🔥ምስ ቤተ ሃይላይ ን መሓዛይ ኣብ መዓልቲ ውልደቱ ጨዊና ፕራንክ ጌርናዮ 😂😂😂
HTML-код
- Опубликовано: 8 фев 2025
- ዘይሓልፍ ፀገም የለን ሞ ን ደቃይቅ ፀገማትኩም ረሲዕኹም ክትዘናጉዕልናን ክትስሕቁልናን ንደሊ @Yada tube subscribe
@gereemunentertainment
New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
@gereemunentertainment
#tigray
#eritrea
ፕራንክ
ሰላም ፉቱዋት ያዳ ፕራንክ እየ please .. like & share ብምግባር ቻነልና ነዕብይ 🙏
ከምዚ ዓይነት ምስራሕ ጽቡቅ ኣይኮነን ዝባሃልን ዘይባሃልን ፈላልዩ።
ናረአናካ ዝኮነ ጊፍት ተዘይ ሂብካዮ ኣን ፍለው ክንብለካ ኢና ትብሉ 👍ግጨዩኒ 😒😒😎
አዙይ ፕራንክ ዘይኮነ ንሃንግ ዝገብሩ ለያቡ ekum ትምህርት ተታባቡዑ ዘለኩም ካልአ ዝሐሽ አንተትሰርሑ ደስ ምበለና
👍👍👍👌 እንታይሞ ክንገብር ኢና ዋይይይይይ😥😥አብርእሲ ድክነተን ምራክ ይሞተን ኮዩኑና እኮ ቧይይይይይ
Awxewa eza vidyo egum lele
ከምዚ ዓይነት ከይትስርሕ ያዳ በስመአብ አብ ህዝበና ዝበፅሕ ዘሎ ሓቀኛ ዛንታ ስቃይ የእክለና😢😢😢 ብዝካነ እዚ ሓወይ ማዓረይ እንኳዕ ተወለዲካ ዝተረፈ ዕደመካ ይባረክ ይቀደስ❤🎉🎉🎉 እንኳዕ ዓመታዊ ክብሪ ባዓል ፅየን ማርያም አብጸሐና ስላም ንኩሉ ወዲ ስብ ❤ተጋሩዋይ ይመቺኩም ተናፈቅቲ😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍👏👏👏
እፍፍፍፍ ዋይ አረ ከይትደግማ ያዳ ክንድኡ ኣነ ዓቅለይ ፀቢብኒ ፕራክ ምኳኑ ናፈለጥኩስ💔😢
በስመአብ ሓቂ መሲልኒ አነስ ደንጊፀ ከምዚ አይትስርሑ ያዳዋይ😢እንኳዕ አብጸሐና ንዓመታዊ ክብረ ባዓል ንሕዳር ፅዮን ደቂ እመ ብርሃነይ ናይ ዓመት ሰባት ይበለና ስደት ዘለና ስደትና የሕፅረልና ንህዝብና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና❤
ኣሜን/፫/
ማዓረይ ውይ ቅድመካ 😢
ወዲ ድካ እየ ያ 😁 ፃዕዳ ልቡ ወዲ ለባመይ 😘❤ ካዕ ተወለደ ❤🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🍰🍰🍰
አፍፍፍፍ በስምኣብ ልቦና ይሃብኩም 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ልተወገኡ ወሕደምናስ😭😭😭😭#
ኡፍፍፍፍ ጎታዋይ ማርያምን አሕዘነኒ እረ ከምዚ ዓይነት ፅቡቅ የኳነይ😭😭😭
እውነት ዘለዎ ዓቅሊ ብጣዕሚ ኣድኒቀዮ ዶሞ ዝተረፈ ዕድመካ ይባረከ 🎉🎉🎉
ዮዳ ሓወይ ካዓ ካሊእ እምበር ህዝብና ተጋሳቂሉ ካዓ መምሃሪ ተዝህልዎ ደሰ ይብል ነይሩ ተጨውዮም ካዓ ብምታይ ክውገድ ኣለዎ እምበር ክፍቲ ገዲፍኩምላ ማለተይ ንዝጨወየ ኣካል ፀገም ከሰዕበሉ ካምዘይክእል ተረዲእና ንዓይ ፕራክ ምካኑ ተረዲእኒ ግን ናዓኩም ካም ዝቃወም ክትውሰኩላ ነይርኩም ንህዝቢ ትሕግዝ እያ ኢለ ሰለዝሓሰብኩ እየ ብካሊእ ንፅበ በርትዕ❤❤❤❤
ልክዕ እዩ ነስተኻኸል ኢና 🙏
@@yadaprank ❤❤
በስመአብ 😢ግንሲ ግንሲ ከምዚ ተዘይትስርሑ ያሬዳ ብዝኾነ እንቋዕ ተወለድካ ሓውና🎉
ማዓረይ እፍ😢
ስነስርዓት #ያዳ ብካሙዙይ ክንደይ ዘይሓለፉ
ቡዙይ ቀልዲ የለን😕😭
Eshini mearey
ውይወይ ክንድኡ ኣነ ጨኒቁኒ😥 ክስካብ ትውዳእ ሪአያፕራክ ምስ ተባሃለ ዘይኮረየ ጠንካራ ወዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ
የኔ ማር ፀላኢካ ይጨነቅ ታገበረኩም ደቀይ 😢ያዳ መሕረር😂
እንካዕ ተወለድካ ከዓ መዓረይ ዝተረፈ ዕድሜካ ይባረክ ልውህነቱ ግን ኣድኒቀዮ❤ 🎉🎉💛❤🙏😍
ብሓቂ ባዕላጉ እኹም እዚ ትገብርወ ዘለኹም ኣብ ልዕሊ ሓወይ ሓቀኛ ዛንታ ዝበፀሐ እዩ ።😭😭😭😭😭😭😭 ደመይ ገንፊሉ ኣብራከይ ፈሲሰን እዚ ትገብርወ ዘለኹም ተግባር መዛናጊዒ ዘይኾነ ብትክክል ኣብ ህዝብና ዝበፅሕ ዘሎ መከራን ስቃይን እዩ። መከራ ክሳብ ኣፍንጭኡ ዝፀገበ ህዝቢ ኣለና ንዑዑ ድምፂ ኩኑ።😢
Bahki😢😢
ንሱስ ናይ ለባማት ስራሕ እዩኮ
እዚ ዝግበር ዘሎ ግን ነቲ ዘለካ ጭንቀት መቃለሊ ዘይኮነሲ ጭንቀትካ መጋደዲ እዩም ዝሰርሑ ዘለዎ ቻለና ክዓቢ እናበልካ ሰብ ብዘይ ሓሰቦ ልቡ እናጥፋእካ ፕራንክ ገይረካ ይብሉካ
ብከምዙይ ዝዓቢ ቻነል👍 አይሃልወና አሕዋተይ
ዉይይ ብስመኣብ ፕራንክ ምካኑ ናፈለጥኩስ ክንድኡ ኣንቀጥቂጠ😢 ውይ ህዝቢ ረኪብዎ ዘሎ ለከ ህዝብና ብከምዚ እዩ ዝሳቀ ዘሎ😢ከምዚ ሰራሕ ከይትድገም ያዳ ሓወይ ነቶም ከምኡ ዝገብሩ መበረታትዒ እዪ ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ❤❤❤
እውውው ዝኩሉ ትዕግስትስ ነበይኑ ኣነ ግን ገዲፈዮም ክከድ ነይረ እየ 😢❤❤❤
በስመአብ ያዳ ሓወይ እዚ ሓውና ብጣዕሚ አሕዚኑኒ 😭🙄😂😂😂
ፎ ሕማቅ ትምህርቲ ኣፅሊእኩም ያዳ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ሎማዓንቲ ግን ማራ እየ ሓሪቀ ከምኡ ዝትሰርሕ ኮይኑ እዩ ተሰሚዑኒ 😠
😂 eshi kalie hzelki kmetsie eye mearey
ተመስገን እንዃዕ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኮንኩ 3 ግዜ ምስ ኣማዕተበ ኩርዓት ሒዝኒ ❤
እንዃዕ ተወለድካ ዝተረፈ ዕድመካ
ፈጣሪ ይባርከልካ
🙏🙏🙏🙏
ማራ ይሕዚኑኒ ዝኮነ ጊፍቲ አምፃሉ አፍኩም ጥራይ ኢኩምሕ እንኳዕ ተወለድኻ ኢልኩም እምበር ሓንቲ ሽምዓ እኳ ዘይአብራህኩሙሉ እንኳዕ ተወለድኻ መፃኢኻ ቡሩህ ይኩን ሓወይ
ኤህ ጎይታዋይ ክንዲኣፉ ኣነ ጨኒቅኒ ..ያዳ ትበሃል ሰብ ግን ተኽኢልኻ ፅቡቅ ነገር ስራሕ ተለይኾይኑ Report ከይግበረካ ይቱብካ ሓሳብ ተመልከትኻ ተቀበል
Betami himak prank eu gen eti kara ab kilte part akeribkumo bejam dehan zikone prank, Betami dess zibil ewin alekum eu ketsilulu kara nejew 😊
ሰለም ያዳ ጠፊኢካ ኮ ኸምዚ ዓይነይ ይቅረይካ ምኽንያቱ ህዝቢና አብ ሕለንኡ ፅቡቅ የለን😢😢
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ያዳ ሽኮር🙏❤💛ብሃንቀውታ እየ ዝፅበዮ ቪድዮታትካ👌😁😁😁
Thank you 🙏
ጌጋ ገይርኹም😢 ታይ ዝገበረ ሰብዩ ድንጋፅ ዝሓለፈ ይኣኸሉ ብኹናት 😥 ዘምህ ዘሰሕቅ ሕቶታት ዘይተገብሩ
ዋይ እት ዓቁልስ ማዓረይ❤❤❤❤ዶሞ እንኻዓ ትወለድኻ ድተረፈ ዕድመኻ እግዛብህር ይባርከልኻ ልባመይ
😊
ካብቲ ካልእ ስርሓትካ ቁሩብ እዚኣ እያ ኣሰንቢዳትንን የሕሪቃትንን ምክንያቱ ኣብዛ 2:47/ 14:21 ደቂቅ እዚኣ ዓርክካ ኮፍ ኢሉ ከሎ ካራ ኣብ ከብዱ ዝፈተንኻሉ ሲን፡ ግቡእ ዘይኮነን ዘይሓላፍነታዊን ሸለልትነት ዝተሓዘት ፕራንክ ኮይና ረኺበያ ካልኣይ ጌዜ ከምዚ ከይትሰርሕ ይላቦ።
Eshini 🙏
ኾስተሩ ኹፉኣት ኸዝ ካብዝስ ታይ እና ክንምሃር መፅሎኦ😏
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ሐዚ እዚ ታይ እዩ ሃ ሃጊ ልገበሩ ለዉ ከይአኩሉናስ😢ታይ አለዎ ከም ቀደምካ መስሓቂ ሒዝካ ተመፃካ
እዋይ ሚሽክናይ ኣሕዚንኒ ብቀትሩ ፀልሚትዎ ነይሩ ኣብ መዓልቲ ልደቱ ክሞት መሲልዎ😢😢😢
😥😥😥😥😥
እፍፍፍፍ ፍቃር ኣምላክ ካብ ኩሉ ዘድሕን ስለ ዛኣመነስ የማዕትብ ነይሩ😢😢😢😢😢
ኣቱም ህዝቢ ዝስራሕን ዘይስራሕን ዘይትፈልጥ ኣረ በይዛኩም😢😢😢
🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🤔🤔🤔🤔🤔ከምዚ ዓይነት ፅብቅ አየዃነይ💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏
አረረረረ ያዳ ከምዚ ዓይነት ፕራክ አይትግብረ ውይ ታይ ዓይነት እዩ እዚ ታይ ኢና ንማሃሩሉን ንሰሕቅሉኑ ኢና እዚ ህውክት 😢😢😢😢😢😢
አረ ዝገረም ኣበይ እዩ ነርካ ሎማዓልቲ አየ ኣትየ ፈሊጠካለ ዋ ማዓጣይ ተበጠስኩ ክክክክክክክክ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣❤❤❤
ኡፍፍፍ ያዳዋይ ብማርያምኻ ከምዚ ዓይነት prank ከይትሰርሕ ከመይ ከም ዘሕዝነኒ ኡፍፍፍፍፍ ኣይከኣልኩን😢😢😢
ዓቕለይ ይፀበኒሎ እንዳበለኩም ስቕ ምበልኩም ማራ ሓሪቐ እዚ ገበንዩ ሕፅረት ትንፋስ ተለዎኮ መሞተ
ዋይ በስምኣም እንታይ ገበረኩም ደቀይ ነኻ ስቃይ ብዝኾነ እንካዕ ትወለድካ ማዓረይ❤❤❤
ውይ መናደድቲ ከምዚ ዓይነት ኣይትስረሑ ህዝብና ኣብ ስቃይ ኣሎ😢😢
ኡፍፍፍ ልምታይ ግን ልሸፋቱ መገዲ ተርእይዎም ዘለኹም ከምዙይ ዓይነት ስራሕ ፅቡቅ ኣይኮነይ😢 ሓወይ ከምዙይ ገይሮም ዓፍኖም ላብዘይ ፍለጥ ቦታ ወስዶም ካብ ዓቅምና ብላዕሊ ቅርሺ ኣሐውለምና እሞ ካዓ ኣብ ዓድኻ 😢😢 በጃኹም ከምዙይ ዝሰርሑ ሕሽናይ ተቃወሙ 😢😢
አረ ይመቸካ እንካዕ ብሰላም መፃካ ፅቡቅ ጅማሮ ይግበሮ😂😂😂😂
አይይይ አፍፍፍ 😂😂😢
H,B,D to eyou broyy❤❤
ኡፍፍፍፍፍ ኣረ ፍራንክ ምካኑ እናፈለጥኩስ ተረብሸ በስመኣም ኣረ ኣፉይ ኣፍንጭኡይ ዓፊንኩምስ ትንፋስ ትሓፀሮከ😢
ብጣዕሚ ሕማቕ እንታይ ኢና ካብ ክንምሃር በጃኹም እስኪ ዋ ❤
ማዓረይ ዳኣ ቡሩከይ
ንያዳ ባ ሓደ ማዓልቲ ተፃወቱለይ 😢❤
ኖ ያዳ ከምዚ ዓይነት ጽቡቅ ኣይኾነንን ድሓር ርእሱ ተስሓተከ
ዋላ ሓንት ደስ የብልይ ጨካን ከምዝይ ዓይነት ግደፍ😭😭😭😭😭
ያዳዋይ ይፈትወካ እዩ ጠፊእካ ግን እዛ ሕማቅ ትምህርቲ እዩ ብካሊእ ፁቡቁ ከትመፀና ተስፋ ነገብር❤❤❤❤
Eshini
ጎይታዋይ ከሕዝነካ ግን😢😢😔💗
ዊይ ምዓረይ ክኹሪ ተፀብየ😢😢😢😢ሓዚነ ዓቅለይ ፀቢብኒ ምስ በለ😢ያዳ ሓወይ በይዛኻ ካምዙይ ዓይነት ፕራንክ ግደፎ በጃኻ
ፕራንኪ ዝባሃል ይፈላለ አዩ ማዕረ ክንድዚ ጽላለ አዩ 😂😂😂😂
ዋይ በስመኣብ ከሕዝነካ ማዓረይ😢 ያዳ ካምዚ ዓይነይ ፕራንክ ኣይተምፀአልና እጭ😎
በጃኹም ብስንባደ እንተሞተ እንታይ ይባሃል እዚኣስ ከባድ እያ ከይድገም .God bless you ber… from Eri❤😮
Eshini 😊
ጽቡቕ ትምህርቲ😮
🎉🎉🎉🎉happy berthdey🎉🎉😊😊
በስምኣብ እረ ያዳ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ኣይትስራሕ ኣይኮነን ንዑኡስ እናፈለጥና ንዓና ከማን ኣሰምቢዱና 😢😢😢😢😢
Ezi kulu kebid prank gierkayos cake yeblu decoration yeblus happy birthday tray tblo
ያዳ ሓወይ ዋላ ዳኣ ፕራንክ ይኩን እምበር ደሰ ኣይብልን 😢😢ብጣዕሚ የሕዝንኒ
Eff entay geberka mskin aehzinuni mearey bzkone ymechekum deki adey❤
Thank you🙏
Ezi aynet prank adlayi aykonen meberetate hangi sirat giberu 😢😢😢😢
ተጋጊኩም ፕራንክ ክከውን ተሎ ኣቅልል ኣብልዎ😂😂😂ልቢ ድካም ከይተትሕዝዎም ዋይ ፕራንክ ያ🎉
አረ ደስ ኣይብልን ከሊእ ስርሑ😭😭😭
Antay aynet prank eyu azi kll zbele zeytgebru
ብዝፈጠረኩም ፈጣሪ አይተሳቅይዎም ንገዝዘብ ኢልኩም
አዋይ ቀድምካ ዛሓወይ አፍፍፍፍፍ አደጊፅኒ 😭😭😭😭🥰🥰🥰
እፉ ጎይታዋይ ዓቅልኩም ፀፅብበልኩም ኩፉኣት😢😢😢
ብጣዕሚ ኢኩም ተሕዙኑ ካብ መናእሰይ እዚ ኣይፅበይ
ዋይ ህንዳኣፉ ጨንቅን ዋይ ያዳ ሓወይ ብጣዕ እያ ዝፉትየካ ግን ሃምዛ ዓይነት ሰራሕ ደስ ኣይበብለይ ዓቅል ግን 100%
Eshini.mearey
ደናቆር ሰነ ሰረዓት ገብር
😢😢😢😢😢 ኣታዮ ታይ ገበረኩም😢
እፍፍ ቀዳማካ ኣሕዚኑኒ አረ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ኣይትግበሩ😢😢
ዋይ ቡኡነት ኣታ ከብደይ ብልዕዕዕዕዕ ኣቢሉኒ ቀደማካ ቡኡነት በክየየየ
ገራም ይኡ በኡነት😂😂❤
እንኳዕ ብሰላም መፃካ💝💝💝💝💝💝💝💖💖💖💖
ታይኣታወድ ትስረሓ ብጣዕም ዳፅልእ ክፍእ መርእት እት ካራ ዓገብ ሓወይ ካብ ኩሉም ተጋሩ እስካ ታርእዮ ቩድዮታት እፍፍፍፍፍፍፍ ዓገብዓገብ😢😢😢😢😢😢😢
😂😂😂😂 ymechka yada
ቀፃሊ ካብ ከምዙይ ዓይነት ወፃኢ ክከውን ተስፋ ንገብር በቻኩምምምምምምም ከምዙይ ዝበሉ አይተምፁኡልና አብ ስደት ዘለና አሕዋትኩም አብ ርእሲ ምፍራሕና ዝያዳ ከም እንፈርሕ እዩ ዘርእየና ዘሎ ምክንያቱ ዕድመ ዘይፀገቡ ህፃውቲ አሕዋትናን፣ደቅናን ገዲፍና ዝመፃና ስለ ዝኮና በቻኩምምምምም ከምዙይ ዝበለ ከይተምፁኡልና በቻኩም በቻኩም❤❤❤❤❤❤
ይመችኩም ካአ🤙🤙🤙
ግን ሓደራኩም
Eshini 🥺
@@yadaprank
እሺ ትበልኩም እመብርሃን👏👏👏👏
ዋይ ከሕዝነካ በስመኣም ከምዚ ዓይነት ከይትደግም ያዳ 😢😢😢😢
ሰባት እናጎዳእኹም ፕራንክ ማለት ብጣዕሚ ሓደገኛ ምኻኑ ምፍላጥ ሕልንኦምን ስብእንኦምን ምግፋፍ ስለዝኾነ እንተትገድፍዎ ይምረፅ
ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ተዝተርፈኩም😢 H.B.D🎂🎉🎉🎉 bro
አረ በጃኹም ካምዝይ ኣይትስርሑ ዋ 😢😢😢 ታይ ዓይነት ሰባት ኢኹም አፉፉፉ😢😢😢
ያዳ ዋይ አዚ ቡሱሩ ደስ ኣይብልን 🥲🥲🥲
ጎበዝ ዝሓወይ ኣማዕቲቡ 😢ያዳ ኸይለምደካ
😂 eshini
እውይ ክሳብ ትውድኡስ ብጭንቀት ብሓቂ ይመስለካ ግን ኣብ ዓድና ከም ዘሎ መምሃሪ እዩ ይመችኩምምም❤❤❤❤❤
ኡፍፍፍ😢😢😢ከምዚይ ዓይነት አይትስራሕ ያዳ ዋይ
Well come bro❤❤❤
ማኣረይ 😢😢ኣታ ካምኡ ኣይትግበር😢😢
ዋይ በስመአብ አታ ክንደይ ትጭኩነ ሓመድ ትብለዐኒ ወድነይ ዓገብ ዓገብ ከምዚ ዓይነት ከይድገም 😢😢😢
ማዓረይ አጀኻ ክብረተይ ምሲኩን ሓዊተይ 💔💔🥺🥺🙏🙏🙏🥺🥺🥰🥰
ብሓቂ ግን ስድታት እዮ ኣደጊጽኒ ፈሪሐ ምስኪናይ
_ኣምላክ እስራኤል እዋይ ሓወይ ክትጭክኑ😢🥺 ኣታ በይዛኩም ከምዚ ተዘይትስርሑ ይፅብቅ 😌 JD ክዓ ይስሕቅ ንሱ ተጨንቁ🤣🤣🤣_
ኣታ ክንደይ ትሓስሙ😂😂😂😂
ጎይታዋይ😢ከሕዝነካ ያዳ ሓወይ ተጋጊኻ
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ውይ በስመኣብ ሕማቅ ገይርካ ያዳዋይ ውነይ ምሽት ኢለ ጎይታዋይ ኤህ😢
ያዳ ብሉፅ ኣሕዚኑኒ ግን ደስ ብሃሊ እዩ💚🙏እንኳዕ ተወለድካ ሽኮሪና😍😍
ታይ ደስ ዝብል እኒአዎ😢??
ደስ ዘብል ዘይኮነስ ነቲ ዘለካ ጭንቀት መሊሱ ዘጨንቅ እንበር ዋላ ሓንቲ ደስ ዘብል የብሉን
Anta tana alka dayu kmawt wn ko ykal ayu
ሀዚ ካብዚ ታይ ኢና ንመሃር ዓመፃ በዚሕዋ ለላ ዓድስ ነቶም ዓመፅቲ ምትብባዕ ድዩ በይዛኹም ፅቡቅ ነገር ስርሑ ዋእ
ብጣዓሚይ ደናቆሮ እዩም😢😢😢
ከምዚ ኣይት ስረሑ ያዳየ ብዝተረፈ ይመችኹም❤❤
Yftyeka andiye neyre hzign tekaymeka😢 gotaway tselaeka ychenk ketdegma hawey
Za bani ke leyshndya tay eu hizwa 😂😂😂😂😂😂😂