Gitu, our legend we know your contribution and sad that denying your work, amazing sport trainer, as well as cercus Tigray. No worries the truth will come out soon.
Gitu is the first person to start a circus in tigray and an honest person, but tesfay had more connections than Gitu. I remember he was training a lot of kids without payment and did a lot for tigray, and everyone has to respect Gitu. Thank you kezahta show from Canada 🇨🇦
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ን ጊቱ ካሕሳ ክትከፍሎ ይግባእ።
መስራቲ ስርከስ ትግራይ ጊቱ እዩ:: መቐለ ዝዓበየ ኹሉ ልፈልጦ ሓቂ እዩ::
የቀኔልና መናእሰይ ትግራይ አብ ሕማቅ ከይውዕሉ ብዙሕ ስራሕ ዝሰረሐ እዩ
ጊቱ እዩ መስራቲ ...አነ ምስክር እየ አነ ናይ መጀመርታ ናይ ተስፋይ ሰልጣኒ ኔረ ናይ ጊቱ ሰልጠንቲ ሰሪቁ ምስ ወሰዶም ንዓና አባሪርና ቤኪ አሻዒትኦ ጊቱ ኩሉ ነገሩ ተስፍኦ ቅስሙን ከመይ ከምልተሰበረ ክነግረካ አይክእልይ
ጌት ሓወይ ጅግና አቦ ሰርክስ ኪዳነ ምሕረት ሰርክስ ትግራይ ክንደይ ኢልና ክንፅወዖ ዓቀለኛ ቁኑዕ መግለፂ የብለይን የቐይንየልና ቀዛሕታ ❤
ኣይተጨንቆ በረኸት ሓወይ ::
ጌቱ ክቡር ሰብ ትሕትንኡ ኩሉ ነገሩ ዝገርም እዩ ::ምስክር ህዝቢ እዩ ኣኸተመ❤
ጊቱ፣ መስራህቲ ሰርከስ ትግራይ እዩ።
ቀዛሕታ ሓቀኛ ተቃላሳይ ቀፅለሉ ህዝቢ ይፍረድ
ጊቱ ስላየሁ በጣም ደስ አለኝ መንፈሳዊ ሕይወትን አደንቃለሁ በተረፈ እውነቱ ተደብቆ እንዳይቀር እንድል አግኝተሀል በደንብ ተናገር ብዙ መገፋቶች አሳልፈአል የምናውቅ እናውቀዋለን
እኔም አውቃዋለው ምስክር ነኝ
ሓለፍቲ ልምዓት ትግራይ ፀረ ህዝቢ እዮም ካብ ቀደሞም ብወለድን ብግቦን ንህዝቢ መዝሚዞም
ጊቱ ዓብዪ ሰብ በ1992/93 high school ተምሃራይ እንዳሃለና ኣብ baloni stadium የሰልጥነና ነይሩ long live for big brother Gitu Alemseged
ኣጆኻ ጅግና ሓዉናን ኣቦናን ጌቱ ብጣዕሚ አዩ ዘሕዝን ትግራይና ናይ ግቦ ኾይና ተርፋ 😭
መዓረይ ትሕትንኡ ደስ ክብለካ
መንፈሳዊ መምህር እውን እዩ ብጣዕሚ ናይ ተግባር ሰብ ለባም ሰብ እዩ
ጌቱ ናይ ብሐቂ መስራቲ እዩ❤❤❤❤❤
ሓቂ ብእግራ ተሓበኣከየ ብርእሳ ትወፅእ ሓቂ ሓቂ እዩ ኣጆካ ዘሓወይ❤❤❤❤❤❤❤
አጆካ ጀግና ሐውና ሐቂ ሐቂ እያ 💛❤️💛❤️💛❤️💖💖💖💖
ጊቱ ጀግና ፡ ኣይዛካ፡ THE 1ST TIGRAY ...GYMANSTIC MAN....WED MEKELE KULU YFELTSO EYU...NAY EDU AYREKEBEY......STILL U R STRONG...PROUD OF YOU....
ጌት ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ 🥰🥰
ጊቱ ጅግና ሓውና አጆካ ታሪክካ ፈሊጥና አለና 💪
ቤኪ የቀንየልና ንጌቱ ስለ ዘቅረብካዬ
ጌቱለ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
ብሩህ መፃኢ ትግራይ ንዝሓስብ ኩሉ ዕድመን ጥዕናን ይሀቦ።
ጊቱ መስራቲ ኣንሕና እኒኤና ደቂ መቐለ ንምስክር ዋይ
ትግርኛ በደንብ እሰማለሁ መፃፍ ይከብደኛል ልጆች ሁነን ጊቱ ተክለሃይማኖት ቤተክርስቲያን ሰንበት ትምህርት ቤት አስተምሮናል ዋናው የተወበትን ምክናት በደንብ አልገለፀውም አንደኛ በግሩፕ አድማ ተደርጎበት ነው ሁለተኛ መንፈሳዊ ነገር ስለሚያሸንፈው ሙዚቃ ከሰርክስ ጋ አንድ አይደለም እያለ ጥያቄ በማንሳቱ ሶስተኛ በዙሪያው ማንም ሰው ስላልነበረ እና ይቅርብኝ ከንትርክ ከጭቅጭቅ በማለት ሌሎች ጉዳዮች አሉ እርሱ ያውቀዋል ከረዥም ዓመት በኋላ ስላየሁ ጊቱ እግዚአብሔር ካንተ ጋር ይኑር በመልካም ስነምግባር እንዳድግ ያንተ አስተዋጽኦ አለበት❤❤❤❤❤❤❤
እወ ጅግና ሐውና
እወ
ኽዝለ እስኻ ኢኻ ጀግና ሰርከስ ትግራይ ጊይቱ ሐወይ አይዞኻ ሕዝውን እስኻ ጀግንና
ናይ ብሓቂ ሰብ እዩ እዚ እሞ ከምዝኦም ዝኣመሰሉ ክብደሉ ኣይግባእን ንፉዕ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
I am proud of you ጊቱ ሓውና ኣጆኻ ኣምላክ ኣሎ እምበር ናይ ዓድና ትግራይ እኳ ግደፎ ሰበይ ሰብካ ናይ ጉቦ እዩ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ሕልፈት የብላን እና ብጣዕሚ ጠንካራ ኢካ ኣጆካ ኩል ገዜ ኣብ ጎንካ ኣለና ወላ ሐዝም ንስኻ ኢኻ መስራቲ 💪❤️❤️መንግስቲ ኮነ ማሕበር ልምዓት ትግራይ እውን ሓግዝዎ በረከት ኩልግዜ ናብ ሚድያ ኣቅርቦ ኣቱም መፅሓፍ ተሐትሙ ደማ ታሪክ ኣይተበላሽዩ ሐዝም ካልእ መፅሓፍ ክፀሓፍ ኣለዎ ጊቱ መስራቲ ከም ዝኮነ ተስፋይ ደማ ሓቂ ተዛረብ ነታ ትሓልፍ ዓለም ገንዘብ ኣይትፍቶ
ጌቱ ጅግና ❤❤❤❤❤❤ አቦ ሰርክስ
❤❤❤
ጊቱ እዩ መስራቲ❤❤
ጊቱ ጅግና ኢኻ ዉፉይ 🤴👌❤
ካብ ዘገልገለ ዘውደልደለ ጌቱ መስራቲ እዩ ፍተው ጽልኡ
Eti haqi nay Gitu eu zey tezereb ember zey tegeber yelen ❤❤❤❤🎉 Getu🎉 ajoka ❤❤❤
Good to see you ጊቱ ❤️❤️❤️❤️
እቲ ሓቂ ጊቱ ኢና ንፍልጥ እና ነብሲሔር ፀጋይ ሓዱሽ ገጣምን ደራስን ነይሮም
" በትሪ ሓቂ ትሓቅቅ እንበር ኣይትስበርን "
ብዛዕባ ስም ሰርከስ ትግራይ ምውፃዕ ንኣምላክን ንህዝቢ ትግራይ ሂበዮ ኣለኩ ኢሉ ኣሎ ጊቱ ሓውና ለባም የቐንየልና ጊቱ ዕድመይ ጢዒናይ ይምነየልካ
ሓዚ ታይ ንግበር ሕውየት ሕፃናት ተጋሩ ዘሰልጥነሉ ቦታ ሲኢነ ይብለናሎ ኣብ ደገን ኣብ ውሽጥን ዘለኩም ፈተውቱ ኣድነቅቱ ጊቱ ንሰገናት ትግራይ ዘሰልጥነሉ ናይ ቅድሚ ቅድሚያ ዝወሃቦ ቦታ ብከመይ መንገዲ ንሓግዞ ንጊቱ ዝሕግዝ ኦሜቴ ዳያስፓራን ተጣይሹ ገንዘብ ተዋፂኡ ናይ ሰርከስ ትምህርቲ ዘምህረሉ ባይታ ንፍጠረሉ በይዛኩም እዚ ጀግና ሓውና ኣቦ ሰርከስ ትግራይ ለይኮነስ ኣቦ ሰርከስ ኢትዮጵያ ለይኮነስ ኣቦ ሰርከስ ዓለም እዩ ሓዝውን ዝወነ ኣሎ ምስኡ
ቅርሺ መተኣካከቢ ባይታ ይፈጠረሉ እዚ ናይ ምትሕብባር ክዕለት ዘለኩም ሕሰብሉ በዚ ሓውና ኣብልና ሰገናት ትግራይ ነሕውዮም ....
የቐንየልና ቀዛሕታ ሚዲያ (በረከት)ነ
Haki 💯💯✊🏻✊🏻
ትግራይ ንዝኾነለላ ዘይትኾን ንሓሻዊ ትኾን ጥራይ አጆኻ ጌቱ
ጃንዳ ሕወሓት እዩ ንትግራይን ኢ/ያን ዘብረሰ
ኣየ ነገር ባርያ 😂@@karozimathestar929
ሰርከስ ትግራይ ዝመስረቶ ጊቱ እዮ መሰራቲ ሓቂ ዘይንዛረብ ጊቱ ብተፈጥርኡ የዋህ ናይ እ/ሄር ሰብ እዮ አባላት ሰርከስ ትግራይ ሰርከስ ጥራሕ ዘይኮነስ አብ አንዳ ተ/ሃይማኖት ቤ/ክርስትያን እውን ብዛእባ ሃይማኖት የምህሮም ነየሩ ።በረከት እውን የቅንየና ❤❤❤❤❤
የቅንየልና 🙏❤ ጌቱየ
ጀግና ኢኻ ሓቂ ትምንምን እምበር ኣይትብጠስን ብጣዕሚ ግን ዘሕዝን እዩ ሰብ ዝደኸመሉ ክስረቕ እከሎ
❤❤❤we know you and love you Gitu!!! U r so humbel Person. thanks God u are alive!!!
Gitu, our legend we know your contribution and sad that denying your work, amazing sport trainer, as well as cercus Tigray. No worries the truth will come out soon.
እዋይ ሓወይ ኣጆኻ ንዓኻ ዝፈልጡ ብዙሓት ኣለዉ፣ ክንደይ ጊዜ ኢና ናይ እማትና ታሪኽን ስራሕንን እናሰረኩም ክትነብሩ፣ ከድዓት ምስዘለዎ ዘንጨብጭቡ ሓቂ ክወጽእ እዩ።
Ay tigrayyyyy nzkonelaaaaaa zeytkewnnnnnnn Giza newihaaaa emberrrrrrrrr nay gituuuuu haki hzi wetseeeeaaa I rememberrrr Kami 22 amettttt kemziaaaa eluuuuu awgenaaaa neyruuuuu gituuuu ygermmmmm nay egzabhair srahhhhhhh. Thank uuuuuu gutwayyyyy ajoka egzabhair mistommmm hakegnatattt eyuuu. Fetli haki man ember aytbtesnnn
ጌቱ ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መስራቲይ ጊቱ አለምሰገድ እዩ እ/ር ምሳካ ይኩን ጊቱዋኒይ ❤❤❤
ማዕተብ ሓቅስ ያ ትምንምን እምበር ኣይትብጠስን ❤ኣያና ጅግና እኻ ❤🎉
አየ ጊቱ ትግራይ ጊናያት እዮም ሒዞምዋ ዘለው፡፡
Beki, you are outshining, really appreciated!
ፈጣሪ ካሕሳ ይሃብካ ክቡር ኣያና ጊቱ❤
ጊቱዋ ህጽያት መቀለ ❤
ብጣዕሚ የሕዝን አዋይ ጸገም ዝገርም ኢዩ ኣዝዩ የሕምም 🥹
በረክት ተባረክ ግን ይሆሉ ገፊ ለምን አሰፈለገ ትረክስ ትግራይ በኢትዮዽ ታሪክ ቅዴሜ ነበርች አሁን ጠፊታለች ተሰፋይ የሚችል ከሆነ ለምን አሁን አያሳይንም ጌት እስኪቸገር ድርስ መገፊት ጥሩ አይደለም ጌት ንግግር ብዙ አይችልም አጆኮ
ዋይ ትሕትንኡ ደስ ክብል እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክትሽልምዎ አለኩም😢
Kahsa ygbo eyu, Gitu❤❤❤ayzoka🙏🙏🙏
From good wishers,there are a lot of things that need change in Mekele if they let us do it
The one and only ❤❤❤
ሕጂ ኸማን ክምብል በለ እምበር ኣይተኻዕወን ብቁጠባ ንሓግዞ ይቀጽሎ ኣጆኻ ምድረ ሓበሻ ህዝቡ ጅግና ኢዩ መራሕቱ ግን ባዶ።
Good job beki you can also ask the first members who are living abroad. I think they can not lie and side. thank you
እዋይ አቱም ንሀግዞ እዚ ሀዉና በጃኩም ❤
ገጽኩም ትርሓቅ ሓሻዎ ናይ ጊናያት ኮይና ትግራይ🥺🥺🥺ጊቱየ🥺🙏
You're truly hero my coach
ጌቻ ጀግና ይግበኦ🎉🎉🎉
መስራቲ ሰርከስ ትግራይ ጊቱ እዩ ግን ታይ ዋጋ ኣለዎ ካብ ዘገልገለ ዘውደልደለ የሕዝን❤
ቤኪ ሓወይ ንክልትኦም ብግልካ ረኪብካ ኣረዳዲእካ ትክክለኛ ታሪክ ከስነድ ግበር ትክክለኛ ዝኮነ ታሪክ ሒዝካ ኣቅርበልና ግን እዚ ዘባእስ ጉዳይ ኣይኮነን ካብኮነ ግን መስራቲ ኣፍልጦ ክረክብ ግቡኡ እዩሞ ሓድሽ ፕሮግራም ሒዝካ ቅረብ ❤❤❤
ጊቱ ኣለም ሰገደ ጅግና ❤️❤️❤️💪💪💪
ጅግና ዘይ ከብርላ ዓዲ
Bekey hawey ms za Jagn arekaben kehagez kesahalem eya betami Jagn wedi jagenu eyu please arekaben 😥🙏🏻🙏🏻🙏🏻
መውደልደልን ዓማፅን ዘተባብዕ ስርዓት
በረኸት ስለ ለቅረብኻዬ ደስ ኢዩ ኢሉኒ ግን ዝሓቂ ዝፈልጥዋ ቡዙሓት እዬም ጊቱ እዩ መስራቲ
Gitu is the first person to start a circus in tigray and an honest person, but tesfay had more connections than Gitu. I remember he was training a lot of kids without payment and did a lot for tigray, and everyone has to respect Gitu. Thank you kezahta show from Canada 🇨🇦
ጌቱ እዩ መስራቲ ንምንታይ ንተሰፋይ ከም ዝተገበረ ግልፂ እዩ ብደምቢ ይፈልጥ እየ። 1. ጊቱ ኣብ ስርዓት ደርጊ ዘርአዬ ምርእት በቲ ሓዲሽ ስርዓት ሑጉሳት ኣይነበሩን። ግን ጊቱ ከይሓድግዎ ኽእለቱን እቶም ቆልዑ ይደልዩ ስለ ዝነበሩ ቀፂሉ ብኢትዬጵያ ደረጃ ኣፍልጦ ተወሃብዋ ሰርከት ትግራይ ተመስሪታ። ተስፋይ ምስ ረኸቡ ንጊቱ ከም ኣሰልጣኒ ንተስፋይ ከም ስራሕ መካየዲ ማለት ከም ካድረ እሙን ናይቲ ስርዓት ገይሮም ኣብ ኣ.ኣ ሞያ ከይኾነ ፖለቲካ ሰልጡኑ መፂኡ። ቀስ ብቀስ ንጊቱ ካብ ጭዋታ ወፂኢ ኾይኑ ነቶም ቀደም ኪዳነምህረት ልነበርና ብጥቅማ ጥቅሚ ተደሊልና ቀሪና ሰርከስ ትግራይ
ትክክል ወዲ ዓበይቲ ንሱ እዩ እቲ ሓቂ።
ኩሉ ጊዜ ሕንቅሕንቅሊተይ ኮይኑ ዝነብር ነገርዩ! ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብመንያ ትውነን? ብፓርቲ? ብመንግስቲ? ወይስ ብውልቀሰባት???
ዝኾነ ኾይኑ ጌቱ ኽካሓስ ይግባእ።👌
Thank you Kezahta!🙏
ይገርምዪ ናይና ነገር ድካ ለይፍተይ ብዝኮነ አዬካ ጊቱ አብ ጎንካ አለና
አጆካ አየዋኒ 🙏❤
ናይ ብሓቂ በረከት ዓብይ ሰብ ኢኻ ከመዚ ዝተሸዋረሩ ምቅናዕካ ክብሪ ይግበአካ እንተ TDA እቲ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ቀትሪ ፀሓይ ዝፍለጥ እዮም ዝሓብኡ ዘለዎ
ጊቱ ፈላሚ መስራቲ ሰርከስ ትግራይ እዩ ተስፋይ ብዓሻጥርን ንጊቱ ኣባሪሮም እዮም ሸይሞምዎ ስለዝኮነ ድማ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካሕሳ ምስ ምሉእ ምስጋና ክትገብረሉ ይግባእ
ጊቱ ሓውና ነክብረካኢና ንቀዛሕታድማ ቀፅለሉ ክብለካ ይደሊ
ብጣዕሚ ያሕዝን አንህና ንሰምዕ ንሪኦ ብተስፋይ እዩ ኸዝግን ብሚድያ ዘሰልጦኖም ተስፋይ ከምዘይ መስረተ ይምስክርለው
Gituye ❤
ኸብዳም ነገር እዩ፡አጆኻ ጊቱ
Aye gitu btami tenkara seb
Gitu abo dekna meraya habo meraya haymanot meraya kulu aynet sport ika gen kab zegelgele zewdeldel iyu emo fetari gize hibuka nabmentfas abkiuka gize hayal ayzoka fetarin hezben abgonka eyu💪💪💪💪💊💊💊💊
Getu great person please help him he can do it again
Yessss💯💯💯💯Tisfay he don't deserve at all sad sad ❌
Etu haki hizkum bihaki ketiserhu giberiu tesemamiu , mekeal limedu emo li hawna Gitu buzuh astewasio ligebere le Tigray shima ab Alem lefalete jegna nay serces mesrati selelikone etu lideleyo kulu mengisti kone limlketo kulu leseltinelu bota kone mesarhi genzeb kihigez kifkedelu ,kikehas ,elewo Getu hawna bertie fetari yihagizka edme mis tiena temeniyelka 🙏👍🌹🌷❤️💖💜🤎💐
ትግራይ ዓደይ ካብዘገልገለስ ዘውደልደለ ኣይ ጊቱ ንዓኻስ ክብርን መጎስን ምተገበእካ እምበር ታሪኽካ ዶ ምተጭበርበረ ኣይ ግዜ
You are hero ajoka ❤❤❤❤❤
Gitu the humble person, Respect him ❤❤❤❤❤❤❤❤
አጃካጀግናሐውና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Kezhat very good job, about talking you and having chatted ❤
Tgray nay hasewti eya habwo n getu👌
ጊቱ ልክዕ እዩ። ዕድመ ድማ ሂቡዎ ኣሎ እግዚኣቢሄር።
Help him everybody is supporting him
Katet your The best we love 💯💯😍😍😍😍😍
የሕምም ብሓቂ
ቀዛሕታ ብጣዕሚ ጹቡቅ አታኣላልያ ገይርካ ንጌቱ ብዘይምድላው አኽቢርካ ሓሳቡ ክገልጽ ብትዕግስቲ አብዚ አምጹኻ ምቅራብካ ክብሪ ይግባኣካ ኩሉን ሚድያታት ከምዚ ከማኻ እንታዝኾና ሓቂ አይምተቅብረን
ጊቱ ጀግና ሓቂ ልሰማይ ስንቂ
Akk eway getu 😢😢
Tegaru gn beka hamzi elna Dina nnebr ayhlefelkum elni besmeam this shouldn't be a topic especially during this terrible situation
I remember when I was younger. Gatu was a trainer.
ጌቱ ንበረልና አቦ ሰርክስ ትግራይ
Gitu the humble person.
Respect him
ማህበር ልምአት ትግራይ ናይ ሀደ ቤተሰብ እዮ ንብሎ ብምኽንያት እዮ፡፡
Ewayy hawey dhan jegna kulu gizye serah eu zenger🙏❤❤❤❤