Thank you DWT, you did it well, please also share the difficulty of the area. you know this big area is bounded under one Tabia, kushet Tsaedaemba and Jekaemba are suffering from lack of public services delivery. But for today I personally cheers you for your nice contribution
አባታተይ በረኸቶም ይሕደረና።
በረከቶምን ረዲአቶምን ናይ ኣቦና መርዓዊ ክርስቶስ ይሓልወና
ናይ ጻድቁ ኣቡነ መርዓዊ ገብረክርስቶስ በረኸቶም ይሕደረና
እግዚአብሔር ይመስገን በጣዕም ደስ ዝብል ገዳም አዪ ነይ አባና ረድኤት በረከት ፀሎት አይፈለየን አሜን
ናይ ኣቦና መርኣዌ ክርሰቶስ ምሰ ኩለና ህዝበ ክርሰትያን ይኩን ኣሜን
እሰይይይ እንቋዕ ተወለድና ካባኺ ትግራይ ምንጪ ጥበባት እመ ያሬድ ካህን🕊🕊🕊
ተመሰገን
Ezgabiher amlaknan medhanina eyesus kurusto berketun redietun tsilotkumn ayfeleyena edmen tenan yhabkum amen amen amen!!!!!!!!!🙏🙏🙏🙏🙏💖💖❤❤❤❤❤❤💖💖💖💖💖💖
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሄር ይመስገን
Amen amen amen kalhaweite yesmaln abxeltkum zekren abtatey
ኣሜን በረከት የካፍለና ልዕል ካብ ቅሳነት ኣቦታትና 🙏⛪
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ፀሎቶም ምስ ኩሊና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ፫
በረከት ቅዱሳን ኣቦታትና ይሕደረና.
ናይ ትግራይ ቅዱሳት ስፍራ ከም ሑፃ ባሕሪ እዩ ተመስገን ፀሎት ኣቦታት ኣዴታትናን ገዳማውያን እዩ ዋሕስ ኮይኑ ዝሕልወና ዘሎ.
የቀኔልና ድወት
Amen amen amen bereketomun redetomun nay abona xadik Merawi krstos ayfeleyena
ኣምላኽ ይምርስገን እንቃዕ ወዲ ክርስትያን ኮንኩ
God bless Tigrai People and are Country this is the most blessings Orthodox Church
ጸሎትን በረከትን ናይ ኣቦና ኣቡነ መርዓዊ ክርስቶስ ምሳና ይኹን ኣቦታትና ገዳማውያን ክኣ ጸሎትኩም ኣይፈለየና እቶም ነዚ መደብ ተገድስኹም ዘመሓላለፍኩም ክኣ ኣምላኽ ጻማኹም ይክፈልኩም
ኣማላድነት ናይ እመ ኣምላኽን ተረዳነትን ኩሎም ቁዱሳንን ኣይፈለየና ኣሜን(3)
እግዚአብሔር አምላክ ትግራይ ሰላም ይግበረልና ብጣዕም ደሴ ዝብሉ ሓዱግታቲ እዩ ናይ አቦና መርሀ ክሪሰቶሰ በረክቶም አይፈለየና አሜን 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
መርዐዊ ክሪሰቶሰ
በረከቶምን ረዲአቶምን ናይ ኣቦና መርዓዊ ክርሰቶስ ይሓልወና
ስላም ምስ ኩላተና እዝብ ክርስትያን ይኩን ክብራተይ እባታትና ባሓቂ ቃል ህውት የስምዕና ናይ እገልግሎት ዝመነኩም እግዚአብሔር እምላክ ይብርከልኩሙ ክብራተይ ናይ እባታትና ብርከተ ይሕድርና አሜን አሜን አሜን(፫)
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቀጽልዎ
ጸሎት ቅድሳን አይፈለየና ።
Bereket qudusan abotatna ms kulhana ykun
ኣነ ዝብሊ በውገንይ ትግራይ መቦቀል ህዝብይ ዓለም ኢያ፡ባዓል ዓባይ ታሪክ፡
Merhab tigray adey 💞💞💞💞
እግዚኣብሄር ዓስብኹም ይኽፈልኩም
ቅዱሳት ገዳማትና ብትግርኛ ብንሰምዖ ቋንቋ ስለ ዘዳለኹምልና ነመስግን
ቀጽልዎ ሌላ ገዳማት ደስ ዝብል ።
ዓደይ ማዓሪ አሃሃሃሃሃሃሃሃ ሰደት 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏💞💞💞💞💞👏👏👏👏👏
አሜን
Brkotom ayfleyna amen amen
Tseletemin bereketemin ayifeleyena
በርከቶም ናይ ቁዱሳት ኣቦታትና ምኩሉና ተጋሩ ይኩን
አበይ ኮን ትህልዉ ትኮኑ አቦታትና አምላክ ይሓልኩም😭😭💔💔
❤❤❤❤
This museum should be open for public to see the history
Thank you DWT, you did it well, please also share the difficulty of the area. you know this big area is bounded under one Tabia, kushet Tsaedaemba and Jekaemba are suffering from lack of public services delivery. But for today I personally cheers you for your nice contribution
Thanks for sharing this amazing place but you should leave some contact information if anyone who can help them
ቅርስታትና ብልዑል ጥንቃቀን ክንክን ህዝብን መንግስትን ኮይና ክንሕዞም ይግባእ ዓቅምና ክንሕግዝ ክኣ ተሌፎን ፅሓፉልና
Ezi mexahgti Arigu ktkae alewo, Mehamed gragn Edka aytsan,
ኣንሐና ኸ ንደቅና ታይ ኢና ክነውርስ??
We have to support them .
ምንም ህዝ ታርክ ዝስረሕ አቦ አለ ድዩ ታሪክና ዘምህር ናብ ምድያ ዘፍልጥ መንፈሳዊ ምድያ ዋለ ሓደ እካ የለን እዩ ናይ ትግራይ ታሪክ ርብዑ አተነገረን አይተራአይ እዩ ኪደይ ፍላጣት ምህራን ሊቃዊን አቅሽቲ መምህራን አለው እዮም ግን ምንም እካን ትምርቲ አይህብን እዮም ናብ ትግራይ ዘይመፀአ ቅዱስ የለን ግን መን ይጠይቆም ኮይኑ ቡዛሓት ገዳማት አለው ቡዛሓት ባሕተውቲ አለ ግን መን ይጠራአዮም
ሂወት ኣብዚ ቦታየ ዘሎ
በረከቶም የከፍለና ፈታሪ ቂጽሪ ተለፎኖም ይጽሃፍሉና አሞ ዓቅምና ክንሕግዝ
Nay abona gebrekirstos merawi xelotom bereketom ms kulatna hzbe kiristiyan ykun
Berketom yekaflena
Yekniyelena ezi gedam bezi selezereakew teameregna gedam eyu beakal yefeletew eye e.r yemesgen