እዋናዊ፡“ውድብና ንምድሓን ምንቅስቓስ ጀሚርና ኣለና”|| መድረኽ ናብ ጉባኤ ዘይኣተዉ ማእኸላይ ኮሚቴን ካድረታትን ህ.ወ.ሓ.ት 30/09/2024

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 17 ноя 2024

Комментарии • 36

  • @samuelteka1342
    @samuelteka1342 Месяц назад +6

    ህወሓት ትድሕነሉ ትኽክለኛ መንገዲ ኣብዛ መድረኽ ተዓዚበ። በዛ ኣብዛ መድረኽ ዝቀረበ መንገዲ ጠንኪርኩም እንተኼድኩም ድሕነት ህወሓት ህዝቢ ትግራይን ክረጋገፅ እዩ በርትዑ።

  • @MuezTeklemariam
    @MuezTeklemariam Месяц назад +2

    ኣንቱም ተጋሩ፡- እኒ ዶ/ር ሽሻይ እናሃለዉ'ዶያ ብኒ ደ/ጨን ከንምራሕ? ልቢ በል ትግራዋይ፣ኣስተውዕል። እቲ ናጥፍኣት ጉጅለ እታ ዝተረፈት ትግራይ ተመላሊኡዋ ክጠፍእ ኣዐርዩ ይሰርሕ ኣሎ፣ ወጊድ በሎ፣ የኣኽለካ በሉዎ።

  • @GebremeskelHailemariam
    @GebremeskelHailemariam Месяц назад +2

    ፀወታ ቆልዑ ጠጠው ኣቢልኩም መንቀሊ ምንቅስቓስኩም ንትግራይን ህዝቢ ትግራይን ንምጥቃም ተባሂሉ ዝግበር እንተሃልዩ በዚ ትኽተልዎ ዘለኹም መንገዲ ዝጥቀም ዋላሓደ ዝርባሕ የለን ዝብል እምነት ኣለኒ። ውድብ ህወሓት ኣድሕንኩም ብትኽክል ንረብሓ ህዝብን ትግራይን ክንሰርሕ ኣለና ዝብል እምነት እንተልዩኩም ቅድሚ ኹሉ ንባዕልኹም ንቓልስን ናይ ሞራል መስዋእትን ድልው ምዃን የድሊ። እቲ ቃልሲ መጀመርያ ናይባዕልትኹም ካብ ዝኾነ ዓይነት ብልሽት ብምንፃህ ካብ ምንም ረብሓ ዘይብሉ ህልኽን ዘይተደላዪ ንሕንሕን ንምልቓቕ ድልዋት ኮይንኩም ነኒባዕልትኹም ምውቕቓስ /ምንቕቓፍ ኣካይድኩም ንፅህናኹም ኣረጋግፁ። ቀፅልኩም ዝተበተነ ሓድነት ኣመራርሓ ህወሓት ከመይ ናብ ንቡር ንመልሶ ኢልኩም ካብ ልቢ ተንቀሳቐሱ። እንተዘይኮይኑ ኣብ ዝተበተነ ሓድነት ውድብ ኮይንኩም ነኒባዕልትኹም እናተወናጀልኩም፣ቃላት እናመረፅኩም እናተፃረፍኩምን እናተኻሰስኩምን ናብ መድረኽ ምምፃእ ንማን ዝረብሕ ኣይኮነን ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ዘሕዝን ተግባር እኹም ተዋፊርኩም ዘለኹም።
    ካብዝኣተኽምዎ ምፅልላም ተላቒቕኩም ብሙሉእ ልብኹምን ዓቕምታትኩም ኣዋዲድኩምን ብቕንዕና ውድብ ህወሓት ንምድሓን ተቓለሱ። እዚ ንምትግባር ድማ ካብ ምስ ነብስኻ ዝተጣበቐ ክብሪ ተላቒቕካ: ንህዝቢ ትግራይ ረብሓን ክብርን ብዝምጥን ውልቀ ክብርን ረብሓኹሙን ንረብሓን ክብርን ህዝቢ ትግራይ ኣሕሊፍኩም ብምሃብ ምቅላስ ይጠልብ። እዚ ድማ ናይ ሂወት መስዋእቲ ኣይኮነን ዝሓትት።ቅኑዓት ደቂ ህዝቢ ሂወቶምን ኣካላቶምን ከፊሎም ናብዚ ከብፅሑና እንተለዉ ንስኹም ግን ምስውልቀ ክብርን ስልጣንን ከም ቁርዲድ ተጣቢቕኩም ውድብ ንምድሓንን ወቕቱ ዝሓተኩም ግቡእ ከፊልኩም ንሃለዋትን ድሕነትን ህዝብን ትግራይን ክትሰርሑን ዝተረኸቡ ጭላንጭል ብሩህ ተስፋ ዓቂብኩም ኣጠናኺርኩም ክትቅፅሉ ዘይምኽኣልኩም ካብ መጠን ንላዕሊ ንሓዝንን ኣእምሮና ምስቆሰለን ንነብር ኣለና።
    ብትኽክል ህዝቢ ትግራይ ካብ ዘለዎ ኩለመዳይ ስቓይ ክተላቕቕዎ እንተኾይንኩም ናይምድርዳር ተኽእሎኹም ኣጎልቢትኩም ውዕል ፕሪቶርያ መሰረት ገይርኩም ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይና ብፍጥነት ኣረጋግፁ፣ ብጥሜትን ዕርቃንን ዝሳቐ ዘሎ ተፋናቓላይ ህዝቢ ናብ መረበቱ ብፍጥነት ክምለስ ስርሑ፣ ብትግራዋይነቶም ተኣሲሮም ዝሳቐዩ ዘለዉ ኣሕዋትና ቀልጢፍኩም ብፅሕሎም፣ኩለን ቢሮታትን ግልጋሎት ዋሃብቲ ትካላትን ካብ ክልል እስካብ ቁሸት ግቡእ ግልጋሎት ንኽህባ ቁፅፅርን ክትትልን ይገበረለን። ካብዚ ቀፂሉ ክስዕብ ዝግባእ ዳግመ ሕውየትን ህንፀትን ትግራይና ብተስፋ ክንፅበ ኣኽእሉና። ንባዕልኹም ካብ ዕንክሊል ተላቒቕኩም ብሩህ ተስፋ ህዝቢ ትግራይ ኣለምልምዎ። ካብዚ ወፃኢ ንዕላማን መስዋእትን ሰማእታትና ብዘጉድፍ ተዋፊርኩም ንኽብሪ ህዝቢ ትግራይ ብዘናሹ እናተዛረብኩም ምውዓል ፣ ምናልባት ብሓድሓደ ተስፈኛታትን ዝተደናገሩ ወገናትን ብዝጥዕመኩም ቃላት እንትድብስኹም ልቢ ልቢ ይስመዐኩም እንተሃልዩ ፍፁም ትሰሓሓቱ ምህላውኩም ክሕብር ይፎቱ።

  • @gidaydegefu3712
    @gidaydegefu3712 Месяц назад +1

    It is a good beginning and happy to see it forging forward. Yet, it needs speedy transformation and translating its aims and deeds!

  • @girmayhadis1411
    @girmayhadis1411 Месяц назад

    ኣነ በይነይ ድየ ዝስዐሉ ለለኹ ካብ መጀመርያ ጀሚረ ብዝወዲ እዚ ሓሳብ ተማሪኸ እንዙይ እናሃለው እኒ ዶ/ር ፍስሃ ንፕረዝደንትነት ውድድር ኣቕሪቦም ብሓቂ ኹፉኣት እዮም እዞም ጎጀልቲ ሞንጀሪኖ።

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb Месяц назад +3

    እዚ ውድብ ዝድሕን ውድብ ኣይኾነን

  • @LidiyaAlemu-b5i
    @LidiyaAlemu-b5i Месяц назад +1

    Leyabu

  • @kirosalemHadgu-z2i
    @kirosalemHadgu-z2i Месяц назад +1

    ቢ አቦ ወንበር ዝምራሕ tplf ብቻ አዩ ዘሎ ሽሻይ አይትጋጌ አይምትነካን

  • @Hile208
    @Hile208 Месяц назад

    At least ኣብዚ ነቲ ሓዱሽ ወልዶ ክረደኡ ዝኽእሉን ዓለም ከመይ ናበይ ኢያ ትኸይድ ዘላ ዘገናዝቡ ኣናእሽተይ መናእሰይ አለው
    ግን ናብ ቅድሚት ከመፅኡ አለዎም

  • @TeklayAregawi-h3y
    @TeklayAregawi-h3y Месяц назад

    ኣትም ሰባት ተካታታሊይ ድራማ እናመሰለኒይ አንስ

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir Месяц назад +1

    ኣብ ጎንኻ ዘለዉ ሌያቡ ሓፂነ መጺንን መሬት ወርቕን ናብ ሕጊ ኣንተዘይ እቕሪብካዮም እተድሕና ውድብ የላን !!! ኣይትህሉን እውን ንሱ ጥራሕ ኣይኮነን ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ እንተያረጋጊፅካን ተመዛባላይ ናብ መረበቱ እንተዘይመሊስካዮ እውን ከምኡ እንተዘየለ መድረኽ ኣብዝተረኸበ ኝኝኝኝኝኝኝኝ ፐ

  • @AlexTeklay
    @AlexTeklay Месяц назад +1

    እዚ ድራማ ንዓኩም አይጠቅምን...ካብ ኦነግን ካብ ባይቶናን ተሞክሮ ውሰዱ ንሕና ሕወሓት ኢና እንተኢልካ 'ባጫ' እዩ ዝከውን ዘሎ::
    እንተተካኢሉ ተስማምዑ እሱ እዩ ንኩሉ ዝጠቅም

  • @yemanegebreselassie8780
    @yemanegebreselassie8780 Месяц назад

    ህወሓት ኣሕዊኹም ዲሞክራሲ ልዓሰላ ትግራይ ክትህሊ ህወሓት ብና ዲሞክራሲ ህጊ ትግዛእ ይግባእ።

  • @Biniam-o5t
    @Biniam-o5t Месяц назад

    ሪሊስተት ዶ በልካ ገፋጢ ውሒጣ በላዒ ሰብ ንብረትካ አክብ ሰራቒ

  • @fassilbelaygesese1512
    @fassilbelaygesese1512 Месяц назад +1

    ካብ ትምህርቲ ቢሮ ሓላፊ ወሪድካ ንዝሓሸ ሰብ ስለ ዝተወሃበ ዝኩሉ ሃተፍተፍ. ህዝቢ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ይተፍአኩም አሎ። ወዮ መንግስትን ፓርትን ይፈላለ ዝተብሃለስ

  • @Merir4077
    @Merir4077 Месяц назад

    በየነ ሞክሩ ክንደያ ሓጎስ ሽሻይ መናእሰይ ዲሞክራት ክክክክክክ

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 Месяц назад

    Set hekebru

  • @Merir4077
    @Merir4077 Месяц назад

    ኣታ ወዲ ሰላም ዘይትቦ ዝህዝቢ እዚ ብስብሰባ ጊዜኻ ክትውድእ

  • @LidiyaAlemu-b5i
    @LidiyaAlemu-b5i Месяц назад

    Vodkachew

  • @Merir4077
    @Merir4077 Месяц назад

    V Group ( vodka Group)

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 Месяц назад

    Port mesertu

  • @NegashGmedhin
    @NegashGmedhin Месяц назад +1

    ንሕና እንፈልጥ ሐንቲ ህወሓት እዩ ።
    ንሳ ድማ እታ ጉባኤ ዘካየደት ህወሓት እያ ።

  • @meda174
    @meda174 Месяц назад

    Ayzokum tesfa adna ab edkum eya nia

  • @GooklGookr
    @GooklGookr Месяц назад

    Tpm kemzfelto tsere tplf ekum nerkum ena Tay ema getch tplf aykonen dyu

  • @Biniam-o5t
    @Biniam-o5t Месяц назад

    ንሪኢ በለ ዕውር ዘራፊ ሰራቒ ዕውር በየናይ ዓቕምኻ አይትፈልጠናን

    • @gebremariam5573
      @gebremariam5573 Месяц назад

      Ata dedeb argi, wedi leba niska Eka. Qumalam

  • @TeklayAregawi-o3w
    @TeklayAregawi-o3w Месяц назад +2

    መንግስት ዝበሃል እንታይ እንታይ ከመልእ አለዎ ግለፆ

  • @nahomyemane2437
    @nahomyemane2437 Месяц назад

    Gobzu hasabkum zihesje ymesl kabtiom

  • @Truth-d8v
    @Truth-d8v Месяц назад

    ኣየ ክትረአዩ ተለኹም ዘይትረብሑ ምኻንኩም ተፍልጡ

  • @LidiyaAlemu-b5i
    @LidiyaAlemu-b5i Месяц назад +1

    Tpm stop this tigray kling ajenda vodkachew owns tigray tv Dw and ayable another media and doing nothing good for Tigray so why u promote vodkachew naretion

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ Месяц назад

    Are these guys TPLF-2? 🤔

  • @alganeshzinab5040
    @alganeshzinab5040 Месяц назад

    ❌❌❌❌❌❌❌❌❌😭😭😭🤔🤔🤔🤔

  • @kirosalemHadgu-z2i
    @kirosalemHadgu-z2i Месяц назад

    ንስካትኩም ሱልቱናት ዲኩም

  • @trustingod2549
    @trustingod2549 Месяц назад

    Shameful TIRA!