Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ብሓቂ ጥዑማት ኢዮም። ኣነ ንባዕለይ ኤርትራዊት ኢየ ኣብ 2014 ናብ ኢትዮጵያ ብራማ ኢየ ኣትየ። ካብ ወተሃደራቶም ጀሚርካ ክሳብ ቆልዑቶም ጽቡቅ ኣቀባብላ ኢዮም ጌሮሙልና። ከምቲ ኣብ ኤርትራ ከለኹ ዝሰምዖ ዝነበርኩ ሕማቅ ዕላላት ብኣንጻሩ ኢዩ ጸኒሑኒ። ኣምላኽ ንክልቲኡ ህዝቢ ሰላምን ፍቅርን የውርድ። ካብ ውግእን ፍረ ውግእን የድሕነና። ❤❤❤❤
ምሽ'ዶ፡ ትግራውይነትኪ ኣሕፊርኪ ምሽ
እሞ ታይ ዋጋ ለለዎ ንስኻትኩም ኤርትራዊያን ዝበላዕኽሙሉ ፃሕሊ እትሰብሩ ነውራማት እንዶ ኮይንኩም
@@wediEri_9 እንታይ ዘሕፍር ኣለዎ፧ ሓወይ ኣምላኽ ዝሃበካ ናይ ተፈጥሮ ሕጊ ኢዩ። ተፈጠር/ተወለድ ኣብ ዝበለካ ኢኻ ትኸውን። ብዝሃበካ ጸጋ ምቅባል። መሪጸ ኣይተወለድኩን። ግን እንካዕ ኣነ ንስኻ ወይ ንዓኻ መሲለ/ ኮይነ ኣይተወለድኩ እግዚኣብሔር ይመስገን። ኤርትራዊ ክኸውን ኢየ ኢልካ መሪጽካ ኣይተወለድካን እዚ ተቃውሞ ምስ ኣምላኽ ኢዩ። ቀዳምነት ምስ ነብስኻ ተዓረቅ ምስ ወዲ ኣዳም ብሰላም ክትነብር❤። ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ፍቁር ሓወይ።
ኣሜን ሓፍተይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤
ሳልሰይቲ ባዕለይ 👍 ጥንስቲ እየዋ ከይሓመኩም ❤️❤️❤️
ሳብስክራይ ግበሩለይ ተጋሩዋኒ
Dngl Maryam bselam tmxaeki zhaftey.
ህዝብ ትግራይ ኮ ሰብ ብምዃኑ ዛኽብር ንሰብ እዩ ካበይ መፀእካ ኣይግድሶን ሓንት ክልል ዳኣ ንሾመንተ ሃገራት ሃምትዋገአት እግዚአብሔር ሓገዝዩ እንበር❤❤❤
😊
ብሓቂ 👌
ብሓቂ
@@emnetberheሳብስክራይ ግበሩለይ ተጋሩዋኒ
Ata eza መንእሰይ ጓል ኣድራሽኣ ተሓባበረኒ ክንሕግዛ ኢና ንፍዕቲ ስለ ፍጡር ወዲ ኣዳም ትሕለቕ ጎበዝ እወ ሓቅኪ ኤርትራዊ ይኹን ትግራዋይ ሓደ ኢዩ የቐንየልና ,ኤርትራዊ ሓውኺ ካብ USA!
Bi telgram : @kidusy0 elka search gerka contact gbereni adrashia khbeka thank you🙏
ህዝበይ የዋህ ብልዉህነትካ ኩሉ ዝቀትለካ ንስካ ደማ ኢድካ ዘይትህብ ጅግና ህዝበይ ክብሪ ይሃብካ❤እንኳዕ ትግራወቲ ከንኩ ተመስገን ያዳዋይ ፅብቅ ስራሕ ቀፅለሉ ዙሓወይ
ኣነ አሪትራዊ፡አየ ኩሉ ጊዘ ጊን ኒ ቲግራወት እህዋትና፡ብጻሚ ኣብ ላሊኣኦም ኪብረት ኣለኒ ሃደ ሂዝቢ አና ኣህዋት አና
ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ
እዋይ ነዚ ክልተ ህዚ ሰላም ኣውርደሉ፡ለዋህ ህዝቢ❤❤❤❤❤❤
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤
እወ ንስኹም ጠላማት እምበር😢😢😢
አሜንንንንን
@@HahaHshs-u2hተረዋእ ጋሕባ ስለ ሰላም ተዛረብ
suq bel kemgel denqoro amselu
ኣቤት ወረጃ ህዝቢ... ኣነ ኤርትራዊ እየ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ሰሪሕኩም: ቅንዕና ትግራዋይ ኣርኢኹምና..ኣነ ብሓቂ ንትግራይ ክመጽእ መደብ ኣለኒ...ነዘን ገዛውቲ ክበጽሐን እየ. እዛ ልዕሊ ቻይና ኤርትራዊ ይቐርበኒ ዝበለት ብተግባር ሕውነት ነርእያ::
የተረደአናይ እምበይ ፍቅሪ እዩኮ ልዓቢ ኔሩ ግን 😢
ኧረ ናትኹም ሕዉነት ይቅረየና ህዉኸት ዘያሃስስ በሰላ ኣለና😢ህዝብና የዋህ ኻይኑ እንበር
@@meri.Tgraweyti ሕውነት ስለ ዝደለስና ከም ደለይቲ ፍትሒ መጠን ካብ ምሕጋዝ ህዝቢ ትግራይ ኣየቈረጽናን: እቶም ጽጉባት ኣብ ስደት ኮንኩም ኣይንደልን ክትብሉ ኣለኹም: እቶም ኣብ ሽግር ዘለው ከኣ ተሓጊዞም ከመስግኑ ከለው ንርኢ ኣሎና እቲ ዝፈርድ ፈጣሪ ከኣ ንመን ይርኢ እዩ ዘገድሰና: እቲ ብዓቢኡ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ገበነኛ ከኣ ትግራዋይ ወዲ ተንቤን እዩ.. ዕላምኡ ከኣ ከምዚ ከማኺ ህዝቢ ንህዝቢ ዝጸልእ ከፍሪ እዩ ዝደሊ...
ህዝቢ እንታይ ጌሩመንግስቲ እዮም እምበር አሕዋተይ
@@شمسشمس-و4ز ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ሰይጣን ምኻኑ ፈሊጥና 30 ዓመት ትግራይ ረጊጽና ንስደት ከይድና.. እንታይ ኮይኖም እዮም ካብ ዓዶም ርሒቖም ዝኸዱ ዘለው ዝበለ ኣይነበረን: ካብ ህዝቡ ሓሊፉ እዚ ስርዓት እዚ ንዓና ውን ጸገም ከምጽኣልና እዩ ኢሉ ዝሓስብ ተራ ሰብ ይኹን መሪሕነት ኣብ ትግራይ ኣይነበረን... ብዝኾነ ህዝቢ ምስኪን ህዝቢ እዩ:ስርዓት ግን ሓላፊ ግዜኡ ተጠቁሙ ዝጽይቕ ዘሎ እዩ..
ዋውውው ብጥዕሚ ጎቦዝ ዝኮነት ወጣት ብትሕትና ትራዳድእ❤❤❤❤ በሉ ጎቡዙ ናይ ያዳ ፕራክ ብልቢ ዘዛናገዐኩም ካዓ ነተባባዓዮ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤❤
Thank you mearey 🙏
@@SelamRUclips-g8y Komal Kondaf Agame
ይወጥጥኪ "መንእሰይ" ኣበይ ስም ከደኪ ኢኺ ወጣት ዶ ገለ ትብሊ
ከም አረትራዊ ብጣዕሚ ጥዑማት ሕበረተሰብ እኩም ተጋሩ ሰላም የውርደልኩም ። ካብ ስዊዝ
ከማካ ይብዝሑ ወዲ እረይይይይ ንሕና ኤርትራዋን ደለይቲ ሰላምን ፍቅርን ለውጥን ክንከውን ኣለና ። ምስ ኩሉ ኣፍሪካ ሰላም
@@debesaybokretsion6941ህግደፍ መንደፍ እንደሞ ስምና በሊለሞ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ደለይት ፈትሕ ኣሕዋትና ❤❤❤❤
ኣሜን ዝሓወይ
ኣነ ኤርትራዊ ኢየ .ገን ንብዓት ትግራዋይ ክርኢ ኣይምነን የ ናይ ❤❤❤
ንብዓት ህዝቢ ኤርትራ ግን የሐጉሰካ ምሽ ኣበይ ክነብዑ ሪኢኻዮም ኤርትራዊ እንድሕር ኮንካ የሕዋትካ ትግራዎት ይሸጡዎምን ይልዉጡዎምን ኣለዉ ስሊኦም ንባዕ
ብርግጽ
@@yonaskeshi1863ምሽ ኤርትራዊ አብ ትግራይ የለን ትብሉ ኔርኩም እንታይ ዳኣ ክገብሩ መፅዮም ወደይ😢
@@yonaskeshi1863kkkkk n hizby Ertra thalyu tmeslu. Hgdef n hizbu endyu zamix. Amexti Hgdef.
@@ጓልሃገረትግራይHgdef enda hasewu eyom znebru.Bsekom ena selam zeynrekib zelena.
ብስሐቕ ነቢዔብዝያዳ ግን ኤርትራዊ እየ እንዳበሎም ልክዕ ነቲ ጸገምከም ሰብ ምርአዬም ከምሐዎም ሐብቶም ተጋሩ ፍንጫሕ መሰንገልና ኢኹም።🩵🙏🩵
ጊሐ
@@naliru6096 ዐኩይር አንጸርጺርካ ድአ ናይ ድሐንተጋሩ ፍንጫሕ መሰንገልናአእዱጉን ስግር ባሕሪ እንዳ ጀለብያ ታሪኻዉያን ጸላእትናሕጂ ኮሬንቲ ጨብጥ ያ ማኽኑድ🩵💪ብርጌድ ንሐመዱ💪🩵
❤❤❤❤❤💙☘️💙☘️💙
@@dawitjigna ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ
@@naliru6096 ዓኩዋር
ኣቱም ሰባት ንሕና ኤርትራዉያን ምስተጋሩ ጽልኢ የብልናን እምበሺ ንሓቶም ዝሓቱልና ንግደሰሎም ዝግደሱልና ተጋሩ ማሓዙት ኣለዉ ንቡዙሕ ዓመታት ዝከደ ልዕሊ 30 ዓመታት ገለ ያ በጃኹም ንሕና ወሊድናን ተዋሊድናን ኢና በጃኹም ተተኻኢሉ ኻብ ኣፍንጫና ኣርሒቅና ኽንሓስብ ንፈትን
suq bel qomal
@@Ali-y6d2cbnatka shimdikha tsewikayo 😂😂
ህዝብና ሓላል ኮእዩ ልውሃትን ስግኣትን😥💙🙏
ሰላምን ራህዋን ን 2ቱ ሕዝቢ 🙏
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾💙❤️💛
ኤሪትራዊ ኢየ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ ለዋእ ህዝቢ ትግራይ❤❤❤❤more love❤
እዝጊ የርኢኻ ለዋህ ትግራዋይ ይርከብ ኣብ ትግራይ ? ? ? በይዛኻ ለየለ ኣይተውጊዕ ትግራዋይ ሓሳድ ጠላም ከዳዕ ሰራቒ ወጋሪ ሓፍቱ ዋጋሪ ጓሉ መታለሊ ቶንኮሎኛ ፈሳዊ ሓሸዊ ኢዩ !!!!!
@@UserMxl123bbc ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ
@@TWBB-h5y ጥዑይ ኢየ ጸገም የብለይን ንሓደ መተለሊ ሓሳድ ትግራዋይ ብቑዕ መልሲ ኢየ ዝህቦ ወዲ/ጓል ሓቦይ !!!!""
ኝኝኝኝ ብዕርይ
@@Eden-j3xወይዘሮ ኤደን ከመይ ኢኒኡ ረሃብ ውግራ ዝወግር ይግነ ዶ ኣብ ክልል ዓጸቦ ትግራይ ተኣሊሽክም ሰሚዕና ብታሕጓስ ዝኣክል ድማ ክልተ ጥርሙዝ *ቮድካ * ገዚኤ ምስ ኣዕሩክተ ኮይነ ደርፊ ናይ ኪሮስ ኣለማዮሁ ወሊዕና * እንግዖይ ፍስስ ወነይ ክምስ * ክንብል ሓዲርና ሕዚ ውን ካልኦት ክልተ ሚልዮን ዓጋመ ሃሊቖም ዝብል ወረ ምስ ኣግነኹ 4 ጥርሙዝ ቮዳካ ክገዚእ ኢየ ሹሽ ንክንብል ዝውገራ ገለ 4 ተጋሩ ተወገርቲ መማቕርቲ ከነምጺእ ኢና ዕድል እንተ ገርኪ ንስኺ ሓንቲ ካብተን ተወገርቲ ክገብረኪ ኢየ እቱ ግዛዕኪ ኣብኡ ዕንቕርቢት ከይጸንሓኒ እምበይ !!!
Wow, nay bhaki hade hizby ena 🙏🏾🙏🏾💙💙🌺 Ertrawit Haftikum.
ብርግፅ ዓሌት መሪፁ ዝተፈጠረ ሰብ የለን ግን 😊ህዝበይ ሓላል ክብ ትግራይ ብምፍጣረይ ኣመና የ ዝሕጎስ 🥰ተመስገን ኣምላኽ ✝️ኩሉ ጊዜ ልውሃትን ፍቅርን 😘 ብዝኮነ ያዳ ሓወይ ይመችካ 👑
Agame niana eritrawyan bitami ekum Tefenfununa bi Hasot and lebinet ab alem kedamot ekum bitami ekum tefenfununa komalat
@@TT-ky6rzከምዘምጸኦ የቀንጥጦ😮
አዋይ ህዝቢ ትግራይ ግን ❤ ከምዚኣ ገሮም ኢዮም ተቀቢሎምና ካብ አሪትራ ን ትግራይ ክወጽ አ አክለኩ ፍክርና ይሰስን (ጸሓይ ከይኮነኩም ናብ ጽላል አተው)ውውውውውው❤❤❤❤❤❤❤
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ
❤😢🤲
ትግራዋይ ኤርትራዊ አየ አንተ ኢልካዮ ከብዱ ኣይክአልን አዩ ፡ መን ከም ትግራዋይ ሃወይ ፡ ለባማት የህዋት ስለ ዘለኩሙኒ ኩሉ ግዜ አየ ህቡን ብኣኩም ።
ብሓቂ😢😢
ህዝቢይ ለዋህ ርሁሩህ ሐደ ሰብ ሰብ ብምኮኑ እዩ ዘክብር እንበር ሰለ ካልእ ኣይግደስን 😍😍😍ናይ ኢዱ ኣይረከበን እንበር ሓሳዳት በዝሐምዋ😢😢😢😢😢😢😢
እቲ ቋንቋ ኣበይ ኣበይ ተራኺቡ እማ እንዳበልካዶ ኤርትራዊየ ይባሃልዩ
Nay bhaki lahjanan lahjomn abey abey terakbu
እቲ ሓቀኛ ፍቅሪ ህዝቢ ኤሪትራን ትግራይ እዚ ኢዩ ዝከበርኩም ኣብክልቲኡ ዘለኩም ህዝቢ ከምዚ ኢዩ ዘጸብቀልና ብፐለቲከኛታት ከይንህመል Thanks Yada ❤❤
ናይ ብሕቂ ፍቕሪ ናይ ኣሕዋት ህዝቢ ኤርትርን ትግራይን ዝተራእየሉ ስራሕ ሰሪሕኻ ብፍላይ ከምዚ ዓይነት ፍቅሪ ዝሰብኽ እንተትሰርሕ ደስ ይብለኒ ባእሲ ዝስብኩ ብዙሓት ኢዮም እስከ ናብ ሰላም ነቀራርብ ከኣ ናብ ሚድያ ንምጻእ ። እታ ናይ መወዳእታ ጓልን ናይመጀመርያ ሰበይትን ረኪበ ተዘመስግነን ብስም ኤርትራዊ ደስ መበለኒ ❤❤❤
ya u r right 🙏 ትግራይ ተመፂኻ ከራክበካ እየ 😊
ነዚ 2ህዝቢ ፍቅርና ሰላም ኣውርደሉ ይኣክል ይብልና ፈጣሪ ንሰላም ምጉስጋስ ኣየንድከም 🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤
አሜን ህግደፍ ወሪዱ ንሐመዱ ስልጣን የሀበልና አምላክ
አሜን 🙏🙏
@@hhshdhjdueiirh1923 Amen shgrna teriy yehxer fetri alo
ኣታ ቆሲለ ኣበይ እየ ነይረ ዝኩሉ ሓሊፉኒ ጋሻ እየ😂😂😂😂😂❤
😂welcome
ብሓፈሻ ልቢ ናይ ትግራይ ሰባኣዊ ኣዶ ረሳዓ እዩ ብዝኮነ ያዳ ምሰ መሳርሕትኻን ንፈትወኩም እና። እተን ኣዴታትን የሐዋትናን ብጣዓሚ የድንቐን እታ
ሕጂ ዉን ሓደ ኢና ህዝቢ ትግራይ ካብ ሓዉኹም ኤረትራ
Respect🙏
ኣየህዝበይ ያዳዋይ ጅግኒት ቀፅለሉ ብጣዕሚ ሓሪፍ እዩ ፕራንክካ❤❤❤❤
ኣየ ህዝቢ ትግራይ እኾ ናይ ባሓቂ የዋህ ህዝቢ እዩ ድሮ ኩሉ ተረሲዑ ብዝኮነ ንኩሉ ዓለም ሰላም ንመነ♥️🙏
You're doing great job love from Eritrawit behaki gene eze hizbi Tigray sene. Libona melieweiom EU ❤
Xbuk medeb kexlo 👍👍👍 , btaemi brukat hzbi
I love you people tigray❤❤❤from eritrea
ህዝቢ ትግራይ እኮ ዋላ ላተበደለ ርህሩህ ለዋህ እዩ ኣምላክ ኣበይ ሰላምካ ሃበና ልቲ ለዋህ ህዝቢና❤😘ያዳ ግን ምድፋርኻ እና ቀፅለሉ ❤
ናይ ብሓቂ ደስ በሃልቲ❤
ኣይይይ ህዝበይ ለዋህህህ ዝኹሉ መከራ ግፍዕን ኣውሪዶሙሉ ዶ ከምዚ ምበሉ እግዚአብሔር ፍትሒ ቅሳነትን የውርደልና😢🙏
@@SelamRUclips-g8yኣይትጋገዩ እዛ ሓፍተይ ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነን ግፍዒ ፈጺሙ ኣብ ልዕሊ ሕዝቢ ትግራይ መንግስቲ ኤርትራ ዩ እዚ ኩሉ ሽግር ፈጺምዎ እንበር ህዝቢ ኤርትራ ጡዑም ተቐባሊ ጋሻ ቡሩኽ ለዋህ ሕብረተሰብ እዩ እዛ ሓፍተይ ፈላሊኺ ተረድእዮ ኢኺ ሽግር ዘምጻኣልና ዘሎ ኢሰያስ እዩ
@@amanielu4216በጃኡ ተጸጣሕ
ሰብስክራይብ ግበራለይ ተጋሩወይ
@@meritubemeri ሜሪየ ታማ ታዓፅዩኪ ድዩ?
ዋውው ከምዝ ዘበላ የለን ወለያ 😂😂😂ደማረኒ ❤❤❤❤
ማርያምን ነቢዐ ኣደዋይ ንዓክዶ ኪናት ይግበኣኪ ወለላይ😭😭😭ኣየ ሓልዮትኪ😢
😢😢
🙏🏾🙏🏾😢
ናትና እንዲኩም ተጋሩ ለወሃት❤❤❤❤
ንዕርቂ ምሕሳብካ ትግራዋይ ዓይነይ 😄
@@TsgeredaSeyfu I am not understanding what do you mean
ዋውውውውውው ብጣዕም ኢዛ ጋል መስጣትን ንፍዕት ንኹሉ ፍቕር ይስዕር❤❤❤
ኣየ ኣዴታት ተጋሩ ለውሃት ❤❤
ጀግና ኣድናቂኻ እየ
Gele aynet serah bahaki buruk zekone hezbi eyu❤❤❤amlak selam የዉርደልና Gen nay Eritrea ላህጃ zelewom ሳባት ክትገብሩ nerkum ዝያዳ መአመኒ ምኾነ ኔሩ❤ ብዝኾነ ክብረት ይሃበልና ሕማቅ ኣይርከብኩም❤❤❤
I’m Eritrean I love tgray ahwat ena ❤❤
kemaka eritrea yeblnan qomal
@@Ali-y6d2c😂😂😂😂😂😂❤❤
ህዝበይ😢 ርሑሩሕ እዩ ብሓቂ❤
ክብረት ይሃብኪ ዘሓተይ ❤❤❤❤
ሓልል ህዝቢ ትግርኛ ንዘልኣለም ሰሓቅ ይግበረልና ❤❤
ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤
ኣታ እዚ ፈቃር ህዝቢ ደስ ክብለካ በቃ ኩሉ ነብሱ ፍቅሪ በቃ ❤❤❤❤❤❤
2019 zekire 😢 ሰላም ይሃብኩም ፈጣሪ 💙
1 ዓመት ያ ኣቅልል ኣብልካያ ከብደይ ቆሲለ ብሰሓቅ😂😂😂😂
"ሓንቲ ዓምመት እኮ ንእሽተይ እያ"እዘን ሰበይቲ ብጣዕሚ ምቅሉላትምilove hzbi tgray
ኣይ ህዝበይ የዋህ😢❤ ያዳ ግን ደፋር ኢካ አደቁሱናያ😂😂
አቲ ቀንዲ ዝገርመኒ ነገር አዚ ህዝቢ ካብ ሑሉፍ ዘይማሃር ኤርትራዊ አንዳብልካዮስ ሸለል ይብለኩም ኣሎ 🇪🇷❌☹️
ዋይ ገራም ድኾነ ብራንክ😂😂😂❤❤
ኣጋዝያን ትኽክልከማኹም ይብዛሕ ቁስልኹም ከይሓወየ ሕውነት ተርእዩ ኤርትራዊ እየ፡ ኣድንቐኩም
Tegaru brukat❤❤
Wawww btami bruk hzbi kem qdemu alo❤Htoka gn qurub aleslso bhayli gerkayo😂
አይ ዝህዝቢ እዙይ ማዓዝ እዩ ፀላኢኡ ክፀልእ 😢😢😢አብ ኤርትራ ተዝከይድ ሓደ ትግራዋይ ጨፍጪፎም ምቀተልዎ
እቲ ምጭፍጫፍ ሲ ናትኩም እዩ ንናቱም ከማን ኣይገደፍኩምን ተካኢልለይንድዩ ድራማ ሰሪሕካ ያኢ እቲ ኤርትራዊ ካኣምነኩም ልብኹም ጥውይዋይ መልሓስኩም ጥውይዋይ 😂😂😂
ያዳ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ብሃንቀውታ እየ ዝፅበየካ🙏😁😁
ሓቀኛ ታሪኽ ኣብ ገዛውትና ወደን ክድቅስ የ ኢሉ ነዲኡ ካብ ገዛ ምውጻእ ኣቢወን ሰብኣየን ስለ ዝመቱ ነሕዋት ሰብኣየን ጸዊ ዖ ን ኦም ሰፊሕ ዕላል ዩ ብዝኾነ ደስ ዝብል ቀጽልዎ ❤️❤️❤️❤️
Really She Perfect👌 09:20 Am Eritrean Person But When U Somebody Get Problems What's U Have Helped It's Better God Bless U!!
ህዝብና ለዋህ አዪ ይመችኩም ቀፅልሉ 🙏👌
Brukat hezbi ab mesmeda teray zefletkewu hezbi bruk hezbi selamkum yebzha tegaru yehwatena 🙏🙏🙏❤🙏❤️🥺
ፅቡቅ ገዛኢናሒዝናያ አረ ሞትኩ ሰሓቅ ❤️❤️😹😹😹😂😂😂😂😂
Btami ye zigrem niqhat nayzi hizbi tigray aziye ka zifetwom eritrawi ye gin tegaru misay ynebru ab sdet btami ye zifetwom ka ❤❤❤
አሰይ ደስ ክብል 😍ከምኡ ኢልና ኢና ክንፋቐር ዘለና👌
ፅሉል ልኮነ ወዲ😂😂😂😂😂😂😂 ቃደማኩም ዞም ገዛ ግን👌💘💘💗💗💗💗💖💖💖
ትድፍረትኻ ግን 😂😂 ሳብስኽራይብ እማ ደምሩኒ ፅሩያተይ❤❤
melsyi
የኔ እናቶች ኡፍፍፍ እንዴት ነው ደስ ሚሉት በአላህ😂
ኣምላኽ ሰላም ይልኣኸልና። ንሰላም ንዘምር ሰላም ክንኸውን።
ኣየ ኣዶ ትግራይ ሕያወይቲ😢 ❤❤ፍጥረት ኮኢኪ
ኢው ህዝቢ ትግራይ ጋሽ ተቅብላይ ኢዩ ግን ኤርትራዊ ኢውን ደፊኡ ገዛ ናስብ ኣይቱን ኢዩ ኣትግኒኑ
ንምዝንጋዕ እዩ ብሮ
ብሓይሊ ጌረምዎ😢
ያዳ ድፍረትኻ ግን😁😁😄😄😄ኩሽና አለዎ ድዩ አብምንታይ እማ ትሰርሑ 🙆🙆🙆😁😁😁😁😁
ተጋሩ ለባማት❤❤❤
ያዳ ምሕረረ😃😂ህዝብይ ለውሃ ኣሕ ናዓካ እዝያ አይገባእና ነይሩ 😢
ህዘቢ ኣግኣዚ መቦቆሉ (ባህሉ ) እዚ እዮ :: ነዛ ጓል ግን ናይ ግድን ከትሸለም ዘለዋ ኢያ ::
ተጋሩ እሞ ኣይጽልኡን ኢዮም ወሪድዎምኩልና ኣይጥዓመናን ሰላም ይሃበና ፈጣሪ
Very interesting prank thanks more keep it up go ahead I'm eritrean from Germany 🇩🇪
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤
ኣየ ተጋሩ ፈላጣት ኮኦይና ብሓቂ ቀፅልሉ
ተጋሩ ብሩኻት።❤❤
ሞይተ በቃ ብሳሓቅ ይመችኹም😂😂😂😂😂😂
ዋይ ንስኻስ ዘይተምፅኦ ዘይብልካ😂😂😂😂
ትግራዋይ ብሓይሊ ምስ ኤርትራውያን የሕዋት ክንከውን ንምንታይ ንደሊ?ኤርትራዊያን መሬትና ወሪሮም ሕዝቢ ይጨውዩመቐለ ኤርትራውያን ሰብ አይቀተሉን ይመስለኒብጣእሚ ኢኹም ን ኤርትራውያን ተቀባጥሩ
😂 ያዳ ፍሉይ ኢኻ ❤ ህዝቢ ትግራይ ግን 😢 ለዋህ ህዝቢ እግዚኣብሄር የርህወልካ ❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤❤❤❤❤
😂😂😂😂😂ይመችኪም
❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂 ናብ ዘይትፈልጦ ገዛ እንዳንኳሕኳካስ ተእትዋ ድያ ያ😂😂😂😂😂 መስሐቒ ዝኾንካ 😂😂😂
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤
ይመቺኩም❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤ያ ኣግኣዜን ❤❤❤ናይ ባሓቂ❤
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
አዴታት ትግራይ ሪኢኩመን'ዶ ለዋሃት ምኮነን❤❤❤❤
ውይ ህዝበይ ሓላል እኾ ናተይ😢😢❤
ህዝበይ ብሩኽ እንኳዕ ካብ አኹም ተፈጠርኹ አብ ፅላል ኹኑ
ኤርትራውያን ኣለኹም'ዶ ኡዙይ ኡዩ በሉ ህዝቢ ትግራይ ሓላይ ርህራህየ ዘለዎ❤ያዳ ግን ድፍረትካ 😂
Mish men kiAmnekum tegaruuuu gorebetna
እንደርታ ጡዑማት ሃምዙይ ኢና
Za bealti xelim tuta win mara shikor ❤yewah harif
you are bravo yada
Wow Tigray people blessed .
ሰበሰክራይብ በልለይ ክብረተይ❤❤
ህዝበይ ለዋይ😢❤❤❤❤❤
እረንስካስይሞቸካ ኩሉጊዘ ስራሕ🎉❤❤❤
ጅግና እካ ❤❤❤😂
Ane eritrawi eye nay behaki mkrti zkunet seb❤❤❤❤❤❤❤
ዋይ ይመችኹም ደቅ ትግራይ❤❤❤❤
ብሓቂ ጥዑማት ኢዮም። ኣነ ንባዕለይ ኤርትራዊት ኢየ ኣብ 2014 ናብ ኢትዮጵያ ብራማ ኢየ ኣትየ። ካብ ወተሃደራቶም ጀሚርካ ክሳብ ቆልዑቶም ጽቡቅ ኣቀባብላ ኢዮም ጌሮሙልና። ከምቲ ኣብ ኤርትራ ከለኹ ዝሰምዖ ዝነበርኩ ሕማቅ ዕላላት ብኣንጻሩ ኢዩ ጸኒሑኒ። ኣምላኽ ንክልቲኡ ህዝቢ ሰላምን ፍቅርን የውርድ። ካብ ውግእን ፍረ ውግእን የድሕነና። ❤❤❤❤
ምሽ'ዶ፡ ትግራውይነትኪ ኣሕፊርኪ ምሽ
እሞ ታይ ዋጋ ለለዎ ንስኻትኩም ኤርትራዊያን ዝበላዕኽሙሉ ፃሕሊ እትሰብሩ ነውራማት እንዶ ኮይንኩም
@@wediEri_9 እንታይ ዘሕፍር ኣለዎ፧ ሓወይ ኣምላኽ ዝሃበካ ናይ ተፈጥሮ ሕጊ ኢዩ። ተፈጠር/ተወለድ ኣብ ዝበለካ ኢኻ ትኸውን። ብዝሃበካ ጸጋ ምቅባል። መሪጸ ኣይተወለድኩን። ግን እንካዕ ኣነ ንስኻ ወይ ንዓኻ መሲለ/ ኮይነ ኣይተወለድኩ እግዚኣብሔር ይመስገን። ኤርትራዊ ክኸውን ኢየ ኢልካ መሪጽካ ኣይተወለድካን እዚ ተቃውሞ ምስ ኣምላኽ ኢዩ። ቀዳምነት ምስ ነብስኻ ተዓረቅ ምስ ወዲ ኣዳም ብሰላም ክትነብር❤። ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ፍቁር ሓወይ።
ኣሜን ሓፍተይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤
ሳልሰይቲ ባዕለይ 👍 ጥንስቲ እየዋ ከይሓመኩም ❤️❤️❤️
ሳብስክራይ ግበሩለይ ተጋሩዋኒ
Dngl Maryam bselam tmxaeki zhaftey.
ህዝብ ትግራይ ኮ ሰብ ብምዃኑ ዛኽብር ንሰብ እዩ ካበይ መፀእካ ኣይግድሶን ሓንት ክልል ዳኣ ንሾመንተ ሃገራት ሃምትዋገአት እግዚአብሔር ሓገዝዩ እንበር❤❤❤
😊
ብሓቂ 👌
ብሓቂ
ሳብስክራይ ግበሩለይ ተጋሩዋኒ
@@emnetberheሳብስክራይ ግበሩለይ ተጋሩዋኒ
Ata eza መንእሰይ ጓል ኣድራሽኣ ተሓባበረኒ ክንሕግዛ ኢና ንፍዕቲ ስለ ፍጡር ወዲ ኣዳም ትሕለቕ ጎበዝ እወ ሓቅኪ ኤርትራዊ ይኹን ትግራዋይ ሓደ ኢዩ የቐንየልና ,ኤርትራዊ ሓውኺ ካብ USA!
Bi telgram : @kidusy0 elka search gerka contact gbereni adrashia khbeka thank you🙏
ህዝበይ የዋህ ብልዉህነትካ ኩሉ ዝቀትለካ ንስካ ደማ ኢድካ ዘይትህብ ጅግና ህዝበይ ክብሪ ይሃብካ❤እንኳዕ ትግራወቲ ከንኩ ተመስገን ያዳዋይ ፅብቅ ስራሕ ቀፅለሉ ዙሓወይ
ኣነ አሪትራዊ፡አየ ኩሉ ጊዘ ጊን ኒ ቲግራወት እህዋትና፡ብጻሚ ኣብ ላሊኣኦም ኪብረት ኣለኒ ሃደ ሂዝቢ አና ኣህዋት አና
ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ
እዋይ ነዚ ክልተ ህዚ ሰላም ኣውርደሉ፡
ለዋህ ህዝቢ❤❤❤❤❤❤
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤
እወ ንስኹም ጠላማት እምበር😢😢😢
አሜንንንንን
@@HahaHshs-u2hተረዋእ ጋሕባ ስለ ሰላም ተዛረብ
suq bel kemgel denqoro amselu
ኣቤት ወረጃ ህዝቢ... ኣነ ኤርትራዊ እየ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ሰሪሕኩም: ቅንዕና ትግራዋይ ኣርኢኹምና..ኣነ ብሓቂ ንትግራይ ክመጽእ መደብ ኣለኒ...ነዘን ገዛውቲ ክበጽሐን እየ. እዛ ልዕሊ ቻይና ኤርትራዊ ይቐርበኒ ዝበለት ብተግባር ሕውነት ነርእያ::
የተረደአናይ እምበይ ፍቅሪ እዩኮ ልዓቢ ኔሩ ግን 😢
ኧረ ናትኹም ሕዉነት ይቅረየና ህዉኸት ዘያሃስስ በሰላ ኣለና😢ህዝብና የዋህ ኻይኑ እንበር
@@meri.Tgraweyti ሕውነት ስለ ዝደለስና ከም ደለይቲ ፍትሒ መጠን ካብ ምሕጋዝ ህዝቢ ትግራይ ኣየቈረጽናን: እቶም ጽጉባት ኣብ ስደት ኮንኩም ኣይንደልን ክትብሉ ኣለኹም: እቶም ኣብ ሽግር ዘለው ከኣ ተሓጊዞም ከመስግኑ ከለው ንርኢ ኣሎና እቲ ዝፈርድ ፈጣሪ ከኣ ንመን ይርኢ እዩ ዘገድሰና:
እቲ ብዓቢኡ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ገበነኛ ከኣ ትግራዋይ ወዲ ተንቤን እዩ.. ዕላምኡ ከኣ ከምዚ ከማኺ ህዝቢ ንህዝቢ ዝጸልእ ከፍሪ እዩ ዝደሊ...
ህዝቢ እንታይ ጌሩመንግስቲ እዮም እምበር አሕዋተይ
@@شمسشمس-و4ز ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ሰይጣን ምኻኑ ፈሊጥና 30 ዓመት ትግራይ ረጊጽና ንስደት ከይድና.. እንታይ ኮይኖም እዮም ካብ ዓዶም ርሒቖም ዝኸዱ ዘለው ዝበለ ኣይነበረን: ካብ ህዝቡ ሓሊፉ እዚ ስርዓት እዚ ንዓና ውን ጸገም ከምጽኣልና እዩ ኢሉ ዝሓስብ ተራ ሰብ ይኹን መሪሕነት ኣብ ትግራይ ኣይነበረን... ብዝኾነ ህዝቢ ምስኪን ህዝቢ እዩ:ስርዓት ግን ሓላፊ ግዜኡ ተጠቁሙ ዝጽይቕ ዘሎ እዩ..
ዋውውው ብጥዕሚ ጎቦዝ ዝኮነት ወጣት ብትሕትና ትራዳድእ❤❤❤❤ በሉ ጎቡዙ ናይ ያዳ ፕራክ ብልቢ ዘዛናገዐኩም ካዓ ነተባባዓዮ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤❤
Thank you mearey 🙏
@@SelamRUclips-g8y Komal Kondaf Agame
ይወጥጥኪ "መንእሰይ" ኣበይ ስም ከደኪ ኢኺ ወጣት ዶ ገለ ትብሊ
ከም አረትራዊ ብጣዕሚ ጥዑማት ሕበረተሰብ እኩም ተጋሩ ሰላም የውርደልኩም ። ካብ ስዊዝ
ከማካ ይብዝሑ ወዲ እረይይይይ ንሕና ኤርትራዋን ደለይቲ ሰላምን ፍቅርን ለውጥን ክንከውን ኣለና ። ምስ ኩሉ ኣፍሪካ ሰላም
@@debesaybokretsion6941ህግደፍ መንደፍ እንደሞ ስምና በሊለሞ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ደለይት ፈትሕ ኣሕዋትና ❤❤❤❤
@@debesaybokretsion6941ህግደፍ መንደፍ እንደሞ ስምና በሊለሞ
ኣሜን ዝሓወይ
ኣነ ኤርትራዊ ኢየ .ገን ንብዓት ትግራዋይ ክርኢ ኣይምነን የ ናይ ❤❤❤
ንብዓት ህዝቢ ኤርትራ ግን የሐጉሰካ ምሽ
ኣበይ ክነብዑ ሪኢኻዮም
ኤርትራዊ እንድሕር ኮንካ የሕዋትካ ትግራዎት ይሸጡዎምን ይልዉጡዎምን ኣለዉ ስሊኦም ንባዕ
ብርግጽ
@@yonaskeshi1863ምሽ ኤርትራዊ አብ ትግራይ የለን ትብሉ ኔርኩም እንታይ ዳኣ ክገብሩ መፅዮም ወደይ😢
@@yonaskeshi1863kkkkk n hizby Ertra thalyu tmeslu. Hgdef n hizbu endyu zamix.
Amexti Hgdef.
@@ጓልሃገረትግራይHgdef enda hasewu eyom znebru.
Bsekom ena selam zeynrekib zelena.
ብስሐቕ ነቢዔ
ብዝያዳ ግን ኤርትራዊ እየ እንዳበሎም ልክዕ ነቲ ጸገም
ከም ሰብ ምርአዬም ከምሐዎም ሐብቶም
ተጋሩ ፍንጫሕ መሰንገልና ኢኹም።
🩵🙏🩵
ጊሐ
@@naliru6096 ዐኩይር አንጸርጺርካ ድአ ናይ ድሐን
ተጋሩ ፍንጫሕ መሰንገልና
አእዱጉን ስግር ባሕሪ እንዳ ጀለብያ ታሪኻዉያን ጸላእትና
ሕጂ ኮሬንቲ ጨብጥ
ያ ማኽኑድ
🩵💪ብርጌድ ንሐመዱ💪🩵
❤❤❤❤❤💙☘️💙☘️💙
@@dawitjigna ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ
@@naliru6096 ዓኩዋር
ኣቱም ሰባት ንሕና ኤርትራዉያን ምስተጋሩ ጽልኢ የብልናን እምበሺ ንሓቶም ዝሓቱልና ንግደሰሎም ዝግደሱልና ተጋሩ ማሓዙት ኣለዉ ንቡዙሕ ዓመታት ዝከደ ልዕሊ 30 ዓመታት ገለ ያ በጃኹም ንሕና ወሊድናን ተዋሊድናን ኢና በጃኹም ተተኻኢሉ ኻብ ኣፍንጫና ኣርሒቅና ኽንሓስብ ንፈትን
suq bel qomal
@@Ali-y6d2cbnatka shimdikha tsewikayo 😂😂
ህዝብና ሓላል ኮእዩ ልውሃትን ስግኣትን😥💙🙏
ሳብስክራይ ግበሩለይ ተጋሩዋኒ
ሰላምን ራህዋን ን 2ቱ ሕዝቢ 🙏
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾💙❤️💛
ኤሪትራዊ ኢየ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ ለዋእ ህዝቢ ትግራይ❤❤❤❤more love❤
እዝጊ የርኢኻ ለዋህ ትግራዋይ ይርከብ ኣብ ትግራይ ? ? ? በይዛኻ ለየለ ኣይተውጊዕ ትግራዋይ ሓሳድ ጠላም ከዳዕ ሰራቒ ወጋሪ ሓፍቱ ዋጋሪ ጓሉ መታለሊ ቶንኮሎኛ ፈሳዊ ሓሸዊ ኢዩ !!!!!
@@UserMxl123bbc ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ
@@TWBB-h5y ጥዑይ ኢየ ጸገም የብለይን ንሓደ መተለሊ ሓሳድ ትግራዋይ ብቑዕ መልሲ ኢየ ዝህቦ ወዲ/ጓል ሓቦይ !!!!""
ኝኝኝኝ ብዕርይ
@@Eden-j3xወይዘሮ ኤደን ከመይ ኢኒኡ ረሃብ ውግራ ዝወግር ይግነ ዶ ኣብ ክልል ዓጸቦ ትግራይ ተኣሊሽክም ሰሚዕና ብታሕጓስ ዝኣክል ድማ ክልተ ጥርሙዝ *ቮድካ * ገዚኤ ምስ ኣዕሩክተ ኮይነ ደርፊ ናይ ኪሮስ ኣለማዮሁ ወሊዕና * እንግዖይ ፍስስ ወነይ ክምስ *
ክንብል ሓዲርና ሕዚ ውን ካልኦት ክልተ ሚልዮን ዓጋመ ሃሊቖም ዝብል ወረ ምስ ኣግነኹ 4 ጥርሙዝ ቮዳካ ክገዚእ ኢየ ሹሽ ንክንብል ዝውገራ ገለ 4 ተጋሩ ተወገርቲ መማቕርቲ ከነምጺእ ኢና ዕድል እንተ ገርኪ ንስኺ ሓንቲ ካብተን ተወገርቲ ክገብረኪ ኢየ እቱ ግዛዕኪ ኣብኡ ዕንቕርቢት ከይጸንሓኒ እምበይ !!!
Wow, nay bhaki hade hizby ena 🙏🏾🙏🏾💙💙🌺 Ertrawit Haftikum.
ብርግፅ ዓሌት መሪፁ ዝተፈጠረ ሰብ የለን ግን 😊
ህዝበይ ሓላል ክብ ትግራይ ብምፍጣረይ ኣመና የ ዝሕጎስ 🥰ተመስገን ኣምላኽ ✝️
ኩሉ ጊዜ ልውሃትን ፍቅርን 😘
ብዝኮነ ያዳ ሓወይ ይመችካ 👑
Agame niana eritrawyan bitami ekum Tefenfununa bi Hasot and lebinet ab alem kedamot ekum bitami ekum tefenfununa komalat
@@TT-ky6rzከምዘምጸኦ የቀንጥጦ😮
አዋይ ህዝቢ ትግራይ ግን ❤ ከምዚኣ ገሮም ኢዮም ተቀቢሎምና ካብ አሪትራ ን ትግራይ ክወጽ አ አክለኩ ፍክርና ይሰስን (ጸሓይ ከይኮነኩም ናብ ጽላል አተው)ውውውውውው❤❤❤❤❤❤❤
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ
❤😢🤲
ትግራዋይ ኤርትራዊ አየ አንተ ኢልካዮ ከብዱ ኣይክአልን አዩ ፡ መን ከም ትግራዋይ ሃወይ ፡ ለባማት የህዋት ስለ ዘለኩሙኒ ኩሉ ግዜ አየ ህቡን ብኣኩም ።
ብሓቂ😢😢
ህዝቢይ ለዋህ ርሁሩህ ሐደ ሰብ ሰብ ብምኮኑ እዩ ዘክብር እንበር ሰለ ካልእ ኣይግደስን 😍😍😍ናይ ኢዱ ኣይረከበን እንበር ሓሳዳት በዝሐምዋ😢😢😢😢😢😢😢
እቲ ቋንቋ ኣበይ ኣበይ ተራኺቡ እማ እንዳበልካዶ ኤርትራዊየ ይባሃልዩ
Nay bhaki lahjanan lahjomn abey abey terakbu
እቲ ሓቀኛ ፍቅሪ ህዝቢ ኤሪትራን ትግራይ እዚ ኢዩ ዝከበርኩም ኣብክልቲኡ ዘለኩም ህዝቢ ከምዚ ኢዩ ዘጸብቀልና ብፐለቲከኛታት ከይንህመል Thanks Yada ❤❤
ናይ ብሕቂ ፍቕሪ ናይ ኣሕዋት ህዝቢ ኤርትርን ትግራይን ዝተራእየሉ ስራሕ ሰሪሕኻ ብፍላይ ከምዚ ዓይነት ፍቅሪ ዝሰብኽ እንተትሰርሕ ደስ ይብለኒ ባእሲ ዝስብኩ ብዙሓት ኢዮም እስከ ናብ ሰላም ነቀራርብ ከኣ ናብ ሚድያ ንምጻእ ። እታ ናይ መወዳእታ ጓልን ናይመጀመርያ ሰበይትን ረኪበ ተዘመስግነን ብስም ኤርትራዊ ደስ መበለኒ ❤❤❤
ya u r right 🙏 ትግራይ ተመፂኻ ከራክበካ እየ 😊
ነዚ 2ህዝቢ ፍቅርና ሰላም ኣውርደሉ ይኣክል ይብልና ፈጣሪ ንሰላም ምጉስጋስ ኣየንድከም 🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤❤
አሜን ህግደፍ ወሪዱ ንሐመዱ ስልጣን የሀበልና አምላክ
አሜን 🙏🙏
@@hhshdhjdueiirh1923 Amen shgrna teriy yehxer fetri alo
ኣታ ቆሲለ ኣበይ እየ ነይረ ዝኩሉ ሓሊፉኒ ጋሻ እየ😂😂😂😂😂❤
😂welcome
ብሓፈሻ ልቢ ናይ ትግራይ ሰባኣዊ ኣዶ ረሳዓ እዩ ብዝኮነ ያዳ ምሰ መሳርሕትኻን ንፈትወኩም እና። እተን ኣዴታትን የሐዋትናን ብጣዓሚ የድንቐን እታ
ሕጂ ዉን ሓደ ኢና ህዝቢ ትግራይ ካብ ሓዉኹም ኤረትራ
Respect🙏
ኣየህዝበይ ያዳዋይ ጅግኒት ቀፅለሉ ብጣዕሚ ሓሪፍ እዩ ፕራንክካ❤❤❤❤
ኣየ ህዝቢ ትግራይ እኾ ናይ ባሓቂ የዋህ ህዝቢ እዩ ድሮ ኩሉ ተረሲዑ ብዝኮነ ንኩሉ ዓለም ሰላም ንመነ♥️🙏
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ
You're doing great job love from Eritrawit behaki gene eze hizbi Tigray sene. Libona melieweiom EU ❤
ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ
Xbuk medeb kexlo 👍👍👍 , btaemi brukat hzbi
I love you people tigray❤❤❤from eritrea
ህዝቢ ትግራይ እኮ ዋላ ላተበደለ ርህሩህ ለዋህ እዩ ኣምላክ ኣበይ ሰላምካ ሃበና ልቲ ለዋህ ህዝቢና❤😘ያዳ ግን ምድፋርኻ እና ቀፅለሉ ❤
ናይ ብሓቂ ደስ በሃልቲ❤
ኣይይይ ህዝበይ ለዋህህህ ዝኹሉ መከራ ግፍዕን ኣውሪዶሙሉ ዶ ከምዚ ምበሉ እግዚአብሔር ፍትሒ ቅሳነትን የውርደልና😢🙏
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤❤
@@SelamRUclips-g8yኣይትጋገዩ እዛ ሓፍተይ ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነን ግፍዒ ፈጺሙ ኣብ ልዕሊ ሕዝቢ ትግራይ መንግስቲ ኤርትራ ዩ እዚ ኩሉ ሽግር ፈጺምዎ እንበር ህዝቢ ኤርትራ ጡዑም ተቐባሊ ጋሻ ቡሩኽ ለዋህ ሕብረተሰብ እዩ እዛ ሓፍተይ ፈላሊኺ ተረድእዮ ኢኺ ሽግር ዘምጻኣልና ዘሎ ኢሰያስ እዩ
@@amanielu4216በጃኡ ተጸጣሕ
ሰብስክራይብ ግበራለይ ተጋሩወይ
@@meritubemeri ሜሪየ ታማ ታዓፅዩኪ ድዩ?
ዋውው ከምዝ ዘበላ የለን ወለያ 😂😂😂ደማረኒ ❤❤❤❤
ማርያምን ነቢዐ ኣደዋይ ንዓክዶ ኪናት ይግበኣኪ ወለላይ😭😭😭ኣየ ሓልዮትኪ😢
😢😢
🙏🏾🙏🏾😢
ናትና እንዲኩም ተጋሩ ለወሃት❤❤❤❤
ንዕርቂ ምሕሳብካ ትግራዋይ ዓይነይ 😄
@@TsgeredaSeyfu I am not understanding what do you mean
ዋውውውውውው ብጣዕም ኢዛ ጋል መስጣትን ንፍዕት ንኹሉ ፍቕር ይስዕር❤❤❤
ኣየ ኣዴታት ተጋሩ ለውሃት ❤❤
ጀግና ኣድናቂኻ እየ
Gele aynet serah bahaki buruk zekone hezbi eyu❤❤❤amlak selam የዉርደልና Gen nay Eritrea ላህጃ zelewom ሳባት ክትገብሩ nerkum ዝያዳ መአመኒ ምኾነ ኔሩ❤ ብዝኾነ ክብረት ይሃበልና ሕማቅ ኣይርከብኩም❤❤❤
I’m Eritrean I love tgray ahwat ena ❤❤
kemaka eritrea yeblnan qomal
@@Ali-y6d2c😂😂😂😂😂😂❤❤
ህዝበይ😢 ርሑሩሕ እዩ ብሓቂ❤
ክብረት ይሃብኪ ዘሓተይ ❤❤❤❤
ሓልል ህዝቢ ትግርኛ ንዘልኣለም ሰሓቅ ይግበረልና ❤❤
ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤
ኣታ እዚ ፈቃር ህዝቢ ደስ ክብለካ በቃ ኩሉ ነብሱ ፍቅሪ በቃ ❤❤❤❤❤❤
2019 zekire
😢
ሰላም ይሃብኩም ፈጣሪ 💙
1 ዓመት ያ ኣቅልል ኣብልካያ ከብደይ ቆሲለ ብሰሓቅ😂😂😂😂
"ሓንቲ ዓምመት እኮ ንእሽተይ እያ"
እዘን ሰበይቲ ብጣዕሚ ምቅሉላትምilove hzbi tgray
ኣይ ህዝበይ የዋህ😢❤
ያዳ ግን ደፋር ኢካ አደቁሱናያ😂😂
አቲ ቀንዲ ዝገርመኒ ነገር አዚ ህዝቢ ካብ ሑሉፍ ዘይማሃር ኤርትራዊ አንዳብልካዮስ ሸለል ይብለኩም ኣሎ 🇪🇷❌☹️
ዋይ ገራም ድኾነ ብራንክ😂😂😂❤❤
ኣጋዝያን ትኽክል
ከማኹም ይብዛሕ ቁስልኹም ከይሓወየ ሕውነት ተርእዩ
ኤርትራዊ እየ፡ ኣድንቐኩም
Tegaru brukat❤❤
Wawww btami bruk hzbi kem qdemu alo❤
Htoka gn qurub aleslso bhayli gerkayo😂
ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ
አይ ዝህዝቢ እዙይ ማዓዝ እዩ ፀላኢኡ ክፀልእ 😢😢😢አብ ኤርትራ ተዝከይድ ሓደ ትግራዋይ ጨፍጪፎም ምቀተልዎ
እቲ ምጭፍጫፍ ሲ ናትኩም እዩ ንናቱም ከማን ኣይገደፍኩምን ተካኢልለይንድዩ ድራማ ሰሪሕካ ያኢ እቲ ኤርትራዊ ካኣምነኩም ልብኹም ጥውይዋይ መልሓስኩም ጥውይዋይ 😂😂😂
ያዳ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ብሃንቀውታ እየ ዝፅበየካ🙏😁😁
ሓቀኛ ታሪኽ ኣብ ገዛውትና ወደን ክድቅስ የ ኢሉ ነዲኡ ካብ ገዛ ምውጻእ ኣቢወን ሰብኣየን ስለ ዝመቱ ነሕዋት ሰብኣየን ጸዊ ዖ ን ኦም ሰፊሕ ዕላል ዩ ብዝኾነ ደስ ዝብል ቀጽልዎ ❤️❤️❤️❤️
Really She Perfect👌 09:20 Am Eritrean Person But When U Somebody Get Problems What's U Have Helped It's Better God Bless U!!
ህዝብና ለዋህ አዪ ይመችኩም ቀፅልሉ 🙏👌
Brukat hezbi ab mesmeda teray zefletkewu hezbi bruk hezbi selamkum yebzha tegaru yehwatena 🙏🙏🙏❤🙏❤️🥺
ፅቡቅ ገዛኢናሒዝናያ አረ ሞትኩ ሰሓቅ ❤️❤️😹😹😹😂😂😂😂😂
Btami ye zigrem niqhat nayzi hizbi tigray aziye ka zifetwom eritrawi ye gin tegaru misay ynebru ab sdet btami ye zifetwom ka ❤❤❤
አሰይ ደስ ክብል 😍ከምኡ ኢልና ኢና ክንፋቐር ዘለና👌
ፅሉል ልኮነ ወዲ😂😂😂😂😂😂😂 ቃደማኩም ዞም ገዛ ግን👌💘💘💗💗💗💗💖💖💖
ትድፍረትኻ ግን 😂😂 ሳብስኽራይብ እማ ደምሩኒ ፅሩያተይ❤❤
melsyi
የኔ እናቶች ኡፍፍፍ እንዴት ነው ደስ ሚሉት በአላህ😂
ኣምላኽ ሰላም ይልኣኸልና። ንሰላም ንዘምር ሰላም ክንኸውን።
ኣየ ኣዶ ትግራይ ሕያወይቲ😢 ❤❤ፍጥረት ኮኢኪ
ኢው ህዝቢ ትግራይ ጋሽ ተቅብላይ ኢዩ ግን ኤርትራዊ ኢውን ደፊኡ ገዛ ናስብ ኣይቱን ኢዩ ኣትግኒኑ
ንምዝንጋዕ እዩ ብሮ
ብሓይሊ ጌረምዎ😢
ያዳ ድፍረትኻ ግን😁😁😄😄😄ኩሽና አለዎ ድዩ አብምንታይ እማ ትሰርሑ 🙆🙆🙆😁😁😁😁😁
ተጋሩ ለባማት❤❤❤
ያዳ ምሕረረ😃😂ህዝብይ ለውሃ ኣሕ ናዓካ እዝያ አይገባእና ነይሩ 😢
ህዘቢ ኣግኣዚ መቦቆሉ (ባህሉ ) እዚ እዮ :: ነዛ ጓል ግን ናይ ግድን ከትሸለም ዘለዋ ኢያ ::
ተጋሩ እሞ ኣይጽልኡን ኢዮም ወሪድዎም
ኩልና ኣይጥዓመናን ሰላም ይሃበና ፈጣሪ
Very interesting prank thanks more keep it up go ahead I'm eritrean from Germany 🇩🇪
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤
ኣየ ተጋሩ ፈላጣት ኮኦይና ብሓቂ ቀፅልሉ
ተጋሩ ብሩኻት።❤❤
ሞይተ በቃ ብሳሓቅ ይመችኹም😂😂😂😂😂😂
ዋይ ንስኻስ ዘይተምፅኦ ዘይብልካ😂😂😂😂
ትግራዋይ ብሓይሊ ምስ ኤርትራውያን የሕዋት ክንከውን ንምንታይ ንደሊ?
ኤርትራዊያን መሬትና ወሪሮም ሕዝቢ ይጨውዩ
መቐለ ኤርትራውያን ሰብ አይቀተሉን ይመስለኒ
ብጣእሚ ኢኹም ን ኤርትራውያን ተቀባጥሩ
😂 ያዳ ፍሉይ ኢኻ ❤
ህዝቢ ትግራይ ግን 😢 ለዋህ ህዝቢ እግዚኣብሄር የርህወልካ ❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤❤❤❤❤