Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ምሳካ ንምንባር ብተስፋ ብምእማን ብጽድቅና ዘይኮነስ ብ ጸሎት ቅዱሳንእየሱስ ማራናታ እንሆ ንብለካ ሓቢርና ክንነብር ኣብቲ መንግስትካተባረኩ 🔥♥️!!
ሄርሚ ሓፍትና🥰
❤❤❤❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ጥዑም ዝማሬ ጸጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና❤🙏❤
ምፀና ጎይታ ሆይ ኣብታ ጊዛዊት ዘይኮነሰ ኣብታ ናይ ዘልኣለም ገዛና ምንባር ሰለ ዝሐሸና ምሳካ ❤👏😢
i want to appriciate the director of this work
ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ዝሓፍተይ ጥዑም መዝሙር
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኽ እግዝኣብሔር ይባርኮ አብ ቤቱ ያንብርኽ ወለላይ
ዝማሬ መላእኽ የስምዓልና ጥዑም መዝሙር ዓቢ መልእኽቲ ዝሓዘ እዩ እሞ ሸር ንግበረሎም ህዝቢ ክርስትያን🙏❤
Zmare melakit yesmalna ezen yhiwatey tumi zema xega yebzhi 😍🥰😍
“መንፈሱና ሙሽራይቱም፦ ና ይላሉ። የሚሰማም፦ ና ይበል። የተጠማም ይምጣ፥ የወደደም የሕይወትን ውኃ እንዲያው ይውሰድ።” - ራእይ 22፥17ዝማሬ መላክ ያሰማልን
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሐልኩም
_ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኽ እግዝኣብሔር ይባርኮ አብ ቤቱ ያንብርኽ ወለላይ💚🥰_
Xega goyta bumulu adimki ysabki hafitey ✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
bhaki gn eza mezmur ክንዲ ዝተፃዕረላ ኣይትረአን ዘላ ሼር ንግበር
Amen Amen Amen Zemari Melakite yesamalna Egezabeher xegeu yebizhalkum deki tewahedo 💒 💒 💒 ❤❤❤🥰😍😍🙏🙏❤🙏✝️✝️✝️❤❤❤
ዝማረ መላእክት የስምዓልና - ክርስቶስ ብምሕረቱ ይምጻና!
ናይ ብሓቂ አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ❤❤❤🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏❤❤❤ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና🌹🌹🌹🌹🕊🕊🕊🕊🕊🌷🌷🌷🌷🌷🌷
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ብጥበቡ ይሓልኩም መድሃኒኣለም
ዝማረሰ መላእክት የስምዓልና ፋናዋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
Tebareku deqno❤❤❤❤❤zmare melaikt yesmeelna nkulekum❤
ያገልግሎት ዘመንሽን ይባርከዉ በእዉነት ❤❤
Zmare melaekt yesmalna haftey marey ❤❤❤🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን 🙏ጌታ ሆይ ህዝብህን በምሕረት ጎብኝ ❤
ኣሜን ዝማሬ መለኣክቲ የስመዓልና ደቂ ተወሃዶ
Amen zemare melaikte yasemallen😢😢😢
አሜን ጎይታ የምጻና 🤲🏾🤲🏾🤲🏾
Zmare melaekti yesmealna zhaftey❤❤❤🤲🤲🤲🤲🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
ዝማሬ መላእክት የስመዐና ደቂ እመ ብርሃን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና❤❤❤🎉
ዝማሬ መላእክት የስመዐና ❣❣❣❣❣
Amen Amen Amen zemarey Melikey yesmalina
ኣቤት መዝሙር ማራናታ🥹
ኣሜን ማራናት ጎይታ እየሱስ ነዓ 🙏
ማራናታ ንብለካ🙏🙏🙏❤❤❤
ቀጽልዎ ዞም የሕዋተይ ❤❤❤❤
Zmare Melaekt Yesmaelina Amennnnnn🙏🙏🙏
Wow wonderful sound fani
Ati eski eko tfleyi eki😍amlak msaki ykun 😚
❤❤❤❤❤❤ amen zmarea meleakti yesimealna haftina
ደስስስ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ብርኽቲ ሓፍትና❤❤❤🙏
Zmare malekti yesmalna
ኣሜን ማራናታ ጎይታ ኢየሱስ🎉🎉🎉
Zmare Melaikt Yesmealna ❤❤❤
Faniway edmey teinay yhabki zhaftey mearey🙏🙏🙏
Zmare melakti yesmalna ❤❤❤
Zmare meliakit yesmealna mearey❤❤❤
Ameen eebbifami 🙏🙏🙏God bless you.
Zmare melaekt yesmealna natey haftey❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስማና
💖💖100/100💖💖🙏🙏Xegaki ybarek
አሜን ✝️✝️✝️🙏🙏🙏
Zmare melaekti yesmeelna ahwatey
wawww wawww ቡሉጽ ስራሕ ዩ ብ ኩሉ ነገሩ።ዘመነ ኣጎልጉለትኪ ይባርኽ!
Zmare melakit yesmealna mearey❤❤❤
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ❤❤❤
Amen zmare melaekiti yesmealna ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዐልና !!
❤ wow great sound zmare melaikt yesmealna
Zmare melaekti yesmealna brkitey eyesus gotay medhaniey maranata ❤❤
zmare mealekt yesmelna 🥰😇
❤zmare melaekti yesmealna lbna ttnkef 😢
Amen 🙏❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤😊
Amen 🙏 😢😢😢
ዝማሬኪ ይቀበል❤
Ahwatey kale egzabher yesmelna
ክርስቶስ ምጸና
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና አሜንንንንንንንንንንን 🙏🙏🙏
Besmeab weweld wemenfes qdus ahadu amlak amen:: “””ማራናታ”””ምሳኻ ንምዃን ብተስፋ ብምእማንብጽድቅና ዘይኮነስ ብጸሎት ቅዱሳንኢየሱስ ማራናታ እንሆ ንብለካሓቢርና ክንነብር ኣብቲ መንግስትኻ ሕይወት ጸልሚታ ብርሃና ሓቢኣ ክፍኣት ተጎልቢባ ረሲሓ ሓጢኣ ፋኑስ መብራህትና መንገዲ ሓጎስና ማራናታ ጎይታ ክርስቶስ ምጸና “ማራናታ ጎይታ ክርስቶስ ምጸና(2)”ሓጎስን ሓዘንን ብኽያት ምስ ፍሽኽታስሓቕን ብኽያትን ኣዉያት ምስ እልልታእንዳተቐያየሩ ስቓይና ኣብዚሖምማራናታ ጎይታ ንዓ መድሕን ዓለም “ማራናታ ጎይታ ክርስቶስ ምጸና(2)”መንገዲ ጸበባ ዓለም ብጸልማታተረሲዑ ሓጎስ ሓዘን ብወጋሕታተስፋ ኣይንቖርጽን ጸልሚቱና ኢልናማራናታ ጎይታ ንብል ብርሃን ክትኮነልና“ማራናታ ጎይታ ክርስቶስ ምጸና(2)”ዘይትግመት ህይወት ሃንደበት ሓቒፋእንዳ ዓንቀፈት ተፀነትና ተስፋተስፋና ኣብ ዓለም ፈጺሙ ኣይኮነንንረኽበላን ንኸስበላን ወላሓደ የለን“ማራናታ ጎይታ ክርስቶስ ምጸና(2)”Sbhat lotu 🙏Amlak xegu yebzhalkum zmare mealekt yesmealna brukatey::🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬየ መላኽቲ የስመዐልና ❤❤❤ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንን🙏🙏🙏🙏🙏
Faniway ❤❤❤
AmenAmen Amen
Zemari malkete yesmaelena❤❤❤🙏
Zemare melaketi yesemalna
Waaaw dmxi kbri namlak
Zmare melaekti yesmealna fanye Your voice🔥🔥🔥
Llllllllllllllllllll. Temasgen. Amlake. Kale. Hiwet. yesmalena. Kuburan. ⛪🙏🙏🙏❤️✔️❤️✔️
❤❤❤❤❤❤
ጥዑም ዝማሬ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤👏👏👏 ዝማረ መላእክት ያሰማልን
From Eritrean Orthodox.God bless you.orthodox forever
Zmare melaekt yesmealna fanshey❤❤❤❤🥰😍
እህታችን ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን 🙏🙏🙏😢
Zmare melaekt yesmalna🥰🙏
❤አሜን❤አሜን❤አሜን❤🙏🙏🙏⛪⛪⛪🌿🌿
Zmare Melaekt yesmelna faniye
Zmare melaekt yesmeelna
❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤
Maranata 🥺
Zmare malakti yesmalna
❤🙏❤🙏🙏👍
ዝማሬ መላእክት የሰመዐና🙏🙏🙏
ኧረ በእመ አምላክ አንዳቹ ግጥሙን ጻፉልኝ በጌታ በእመብርሃን 😭
ምሳኻ ንምዃን፡ ብተስፋ ብምእማንብፅድቅና ዘይኮነስ፡ በፀሎት ቅዱሳን ኢየሱስ ማራናታ፡ እንሆ ንብለካሓቢርና ክንነብር፡ ኣብቲ መንግስትኻህይወት ፀልሚታ፡ ብርሃና ሓቢኣ ኽፋእ ተጎልቢባ፡ ረሲሓ ሓጢኣ ፋኑስ መብራህትና፡ መንገዲ ሓጎስናማራናታ ጎይታ፡ ክርስቶስ ምፀናሓጎስን ሓዘንን፡ ብኽያት ምስ ፍሽኽታሰሓቕን ብኽያትን፡ ኣውያት ምስ ዕልልታእናተቐያየሩ፡ ስቓይና ኣንዊሖምማራናታ ጎይታ፡ ንዓ መድሕን ዓለምመንገዲ ፀበባ፡ ዓለም ብፀልማታ ተረሲዑ ሓጎስ፡ ሓዘን ብወጋሕታተስፋ ኣይንቖርፅን፡ ፀልሚቱና ኢልናማራናታ ንብል፡ ብርሃን ክትኮነናዘይትግመት ህይወት፡ ሃንደበት ሓቚፋ እናዓንቀፈት፡ ተስአነትና ተስፋተስፋና ኣብ ዓለም፡ ፈፂሙ ኣይኮነንንረኽበላ ንኸስበላ፡ ዋላ ሓደ የለን
@SIBHATMEZMUR ከልብ አመሠግናለሁ በሕይወቴ ከሰማኃቸው መዝሙር ልቤን የማረከው ይሄ ነው ጌታን❤
💗💗💗💗💗🙏🙏🙏
Keep it going
❤❤❤🙏🙏🙏
Good job
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ምሳካ ንምንባር ብተስፋ ብምእማን
ብጽድቅና ዘይኮነስ ብ ጸሎት ቅዱሳን
እየሱስ ማራናታ እንሆ ንብለካ
ሓቢርና ክንነብር ኣብቲ መንግስትካ
ተባረኩ 🔥♥️!!
ሄርሚ ሓፍትና🥰
❤❤❤❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ጥዑም ዝማሬ ጸጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና❤🙏❤
ምፀና ጎይታ ሆይ ኣብታ ጊዛዊት ዘይኮነሰ ኣብታ ናይ ዘልኣለም ገዛና ምንባር ሰለ ዝሐሸና ምሳካ ❤👏😢
i want to appriciate the director of this work
ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ዝሓፍተይ ጥዑም መዝሙር
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኽ እግዝኣብሔር ይባርኮ አብ ቤቱ ያንብርኽ ወለላይ
ዝማሬ መላእኽ የስምዓልና ጥዑም መዝሙር ዓቢ መልእኽቲ ዝሓዘ እዩ እሞ ሸር ንግበረሎም ህዝቢ ክርስትያን🙏❤
Zmare melakit yesmalna ezen yhiwatey tumi zema xega yebzhi 😍🥰😍
“መንፈሱና ሙሽራይቱም፦ ና ይላሉ። የሚሰማም፦ ና ይበል። የተጠማም ይምጣ፥ የወደደም የሕይወትን ውኃ እንዲያው ይውሰድ።”
- ራእይ 22፥17
ዝማሬ መላክ ያሰማልን
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሐልኩም
_ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኽ እግዝኣብሔር ይባርኮ አብ ቤቱ ያንብርኽ ወለላይ💚🥰_
Xega goyta bumulu adimki ysabki hafitey ✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
bhaki gn eza mezmur ክንዲ ዝተፃዕረላ ኣይትረአን ዘላ ሼር ንግበር
Amen Amen Amen Zemari Melakite yesamalna Egezabeher xegeu yebizhalkum deki tewahedo 💒 💒 💒 ❤❤❤🥰😍😍🙏🙏❤🙏✝️✝️✝️❤❤❤
ዝማረ መላእክት የስምዓልና - ክርስቶስ ብምሕረቱ ይምጻና!
ናይ ብሓቂ አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ❤❤❤🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏❤❤❤ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና🌹🌹🌹🌹🕊🕊🕊🕊🕊🌷🌷🌷🌷🌷🌷
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ብጥበቡ ይሓልኩም መድሃኒኣለም
ዝማረሰ መላእክት የስምዓልና ፋናዋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
Tebareku deqno❤❤❤❤❤zmare melaikt yesmeelna nkulekum❤
ያገልግሎት ዘመንሽን ይባርከዉ በእዉነት ❤❤
Zmare melaekt yesmalna haftey marey ❤❤❤🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን 🙏ጌታ ሆይ ህዝብህን በምሕረት ጎብኝ ❤
ኣሜን ዝማሬ መለኣክቲ የስመዓልና ደቂ ተወሃዶ
Amen zemare melaikte yasemallen😢😢😢
አሜን ጎይታ የምጻና 🤲🏾🤲🏾🤲🏾
Zmare melaekti yesmealna zhaftey❤❤❤🤲🤲🤲🤲🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
ዝማሬ መላእክት የስመዐና ደቂ እመ ብርሃን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና❤❤❤🎉
ዝማሬ መላእክት የስመዐና ❣❣❣❣❣
Amen Amen Amen zemarey Melikey yesmalina
ኣቤት መዝሙር ማራናታ🥹
ኣሜን ማራናት ጎይታ እየሱስ ነዓ 🙏
ማራናታ ንብለካ🙏🙏🙏❤❤❤
ቀጽልዎ ዞም የሕዋተይ ❤❤❤❤
Zmare Melaekt Yesmaelina Amennnnnn🙏🙏🙏
Wow wonderful sound fani
Ati eski eko tfleyi eki😍amlak msaki ykun 😚
❤❤❤❤❤❤ amen zmarea meleakti yesimealna haftina
ደስስስ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ብርኽቲ ሓፍትና❤❤❤🙏
Zmare malekti yesmalna
ኣሜን ማራናታ ጎይታ ኢየሱስ🎉🎉🎉
Zmare Melaikt Yesmealna ❤❤❤
Faniway edmey teinay yhabki zhaftey mearey🙏🙏🙏
Zmare melakti yesmalna ❤❤❤
Zmare meliakit yesmealna mearey❤❤❤
Ameen eebbifami 🙏🙏🙏
God bless you.
Zmare melaekt yesmealna natey haftey❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስማና
💖💖100/100💖💖🙏🙏
Xegaki ybarek
አሜን ✝️✝️✝️🙏🙏🙏
Zmare melaekti yesmeelna ahwatey
wawww wawww ቡሉጽ ስራሕ ዩ ብ ኩሉ ነገሩ።
ዘመነ ኣጎልጉለትኪ ይባርኽ!
Zmare melakit yesmealna mearey❤❤❤
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ❤❤❤
Amen zmare melaekiti yesmealna ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዐልና !!
❤ wow great sound zmare melaikt yesmealna
Zmare melaekti yesmealna brkitey eyesus gotay medhaniey maranata ❤❤
zmare mealekt yesmelna 🥰😇
❤zmare melaekti yesmealna lbna ttnkef 😢
Amen 🙏❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤😊
Amen 🙏 😢😢😢
ዝማሬኪ ይቀበል❤
Ahwatey kale egzabher yesmelna
ክርስቶስ ምጸና
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና አሜንንንንንንንንንንን 🙏🙏🙏
Besmeab weweld wemenfes qdus ahadu amlak amen::
“””ማራናታ”””
ምሳኻ ንምዃን ብተስፋ ብምእማን
ብጽድቅና ዘይኮነስ ብጸሎት ቅዱሳን
ኢየሱስ ማራናታ እንሆ ንብለካ
ሓቢርና ክንነብር ኣብቲ መንግስትኻ
ሕይወት ጸልሚታ ብርሃና ሓቢኣ
ክፍኣት ተጎልቢባ ረሲሓ ሓጢኣ
ፋኑስ መብራህትና መንገዲ ሓጎስና
ማራናታ ጎይታ ክርስቶስ ምጸና
“ማራናታ ጎይታ ክርስቶስ ምጸና(2)”
ሓጎስን ሓዘንን ብኽያት ምስ ፍሽኽታ
ስሓቕን ብኽያትን ኣዉያት ምስ እልልታ
እንዳተቐያየሩ ስቓይና ኣብዚሖም
ማራናታ ጎይታ ንዓ መድሕን ዓለም
“ማራናታ ጎይታ ክርስቶስ ምጸና(2)”
መንገዲ ጸበባ ዓለም ብጸልማታ
ተረሲዑ ሓጎስ ሓዘን ብወጋሕታ
ተስፋ ኣይንቖርጽን ጸልሚቱና ኢልና
ማራናታ ጎይታ ንብል ብርሃን ክትኮነልና
“ማራናታ ጎይታ ክርስቶስ ምጸና(2)”
ዘይትግመት ህይወት ሃንደበት ሓቒፋ
እንዳ ዓንቀፈት ተፀነትና ተስፋ
ተስፋና ኣብ ዓለም ፈጺሙ ኣይኮነን
ንረኽበላን ንኸስበላን ወላሓደ የለን
“ማራናታ ጎይታ ክርስቶስ ምጸና(2)”
Sbhat lotu 🙏
Amlak xegu yebzhalkum zmare mealekt yesmealna brukatey::🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬየ መላኽቲ የስመዐልና ❤❤❤ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንን🙏🙏🙏🙏🙏
Faniway ❤❤❤
Amen
Amen
Amen
Zemari malkete yesmaelena❤❤❤🙏
Zemare melaketi yesemalna
Waaaw dmxi kbri namlak
Zmare melaekti yesmealna fanye
Your voice🔥🔥🔥
Llllllllllllllllllll. Temasgen. Amlake. Kale. Hiwet. yesmalena. Kuburan. ⛪🙏🙏🙏❤️✔️❤️✔️
❤❤❤❤❤❤
ጥዑም ዝማሬ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤👏👏👏 ዝማረ መላእክት ያሰማልን
From Eritrean Orthodox.God bless you.orthodox forever
Zmare melaekt yesmealna fanshey❤❤❤❤🥰😍
እህታችን ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን 🙏🙏🙏😢
Zmare melaekt yesmalna🥰🙏
❤አሜን❤አሜን❤አሜን❤🙏🙏🙏⛪⛪⛪🌿🌿
Zmare Melaekt yesmelna faniye
Zmare melaekt yesmeelna
❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤
Maranata 🥺
Zmare malakti yesmalna
❤🙏❤🙏🙏👍
ዝማሬ መላእክት የሰመዐና🙏🙏🙏
ኧረ በእመ አምላክ አንዳቹ ግጥሙን ጻፉልኝ በጌታ በእመብርሃን 😭
ምሳኻ ንምዃን፡ ብተስፋ ብምእማን
ብፅድቅና ዘይኮነስ፡ በፀሎት ቅዱሳን
ኢየሱስ ማራናታ፡ እንሆ ንብለካ
ሓቢርና ክንነብር፡ ኣብቲ መንግስትኻ
ህይወት ፀልሚታ፡ ብርሃና ሓቢኣ
ኽፋእ ተጎልቢባ፡ ረሲሓ ሓጢኣ
ፋኑስ መብራህትና፡ መንገዲ ሓጎስና
ማራናታ ጎይታ፡ ክርስቶስ ምፀና
ሓጎስን ሓዘንን፡ ብኽያት ምስ ፍሽኽታ
ሰሓቕን ብኽያትን፡ ኣውያት ምስ ዕልልታ
እናተቐያየሩ፡ ስቓይና ኣንዊሖም
ማራናታ ጎይታ፡ ንዓ መድሕን ዓለም
መንገዲ ፀበባ፡ ዓለም ብፀልማታ
ተረሲዑ ሓጎስ፡ ሓዘን ብወጋሕታ
ተስፋ ኣይንቖርፅን፡ ፀልሚቱና ኢልና
ማራናታ ንብል፡ ብርሃን ክትኮነና
ዘይትግመት ህይወት፡ ሃንደበት ሓቚፋ
እናዓንቀፈት፡ ተስአነትና ተስፋ
ተስፋና ኣብ ዓለም፡ ፈፂሙ ኣይኮነን
ንረኽበላ ንኸስበላ፡ ዋላ ሓደ የለን
@SIBHATMEZMUR ከልብ አመሠግናለሁ በሕይወቴ ከሰማኃቸው መዝሙር ልቤን የማረከው ይሄ ነው ጌታን❤
💗💗💗💗💗🙏🙏🙏
Keep it going
❤❤❤🙏🙏🙏
Good job
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉