Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ትክክል ኢኽን ጀጋኑና
ጀጋኑ ጀጋኑ በርትዑ
ኣሰፋን,ኣበባን ዋዕሮታት ትግራይ እየን የቅንየልና.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደብረፅዮን ብጣቒዒት ሰኪሩ 1ሚልዮን ህዝቢ ኣወዲኡልና
ብሓቂ ጀጋኑ
❤❤❤እዘን ዋዕሮታት ትግራይ አበባን አሰፉን ብጣዕሚ ብሱላትን አነን ዘድንቀን ምኻነይ ክግልጽ ይፈቱ!!!❤❤❤
ኩሉ ከማኹም ንትግራይ ዝሓስብ እንተዝኾን ትግራይና ወርቂ ምኾነት ኣጀኹም በርትዑ TDF haftom ካብ በረኻ ትግራይ
You are Absolutely 💯 right ✅️ Warotat thank you ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Thank you, guys. Keep it up 👍 👏
እቲ ዘገርም ኩሉ ትግራዋይ ወርቂ ይዝመት ኣሎ ይጻረ ይብል ፡ኣብዚ ምዕቡል ግዜ ብሓቂ ዲዩ እቶም ወርቂ ዝዘምቱ ዝፈልጦም ዘየለ ዲዩ ኮይኑ
ዋዓሬታት ጀጋኑ ,ዲምፂ ህዝቢ እኪን
ኣብ ስላዋ ቦራ ልዕሊ 170 ኣብ ሓደ ፃሓይ መናእሰይ ተረሽኖም እዮም
ስታሊን ሓቀኛ ወዲ ህዝቢ ትግራይ ክበር ንበር ነዘን መዘና ዘይብለን ዋዕሮታት እናቅ ረብካ ሰሚዕኻ ዘይ ምኖ ልዙብ ዘረበአንን መልእክኽተንን ይበል በርቲዕኽን ቀፅላሉ ነቶም ነውራማት ታሪክ ኣዴታቶም ትግራይ ዘይፈልጡ ደንቆረታት ኣይትስማዓ ንሕና ኣሕዋትክን ተጋሩ ኣብ ጎድንኽን ኣለና ባኣኽን ዝመፀና'ውን ኣይንዕጎሶን ኣትሪርና ክንቃሎሶን ክንኩኑኖን ኢና ኣዶ ትግራይ ዘዋርድ ዝወረደ ዝወድቅ እዩ!!!
No more Sebhat Nega net work in Tigray ❤.Who is Tigray and who is not Tigrway .
ደደብ
❤❤❤❤❤
ኣሰፉ መደናገሪት
እዚ ኩሉ ጸገም ትግራይ ዘምጽኦ ጉጅለ ስብሀት እዩ ክመክክ አለዎ
ደነዝ
አነ ፈልጠልኻ ልብል ጀነራል አነ ፈልጠልኻ ልብል መራሒ ገደል ይእቶ'' ካብ ዋዕላ ምድሓን ትግራይ
Bandatat kieleyou alewom. Tigray selam kitrekib.
ዋእ ዓገብ...ብ ብ ! ! ! >ኸምዝበሃል ብ ያታ ወለድና ።ነባር ተጋ/ጀ/ፃድቃን ገ/ትንሣኤ፤ ሕሉፍ ኽቡር ታሪኽካ ብሕይወት እናሃለኻ ባዕልኻ ኣይተበላሽዎ ፤ብሽማሽም ሪፎርም ፣ ካውንስል ፣ ለውጢ ... ምስ መኻይድኻ/ ዝመስሉኻ ጠላማት ግምባር ብምፍጣር፤ ፀረ-ህዝብ ትግራይ ንዝኾኑ ሓይሊታት ብምትእኽኻብ፤ ብምልዕዓልን ብምስልጣንን ውላድ ጅግና ህዝብ ትግራይ ንዝኾነት ውድበ ህ .ወ.ሓ.ት ብምብታን/ ብምፍራስ ንህዝብና መራሒ ኣልቦ ጌርካ ኣብ ግፍዒ/ እግሪ ፀላእቲ ንምውዳቕ ዝግበር ሽርሕን ተንኮልን ይኣክል/ይኾኖ ብምባል እንካብ ልቢ ብነስሓ ምእራምን ኣብ ፀገም ወዲቑ ንዘሎ ህዝብና ዳግም ምኽሓስን እዋኑ ሓዚ እዩ ፤ ንምንታይሲ ፅባሕ ናይ ኻሊእ ጊዜ እዩ እሞ።እንተዘይኮይኑ ግን ህዝብ ትግራይ ንቡዙሓት ቤዛ ህዝቦም ዝሓለፉ ጀጋኑ ሰማዕታት ወገናትና ዝፈጠረ፤ ሐዚ'ውን ንህዝቦም እንተይጠለሙ ቓሎም ኣኽቢሮም ኣብ መስመሮም ፀኒዖም ይዝቃለሱ ንዘለዉ ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ዝፈጠረን ዝሕብህብን ዘሎ ብምዃኑ መስመር ሓቅን መንገዲ ጥልመትን ኣፀቢቑ ዝርድኦ > ኸምዝብሃል እንካብ ጠላማት ንላዕሊ ኣርሒቑ ዝእምት ለባም ህዝብ እዩ።ካብ'ዚ ወፃኢ ብጉልባብ ለውጢ፣ ካውንስል፣ ሪፎርም... እቲ መንገዲ ጥፍኣት/ ኽድዓት/ ብሄራዊ ጥልመት ኽነሰጉሞ/ ኽንደፍኧሉ ኢና ብምባል ናይ ምጭብርባር ተንኮልኩም እንተቐፂልኩምሉ ግን ኣብ መፂኢት ሃገረ ትግራይ ጠላማት ናይ ታሪኽ ሓተላ ተባሂልኩም ንዘለዓለመ ዓለም/ ብውሉድ ወለዶ ህዝብ ትግራይ ተወቀስቲ/ ተሓተቲ ኢኹም።እዚ ወደሓንኩም፤> ።
ንትግራ ደብረጼን ኣይረብሓ ጌታቸው ኣይረብሓ ። ህዝቢ ትግራይ እዩ ዝረብሓ ንትግራይ ። ንምንታይ እዩ እዘን ዋዕሮታት ናብ መሪሕነት ዘይመጻ?
ህዝቢ ትግራይ ንጀነራል ጻድቃ ኣብዚ ዘብጸሐእዩ ጻድቃንውን ናይ ህዝቢ ትግራይ ጅግንነት እናፈለጠ ከፈራርሖ ፈቲኑ ። ሰላምዶ ኩይንት ትደሊ ኢሉ ከፈራርሕ ፈቲኑ ። ህዝቢ ትግራይ ደላይ ኩይናት ይመስል ። መሕፈሪ ። እዞም ሰባት ህወሓት ምንባሮም ዘናሰሖም እዮም ዝመስሉ
ዳግም ናብ ነቅነቅቲ
ጸላኢ ተጸዲፋ ከይጸድፍ አይትመኽሮን ተመሊሱ ስለ ዘጵድፈኻ
ጎስጓስ ጆኖሳይድ ይጅምሩ ኣለው ንቃሕ ትግራዋይ።
ምዕራብ ናብ ኣምሓራ ከም ዝተሸጠ እርግፀኛ ኢየ። ፀለምቲ ን ሙሉእ ምዕራብ ትግራይን ናብ ትግራይ ክምለስ ኢዩ ኢልካ ምሕሳብ የዋህነት ኢዩ። እኒ ባንዳ ጌታየውን ፃድቃንን ሸይጦመን ኢዮም።
DDR አብ ትግራይ ይፋጠን አብ ዝብሃለሉ ዘሎ እቶም ethnic cleansing ዝፈጸመ ""የተከዜ ዘብ"" ተብሂሉ ናይ ደመቀ ዘውዱኮ ወታደራቱ ብቁጽሪ ካብ TDF ዝበዝሕ ክኸውን ይኽእልዩ! ቀጻሊ የሰልጥኑ አለው ጥራይ ዘይኮነስ ""4ይ ዓመት ናጽነትና ነብዕል አሎና ዝፈርስ ምሕዳር የለን""እናበለ ይዱስር አሎ!!❤❤❤
❤️❤️❤️💥💥💥❤️❤️❤️💥💥💥❤️❤️❤️
ማዓር ዝኾነ ዘረባ ኩሉ ፈሊጥዎም እዩ ገለገለ ደቓሉን ገለባንዳታት እዮም ዘዕገርግሩ ዘለው ኣብትግራይ ዘይቅመጡ ወረገለገለስ ኣምሓሩ ኮይኖም ግን ትግርኛ ፅብቑ ጌሮም ዝዛረብ እዮም ዘዕገርግሩ ዘለው ህዝቢ ክነቅሕ ኣለዎ
ባዳታት ቢልፅግና መጨረሻ አይኮኖሎምን
Stalin hawey ana shiket keyne kebabe enderta eye enty lemebal ele eye ety afelalay zefeter zelowu nay atakliti ena nebyi mehazetun betseben eyom even naty betseb zekonu alow eyom kebaka eye ajoka be continoue brother
ትግራይ ወርቅ ነች ወርቁን ለመዝረፍ የትግራይን ህዝብ መከፋፈል የናንተ አጀንዳ ስለሆነ እብይ የገዛኸውን የዱቤ ድርን ቀጥቅጠህ የአንተ የቀብር ሳጥን ሥራበትእእ
ከብዲ አደ ጉራሙራ ..
Did you know Lila Haylemariam? A Banda, Who stole a clash from Weyanties and run a way to Sudan during the 17 years struggle. There are a lot to say about him, and it ain’t no good.
Nimintay eyou serawit (TDF) Embi zeybil?
አረጋጊጽካ ምቅላዕ አብ ፍርዲ ምቅራብ. ካብ ክትሽፍን ተዓቢስካ ካብ ሙማት
እንደ አደመ ዝወረደ ሓሳብ ዘይብሉ ብዝኣረገ ኣታሓሳስባ ወፃዒ ኾይንኹም ዘይረደኣኩም ደናቁር
ትክክል ኢኽን ጀጋኑና
ጀጋኑ ጀጋኑ በርትዑ
ኣሰፋን,ኣበባን ዋዕሮታት ትግራይ እየን የቅንየልና.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደብረፅዮን ብጣቒዒት ሰኪሩ 1ሚልዮን ህዝቢ ኣወዲኡልና
ብሓቂ ጀጋኑ
❤❤❤እዘን ዋዕሮታት ትግራይ አበባን አሰፉን ብጣዕሚ ብሱላትን አነን ዘድንቀን ምኻነይ ክግልጽ ይፈቱ!!!❤❤❤
ኩሉ ከማኹም ንትግራይ ዝሓስብ እንተዝኾን ትግራይና ወርቂ ምኾነት ኣጀኹም በርትዑ TDF haftom ካብ በረኻ ትግራይ
You are Absolutely 💯 right ✅️ Warotat thank you ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Thank you, guys. Keep it up 👍 👏
እቲ ዘገርም ኩሉ ትግራዋይ ወርቂ ይዝመት ኣሎ ይጻረ ይብል ፡ኣብዚ ምዕቡል ግዜ ብሓቂ ዲዩ እቶም ወርቂ ዝዘምቱ ዝፈልጦም ዘየለ ዲዩ ኮይኑ
ዋዓሬታት ጀጋኑ ,ዲምፂ ህዝቢ እኪን
ኣብ ስላዋ ቦራ ልዕሊ 170 ኣብ ሓደ ፃሓይ መናእሰይ ተረሽኖም እዮም
ስታሊን ሓቀኛ ወዲ ህዝቢ ትግራይ ክበር ንበር ነዘን መዘና ዘይብለን ዋዕሮታት እናቅ ረብካ ሰሚዕኻ ዘይ ምኖ ልዙብ ዘረበአንን መልእክኽተንን ይበል በርቲዕኽን ቀፅላሉ ነቶም ነውራማት ታሪክ ኣዴታቶም ትግራይ ዘይፈልጡ ደንቆረታት ኣይትስማዓ ንሕና ኣሕዋትክን ተጋሩ ኣብ ጎድንኽን ኣለና ባኣኽን ዝመፀና'ውን ኣይንዕጎሶን ኣትሪርና ክንቃሎሶን ክንኩኑኖን ኢና ኣዶ ትግራይ ዘዋርድ ዝወረደ ዝወድቅ እዩ!!!
No more Sebhat Nega net work in Tigray ❤.Who is Tigray and who is not Tigrway .
ደደብ
❤❤❤❤❤
ኣሰፉ መደናገሪት
እዚ ኩሉ ጸገም ትግራይ ዘምጽኦ ጉጅለ ስብሀት እዩ ክመክክ አለዎ
ደነዝ
አነ ፈልጠልኻ ልብል ጀነራል አነ ፈልጠልኻ ልብል መራሒ ገደል ይእቶ'' ካብ ዋዕላ ምድሓን ትግራይ
Bandatat kieleyou alewom. Tigray selam kitrekib.
ዋእ ዓገብ...ብ ብ ! ! !
>
ኸምዝበሃል ብ ያታ ወለድና ።
ነባር ተጋ/ጀ/ፃድቃን ገ/ትንሣኤ፤ ሕሉፍ ኽቡር ታሪኽካ ብሕይወት እናሃለኻ ባዕልኻ ኣይተበላሽዎ ፤
ብሽማሽም ሪፎርም ፣ ካውንስል ፣ ለውጢ ... ምስ መኻይድኻ/ ዝመስሉኻ ጠላማት ግምባር ብምፍጣር፤ ፀረ-ህዝብ ትግራይ ንዝኾኑ ሓይሊታት ብምትእኽኻብ፤ ብምልዕዓልን ብምስልጣንን ውላድ ጅግና ህዝብ ትግራይ ንዝኾነት ውድበ ህ .ወ.ሓ.ት ብምብታን/ ብምፍራስ ንህዝብና መራሒ ኣልቦ ጌርካ ኣብ ግፍዒ/ እግሪ ፀላእቲ ንምውዳቕ ዝግበር ሽርሕን ተንኮልን ይኣክል/ይኾኖ ብምባል እንካብ ልቢ ብነስሓ ምእራምን ኣብ ፀገም ወዲቑ ንዘሎ ህዝብና ዳግም ምኽሓስን እዋኑ ሓዚ እዩ ፤ ንምንታይሲ ፅባሕ ናይ ኻሊእ ጊዜ እዩ እሞ።
እንተዘይኮይኑ ግን ህዝብ ትግራይ ንቡዙሓት ቤዛ ህዝቦም ዝሓለፉ ጀጋኑ ሰማዕታት ወገናትና ዝፈጠረ፤ ሐዚ'ውን ንህዝቦም እንተይጠለሙ ቓሎም ኣኽቢሮም ኣብ መስመሮም ፀኒዖም ይዝቃለሱ ንዘለዉ ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ዝፈጠረን ዝሕብህብን ዘሎ ብምዃኑ መስመር ሓቅን መንገዲ ጥልመትን ኣፀቢቑ ዝርድኦ > ኸምዝብሃል እንካብ ጠላማት ንላዕሊ ኣርሒቑ ዝእምት ለባም ህዝብ እዩ።
ካብ'ዚ ወፃኢ ብጉልባብ ለውጢ፣ ካውንስል፣ ሪፎርም... እቲ መንገዲ ጥፍኣት/ ኽድዓት/ ብሄራዊ ጥልመት ኽነሰጉሞ/ ኽንደፍኧሉ ኢና ብምባል ናይ ምጭብርባር ተንኮልኩም እንተቐፂልኩምሉ ግን ኣብ መፂኢት ሃገረ ትግራይ ጠላማት ናይ ታሪኽ ሓተላ ተባሂልኩም ንዘለዓለመ ዓለም/ ብውሉድ ወለዶ ህዝብ ትግራይ ተወቀስቲ/ ተሓተቲ ኢኹም።
እዚ ወደሓንኩም፤
> ።