"11 ለካቲት ህዝባዊ ባዓል ድዩ"? ክትዕ ብክልተ ትውልዲ ብተጋዳላይ ጠርጣራው ስቡሕን ተክሊት ገብረመስቀልን

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 8 янв 2025

Комментарии •

  • @Brakhe_Show
    @Brakhe_Show  10 месяцев назад +66

    ኣብዛ ሊንክ ኣቲኹም እዚሚዲያ ናብ ሳትላይት ንክምለስ ንብራኸ ሾው ሓግዙ!
    lm.facebook.com/l.php?u=https%3A%2F%2Fwww.gofundme.com%2Ff%2Fhelp-brakhe-show%3Ffbclid%3DIwAR2z_G3Cr9ubbDkHrU4t4L8Vg8Ppp39EECS1mxZSXB_2EniAOta9TFzWDr8&h=AT3Iy51Xl2SS85K_vq68qEIe3oJF_lYltuVbcSGkkdcYW4s0pLk5djcH0kpAstPRNujyRytO-l521XGr3kFMBV7EtQzUEnEAI7xxv9Fibs77IaxBDppL4JqT4qs0gGtdWTTu

    • @noizeygraal1283
      @noizeygraal1283 10 месяцев назад

      0äüo

    • @JohnAlemuAbebe
      @JohnAlemuAbebe 3 месяца назад

      ብራከ ሚድያ እን ጠርጣራው ንዙ ሓድሽ ወለዶ ካብ መንከራ ካልእ ኣየምፅኡይ

    • @JohnAlemuAbebe
      @JohnAlemuAbebe 3 месяца назад

      ዝገርመኒ ና ሐዚ ፀገም ባዕልና ኢና ከይብሉ ውቤ ሚኒሊክ ይሓዋውሱ ህዝቢ ንቃሕ ካብዚ ሰብ ንልዕሊ ከባቢ ክፈላሊ ዝዛረቦ ኩሉ ንከባቢኡ ብቻ ጅግና ዝገብር እዩ ጠርጣራው

  • @fy7383
    @fy7383 10 месяцев назад +25

    ተኽሊት ናይ ብሓቂ ተባዕን ዓቃልን መንእሰይ ብጣዕሚ ንፉዕ

  • @shirealene4436
    @shirealene4436 10 месяцев назад +59

    ተክሊት የቀንየልና ትሕትናካ ከይኣድነቅካ ምሕላፍ ኣይካኣልን ናዓካ ገኒሖም ዘዕበዪ ወለዲ ይባረኩ🙏🙏🙏

  • @abeshalove2007
    @abeshalove2007 10 месяцев назад +151

    ትግራይ ብዙሕ ጊዜ እዚ ዓይነት ብግልፂ ናፃ ምይይጥ የድልያ እዩ ቀፅሉሉ::👍🇻🇳👏👏👏

    • @kiliawta
      @kiliawta 10 месяцев назад

      Listen ዑዕ-ጋመ። Tigrai is on a one way dead end road, that means it is finished. Tigrai is like a sick dying donkey. ትጉራይ ትዕጐት 😂😂😂

    • @kiliawta
      @kiliawta 10 месяцев назад

      ስምዑ ዑዕጋ-መ። ትግራይ ኣብ ሓደ ዕጹው መንገዲ እያ ዘላ፣ ተወዲኣ ሂወት የብላን ማለት እዩ። ትግራይ ከም ሕምምቲ ትመውት ዘላ ኣረጊት ኣድጊ እያ። ትጉራይ ክትዕረ ዘይትኽእል ዝዓነወት ሕማቕ ንብረት እያ። 😂😂😂

    • @ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ
      @ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ 10 месяцев назад

      ወደነይ ዳሓሰዉ ዲዮም እሞ ሕዋሓት ክጠፍእ ጥራይ ዩ ኔአዋ

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 10 месяцев назад

      ገገማ ውጣ የጠንቓይ ልጅ ስለ ትግራይ አይመለከትህም እውቀትም የለህም አማራ ኤርትራ በታሪክ የለም አማራ ማለት የአረብ ቱርክ ስብስብ ባዳና የጣልያን ባንዳ አልረሳንም አንረሳም ዱላው አይቀርም ውጪ አድጊ

    • @medhin8187
      @medhin8187 9 месяцев назад

      ኣየ ኤርጢሪን 😂

  • @hailuassefa6646
    @hailuassefa6646 10 месяцев назад +19

    ጠርጣራዉ ብሱሩ ኣይሰምዕን! ነቲ መንእስይ Big Respect 🙏🙏🙏

    • @wediadigrat2483
      @wediadigrat2483 10 месяцев назад +1

      Tertaraw eba eti Jegna!

    • @EbH767
      @EbH767 10 месяцев назад +1

      It depends on the status of your mind . I never expect all minds to be equal. Vincent Van Gogh never been understood by his people. It takes centuries to crown his idea. This is what I saw on this discussion. TERTARAW as Van Gogh. Heeemmmmm

    • @wediadigrat2483
      @wediadigrat2483 10 месяцев назад +1

      ​@@EbH767 😂😂😂😂 right ?

    • @aelafyfru2513
      @aelafyfru2513 7 месяцев назад +1

      ደደብ

  • @JacobDavid-y2s
    @JacobDavid-y2s 10 месяцев назад +18

    ተኽሊት ተባዕ ሰብ ጎበዝ ኢኻ ብሓቂ ትግራዋይ እዚ አተሓሳስባ ከመዕብል ይግባእ

  • @embaynesh8553
    @embaynesh8553 10 месяцев назад +32

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣቀራራብ እዩ ከምዚ ኢልና ክንቀራረብ ክንደራደር እዩ ዘጥዕመልና
    ሰላም ንዓኪ ትግራየይ💊

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 10 месяцев назад

      ምንም አያገባሽም ምንስ ተፈጠረ መግባባት አለመግባባት አይመለከትሽም ግን በትግርኛ ማን ፃፈለሽ ህዋህት ታሪካዊት ከትግራይ ህዝብ የተወለደች ናት እዛው በርቁ አልንረሳም

  • @atakltilegese5523
    @atakltilegese5523 10 месяцев назад +32

    ንኹለኹም ንመድህን ሓዊሱ ብጣዕሚ የምስግን ።ቀፅልሉ መድህን ። ንትግራይን ተጋሩን ከምዙይ ዓይነት ናይ ሓሳብ ክርክር መፃኢናን ሕርያናን ንፁርን ዕውትን ክኾን ይገብሮ ።❤❤

  • @user-flyuoihf
    @user-flyuoihf 10 месяцев назад +126

    ተኽሊት ተስፋ ዘለካ ጎበዝ መንእሰይ ኢኻ በርትዕ!
    ብሓሳብ ፣ ብዲስፕሊን ብኩሉ ንፉዕ

    • @regbegebremariam1342
      @regbegebremariam1342 10 месяцев назад

      ደደብ

    • @habtomabay5276
      @habtomabay5276 10 месяцев назад +3

      ተኽሊት ~ ዝገርም ፍልጠት ዝንኣድ ዲስፕሊን

    • @Hadera-od7jn
      @Hadera-od7jn 10 месяцев назад

      Lifui lifui inte beliwo nifui nifui zibeliwo yimeslo ! Mihurat ina zibahalu iyom! (A little knowledge is dangerous millions!)

    • @Berhe-m5x
      @Berhe-m5x 10 месяцев назад +1

      Teklit gobez,tebae seb

    • @Setandforget-iu4ry
      @Setandforget-iu4ry 10 месяцев назад

      ​@@regbegebremariam1342 ኣን ታይ ደኣ ኾይንካ ? ዋይ😮?

  • @danielhabte7100
    @danielhabte7100 10 месяцев назад +10

    ብጠዓሚ ጽብቅ ዝርርብ ኢዩ፡ ተጋሩ ሓደ ስጉምቲ ንቅድሚት ከይድኩም ኣለኡም፡ ኣያና ጠርታሮ ግን ኣብ ስሚዓት ኣቲካ ምፍርራሕ ግደፍ፡ ብሓሳብ በድህ። Thank you Medhn.

  • @YohannesHoff
    @YohannesHoff 10 месяцев назад +6

    Thanks Teklit, you are really Voice of the people of Tigray. Medhin you are coming to the track of Jornalism. Keep it up enlighting the people of Tigray!!!

  • @r-peaceofmind
    @r-peaceofmind 10 месяцев назад +80

    ዋውውውው ነዚ መንእሰይ ዓቅሉ ከየድነቅክዎ ክሓልፍ ኣይደልን well done 👍 keep it up mate 👌

    • @solomonabreha2300
      @solomonabreha2300 10 месяцев назад +1

      ዓቅሚ ስለዘይብሉን ተቃውምኡ አብ ተራ ጽልአት ዝተደረክ ስለዝኮነን እብ ቅድሚ ጠርጣራው ጫቁዊት ስለዝኮነእዩ]

    • @tesfaymekonen3914
      @tesfaymekonen3914 10 месяцев назад +1

      ዓቕሊ ኸይመሰሰለካ ጉድለት ብቕዓት እዩ

    • @YonasTadele-q4g
      @YonasTadele-q4g 10 месяцев назад +1

      ብጣዕሚ ጎበዝ ወዲ

    • @RBT._F
      @RBT._F 10 месяцев назад

      @@tesfaymekonen3914 ብቁዕን ፈረቃን እምበር ነታ ከም ጣኦት ተምልክዋ ሕውሓት ስለ ዘየምለከ ክምዘይብቁዕ ይውሰድ:: እዚ ድማ ብሕማም ማርክሲስት ዝተለክፈ ሰብ ጥራይ እዩ ዘመልክት::

    • @selamntgrayadey2059
      @selamntgrayadey2059 10 месяцев назад

      ዋይይይ ኣብ ምንታይ ተድንቆ ?ህልም ዝበለ ድንቁርና ስለ ዘለዎ ድዩ?

  • @AddisPost
    @AddisPost 10 месяцев назад +90

    ዋው! ትግራይ ከምዚ ዓይነት ክትዕ እዩ ዘድልያ! keep it up

    • @Mohdshamz
      @Mohdshamz 10 месяцев назад +1

      ተምሄሩ መድህን ናይ ሕጊ ሙሁር ብቂም ዝዓወረ እዩ ዝመሰል ካብ ብትምህርቲ ዝዓወረሰ ቆርቁረሉ ሰብሕ

  • @DesuMan-bd8ud
    @DesuMan-bd8ud 9 месяцев назад +4

    ነዚ መንእሰይ ብልሑን ትዕግስቱን ፈትየሉ

  • @meharenafisshaye2712
    @meharenafisshaye2712 10 месяцев назад +14

    ተኽሊት ብሓቂ ቡሉጽ ናይ ሕግን ስነስርዓትን ዑጉስ ባዓል ዓቕሊ ❤

  • @gerzhertessema2856
    @gerzhertessema2856 10 месяцев назад +11

    ብራኸ ሸው መድህን ልኽሊቲኦም ምቕራብይ ብትዕግሥቲ ጋዜጣዊ (ሕዝባዊ ) መጠየቕታ ምግባርኺ የቐንየልና እወ ኸዚለ ኣብ ህቶይ መልስይ ህንዲ ልቱ ኃሳብ ብኃሳብ ምእማን (personal attacks ) Emotional ክዋሀብ ሪእና እዙይውን ሀም ጽቡቕ ሪእናዮ ዲሞክራሲ ታይ ምኻኑ የምህረና ። ብዙህውን ሰሚእና ፣ ተማሂርና ዲሞክራሲ ናወዲሰብ መሰረት እዩሞ እቱ ናትግራይ ችግርለ ብዲሞክራሲ ሕዝባዊ መረፃ ፣ ብሀቂ ፣ ተባእነት ድፍረት ምጉኧዝ ጽርየት የምጽእ እዩሞ ብጽቡቕ ስለ ልተዛዘመ ይበል ክንብል ንፎቲ ። ካብ አሜሪካ

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 10 месяцев назад +32

    ተኽሊት ብጣዒሚ እየ ዘምስግነካ ተዕግስትካ ኣጀኻ በሪትዕ❤🙏
    እዚ ስራዓት ግን ዋላ ኣብ ሚዲያ እዩ ዝዕፊን ዘሎ ተጠሊዑ

    • @Kbo27
      @Kbo27 10 месяцев назад +2

      እዞም ንአሽቱ ወለዶ ከም ባዓል ተኽሊት ዝአመሰሉ ንትግራይ እተዝመርሕዋስ ኤርትራዋን ሰላም ምረኸብና

    • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
      @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 10 месяцев назад

      @@Kbo27 😜😜😜እወዶ ሃግደፋ

  • @teklegebremariam7483
    @teklegebremariam7483 10 месяцев назад +14

    ተኽሊት ብሓቂ ጎበዝ ኢኻ።ሓቅን ታሪኽን ኣሳኒኻ ኢኻ ተንቲንካዮ።እቲ ሰብኣይ ፈፂሙ ዝሰምዕ እዝኒ ኮነ ልቅበል ኣእምሮ የብሉን።ካብቲ ፀማም ውድብ ስለ ልመፀ ወናኒ ልሙፅ ኣእሙሮ ከም ልኸውን ፍሉጥ እዩ።ተሰዕግስትኻ ከኣ ይበል እዩ😅

    • @CheerfulDirtBike-bf2mb
      @CheerfulDirtBike-bf2mb 10 месяцев назад

      ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተባረሩሉ ሓሳብ ዘይምርዶኦሙን ዓለም ዘይምርደኦሙን እዪ።

  • @lovejoy1002
    @lovejoy1002 10 месяцев назад +6

    What an amazing young man! Brilliant! you guys are our hope

  • @TsegayGebreamlak
    @TsegayGebreamlak 10 месяцев назад +6

    ዋው ናይዚ ዘመን ፉሊይ ዎሎዶ ኢኻ ቀፅለሉ ከይትፈርሕ አብ ትግራይ ከምዚ ዝበለ ዲስከስ የድልያ እዩ

  • @YemaneFresenay
    @YemaneFresenay 10 месяцев назад +5

    ብጣዕሚ ብሉጽ መንእሰይ 👌

  • @habtomfesseha6089
    @habtomfesseha6089 10 месяцев назад +27

    ተክሊት ሓሳብካ ትክክል ይኩን አይኩን ብዘየግድስ ሓደሽቲ ወድባት ትግራይ ካባካ ክማሃራ አለወን ምይይጥ ብምክባር እምበር ብምፅራፍ አይኮነን እዚ ምይይጥ ናይ ስልጣን ድልየት ጥራህ ዘይከነስ ብስለት ዘለዎ ምይይጥ ዮ ዝደልዮ ህዝቢ ይመምይ ንብስለቱን ንምክብባሩን ግን ነህዝብና ዝምጥን አዮ የቀንየልና ነመስግን

    • @ezanatv2018
      @ezanatv2018 10 месяцев назад +7

      ጠርጣራው ክጻረፍ ከስተናዕቅ ክጀሃር ጥራይ ሰዓት ተወዲኣ።

    • @AskaleWelearegay
      @AskaleWelearegay 10 месяцев назад

      ምክብባር ዘይኮነስ ናይ ተክሊት ትዕግስቲ እንበር በቲ ናይ ጠርጣራው ኣካይዳስ 5 ደቂቃ እውን ኣይምተምያየጡን

  • @MedaGhannes
    @MedaGhannes 10 месяцев назад +8

    ጠርጣራው ጅግና ተሓቢነ ብአኻ ንበረልና አያና

    • @duliti7133
      @duliti7133 10 месяцев назад +2

      ነበረያ ነበረ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ታሪክ ዘንብር ተዝኸውን ታሪክ አክሱማውያን እኹል ነይሩ ስለዝኾነ ነቲ ኸዚ ገጢምዎ ዘሎ ህዝቢ ዝምጥን ፖለቲካ አቅምን ትሕዝቶን የብሉን እየ።

    • @sumurzm6304
      @sumurzm6304 10 месяцев назад

      ጎረቢና😅

    • @haftomlijalem-xu6jk
      @haftomlijalem-xu6jk 9 месяцев назад

      ባህ ዚብል እዩ።

  • @eritreakidanemamaanseba9005
    @eritreakidanemamaanseba9005 10 месяцев назад +3

    ከምዚ ወዲ ዚ ሲ ብዙሓት ተሰዊኦም ይኮኑ 😢 ብዓልዚ ሃገር ክመርሒ ይኩእሉ እዮም ❤

  • @chaeyge8486
    @chaeyge8486 10 месяцев назад +5

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ፡ነገር ግን ናይ ግዜ ገደብ ብማዕረ ክወሃቦም ኣለዎ።
    ምኽንያቱ ብምሉኡ እቲ ግዜ ጠርጠራው ኢዩ ብሒትዎ ጸኒሑ።
    ተኽሊት ግን ኣዝዩ ብሉጽ መንእሰይ ኢዩ።

  • @elizabethgebremedhin9819
    @elizabethgebremedhin9819 10 месяцев назад +1

    ናይ በሓቂ ናይ ወለዶ ፍልልየ ኣብ ተኽሊትን ጠርጣራውን ተራእዩ፣ ተጋዳላይ ጠርጣራው ሕሉፍ ጅግንነቱ ክብሪ ይግብኦ እዩ። ኣብሕሉፍ ተተኺልካ ራእይ ዘይብልካ ምትራፍ ግን ዓቕሊፅበት እዩ። ሽማግለ ሰብኣይ ደቁ ዝኣኽሉ ኣኽቢሮም ሓሳቦም በርግኣት እንተቕርቡ ንሱ ግና ብፀርፊን ዓውዓውን ምንሻው ዘሕፍር እዩ ናይ ውድቀት ምልክት እውን እዩ። ኣቱም መናእሰይ ግን ነዓኹምእውን ኣድናቒትኩም እየ። ትግራይ ተስፋ ኣለዋ።

  • @T24-y6p
    @T24-y6p 10 месяцев назад +32

    ናይወለዶታት ናይሐሳብ አፈላላይ ከምዘሎ መሠረት ዘርይ ክትዕ እዪ :: መድህን ሐፍትና በርትዒ !!❤

  • @dc8625
    @dc8625 10 месяцев назад +57

    ተክሊት በዓል ሞያ ብሓቂ ጅግና ወለዶና 💜💙
    ሕቶ ትግራይ ዝብል መጽሓፍ ተኽሊት ኣለኩም ብቅዓቱን ሞያዊ ብቅዓቱን ክትፈልጡ ተደሊኩም

    • @ለምንይዋሻል
      @ለምንይዋሻል 10 месяцев назад

      ታሪኽ ካብ ሕቑኡ ተሪኹ ንህወሓት ምፅራፉ ዲዩ ጀግና ዘብሎ? ወይስ ክስን ጥርዓንን ስለ ዘቅርቡ ዲዩ ጀግና ዘብሎ?

    • @meharizufan1206
      @meharizufan1206 10 месяцев назад

      ​@@ለምንይዋሻል endiyake ygermenalo wunjelan kisin kof ylkaba buna enaseteka mkisas girm eba 😅 50 amet keymelea tarik aybehalin dea kiblena 😮 dihri 50 amet ezi wedi entay kiserih ehyu 50 amet mulue akatsilu resa😅😅😅

    • @dc8625
      @dc8625 10 месяцев назад +2

      @@ለምንይዋሻል ሕቶ ትግራይ ዝብል መጽሓፍ ኣለካ ዓቅሚ እንተ ለካ ኣንብብ።"
      ጅግና ጥራይ ዘይኮነስ ሓቀኛ ብብቅዓቱ እባ 2ይ ህዉሓት ምጽራፍ ማለት ን ህዉሓት ምድፍር ኢዩ።"
      ቀዳማይ ን ሓደ ስርዓት ምድፍር
      ኢዩ።"
      2ይ ተንቲንልካ ኣሎ ሓቂ ስለ ዝኾነ ጥራይ እዩ ዘይትጻወሩዋ

    • @amanuelmengsteab5384
      @amanuelmengsteab5384 10 месяцев назад

      ​@@dc8625klae dekala kem beal nseka ekum neana eritrawiyan tenekuna zelekum

    • @wxKGebrehiwet
      @wxKGebrehiwet 10 месяцев назад +1

      ኣብ ሱዑድያ ክረክባ ይክእልዶ?

  • @tsegaykahsay5468
    @tsegaykahsay5468 10 месяцев назад +40

    ብጣዕሚ መሕዘኒ!! ምልክት ፀረ-ዲሞክራሲ እቲ ዉድብ እዩ፡፡ ኣነ ዝብለኩም ሰሙዕኒ አነ የፈልጥ ፤ ካሊእ ምንም ከም ዘይፈልጥ ምንኣስ ምንሻው ንዕቀት (ጨብረቕረቕ፤ ሓሰዉቲ፤ ጠንጥኖ፤ ደንበርበር፤ ከሓዲ፤ በአኪ አይልካዕን ፤ ፅንፈኛ፤ ዓቕሚ የብልክን፤ ብጣዕሚ ድኩም ፖለቲካ፤ ወዘተ ዝብሉ ………. )፤ ገና 50 ዓመት ክንፀንሕ ኢና፡፡ ብጣዕሚ ንሓዱሽ ወለዶ ንዕቐት ዝተመልኦ ዘረባ፡፡

    • @pawloshaben9730
      @pawloshaben9730 10 месяцев назад +1

      ርእሶም ኣየሐድሱን ገና ብዙሕ ኣጉናድ ክውድእልና እዩም በዓል ጠርጣራው ንክበስሉ

    • @dohan1.0
      @dohan1.0 10 месяцев назад

      መንእሰይ እንትጋገ ኣይትኣርሞ ድዩ. ተኽሊት ኣብምንታይ ከምዝተጋገየ ዘይምፍላጥካ ካብ ዓበይት ክትማሃር ግድን እዩ

    • @pawloshaben9730
      @pawloshaben9730 10 месяцев назад

      @@dohan1.0 ክክክክ ብጸርፍን ትዕቢትን ኣብ ህዝቢ ምሽጋጥን ድዩ እቲ ትምህርቲ? ካብ ጠርጣራው ዝመሃሮ የለን ብጀካ ጸርፍን ሕሶትን ብደዐን። ጠርጣራው ልዕሊ ሚልዮን ህዝቢ ምጥፍኡ ኣይዓገበን 6ሚልዮን እተጠፊኡ እዩ ተሳዒርና ዝበሃል ይብል ኣሎ። እዚ መጥፍኢ ወለዶ

    • @tsegaykahsay5468
      @tsegaykahsay5468 10 месяцев назад +1

      @@pawloshaben9730 1. ናይ ምብሳል ተፈጥረኣዊ ባሕሪ የብሉን፡፡ ካብ ምብሳል ምሕራር ዝመርፅ እዩ፡፡
      2. ንምብሳል/ንምሕራር ከዓ አጉናድ ዘይኮነ ዝበልዕስ፤ ወሎዶታት ዝበልዕን ዘብርስን እዩ፡፡

    • @tsegaykahsay5468
      @tsegaykahsay5468 10 месяцев назад

      @@dohan1.0 3. So, can you clarify it please?

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 10 месяцев назад +3

    ጀግና አያና እድመን ጥዕና ይሃብኻ አንዲ ህዝቢ ትግራይና ኢካ ተጋዳላይ (ጠርጣራው )💪💪💪💪💪💪💪💪
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfamichaeldesta3483
    @tesfamichaeldesta3483 10 месяцев назад +3

    Thanks ተክሊት ህዝቢ ህዝቢ ዩ ሓይልና ኢሉ ክዝምር ኣይግባእን ህጻናት ክውለዱ ሕውሓት ዮም ሃገራዊ መዝሙር ኣይኮነ

  • @muezgezahgn1000
    @muezgezahgn1000 10 месяцев назад +32

    ፅቡቕን መምሃራይን ክትዕ እዩ ነይ thanks you all 🙏🙏🙏

  • @mikitigray8139
    @mikitigray8139 10 месяцев назад +37

    ትግራይ ሓራ ንምግበር እዩ ነይሩ እቲ መስዋእቲ
    11 ለካቲት ትግራይ ዘይኮነስ ኢትዮጵያ እያ ክተኸብር ነይርዋ

  • @TseguAnania
    @TseguAnania 10 месяцев назад +16

    ትኽክል አገላልፃ ታሪኽ ለካቲት 11 ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ እዩ። አንፃር ወፅዓ ህዝቢ ትግራይ ሓሳባት ዝፈልፈልሉ መዓልቲ እምቢታ ንገዛእቲ ደርቢ አይንብርከኽን ዝበሉ መናእሰያት ዝተወደብሉ ክብርቲ ዕለት። መሰረት መፃኢት ሃገረ ትግራይ እያ።

    • @duliti7133
      @duliti7133 10 месяцев назад

      do you mean Tigrians are out of Tplf opperesion

  • @kidestm2193
    @kidestm2193 10 месяцев назад +3

    ጠርጣራው👏👏👏👏👏❗️❗️❗️

  • @samnatu3828
    @samnatu3828 9 месяцев назад +2

    Wow it reminds me mengstu hailemariam speeches when እምቢ ያለ ሰዉ ሳንጃ ኣጉርሶዉ ጠርጣራዉ please we love you but you are solid

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 10 месяцев назад +14

    የቀንየልና መዴህን ሐፍትና ንዝ መደረክ ምምፃእኽ ንዝ ጀግና ሐውና ጠርጣራው ሐውና ዝለዕለ ክብር እለኔ

  • @wediharegot1707
    @wediharegot1707 10 месяцев назад +15

    ብራቮ መድህን
    ዙ መንእሰይ ሓውና ለ በሊሕ ብሓቂ።
    እንተ ጠርጣራው እሞ ታይ ክንፀውየሉ😄😄

  • @mulugetakide964
    @mulugetakide964 10 месяцев назад +21

    ኣዋጅ 11/1987፣ ዓንቀፅ 2(ሀ): 'ለካቲቲ 11 ልደት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ' ይብል እቲ ሕጊ፡፡

  • @ባንኪሙንወዲትግራይ
    @ባንኪሙንወዲትግራይ 10 месяцев назад +1

    ስለ የካቲት 11 ኣገላልፃ ብ ተጋዳላይ ጠርጣራው ብጣዕሚ ኢና ነመስገን 🙏🙏🙏

  • @YibelGebregziabiher
    @YibelGebregziabiher 2 месяца назад

    ጅግና ጠርጣራው ንዝሃብካና ሰፊሕን ዓሚቕ ታሪካውን፣ ኢኮኖሚያውን ፖለቲካውን መረዳእታ የቐንየልና። እዝወዲ ተክሊት ድዮም ኢለምዎ ዝዛረቦ ክሳብ ዝፈልጦ ይቕረ ንበሎ።

  • @Grmabby
    @Grmabby 10 месяцев назад +8

    ንዕቐት ጥራሕ ዝባና ሪአያ

    • @kinfetsehaye2636
      @kinfetsehaye2636 10 месяцев назад

      Well said... Eta kalka ab hiwetey kitkemela eyd

  • @tsegaywelde
    @tsegaywelde 10 месяцев назад +18

    ጠርጣራው ከምዚ ዓወፅወፅ ትብለካስ ንሰራዊት ውግኣት ትግራይ ድምፂ ዘይትህብ ደኣ

    • @goitomabadimahari
      @goitomabadimahari 10 месяцев назад

      ንገርዎ ቅርሺ በሊዒ ይመሰለኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @haftomteklemedhn3810
    @haftomteklemedhn3810 10 месяцев назад +16

    ዋው ተኽሊት ኮሪዐልካ❤❤❤

  • @GetachewHaile-x5k
    @GetachewHaile-x5k 10 месяцев назад +1

    ናይ ጠርጣሮው ቃለመሕተት ዘይከነሰ ቃለ ቃንዛ !!

  • @Gyoutubeme
    @Gyoutubeme 10 месяцев назад +1

    ተጋዳላይ ጠርጣራው ብጣዕሚ ነመስግን !!

  • @tesfaynuguse2447
    @tesfaynuguse2447 10 месяцев назад +46

    Great analysis Teklit and wonderful discussion

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 10 месяцев назад +25

    Brakhe show- great job this kind of debate is what needed in Tigray not hiding in office. Others should come out in the medias tell the people of Tigray what your vision for Tigray.

  • @mulugetakide964
    @mulugetakide964 10 месяцев назад +35

    Great analysis, Teklit.
    Tertaraw is also clear in his own merit.
    It is critical that we remain civil in our discussions.

    • @mikeyfutbol3561
      @mikeyfutbol3561 10 месяцев назад +2

      I just hope it doesn’t have any kind of hidden agenda, because our enemies are working tirelessly to dismantle Tigray nonetheless very civil discussions.

    • @mulugetakide964
      @mulugetakide964 10 месяцев назад +1

      ​@@mikeyfutbol3561Surely, they are. However, the best defense we have got is clarity of thought. TPLF's is dead, and a new, nationalist narrative should be built around which we all can embrace.

    • @ggiorgisberhanetemanu1796
      @ggiorgisberhanetemanu1796 10 месяцев назад +1

      @@mulugetakide964 ብሱል ሓሳብ

    • @eyobyat
      @eyobyat 10 месяцев назад

      ​@@mulugetakide964 how is tplf dead with 500,000+members?just becouse you don't like it, it is dead? that's very Ethiopian, destroying at each step, than building better on top. No one can destroy TPLF except itself, if need for it.

  • @TesfayGebrekidan
    @TesfayGebrekidan 10 месяцев назад +1

    ፅቡቅ ምይይጥ ቀፅልሉ ብተለይ መድሂን ከምዙይ ዓይነት ስራሕ ንኽተበርትዖ ብዝከአለና ንሓግዛ።

  • @TeameSeyoum-y5j
    @TeameSeyoum-y5j 9 месяцев назад +2

    ጠርጠራዉ ጀግና

  • @zuryashkassa4177
    @zuryashkassa4177 10 месяцев назад +3

    Brakhe show handles interviews with professional manner.❤ In this one though I see our young ones not only knowledgeable but also descent. This gives hope to Tigray people that we have great leaders ready to go.👌💐🥰
    ትግራይ ምሩፃት ምውላድ ትፈልጥያ!🙏

  • @hagosmeresa1157
    @hagosmeresa1157 10 месяцев назад +9

    #ጠርጣራው ትኽክለኛ መግለፂ ህወሓት ዩ፡ መለለይኡ ከዓ ደረቕ ድንቁርና።
    #ተኽሊት ብሱል መጓቲ ርጉዕ ሰማዒ።
    #ብራኸ_ሾው ቀፅልሉ!!!

  • @kasahunaregawi2051
    @kasahunaregawi2051 10 месяцев назад +43

    ኣነ ይሓዝን ጠርጣራው ክዛረብ እንከሎ ሐዚ እውን ውድብን ህዝብን ምፍላይ ኣብይዎ ኣሎ

    • @Alex-ry3rb
      @Alex-ry3rb 10 месяцев назад +2

      ናይ ሕዉሐት አፍ እዩ ዝዝልዝል ዝኒሀ.

    • @EphremGech
      @EphremGech 10 месяцев назад

      አረ በጃኻ እኔኻ ዘተማሃረ ሙሁር

    • @Haftom030
      @Haftom030 10 месяцев назад

      Gn kemey malet eyu wediben heziben?

    • @Robeltek
      @Robeltek 10 месяцев назад +2

      ወይለይ ትማል ትማል ቅድም እዚ ኪናት ምጅማሩ ህወሓት ማለት ህዝቢ ትግራይ ማለት ኢዩ ህዝቢ ትግራይ ማለት ድማ ህወሓት ማለት ኢዩ ትብሉ ዘይነበርኩምን?

    • @yohansgebremeskel6666
      @yohansgebremeskel6666 10 месяцев назад +2

      We are the same weyane and Tgray peple

  • @Mqnay
    @Mqnay 10 месяцев назад

    ዋው ክቡር አቦና ዝገርም ትንተና ኣዳሚፀ ኣዳሚፀ ክፀግቦ አይከአልኩን ደሞ ምድምማፅኩም በጣዕሚ ደስ ትብሉ ብሓፈሻ ግን ኮሪዓ

  • @HalekaTesfu
    @HalekaTesfu 7 месяцев назад

    ተክሊት ናይ ብሓቂ ጅግና ኢካ ከምኡ ገይርካ ኣረደአልና ነዞም ደናቁር ካድረታት ህወሓት

  • @biniyamhaghos5391
    @biniyamhaghos5391 10 месяцев назад +20

    ጠርጣራው ብጣዕሚ ጽቡቕ ንስኻትኩም ብሂወት ከለኹም እቲ ምትሕግጋዝ ምስ ናይ ሰሜን መቓልስትኹም ዝነበሩ ዕርቂ ግበርሉ ነዚ ህዝቢ ።

    • @duliti7133
      @duliti7133 10 месяцев назад +1

      ኤርትራ ትምነያ ሞይትኽን ትተርፋ

    • @biniyamhaghos5391
      @biniyamhaghos5391 10 месяцев назад

      @@duliti7133 እንታይ ማለትዩ ኣይተረድኣንን ሞይትክን ትተርፋ

  • @HADASRAYA2013
    @HADASRAYA2013 10 месяцев назад +10

    ተኽሊት ይበል ናይ ዘመኑ ፖልትካ ዝምጥኒ እዩ ከም ተኽሊት ዝበሉ መናእሰያት ሕዝኽ ብምምፃእኽ መድህን ሐዚ ፅቡቕ ስራሕ ጀምርኽ

  • @dgycefhvfdcyfecycf7122
    @dgycefhvfdcyfecycf7122 10 месяцев назад +6

    ጠርጣራው ጀግና ተጋዳላይ ❤💛✊

  • @kiflomdrar1047
    @kiflomdrar1047 10 месяцев назад +5

    እዞም ሰብኣይ ስምዒት ወለዶ ዘየንብቡ ሓሳባት ምጥርናፍ ዝኣበዮም ኮይኖም ዝስምዕካ ብዝኮነ ጽቡቅ መደብ ኣቅራቢት መድህን ከምቲ ልሙድ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel7461 10 месяцев назад +1

    ደስ ክብለካ ኣቅኒእኩምና ተጋሩ ጀጋኑ .መድሂን ተባዕ ጋዘጠኛ .

  • @MehariGidey-d1n
    @MehariGidey-d1n 10 месяцев назад +34

    Teklit keep it up u r really lawyer I appreciate your patience!!!

  • @GebreGere-s2y
    @GebreGere-s2y 10 месяцев назад +5

    ጅግና ጠርጠራው ኣኩርዕካና❤❤❤

  • @selamnidika6660
    @selamnidika6660 10 месяцев назад +12

    ክልተ ዘይራኸብ ሰባት ኣምፂእኪ። እቲ ሓደ ሳይንስ ዝተማህረ እቲ ሓደ ድማ ኣብ ኣኼባ ዝሰምዖ ሸምዲዱ ዝልፍልፍ።ንቐፃሊ ተመጣጣኒ ፍልጠት ዘለዎም ሰባት ኣቕርቢ።

    • @CheerfulDirtBike-bf2mb
      @CheerfulDirtBike-bf2mb 10 месяцев назад

      ኣነ ብዝበልኽዎ እየ ዝረዳዳእ ።ረእይዎም ካድረ ህወሓት ዝበልናዮ ስሙዑና።ጠርጣራው ን እቶም ለዓለዎት ዝበሃሉ መራሕትን ናይ ሓሳብ ኣፈላላይ የብሎሙን።
      ጎደሎ ተነጊርዎም ኣይሰምዑን።እዞም ሰባት ብኽብሪ ከይተዋረዱ ንዝሰርሕዎ ፅቡቅ ነመስግን።

  • @MebrahtenMebre
    @MebrahtenMebre 10 месяцев назад +14

    ተኽሊት ዓብዪ ሰብ ጅግና ❤❤❤❤

  • @URCristianoFun12
    @URCristianoFun12 10 месяцев назад +8

    ተጋዳላይ ጠርጣራው the best, I really appreciate his political expression.

    • @tsegu6068
      @tsegu6068 10 месяцев назад

      Birds of the same feathers flock together 😂😂😂

    • @አነኢየኤርትራ
      @አነኢየኤርትራ 10 месяцев назад

      ጠርጣራ አብ ተግባር ዘይከውን ከም ማርኪዝም ሌሊኒዝም ፊሎሶፊ ሓሳብ ጸሎት እምበር አብ ቦይታ የለን ምክንያቱ ንስካ ከምትደልዮ ዘይኮነስ ሀዝቢ ከመወ ዝደልዮን ኩነታት ከም ዘጋጥመካን ኢዩ። ጠርጣራ ከም ሳጉኡ ጥርጥር ! ጥርጥር! አብዚሁ።

  • @Millena-c5o
    @Millena-c5o 10 месяцев назад +12

    ዓቅሚ ብደርፊ እምበር ብፖለቲካ ውሱን እዩ ጎበዝ እኴ::

    • @duliti7133
      @duliti7133 10 месяцев назад

      the old man was not a politician he was he was a solder and singer there after he got to isreal due to displin problems

  • @ካብቲክቶክ
    @ካብቲክቶክ 10 месяцев назад +5

    I love you ተጋሩወኒ from Eritrean ሓዉኩም፡ ገን ነሃገር ተቃለሱ። ቀኔአ ገን ካብ ዘለኩም መሰል ናይ ምዝራብ።

    • @mulugetakide964
      @mulugetakide964 10 месяцев назад

      ከምዚ ስርዓት ሒዝና ዓዲ ክንምስርት ተስፋ'ንገብ፤ ናይ ዓመፅቲ ዓዲ ምእንቲ ከይንፈጥር።

    • @amanuelmengsteab5384
      @amanuelmengsteab5384 10 месяцев назад

      Kkkkk entay kbelue kenti emni dehar kea kab ethopia kfeleyu kebid eyu

    • @soliyoki9175
      @soliyoki9175 10 месяцев назад

      Kemaka zebile Eriterawi yeblnan duhul ferki god ka mesom tekown wedi ataret

  • @fissehagideygebremedhin
    @fissehagideygebremedhin 10 месяцев назад +24

    Thank you, Medhin, for bringing the old guards vis-à-vis the new generation. Teklit, thank you for your well-articulated analysis and for representing your generation as it should be. Also, thank you both for your patience.

    • @Neverforget2020
      @Neverforget2020 10 месяцев назад

      I don’t see that ! Accepting a new Generstion Like Abyi Ahmed and Rehecting the old one with out is unacceptable and is ignorance !

    • @MikeJr-lu1oe
      @MikeJr-lu1oe 10 месяцев назад

      Because u are a Marxist communist​@@Neverforget2020

  • @woinshetkassaye7174
    @woinshetkassaye7174 10 месяцев назад +1

    ጠርጠራው ጅግና ወዲ ትግራይ ንዞም ክልተ ባንዳታት ጥራሕ ዝባኖም ዛውፀኤ ጅግና እዩ። አብ ባይታ ዝነበረ: ጅግና ተቃላሳይ ሎማአልቲ ንዚኦም ባንዳታት ናይ ሕዝቢ ትግራይ ናይ ዘመናት ቃልስን መስዋዕትነትን ዝክሕዱ ሕማቃት ተጋሩ መሲሎም ካሊዕ ተልዕኾ ዘለዎም ውልቀሰባት ውርደቶም ተሰኪሞም ከይዶም። ዕድመን ጥዕናን ንጅግና ተጋዳላይ "ጠርጣራ" ይኹነለይ❤❤❤

    • @Setandforget-iu4ry
      @Setandforget-iu4ry 10 месяцев назад

      አረ ንሰልጥን እንታይ እዩ ባንዳ ማለት ።
      ብዙ ናትኪ ኣበሃሃላ ኮ ኩሉ መንእሰይ ትግራይ ባንዳ እዩ ማለትኪ እዩ ።

    • @woinshetkassaye7174
      @woinshetkassaye7174 10 месяцев назад

      @@Setandforget-iu4ry ኪድ ንስኻ መን ኢኻ ንስኻ ንኹሉ መንዕሰይ ትግራይ ወኪል ዝገበረካ። እቲ ምይይጥ ፁቡቅ እንድዩ ክደግመልካዬ ዞም ከምዚ ዝአመሰሉ ባንዳታት ጊና ብድሕሪት እንታይ ተልዕኮ ሂዞም ከምዝመፁ አይተረዳዕካዮን። ብዝኾነ ባንዳ ካፍንፍኒ መዕትዩ።

    • @Setandforget-iu4ry
      @Setandforget-iu4ry 10 месяцев назад

      @@woinshetkassaye7174 😄😄😄 ባንዳ እንታይ ማለት እዩ ። ህወሓት ንዝተቃወመሰ ባንዳ ? ንሰኺሰ ከኣ ፍልይቲ አምባገነን ኢኺ ። ዝተፈለየ ሓሳብ ንዘቅረበሰ ባንዳ ። አረ ድሕረት እዩ እዙይ ንቅሒ ።
      ኣብ ትግራይ ድኺ ትቅመጢ ወይሰ ወፃኢ ?

  • @heartandsoul4202
    @heartandsoul4202 8 месяцев назад +1

    ጠርጣራው፣ ሃሳብካ ቀስ ኢልካ ክትዛረብ ትክዕል ነይሩካ። እናተጻረፍካ ናይ ውልቀመላኪ ባሕሪ እዩ አሪኢካ። መሕፈሪ! Teklit and Medhin, I really appreciate your composure. Teklit you made your points. That's what matters.

  • @yonasmulu6242
    @yonasmulu6242 10 месяцев назад +11

    ህወሓታውያን ምኽንያት ጥፍኣት ትግራይ እዮም።

  • @fitsummeles5123
    @fitsummeles5123 10 месяцев назад +12

    መኔኦም እዮም ግን ዓበይቲ ትዕግስቲ ዘይገብር ጠርጣራው ክሳብ ዝውድእ ተኽሊት ለ ሕይል ቀል ኣይትሰከፍ

  • @almaz.8056
    @almaz.8056 10 месяцев назад +4

    Tertaraw you are very good analyst, we are proud of you

  • @shewitfirst1759
    @shewitfirst1759 10 месяцев назад +1

    ወዲ ስቡሑ ብጣዕሚ ዝፈትወካ ❤ ብዛዕባ ትግራይ ክትዕ ክፅል አለዎ❤❤❤

  • @TemesgenAmaha-p9m
    @TemesgenAmaha-p9m 10 месяцев назад +1

    ጠርጣራው ዕድመ ይሃበለይ ኣያይይይ
    መድሂንለ ጋዜጠኛ
    ምሰሊ ነፃ ኹኒ ከምዚ ምስ ተኽሊት ተማኺርኩም ዝመፃኹም መሲልኩም!!

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 10 месяцев назад +4

    ብጣዕሚ ብሱል ምሁራዊ ትንተና እዩ ብኹቡር ኣያና ሓውናን ናይ ሰለስተ ምዕራፍ ተቓላሳይ ሰነ ጥበባዊ ጠርጣራው ስቡሕ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ!!! ፅቡቕ ምይይጥ እዩ::

  • @kindman4130
    @kindman4130 10 месяцев назад +6

    መዲ ከመዚ ዓይነት ከም ኣቦን ውልድን ምክብባር conflict of interest ምቅድዳውን ስምዒትን ፍልጠትን ብምክታዕ ክልመድ ምግባር ፅቡቅ ፕላት ፎርም እዩ ቀፅልሉ❤

  • @agaziT
    @agaziT 10 месяцев назад +14

    dear Medhin, thank you for bringing old and new generations in front of the camera.there is still a big gap between the two generations.keep up the good work 👍

    • @edentesfaye6195
      @edentesfaye6195 10 месяцев назад +1

      The kid lies and the old trying to correct that’s the difference!Stand with TPLF!!

    • @አማንኤቢ
      @አማንኤቢ 10 месяцев назад +1

      @@edentesfaye6195 You are the one lying here, we the young generation are tired of Tplf enough is enough!

    • @amanted6411
      @amanted6411 10 месяцев назад

      ሰበይቱ ኪክትኪት ዚሃደር ዚተባአሱ ከታኣሪቅ ዪወአል አዩ ነገሩ😊

  • @robelfissehaye8958
    @robelfissehaye8958 10 месяцев назад +4

    wow it's the best negotiation ever I heard. thank you all of you it's a great lesson for us.

  • @mussiemehari5482
    @mussiemehari5482 10 месяцев назад

    ብልጽቲ ጋዜጠኛ መድህን።thank you.

  • @AmanuelHagos-d2l
    @AmanuelHagos-d2l 10 месяцев назад +11

    Genious teklitey big respect medhin also

  • @ashenafig.michael7076
    @ashenafig.michael7076 10 месяцев назад +8

    እራቁታቸውን አስቀራቸው!!! አወይ የዚህ ጊዜ ወጣት ጦጣ ሆኑ😢😢 ጠርጣራው የቀንየልና❤

    • @Pahhero
      @Pahhero 10 месяцев назад +3

      Ayekeniyeka donkoro

    • @duliti7133
      @duliti7133 10 месяцев назад +1

      ነፃ ካብ ፍልጠት ጉሒላ

  • @luwamgessese8462
    @luwamgessese8462 10 месяцев назад +6

    ንተኽሊ ፈቴዮ ዑጉስ ጎበዝ ፈላጥ 98% ኣያና ጠርጣራዉ ዋዉ100%❤❤

  • @ሰብኣሎዶ
    @ሰብኣሎዶ 10 месяцев назад +2

    ናይ በሓቂ ዓቢ ኣይትጸውዕ ለባም ጸውዕ ይብሃል😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @meselehaile-j7p
    @meselehaile-j7p 10 месяцев назад +1

    Teklit you are so smart keep it up brother .thank so much medhin!!!

  • @hagosmeasho3204
    @hagosmeasho3204 10 месяцев назад +6

    She is smart and respectful journalist.

  • @zuryashkassa4177
    @zuryashkassa4177 10 месяцев назад +4

    ብራኸ ሾው የቐንየልና!🙏 ዝተፋላለየ ኣታሓሳስባ ኣብ ሓደ መድረኽ ናይ ምትእንጋድ ፃዕርኺ ኣዝዩ ዝናኣድዩ።❤
    ሓፈሻዊ ምኽረይ ንተኻታዕቲ ኸዓ ኣብ ሓሳብ ጠመተ ጌርካ ክንዲ ምክታዕ ቆልዓ ኢኺ ዙ ወደይ ዛጓለይ(ከም ሕጫጨ ዝመስል) እንተዘይተጠቐምና ፅቡቕዩ። ናይ ንሓዋሩ በሳላት መራሕቲ ዝኾኑና ተበገስቲ ኸይንዓግት።

  • @ezanatv2018
    @ezanatv2018 10 месяцев назад +9

    ተኽሊት ኣዝዩ ብሱል መንእሰይ።

  • @Mackmilan-g2b
    @Mackmilan-g2b 10 месяцев назад +2

    ኣርእስቲ እቲ ኣጀንዳሲ ቃለ መሕትት ምስ ጠርጣራው ክባሃል ነይሩዎ፤ተኽሊትሲ ዳርጋ ኣይተዛረበን ምባል ይክኣል።እቲ ዝገርም ነገር ግን ተኽሊት ካብ ዝተዛረበን ነጥብታት ምሓዝ እንትክኣል ናይ ጠርጣራው ግን ዕንክሊል ይበዝሖ!!

  • @MekelleAdey
    @MekelleAdey 10 месяцев назад +1

    Quite interesting! I really appreciate the Journalist for the way she handled the situation. One comment though, I could see a little bit of your political affiliation despite being a moderator. I appreciate your respect to the veteran TPLF/Artist despite his arrogance. Tertaraw is so outspoken quite impressive; but I have reservation, personal attacks ...
    Teklit was excellent. Some of his analyses seem to come from literature/ Theories; but they give a lot of sense. Probably , such and such fresh perspectives are what we need right now as a means to move forward. Thank you Brakhe!

  • @TsigabWelday
    @TsigabWelday 10 месяцев назад +8

    ጠርታራ ሓሳብካ ኣይ ግድንን እቲ ንኡስ ግን ተስፋ ዘለወ ይመስል

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 10 месяцев назад +16

    ግደፍ ጠርጣራው :: ሓይሊ ዝመለኦ ዘረባታት እንዳተዛረብካ ኣይትዓብልሎም ::

    • @fghdf7198
      @fghdf7198 10 месяцев назад

      ​@@zaebakulu8553ኣመልሕዋሓት ዘንጨብጭበሎም እንበር ዝምጉቶም ኣይፎትውን

    • @neguGebre-dg1nx
      @neguGebre-dg1nx 10 месяцев назад

      ​@@zaebakulu8553ከም ጨዉ ሕቐቒ ጨናዊት እዚ ኩሉ መንእሰይ ኣፅኒቶም ጅግና ጅግና ኦናተፃወተስ

    • @neguGebre-dg1nx
      @neguGebre-dg1nx 10 месяцев назад

      ​@@zaebakulu8553ድቓላ ደርጊ

    • @soliyoki9175
      @soliyoki9175 10 месяцев назад

      Ati galza shermuta shuk bile

    • @CheerfulDirtBike-bf2mb
      @CheerfulDirtBike-bf2mb 10 месяцев назад

      ​@@soliyoki9175ዘይትረብሕ ፍጥረት ።ንመድህን ዘፅርፍ ኣብዚ ጉዳይ እዚ እንታይ ኣሎ? ደደብ

  • @Millena-c5o
    @Millena-c5o 10 месяцев назад +7

    ጌጋ ጌርኪ መድህን:: ክርክር እንተኾይኑ ምስዝመጣጠኑ ክኾኑ ኔርዎ::

  • @የራያውመብረቅ-ኸ8ከ
    @የራያውመብረቅ-ኸ8ከ 10 месяцев назад +1

    ብራኸ ሸው ፅቡቕ ስራሕ እዩሞ ቅፅልሉ

  • @ቀሪንገረመው-ጸ8ከ
    @ቀሪንገረመው-ጸ8ከ 10 месяцев назад +1

    ጠርጣራው ናይ ምይይጥ ዓቕሚ ኣየጥረየን፣
    ጠርጣራው ብትምህርቲ ኣይሰጎመን፣
    ጠርጣራው ህወሓት እንታይ ምዄና'ውን እዩ ኣቃሊዕዋ፣
    ብኽብሪ ኪመያየጥ ተዓዲሙ ፣ እንተ ኾነ ሥነ ሥርዓት ኣይፈልጥን።
    ጠርጣራው ዚኽእል ፀርፊን ደርፊን ፣
    ዓለምን ተኽሊትን ተሓንቢቦም፣ ጠርጣራው ግን ኣብ ደደቢት ኣብ 70ታት ምስ ተሽኽለ ኣሎ።
    ጠርጣራው ስድነቱ ዘይስቆሮ ኮይኑ እንዳሃለወ ንኻልኦት ስዲ ይብል ዘይሓንኽ:
    ተኽሊት ወዲ ትግራይ፣
    ንፉዕ ተምሃራይ፣
    ሓያል ተመራማራይ:
    ዓቃል መስተዋዓላይ፣
    ኣሰራሰርካዮ ንፈላጥ እየ በሃላይ::
    እንትርፊ መልሓስ ዘይብሉ እዝኒ:
    ንበይነይ ክዛረብ ፅን ኢልኩም ስምዑኒ:
    ኪብለኩም ውዒሉ ኣነስ ገሪሙኒ::
    እንተ ንስኻሞ ናይ ብሓቂ መሊኽካዮ:
    ንመዋእሉ ሂብካዮ ገዛ ዕዮ:
    ግናኸ እምኒ እንተወደቐካ ወዮ: እንተወደቕካዮ ወዮ::

  • @alemsegedzeru9441
    @alemsegedzeru9441 10 месяцев назад +5

    ጠርጣራዉ ከየድነቅ ክዎ ከሓልፍ ኣይከኣልን waw good conversation keep it

    • @duliti7133
      @duliti7133 10 месяцев назад

      ከካብ ጦርነት ዝኸሰበ እዩ ሕወሓት የድንቅ

  • @Asgodommenges-jh3co
    @Asgodommenges-jh3co 10 месяцев назад +22

    ነጥቢ ብነጥብማ ጠርጣራዉ ኣይተዉግዕን
    ተኽሊት በስነስርዓት እዩ ዘቕርብ
    ብኹርያን ብሓይልንማ ንስኻ ኢኻ

  • @frehiwottassew9040
    @frehiwottassew9040 10 месяцев назад +6

    ናይ ብሐቂ እትመሰረት ስለዝፈርሑ ምኳኑ ክስመረሉ ዝግባእ ሐቅን ሐቅን እዩ

  • @Haylewedimhrey
    @Haylewedimhrey 10 месяцев назад

    ጠርጣራዉ ኣደብ ተዝገብር መሐሸ ሃይለ ቃል ምምልላስ ኣየድልን