Mate ! It is designed to make exactly like that . This have been happening for years by planning to striving or destroy Tigray people as a nation deliberately. This is obvious acted by elites. How can you not know that. We were advocating for long time.
ነዚ ጀግና ሰብ ዝሳኣነ ሰብ ዘምፃኻልና የቀንየልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ኢና ንፈትዎ ብሬ ፅኑዕ ባዓል መትከል❤❤❤
ተጋዳላይ ብርሃነ ገ/ገርግስ ጀግና ወዲ ህዝቢ ኩሉ ጊዜ ንህዝቢ ትግራይ ትቃለስ አሎኻ እሞ ጸላእትኻ ዓይኖም ይደፈን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ጀግና
ብርሃነ ብራቦ ተዓወት።
ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣገላልፃ ብሱል ሓሳብ እዩ።
ብሬ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤የቀንየልና ትግራይ ፕረስ ንከታተለኩም ኣለና
ህዝቢ ትግራይ አይግብኦን 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ከመይ ዝበለ ንፉዕ ከምኡውን እሙን ሓቀኛ ሰብ ወዲ ህዝቢ ጀግና ከማካ ዝበለ ይብዛሕ
የቅንየልና፡ብረሃነ፡ልፍዔተይተሰፋ፡ብሓቂ፡ንትህበና፡ትኽክለኛሓበሬታ።❤❤❤
ብሐፃር ቋንቋ G S T S ትግራይ ናበይ ትኸይድ አላ ኢልኩም ገምግሙ በሎም ብርሃነ ልፍዓተይ
ብረሃነ አታጂግና አጀካ በረትዕ ሐቦኛ ትግራዋይ ኢካ ከትለቆም ኩሎም ፀሐፎም
ጂግና ተጋደ ላይ ኢካ ከማካ ዝበሉ አረባዕተ ሰባት ተዝህልዉና ብጣዕሚ ፅቡቁ ነይሩ
እቶም በላዕቲ ክልተ ሰጋ ኢዚኦም አበይ ኢዮም ክነብሩ
ብሱር ብሉፅ ጀግና ጋቢዝካ የቐንየልና ብጣዕሚ ቀፅልሉ
ብርሃነ ጀግና ሓወይ
እዚ ሰብ'ዚ ብደንምቢ ትኽክለኛን ሓቀኛን ህዝባዊነትን መንነትን ትግራይ ካብ ምዃን ሓሊፉ ልባውን ስነኣእሙራዊ ዝተመልኦ ሰብኣውነ'ውን'ዩ ናይ ብሓቂ ሓገዝን ምትብባዕን የድልዮ እዩ❤❤❤🎉🎉🎉💖💖💖🙏🙏🙏
Thank you Tigray press for all your hard working I appreciate you keep up your great work ❤🎉❤🎉❤🎉❤
ብርየ እኮ ትለያለህ እና በርታ
በጣም በጣም በጣም
ጀግና ወጣት ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ህዝቢ ትግራይ አብ ዝኸፍኤ ኩነታት ፍፁም አብ ዝኸፊኤ ኸሎ ጠላማት ገታቸውን ፃድቃንን አ😭😭😭😭😭😭💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
የቀንየልና ኹቡር ጀግና ሐውና እግዚአብሔር እምላክ ምሳኻ ይኹን ፍተውት ዐዳም ተጋሩ እብ ኹሉ ዐለም ዘላ እዜና ኢና ናኽብረኻን ንፍትውኻን ደምፄ ውፁዑ ህዝብ ስለዝኻንኻ እግዚአብሔር እምላኽ ነዌሔ ዕደመን ጥዕናን ያሃብኻ ውፁዑ ይስዕር ትግራይ ይስዕር❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ናይ ብሐቂ ተጋዳላይ ብርሀነ ቀጽሎ ኣቦ ውጽዐት ምኻንካ ክብሪ ይግባኣካ ኣጆካ ክትዕወት ኢካ ዕድመካ የንውሐዮ ምእንቲ ህዝቢ ትግራይ
ፃድቃን ካህዳም
ጂኤስ ቲ ኤስ ሓደራ ምእቲ ህዝቢ ትግራይ ኢልኩም ውክልናኹም አልዑሉልና።
❤❤❤ወይ ልፍዓተይ ድሕሪ ደጊም ንብዓተይ እየ ዝብለካ!! ምክንያቱም ንስኻ አርሒቀን ዝጥምታ የዒንቲ አለዋኻሞ እቲ ንብዓት ትግራዋይ እተንብብን እቲ ንብዓት ድምጺ ክረክብ እትገብር ሰብ ኢኻሞ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነይፕልካ!!❤❤❤
ከመይ ኣለኻትኩም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ንትግራይ ሃገርናን ህዝባን ይርኣየልና ኣንቱም ጽሩያት ተጋሩ ድማ እግዚኣብሄር ይሓልኹም በርትዑ አምላኽ የበርትዕኹም
መሬትና ካብ ጸላእቲ ከይመለስና ሰራዊት ትግራይ ክብትን ዝሐስብ አካል እንተሊኡ ጦርነት ክለዓል ዝደለየ እዩ
ታጋይ ብርሃኔ በርታልን ጎበዝና በሳል ነህ
ብጣዓሚ ፈላጥ አይሙሮ ሓውና ቀጽል ሰላም ይምነየልካ የቐንየለይ
ዝገርም ትንተናብራሃነ ልፍዓተይ
ተጋዳላይ ብርሃነ ጅግና አንበሳ
ትግራይ ፕረስ እውን ጀጋኑ
ብርሐነ ሕውሐት ዘይኮነ ዝድግፍ. ዘሎ. ናይ ሕወሐት. መብራህቲ ኢና. ዝብሉ እዩ ዝድገፍ. ዘሎ ካምታይ ተበጊሱ. ከዝድግፍ ገልፂ አይኮነን ዞም. ዘለው. መብራህቲ. ሕውሐት ትግራይ ናብ ፁቡቅ እንተመሊሰሙዋ ናይብርሐነ አድናቂ. እየ
ብርሃነ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ የቅንየልና ብርሃነ ብዝኾነ ሐዚ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኹነታት ብጣዕሚ የሐዝን ከም በዓል ፃድቃን ዘኣምሰሉ Corrupt ውልቀሰባት እንዳሃለው ኣብ ትግራይ ዋላ ሓንቲ ስዳሮ ክንስድር ኣይንኽእልን።
ተመለስቲ ብ3ይ ወገን ይኹን
Well done Bisrat ! Great job!!
ብርሃነ ሰብ ዝሰኣነ ሰብ ተስፋ መፃኢ ትግራይ አብ ከማኻ ዘአምሰሉ ሓየታትን ቆራፃትን ፉፁም በተኽ ተቃላሳይ ምዃንካ ቡዙሕ አኩሪዕኻና ሞ አብ ጎንኻ አሎና
Thank you
ሰለሙን ትኩእ
Thanks 👍 dear brothers
JSTS ትባሃሉ ፀረትግራይ ፀረስውአትና ደውከምዝበልኩም ተረድኡ ዕድመ ሙሉእ ንተጋሩ ትንዕቅዎ አለኹም
GSTS 'ዩ ዝባሃል እቲ ውዳበ
ኩሉ ስቲ ንታሪኽ ብዝኻኣልኩሙዎ ዓቅሚ ፀሓፍዎ !!
Gentlemen, thank you.❤
45 billion berr ???? A lot of people out there are dying with hunger 😭😭😭 and Getachew is playing with money for worthless stuff ???😮😢
Mate ! It is designed to make exactly like that . This have been happening for years by planning to striving or destroy Tigray people as a nation deliberately. This is obvious acted by elites. How can you not know that. We were advocating for long time.
I appreciated your analysis
ከም ሰብ ዝሳኣነ ሰብ ንህዝቢ ዝቃለሰ ኩሉ ግዜ ዕውት እዩ ብሰራት እውን የቀንየልና
The brave one ! man of principle , truth and facts.
Birhane welcome !
Good job my brothers❤❤
በአወት ተመለስ ጀግና ወዲ ህዝቢ።
ሓቀኛ ታቃላሳይ ትግራይ ክድሕን ዝኽእል ሰብ ዝሳኣነ ሰብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
Thank u for both of u.
WELOTT TEGRU EYOM EKO
well come Bre you are my hero keep it up
Good bless you and protect you from all evil.
❤❤❤ጻድቃን ልክዕ ከም ተመን ለመም እናበለ ዝገብሮ ክነግረካ ክትጽበ ዘይሕሰብ እዩ!!!❤❤❤
Birhane/Lifiatey, you are always ❤️ 💖
🙏 Thanks Berhane! We don’t have any information about Tigray situations . It’s heartbreaking 💔 . General Tsadegan is cruel person. This guy must go .
በይዛኹም ጀጋኑ አሕዋትና በርትኡ ንውድብ ተጠናኺራ ንክትወፅእ ንስራህ ውዳበና ነጠናኽር።
He is brilant men brhin ajoka 🎉🎉
I love this guy❤
thank you berhane
Thanks 🙏🏿
Tegadalay jegna Hawn’s birie God bless, guide and protect zehawey
Thank you tegadelay berhane ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋይ ሊቃን ትግራይ ሐመድ ብልኡ
ተከፋይ
Wonderfule events!
ናይ ዓሌት ሚድያ
"ካብ ብጣዕሚ ሕማቕ ናብ ብጣዕሚ ሕማቕ" it is the same
ተስፋ ስለዚሳንኩ አወፅወፅ ትብላለኹ ፡ዲሕር ሔዚ ገብረፅ ትግራ ይ አዪመሪሓን
ንዘይዓበየላ ትግራይ ግን ኩለመዳያዊ መስዋእቲ ዝኸፍል ዘሎ ልፍዓተይ፣ዝላዓለን ፍሉይን አኽብሮት አለኒ።ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ፣ በዓል ፍሉይ ኣእምሮ። ብዘይትግምቶን ምእማኑ ዘፀግምን ፖለቲካ ትግራይ ብጣዕሚ ስለዝተበላሸወ፣ አብ ልፍዓተይ ጉድኣት ከይበፅሖ ስግዓት አለኒ፣ ዓብዪ ጥንቃቀ ክገብር መልእኸቲ አሕልፉለይ።
በርሃነ ሓቂ እንተኮይኑ ንሓበሬታካ ፁቡቅ ከም ሐደ መንእሰይ ሐደ ሐደ ብሕቡእ ዝንቃሰቀሰ ነገራት ንህዘቢ ምፋላጥ ፅቡቅ ከም አነ ግን ንሰካውን ሕፍር ከይብለካ ሕዋሕት ንህዘቦም እዮም ዘበለ ዘረባ አስካፊ ዩ
ወይ ጉድ ዘይስማዕ ጉድ የለን, ጀግና ቀፅለሉ ጉዶም ይፈለጥ እዞም ጉጅለ ዕግርግር።
ብሬ ምጡቅ ወዲ ህዝቢ ትግራይ
ካብ ገዛ ገረላሰ ቁርጢ እዩም እናኣዘዙ ዝውዕሉ ፃድቃንን ጌታቸውን ናብ ገዝኦም
ምፍራስ እዩ ድሑር አተሐሳስባን ዝቐንጨሩ ምፍራስ ፅግዕተኛታት ንኸብዶም ዝሐድሩ አየድልዩን።
Mama shokur derafit ❤
Oh yeah Meseret eya
bravo gobez gin nisika kithatit aymilketekan diyu koynu
ሰራዊት ትግራይ ሓላፊነት እንተዘወሲዱ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ከምዝለዓል ከፈልጥ ኣለዎ ። ካቡ ንዳሓር ኣብ ኣብይ ኣሕመድ ኢድ ውን ክወድቁ ይኽእሉ እዮም ። እዙይ ካዓ ንህዝቢ ትግራይውን ሓደጋን ናብ ባርነት ዘእቱ እዩ ። ናይ ሕድሕድ ግጭት እውን ክፍጠር ይኽእል እዩ ። ህዝቢ ስልጣኑ ናብ ኢዱ ከእትው ኣለዎ ። ግዘ ይጠፍእ ኣሎ ።
😭😭😭😭😭😭😭😭💚💚🙏👌
ብሬ ከይተሰላቸካ ቓልስካ ቀፅለሉ
ኣብ ውልቀ ሰብ ትኹረት ኣይትግበር
👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏
ትግራይ ዚመርሓ ወጣት እዩ ስብሓት ነጋ ዚጨወታ ትራይ አይትሕልን፡ትግራይ ሓሳብ ዘለዎ ወጣት እዩ ዛድሊያ
ተ
👍👍❤️❤️❤️
ትንታግ ዳርጋ ደምሒት እዮም ተመልሚሎም ዝሰልጥኑ ዘለው ብዛዕባ ብርትካን አብዮት ናዕቢ ፈጢርካ መንግሰቲ ምግልባጥ ዮ እቲ ዕማም።
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሰራዊት ትግራይ ተፈጠረ ይፈጠር ስጉምቲ ክወስድ አለዎ ተዘይኮኑ ከም ብሄር ክንጠፍእ ኢና
ሀዝብሁ በይቦታ ውድቆ
በጣም ያሳዝይናል
ፃድቃን ትግራዋይ ዳንኤል ክብረት
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጀ ፃድቃን ናይ ኢሣያሥ አይነት.ባሕሪ ይቅረይካ
ፃድቃን ኣብ ፌደራል ጌድዮን ጢሞቴዎስ ብሊቀመንበርነት ዝመርሆ ቦርድ ምክትል ቦርድ ኣካቢ ገይሩ እዩ ሸይምዎ ፌደራል መንግስቲ።
Hassawi
TEGARU SHOULD LISTEN TO Tegadalay BIRHANE IF THEY WANT STAY AS TEGARU .OTHERWISE THEY WILL LIVE AS AMHARA OR OROMO .
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
TDF should take over❤💛
❤❤🙏🏻🙏🏻
👍❤️🎉🙏
ሰብ ዝሰኣነ ሰብ ጅግና ፍፁም ተባዕ ህዝባዊ ተቓላሳይ።ንግምት ምስ ኣሻሓት ደገፍቱ ረይረይ ዘበሎም።ልክዕ ከም ዛራ ሚድያን ደደቢት ሚድያን ካልኦት ናይ ህዝቢ ትግራይ ድምፂ ዝኾኑ ሚድያታት ማዕረ ዝፈርሕዎ ተቓላሳይ እዪ።
❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉
ናይ ወጋገን and ኣንበሳ ባንክታት ማናጀራት=???
ጀጋኑ ቀፅልሉ ክወግሕ እዩ