ኣብ ሓማሴን ማይ ኣሎ ፡ከባቢ ኣስመራ ዘሎዉ ስግረዶብ ኬድኩም ተባሂሎም ዶ ኣይኮነን ጤሰኦም ታሓዲጎም ፡ኣነ ሓማሴናይ እየ ግን ንህግደፍ ካብ ቀደም እየ ዝቃዎሞ ኣብዚ ደምበ ተቃዉሞ ግን ነቲ ሓማሴናይ ምድፋእ ብዙሕ ግዜ እየ ዝርእይ እዚ ካኣ ንህግደፍ ጥራይ እዩ ዘርብሕ ፡ህግደፍ ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ብሓባር ዝጭፍጭፍ ዘሎ ።
@mhriesolomon1434 ብዘይጸርፊ ሓሳብካ ምሃብካ ብጣዕሚ የ ዘድንቐካ፣ ብምቕጻል ንሱ ዝብል ዘሎ ብዛዕባኣብዚ ሕጂ እዋን ዘሎ ለውጢ ዩ፡ ዳሓር ኣነ ንባዕለይ ተቓዋማይ ከለኹ ንደለይቲ ፍትሒ ይቃወሞም የ፡ ምኽንያቱ ብዙሕ ጉድለታት ስለዘለዎም፣ ስለዚ ኣነ ወዲ ኣከለ የ ግን ድማ ብዘየፈላላይ ፈታዊ ኩሉ ኤርትራዊ የ፣እንተ ናይ ህግደፍ ዶ ውዒሉ ሓዲሩ ኣይተርፎን ዩ
@@BiniamTesfay-ke5hq hakena teqawemt kunu sbe ksebkum
ዋው ይክኣሎ ሓወይ እግዚአብሔር ጽግኡ የብዝሓልካ ።ብፍላይ ነይታ ሎቕማጽ ቐሺ ብጣዕሚ ጽቡቕ ገርካ
Thank you Yikealo Jigna💙💙💙
ዝኩሉ ይካኣሎ ኣሎ ዘይ ሕሎሎ እንዳተባህለስ ኣይከማካን ጅግናየይ ንኪድ ጥራይ ንቅድሚት
Great news analysis. Thanks.
ይካኣሎ ሓወይ እዞም ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሰባት ካብ ቀደሞም ተቃወምቲ ተመሲሎም ዕሱባት ናይ ህግደፍ ዝነበሩ እዮም ሕጂ ግን ይንጽሩ ኣለዉ ናብ ብጸቶም ይምለሱ ኣለዉ ሕጂ ግርም ጸላእትና ይፍለዩ ኣለዉ ኣብ ማእኸልና ኣትዮም ዉሑድ ኣየታለሉናን ካባዓል ወዲ ባሻይ ካብ ባዓል በርነንተ ጀሚርካ
ዋው ይክኣሎ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ
ድራማ ከዛብ❤❤❤
😊😊😊😊😊😊😊
ኣታ ይካኣሎ ግደፍ ህዝቢ ሓማሴን በዚ ስርዓት ይጉዳእ እዩ ዘሎ መብራህቲ የለን መሬቱ ተወሲዱ ፡እቲ ህዝቢ ኣይጣዓሞን ስለዚ ህግደፍ እዛ ትብላ ዘለካ እዩ ዝደልይ ፡ንሓማሴን ናቱ ክይገብሮ እሞ ብካልእ ዘባትት ምስ ተጸለኣ ከይፈተወ ምሰኦም ከምዝጽጋዕ ምግባር እዩ ፡ስለዚ ነዚ ቃልሲ ዝጎድእ ኣይንግበር
Ykalo Nsu ygdef mendef Hasawie Eyu
Nska gn Fthawi metkelawi Hagerawi Anbesa Eka 💙💙💙
ነዚ ስርዓት ከምዘየለ ክንድምስሶ ኢልካ ዚና ስራሕ ሸፋቱ ክእከቡ ኢልካ ዚና አይትስራሕ አብ ቃልሲ ንዕሰል ነዞም ገበትን ሸፋቱን ብኸመይ ነውድቆም ዚና ስራሕ አብ ሚድያ ዝርሕወ አምጺእካልና ረብሐና አይኮነን ነዚ ሽፍታ ምውዳቅ እስትራተጂ አውጽእ ክንስዕሮም ነዞም ሸፋቱ ዚናሽፍታ አይተምጽአልና ።
ዝረኣናዮ ከይመስለካ
ገብረስላሰ ኩንን
ንህዝብ አኮሎጉዛይ
ከስርኩሙ እልካ
ሐሳው
Yike'alo abi seb, qetslo. Don't give up❤
ኣስመራ ዞባ ማእ ኸል ሓደ እየ ስለምንታይ ወላ ተቆጺርካዮ እዚ ህንጻ መጺየ ጣልያን ዝሰርሐ እዩ እምበር ጤስኦም እዩ ናይ ብዓል ጎዳይፍ ኣርባዕተ ኣስመራ ገጀረት ዓዲ ኣቤት ዓዲ ስሄል ቤትምኻእ ዓዲ ሰግዶ ጸጸራት
ንሕና ደቂ ኣስመራ ግን ብፍቅሪ ንነብር ህዝቢ ኢና❤
እዚ ንወዲ ወርቁ ዝቐተለ እኩይ
ኩሉኻትኩ ደለይቲ ሓድነትን
ሕውነትን ኣብዝሃለኹም ሃሊኹም ነዚ
ሰብ ኣብሕጊ ንኽቐርብ ኢደይ
ኢድካ ክንብል ይግባእ።
ብዘይ ሓድነት ዓወት የለን።
ይከኣሎ / መ ምስጋና ይብጻሕካ
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኤርትራ 362 ቤት ማእሰርቲ ዘሕዝን ፍጻመ ኤርትራውያን አብ ገዛ ዓደቦ
ዳሐን ክወግሕ እዩ🩵ዕውት ንውጹእ ሕዝብና 🩵🕊️🩵
Yeki hawey kebaka bzuh tesfa ye zrekib zelaku❤❤❤
🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️
ህግደፍ ብድራማዩ ዝነብር❤❤❤
Nay HGDF Generalat tekomateom eyom. Yetref hezbom, adom, dekom nebsom wen kelelakelu aykelun eyom....ezi serat nay HGDF ab kulu zekuamero, keseru tedereu eyu zewetse..selezi ezeom aregom keserom motom zetsebe zelo serat hagezkayo genzeb awatsekalu wala Russia metseom wen aydhenewon eyom keltefom Berged Nihamedu kayedakemu edom tezehebu mehashom tezaykoinu nay Assad, gedafi echa eya tetsebeyom zela. Thanks Yekalo jigna
Thank you mayko xubuk medeb ajoka qexlo
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
እዚ ደንበ ታቅዉሞ ሸንኮለል ክብል ነቲ ክቃወም ዝደሊ ነቶም ተቃወምቲ ኣብቲ ደንበ ከያኣትዉ ፍርሒ ዘእተዉሉ እዮም ።ሕጂ ግን ጽቡቅ እዩ መትከሎም ምንጻሮም 😢😢😢
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
መስሊዎም እበር ሓማሴን 7 ወረዳ ዘድሕንኦ መንግስቲ የለን ስመጃና ትዓቢ ካብ ሓማስየን ግን እቲ ጽባሕ ዝመጽእ ሓዊ ክልብልቦም ኢዩ ኣልጊቡ ።
yikealo hawuna ezi asha alo do solo mengsti gerwo eway gud
ህግደፍ ነቲ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዘሎ ህዝብና ሓልያትሉ ኣይኮነትን :: እታይዳኣ ነቲ ህዝቢ ኤሪትራ ነንሕድሕዱ ክሳሓሓብ ኣብ ሞንጎ ህዝቢ ጽልኢ ንምትካል ኢላ ህግደፍ ብተንኮል ትጻወቶ መላ ኢዩ ::ህዝብና ክልብም ኣሎ :: ክንዲ ናብቲ ዝደለየቶ ጽልኢ ዝኣቱ ብኣንጻሩ ጽቡቕ እንቃዕ ኩላትና ኣይተሸገርና እንቃዕ ሓደ ኣይኮና እንዳበለ ንህግደፍ ተስፋ ከቕርጻ ኣለዎ :: ፍልልይ እንዳፈጠረት ነቲ ህዝቢ ንከተባእሶ ትጽዕር ህግደፍ ማዓንጣ ከብዳ ክቀርጹዋ ኣለዎም ::
ንህግደፍ ክትጻወተላ ተደሊኻ ነቲ ንሳ ክትገብሮ ትደሊ ብኣንጻሩ ኢኻ ትመጻ ::
ህግደፍ ክባኣሱ ኢላ ተንኮል ክትፈጥር ከላ ህዝብና ድማ ብዝያዳ ናይ ነንሕድሕዱ ፍቕሪ ከርእያ ኣለዎ ::
ንህግደፍ ብከምዚ ጥራሕ ኢኻ ትስዕራ ::
እዋይ ይካኣሎ ኣብዛ ናይ ሓማሴን ዝበልካያ ዶ ክእርመካ ኣነ ከኣ ብቀንዱ ወዲ ሓማሴን ወይ ከኣ በዚ ሕጂ ዞባ ማእከል ኢሎሞ ዘለዉ ስለ ዝኮንኩ እቲ ናይ ኩቦን ዝበልካዮ ጽቡቅ ኣለካ ናይ ኤለትርክ ናይ ሞጋዓዝያን ግን ልክዕ ከም ክልእ ክፍል ኤርትራ እዩ እቲ ኤለትርክ ካብ ዝመጾ ዘይመጾ እዩ ዝበዝሕ መጋዓዝያ ግን የለን እንተ በልና ምግናን ኣይኮነን እዚኤን እንተ ትእርመን ጽቡቅ ኔሩ ናይቲ ህግደፍ ፈላሊካ ምግዛእ ግን ሲሒተዮ ኣይኮንኩን
በዓል እዚ ይካኣሎ እንቃዕ ካብ ደላይ ፍትሒ ተኣለየ
ይኪ ቡሉጽ መንእሰይ ኩሉ ግዜ ጹፋፍ ስራሕ
💙💙💙💙💙💙
Aytgage ykeala hawey bhamasen eu jemiru hji gn kemzi zbelkaya gele degefti ente rekebe elu eu enber nhamasen fetemo ayfeltun eyom keymesleka
ሻኒፈቱ ጊዚፍ ኢሉ ።።ጊቲፎ በሊዑ አሎ ።
ባራዩ ኮይኖም ስለ ዘገልግልዎ 'ዩ ኩሉ ዘማልኣሎም ዘሎ ዝጠፍኣና ኣይኮነን ፡ ግን ጽባሕ እቲ ጉዳይ ካልእ 'ዩ ምቕናይ ጥራይ ።
እቲ ዝሕዝነኒ ነዚኦም ዝሰምዕ እዩ
ፈላሊካ ግዛእ ዛአረገመላ❤❤❤
ቀሺ ከድረ 😢😢😢😢😢
እዚ ናይ ኩቦን እኮ ካብ ቀደም ዝገብሮ ዝነበረ እዚ ከኣ ንምፍልላይና ዝገበሮ እዩ
What was the agreement between Eritrea and Somalia. Do you know the details?
We love love ❤you
😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔 bitam iyu zegerem hamasen bynom eritrea kem tebxehom .
19:13 ረኪብካኒ ኣነ ወላ ከምዚ ከማካ ክንደይ ጌዜ የሓስብ ነረ እንታይ ኮኖም ዘይዛረብሉ ኢለ። እዛ ሓሳብ ቐጽላ ኢካ።
haqekha
ምስ ደንቆሮ ከም ባዓል ማይ ጠላም ይካኣሎ ኣንድነት ፖለቲካ ክስራሕ ኣይካኣልን እዩ
ኣብርሃልና ባ
Emo yekreta hatitu ebdyu hiji well come nab hezbu ember
Yaki king 👑 💙💙💙💙💙
💙💙💙
ሓቂ ተዛረብካ ራሽን ኣለዋም ኔርዋም ኤሌትሪክ ውን ማይ ድስተ ውን ኔርዋም ኣለዋ ትራንስፖርት ዘየቃርጽ ኣለዋም ዝበዝሑ ጀንራላት ካብቲ ከባቢ ብምኳን ሰብ ስልጣን ብቅዐት ዙሎዋም ዘይብሎም ሓላፍነት ኣብቲ ከባቢ ካብ ኮነ መንነቶም ውን ከም (ኢሱ) ካብ ጎሳ ናብ ጀንራል እዮም ተሰጋጊሮም ጎሳ ተቆጺሮም ሕጂ ዋን ናይ ወዲቡራድ ተኣዘዝቲ ኣተግብርቲ ቀተልቲ ከምቲ ተቲሕዙ ዘሎ መዛግብ ብዝሰምዖ ክባጋገስ ኣለዋ እዚ እከይ ተግባሮም።
ኣጆካ ቀጽሎ።
❤❤❤❤
🌿🌿💙💙🌿🌿💙💙🌿🌿💙💙🌿🌿💙💙🌿🌿
GENERAL NAY ISEYAS B TENKAKE ZETEMEREXU EYOM. KEMALEWO ZELEWOM ROKAHITAT... BETAEMI DONAKUR MUKHAN, SEKHRAMAT, ME EZUZAT, GHEBEN ZEFEXEMU, . DONGHIUE ZEREDEOM, HASEWTI, BEKELILU ZEMELEKHU, KEM KOLEAA, KETGHERFOM TEKHEEL. EYOM. EZOM DEREBY KEM BEAAL HADISH EFRIAM, MES WETHADERAT ETHIOPIA AB HANTI GHUDGHAD TEKEBIRNA ZEBLU EYOM UKO.
እካኣሎ ኩሉ ይፈልጥ'ዩ እቲ ህዝቢ ከመይ ጌርና ነዚ ሽፍታ ዉድብ ንኣልዮ ጥራሕ ንሕሰብ
ጀነራላት ኤርትራ ክሕረዱ አለዎም
ንግዜ ጥራይ
😂😂😂😂@@BiniamTesfay-ke5hq aqmi yhabka ata qomal
ሶሎ ንዓዲ እንተተመሊሱ ኩሉ ሰብ ክምለስ እዪ
አቕሺቲ አይኮኑን ካድረታት እዮም
Nkla malti alwa dhane
ሰላም አኪለ ሐወይ አብቂዑ እዩ ሐቢቢ ካብ ሕጂ ንደሐር
Ya shimka keyro ykealo 😅😅
መርገጺ አልቦ እዩ ጽባሕ ከአ ተመልሰ ክብልእዩ
ቀደም ቀቢጽናዮ ኢና
ሎሚ ትማሊ ኣይኮነትን መንእሰይ ነቂሑ ኤዩ።
ሻዕብያ ንነብሳ ከም እስራኤል ስለ ትርእያ ንህዚቢ ኤርትራ ካኣ ከም ፍልስጠም እያ ትርዮ ኢሉ ይብልዎ ወዲ ገብያ ብከመይ ነዕንዋ እዛ መራት ውድብ ዓቢ ሓሳብ ክሓስብ ይግባኣና 👍
ብዛዕባ አዘን ትማሊ ኣብ usA ዝተበተና ድሮናት አንታይ ኣፍልጦ ኣለካ bro
ያ ይክኣሎ ነዚ ሰብ፡ረኺብና ኢልኩም ናብ ሚዲያኹም ተምጽእዎ ድለቱ ንሱ እንድዩ ኣፍልጦ ምርካብ። እዚ ሓደ ደንቖር ዝዛረቦ ዘይፈልጥ እንድዩ።
ይካኣሎ ዳኣ ሱቅ ኢሉ መትከል ዘብሉ እንድዩ 😢😢😢😢 ጽሕዝን ናትካ ሽም ምህላዉ እዩ 😅😅😅😅
❤❤❤🎉🎉🎉
ከምዚ ሰብ እዚ ሓሰማ ዝኾነ ፉጡር ኣይተራእየን ለኽባጥ
ክክክ ይከኣሎ ነብሲ እዛ ሽምካ ስለምንታዮም ኣውጼሙልካ ንስድራኻ ሕተቶም 👍👍👍👍🫵🫵🫵🫵
Meskinay yikalo hawuna bifuxum polotika ay tifelitin eka.
Amo kab geagiau tearimo tegagiye elu lebam eyu.