ሓለፍቲ ህ.ወ.ሓ.ት ኣብ ልዕሊ ናጽነት ኤርትራ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 12 янв 2025

Комментарии • 81

  • @merhawisolomon361
    @merhawisolomon361 3 года назад +18

    ኣብ ጭብጥታት ዝተመርኮሰ ስነ-መጎታዊን ቅኑዕን ትንታነ፡ ኩሉ ኤርትራዊ ነዚ መብርሂ ክሰምዖን ክርድኦን ይግባእ፡ ብፍላይ ከኣ እቶም ንወያነ ልእላውነት ኤርትራ ይኣምኑ ኢዮም ዝብሉ! የቐንየልና ኩቡር ሓው ነዚ ሓጺርን ኣእማንን መግለጺኻ! ኤርትራና ጀጋኑና ደቃ ክትከብር ኢያ!❤🇪🇷🇪🇷❤

  • @selamselamey8644
    @selamselamey8644 3 года назад +15

    ትግራዋይ ኣሚኑ ኣይኣሚኑ ዘምጽኦ ለውጢ የብሉን እቲ ቀንዲ ኤርትራዊ ንናጽነቱን ልእላውነቱን ዘለዎ ኣመለኽኽታ ኢዩ ዝውሰን ። ንሕና ኤርትራውያን🇪🇷 ሓድነትና እንተኣትሪርና ይትረፍ ነዞም ብዓልና ስረ ይዕጢቕና ኣብ ኣራት ኪሎ ኮፍ ዘበልናዮም ናይ ብዓል ኣሜሪካን ሳዕብታን ውን ክንብድሆ ኣኽእልና ኢዩ ሓድነትና። ብቐደሙ ትግራዋይ ትኽ እንተበለ ከም ማዕጺድ ኢዩ

  • @abebatecle9896
    @abebatecle9896 3 года назад +15

    ንጹር መግለጺ የቀንየልና ትምህርቲ ኢዩ 💯🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯

    • @sulemanmohamed3453
      @sulemanmohamed3453 3 года назад +1

      🙏🙏🙏🇪🇷❤👍👍👍💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meletweldehawariat4719
    @meletweldehawariat4719 3 года назад +6

    Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 we 🇪🇷 kubur menenete 🇪🇷 💯 👏🏻 ♥

  • @tjukk_region2612
    @tjukk_region2612 3 года назад +7

    Eritrea Naxenta zemexete Be Geganu 💪💪💪💪💪💪💪 deki Er 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷i enber be waza aymexeten,Ezom Asadate Gorebate,

    • @zzeeyib3009
      @zzeeyib3009 3 года назад

      Tehagos. We are greatful for our JEGANU Eritreans brothers and sisters.

  • @abdumahammedsaid4746
    @abdumahammedsaid4746 3 года назад +8

    Edmen tenan yihabka teban + qoraax mregexn mebrhin beal habtam hangol qexlo.!

  • @rozinaghebreabr7702
    @rozinaghebreabr7702 3 года назад +3

    🤔🇦🇿🙏🏽ኣምላኽ ኤርትራን ሕዝብን ሰራዊታን መንግስታን ይባርኽ።

  • @tsionaddis3230
    @tsionaddis3230 3 года назад +4

    Ah I like your speech and I feel hope Eritrea 🇪🇷 🙏 😊 first wegenatey

  • @Bere-05
    @Bere-05 3 года назад +11

    ወገነይ ነዓካ እንድዩ ድኣ ሳብስክራይብ ዝግበኣካ ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎነካ ኣለና🇪🇷👈🇪🇷👉

  • @ethioeritreaupandup1074
    @ethioeritreaupandup1074 3 года назад +4

    ኣብ ሕጅ ሰኣት ኣነ ሓወይ ዝብሎ እቲ ብስጋ ብደም ዝዛመደኒ፤ ንኹሉ ረሲኡ ንወያኔ ዝጣበቅ #ኤርትራዊ ዘይኾነስ
    ነቲ #ሉኣላዊነት ኤርትራን #ባንዴራ ኤርትራ ዘኽብር
    #ጋምቤላ ፣ሱማሌ ፣ኦሮሞ፣ ትግራዎይ፣ ኣምሓራይ፣ ...
    #ሱዳናዊ፣ሱማላዊ ፣ ኬኒያዊ፣ ጂቡታዊ እዩ ቻዉ 🇪🇷❤👈

  • @seniorthodoxorthodoxnzelae245
    @seniorthodoxorthodoxnzelae245 3 года назад +3

    I so proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @hieranrobel9607
    @hieranrobel9607 3 года назад +2

    Tgraway Naxnet Eritrea Aminu Ay Aminu zemxeo Lewti wey fetah yelen Tanks nxur tmrti

  • @Wedi_kahsay
    @Wedi_kahsay 3 года назад +2

    የቐንየልና ንይዛ ግልጺ መግለጺ።ያረት ሕዉሓት ገገኦም ተኣሚኖም ናይ ጥዕሳ እንተትዛረቡ ካብ ንህዝቢ ኤርትራ ክዘርጉን ንህዝቦም ቕሳነት ዝኸልኡ።

  • @yirgalemyohans3438
    @yirgalemyohans3438 3 года назад +1

    ኣበሳ 🌹🌹❤🌹🌹🌹❤❤❤🙏

  • @luwamnatey245
    @luwamnatey245 3 года назад +1

    Yesss Nay Behaqi magelaxi ✊✊✊💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ✊✊✊

  • @freweinihabte5401
    @freweinihabte5401 3 года назад +3

    BITAMI tsubuq megletsi, agedasi, BRAVO

  • @omarjabor6827
    @omarjabor6827 3 года назад

    ኤርትራዊ ኩቡር መንነት ጸባ ስቴ ኩቡር ሓውና 👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💕💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @yosiefmhretab4617
    @yosiefmhretab4617 3 года назад +3

    👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @eritreansea5026
    @eritreansea5026 3 года назад

    thanks God bless you brother yes right

  • @AK-ni8wn
    @AK-ni8wn 3 года назад +3

    👌🙏👏❤🇪🇷❤

  • @ahmadnasir9724
    @ahmadnasir9724 3 года назад +2

    Well come

  • @RahwaRahwa-t7x
    @RahwaRahwa-t7x 2 месяца назад

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉 0:55

  • @tsionaddis3230
    @tsionaddis3230 3 года назад

    You are right ✅ my dear brother ❤ 🙏 ♥ 💙 ertrawi kubur meninet Eritrea 🇪🇷 ♥ 😀

  • @hanagmedhin1705
    @hanagmedhin1705 3 года назад +4

    Bejakum neti kilasikal music tihtabilwo

  • @keren7127
    @keren7127 3 года назад +3

    ♥️🇪🇷♥️

  • @tsgaredadebrezion38
    @tsgaredadebrezion38 3 года назад +3

    Assey be Eritreawenetkum tehebenu bezhu sesenu

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 3 года назад +1

    yessss nay bhaki

  • @okbayfessehaye7793
    @okbayfessehaye7793 3 года назад +1

    Ybell Agelaltsa 👏👏👏👏

  • @robelnegasi2238
    @robelnegasi2238 3 года назад +1

    Nic job

  • @temesgenamlak6912
    @temesgenamlak6912 3 года назад +1

    ኤርትራ ልዕሊ ወያኔ ጸላኢ የብላን. ፈጣሪ ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ. ጀጋኑ ኤረይ ቀጽልዎ

  • @yoni4ever220
    @yoni4ever220 3 года назад +1

    " ዘረባ ውልቀሰብ'ዩ " ትብል ፋሽን ዘረባ ካብ ገለ ገለ ኤረትራውያን ይሰምዓ'የ ፡ እዚ ንምድንጋር ሸፍኖ ሸፍኖ ጌሮን ንምሕላፍ ጥራይ'ዩ ኣግሂዱ ኣብ ሓካፍነት ዘሎ ሰብ ዝተዛረቦ ተዋህሊሉ'ዩ ንውሳነ ንትግባረ ዝቅየር ፡ እዞም "ዘረባ ውልቀሰብ'ዩ ትብሉ ያኣክል ብምስም ሃገርኩምን ህዝብኩምን የሕሊፍኩም ምሃብ ፡

  • @tsionaddis3230
    @tsionaddis3230 3 года назад +2

    Yes wegeney they need to our lands to

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 3 года назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @jokatv216
    @jokatv216 3 года назад +1

    ሕውሓት ጽገሞም ባሕሪ የብልናን
    ስለዚ ብዘይ ባሕሪ ክነብር ኣይንክእልን እዮም ዝብሉ ዘለዉ።
    እዚ ማለ ክኣ ኣተሓሳብ ኣዲኡ ዘይፈልጥ ቆልዓ ኣደኡ ክደሊ ኮለል ዝብል ዘሎዩ ንዓይ እቲ ጉዳዮም።

  • @gebrumhari2736
    @gebrumhari2736 3 года назад

    💯❤️❤️❤️

  • @bisheleibrahim3659
    @bisheleibrahim3659 3 года назад

    ብናይ ጻድቃን ኣይትጋዓዝን ኢያ ወያነ,።

  • @luciaiyasu3342
    @luciaiyasu3342 3 года назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @xvbk3396
    @xvbk3396 3 года назад +1

    GAME OVER AGAME

  • @sulemanmohamed3453
    @sulemanmohamed3453 3 года назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Mhlb39
    @Mhlb39 3 года назад

    ምሉእ Interview ኣቤናይ chanel alo

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 3 года назад

    ንጹር መልእኽትን መግለጽን ነዞም ተዳናገጽትን መልመጽትን ወያነ።

  • @tesfaldetabraha4109
    @tesfaldetabraha4109 3 года назад

    እሞ ተጋሩ ባሕሪ እንተደልዮም አመሪካ ብተኽኖሎጂ መሳርሒ ገራ ዓቢ ዱጋ መራኽብ ከጉዕዝ ዝኽእል ዘይትሀንጸሎም

  • @eyobvk9677
    @eyobvk9677 2 года назад

    ጽፉፍን ንጹርን መግለጺ ኤርንትራዊ ኩቡር መንነት

  • @zzeeyib3009
    @zzeeyib3009 3 года назад

    Why background music we are listening this intelligent Eritrean brother proud of u brother.

  • @tsigheyoha80
    @tsigheyoha80 3 года назад +1

    Yeqeniyelna kubur haw nuxur meglexi 🇪🇷🇪🇷!!.....

  • @rahelsamuel5738
    @rahelsamuel5738 3 года назад

    Anta hawey kemaka Aynet Eritreawian eko ena nideli zelona men eyu shimka bi fbook please

  • @ትግራይዓደይ-በ4ዸ
    @ትግራይዓደይ-በ4ዸ 3 года назад

    💛❤️✊✊✊🥰🥰🥰

  • @miniasghid6386
    @miniasghid6386 Год назад

    ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹😍👍👍👍🙏🙏🙏💕

  • @helenmhreteab646
    @helenmhreteab646 3 года назад

    Xubuk meglexi hawey 100%

  • @emnetmediaemnet5949
    @emnetmediaemnet5949 3 года назад

    Eew xubuk wedi ERIERIERIERIERI🌻😍💕💝💖💙💜🤎💖💝💪💪💪💪💟💟✝💝☪💖🙏🙏

  • @medhanegebrengus5517
    @medhanegebrengus5517 2 года назад

    ተዓወት ወዲ ሓላል መሬት

  • @Woldeselasie
    @Woldeselasie 3 года назад +1

    Abiet tmnit qzet kndey halewlew alo.Ertrea nertreawyan.awet nertreawyan mes merhinetu.

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 3 года назад

    100%

  • @jokatv216
    @jokatv216 3 года назад

    እዚ ሕውሓት ይኣምኑሉ እዮም ማለት
    ህውሓት ክግብቱ ደልዮም ማለት ዩ።
    ውልቀስባት ማለት እቶም ርእሰማላውያን ህውሓት ማለት ዩ።
    እንበር ህውሓት ተቀቢልዎ እዩ 100%
    ማለት ኣይኮነን።
    ስሊዚ ህውሓት ፉሹላት ምካኖም
    ንምግላጽ ዩ።
    ህዝቢ ትግራይ ንከይ ትንክፍ ዝተውስደ እዩ።

  • @shunumii7214
    @shunumii7214 3 года назад

    መንእሰይ ኢርትራ ኣስተውዕል። ወያኔ ኣብ ናጽነት ኤርትራ ዋላ ሓንቲ እጃም የብሎምን። ጉዳይ ኤርትራ ከም ናይ ኩለን ብመግዛእቲ ዝተፈጥራን ኣብ መወዳእታ ኸኣ ናጽነተን ዝተዋህባ ሃገራት ኣፍሪቃ ኢዩ። እዛ ሕጂ ንርእያ ዘለና ኢትዮጵያ ብዝተፈላልዩ ናይ ከባቢታት ነጋውስን ሃጸያትን ኢያ ትግዛእ ነይራ። ኣብ ዘበነ መስፍንነት ስለ ዝነበረት። ደቡብ ኢትዮጵያ እኮ ንሃጸይ ቴድሮስ ሃጸይ የውሃንስ ኣይፈልጥዎምን ኢዮም፡ እቲ ዝሓየለ ኸኣ ነቲ ዝደኸመ የገብሮ ኢዩ ነይሩ። ዘመናዊ ማእከላይ መንግስቲ ደንጒዩ ኢዩ ተመስሪቱ። ስለ ዝኾነ ኸኣ ጣልያን ንመሬት ባሕሪ ምድሪ ብሰላሕታ ኣትዩ ተቖጻጻረሞ ዘመናዊ መንግስቲ ኣቚሙ ኤርትራ ብዝብል ስም ካርታ ስኢሉ ግዝኣቱ ምዃና ነቶም ካልኦት ገዛእቲ ኤውሮጳውያን ኣፍለጠ። ኣብዚ ጊዜዚ ኢትዮጵያ ኣቢሲንያ ተባሂላ ብመሳፍንቲ ኢያ ትመሓደር ዘላ። ኤርትራ ካብ 1890 ክሳዕ 1941 ከኣ ግዝኣት ናይ ጣልያን ኮይና ጸንሐት። ኣብ 1941 ጣልያን ምስ ተሳዕረ ከኣ ብውሳኔ ሕቡራት መንግስታት ብሞግዚትነት ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር እንግሊዝ ክሳዕ 1951 ጸንሐት። ሞግዚትነት እንግሊዝ ብናጽነት ክትካእ ሰልፍታት ቆይመን ይቃለሳ ነበራ። እንተኾነ መንግስቲ ኣመሪካ ንናጽነት ኤርትራ ነጺጉ ንሓድነት ኢትዮጵያ ክድግፍ ክብል ብፈደራሽን ከም ትቑረን ገበረ። ኣቦታት ብተጽዕኖ ዝተረከብዎ ፈደረሽን ከኣ ነቲ ሕቡራት መንግስታት ዝጸሓፍዎ ናይ ፈደራል ሕገመንግስቲ ኢትዮጵያ ምሉእ ብምሉእ ከየተግበረት ኣብ መወዳእታ 1962 ከኣ ፈደረሽን ኣፍሪሳ ንኤርትራ መበል 14 ጠቅላይ ግዝኣታ ገበረታ። ነዚ ዝተቋወሙ ኣቦታት ከኣ ነቲ ካብ 1961 ክሳዕ 1991 ዝቐጸለ ብረታዊ ቃልሲ ኣለዓዓሉ። ብረታዊ ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ኣብ ምርግጋጹ ምስ በጽሐ ከኣ መንግስቲ ኣመሪካ ነቲ ካብ 1945 ጀሚሩ ንሓድነት ኢትዮጵያ ዝቕበል ንናጽነት ኤርትራ ዝነጽግ ዝነበረ ፖሊሲኦም ቀይሮም ንናጽነት ኤርትራ ክም ዝቕበሉን ካልኦት ፈተውቶም ሃገራት'ውን ናጽነት ኤርትራ ክቕበላ ጻውዒት ገበሩለን። ብሓጺሩ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ኣርብዓታት ዝኾለፉ ኣመሪካውያን ኣብ 1991 ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ መሬት ኤርትራ ሓግሒጉ ምስ ኣውጽኦ ኢዮም ናጽነት ኤርትራ ዝኣመኑ። በዚ መስረት ከኣ እቲ ብብረታዊ ቃልሲ ዝተረጋገጸ ናጽነት ሕጋውነት ክለብስ ረፈረንደም ብሓልዮት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተኻይዱ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ 99.8% እወ ንናጽነት ብምምራጽ ባንዴርኡ ከም ዓለማ ኣብ ቤት ጽሕፈት ውድብ ሕቡራት መንግስትታት ኣንበልቢላ ትርከብ። እቲ ታሪኽ እዚ ኢዩ። ወያነ ከይተፈጥረት ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስትታት ዝነበረ ጉዳይ እኮ ኢዩ። ብመስዋእቲ ዓሰርተታት እሽሓት ጀጋኑ ኤርትራውያን ከኣ ንዓመጽ መንግስቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ኣመሪካን ስዒርና ሃገርና ኣብ ካርታ ዓለም ኤርትራ ብዝብል ስም ሰፊራ ትነብር ኣላ። እዚ ኢዩ እቲ ሓቀኛ ታሪኽ። ወያነ ንርእሲኣ ከም መንግስቲ ዘይኮነትስ ከም ኣሸባሪት እትፍለጥ ከመይ ጌራ ኢያ ኣብ ናጽነት ኤርትራ ተራ ዝህልዋ። መእሰያት በዞም ከሕድቲ ናይ ዩትዩብ ሸቃጦ ክይትደናገሩ።

  • @yonisabrha8887
    @yonisabrha8887 3 года назад

    Hjiwn naxinet ertrea namnelu zblu zelewu
    Knqesn imo kegerhuna delyom iyom
    Tegaru hadegegnatat iyom reqiq iyu aserarhom
    Kulu gzie teqedimom ayfeltun yegerhuka iyom
    Kab yohannes jemirka

  • @nazretbahram1304
    @nazretbahram1304 3 года назад

    ሐደ ኪዲ ሺሒ

  • @ትግራይዓደይ-በ4ዸ
    @ትግራይዓደይ-በ4ዸ 3 года назад

    🇪🇹🇪🇷❌❌❌❌

  • @zzeeyib3009
    @zzeeyib3009 3 года назад

    Why are we focusing in these woyanes Eritrea is a free independent country don't give them too much attention 30 years they did the same tactic now we have to develop new Eritrea.

  • @nahomtekeste6540
    @nahomtekeste6540 3 года назад +1

    Apy sbhat kemzi .ay. Been.hasaw

  • @dawittesfgaber5484
    @dawittesfgaber5484 3 года назад

    Nayzom ztekeskayo halefti slezkitel kulom tegaru ztefeleye hasab yeblomn ms tegaru koynu zmaxadek leli weyane demenatat mkonom kflet alewe.

  • @toltol9857
    @toltol9857 3 года назад

    ካክክክክክክክክክ

  • @batsebaber8932
    @batsebaber8932 3 года назад +1

    ዝኣረገ ፖሊትካ ወያነ ክትብሉ ዓርብኩም

  • @aibuyodit6749
    @aibuyodit6749 3 года назад

    Eti musika...rebsha eyuuuu

  • @ክርስቶስኣምላኸይ-ዀ4ለ

    እሞ ንስኹም ብዛዕባ ሃገር ትሓስቡ ኢሳያስ ብዛዕባ እንታይ ይሓስብ ኳ ኣነስ ኣይርደኣንን እዩ ከማን ዜጋታትኹም ንሕና ፈቀዱኡ ፋሕ ኢልና ከም ደቂ ዛግራ ግድስ ዘይብሎ
    ንሕና ብምሉእ ልብና ከይንዓጥቅ ከይንሕግዘኩም ህዝብና ኣጥፊኦም ጥሜት ዉን መይቱ ኢንተርነት ዘየለ ከምቲ ኩለን ሃገራት ሙሉእ ኢንተርነት ኢንበርስትታትን ካልእን
    ተዝህልዋ ሃገርና ንሕና ስደት ኣይ መሃለናን ዝደፍረና ዉን ኣይምተረኽበን

    • @eritreaeyakibrtey2129
      @eritreaeyakibrtey2129 3 года назад +3

      Ezi tiblo zeleka ane nieska kinkiyro niekil ena niehna Eritreawan ab Asmara zelo Sirat mikyar tray eyu zegmna abu niekales enber Hizbnan Hagernan akibna Siwatna Banderana Akibrna bejakum Eritreawan mefto xelai aykun kulu Fililyna Axbibna Sirat Isayas afewerki Mifras tray yekun Kalsna Hizbnan Hagernan gen yehlfana aynhab Hager Hiska eyu kibret Hager Haska eyu mikuwam midgaf ezi kea ab Alem niebr eyu ::
      Mefto eza kedamit weyane gen aynkun Niehna Eritreawan Sirat nay mikiyar da enber Eritrea aykonetin xegemna::

  • @haileabasmerom1530
    @haileabasmerom1530 3 года назад

    ብዛዕባ መንዩ ዝዛረብ ዘሎ። ንመንዩ መልሲ ዝህብ ዘሎ?

    • @wedieri6722
      @wedieri6722 3 года назад +3

      ብዛዕባ ሞጎስ ዝባሃል እዩ ጊን ንኹሉ ከምናእቱ አታሓሳስባ ዘለወ ባዓልሰልጠነ አማኒኤል ረድኢ ማሓሪ ዝመሰሉ ንኩሎም ግብረ መልሲ እያ ሐደ ሓሳቦም ስለዝኾኑ

  • @johnwick7208
    @johnwick7208 3 года назад +1

    Game over isayas 🤳🏻🐀🐀🐀👈

  • @tegistikiflemaryam3097
    @tegistikiflemaryam3097 3 года назад

    Ygermka eyu ezom shytte hgern hzbn beal seltene asena klom derbayat ezom nzelalm ety mngsty ykxel aykxl neritrea fximom ayrewan eyom dhan kwegh eyu

  • @seareteame5960
    @seareteame5960 3 года назад

    ata hasewi Lakubet nask da hageduf eka ab Eiretaru anetay naxenat Alo majemarey bazeab hageruk tazerb okay nay hawehet bealem yafeluti okay nask bazeab hageruk tazerb nasemo gadefum okay

  • @semeremeh
    @semeremeh 3 года назад

    አታ ሐሳዊ ኤርትራ ህጋዊት ሃገር ንክትኸውን
    ዝሐገዘ መንዩ? አምሐሩ ከይትብለና ጥራይ
    መጀመርታ ንባድመ ከ ዝወረረ ኮር 2001 ዩ
    አሉ እንዳበልኩም አሰርተታት አመታት ጌርኩም
    ከም ሐወልቲ አክሱም ደው ኢሉ ዝነብር የለን
    እምርኹም አኺላላ ዝመጽእ ወለዶ ብሕማቅ
    እንዳዘከረኩም ክነብርዩ

    • @babusebkedem3878
      @babusebkedem3878 3 года назад

      እንታይ ክትብል ደሊኻ ወያነ ሓጊዛ ዲኻ ክትብል።፡ ኤርታውያን ብስሬና ኢና ኣምጺእናያ ውላሓደ ናይ ግዳም ሓይሊ ዝሓገዝና የሎን ክሳብ ሕጂ ኣሜሪካ ምስ ሸፋቱ ወያነ ትገብሮ ኣንጻር ኩሉ ተጻቦኦታት ደው ኢልና ኤርትራውያን በንጻሩ ወያነ ክንዲ ዘኾለስኩ ኢደይ ተነኸስኩ እዩ ሚህርናዮም በቲ ዝማሃርናዮም ወሪሮሙማ ዓባይ ትግራይ ባሕሪ ዘለዋ ኢሎም እሰይ ምጻእ ትፈልጣ ኢኻ ኤርትራ ኣምላኽ ኩሉ ጊዜ ምሳኣ ስለዘሎ ኣብኣ ትረኽባ የብሎምን እንዳመወጽካ ኣስመራ ትኣቱ ሽዕኡ ትፍትኑ ገሌኹም ኣብ ጊድጓድ ትእትዉ ጌሌኹም ድማ ኣብ ብዓቲታት ተንቤን ይርዳእኩም።

    • @yonisabrha8887
      @yonisabrha8887 3 года назад

      Xemam aytsemin dika welas eznka yxananaka iyu weywn hangolka dongola iyu
      Xadqan dyu sbhat nega
      Tegagina ina ilom ybleka alo
      Tegagyom keman aykonun amaraxi slezeyneberom iyu
      Aynqbelb inteilom da shabia n weyane himtl himtl Avila n oromo merekebetom n ethiopia
      Quahmam temhar
      Zeyedliyeka intekoynu bhayli smayo zbeleka seb yelen
      Quahmam

  • @feker2480
    @feker2480 3 года назад

    You are laying we know you know UN save hegdef.