Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ቴዲ ፕረሥ እዞም ዘቅረብካዮም ኣጋይሽ ኩሎም ለባማት እዮም። ብዙሕ ምሂሮሙና። የቅንየልና። ነዞም ለባማትን ፈላጣትን ኣጋይሽ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም። ይንበሩልና።
Kiburat sidrabeat behabar kemey allekum?Enkuay bselam nab kidus Yohannes absahana liul egzabiher. Abzihasere gizye hagere Eritrean Tigrayn selamn kisanetn yewurdelna ❤🎉🎉🎉❤
ቴዲ ጽቡቅ መደብ ናብዚ ክቡር ባዓል ቅዱስ ዮሃንስን ሓድሽ ዓመትን እንኳዕ ኣብጻሓካ ሞስዞም ክቡራትን ምሁራትን ለባማትን ደለይቲ ፍትሒ ኣጋይሽካ ከምሁዉን ንኩሉ ደላይ ፍትሒን በርጌድ ንሓመዱ የሕዋትና እንኳዕ ኣብጻሓና 🙏🩵🌹🩵🌹🩵🌹🩵
ናይ ብሓቂ ዓበይቲ ሰባትn ኣቦታትን ኣደን
ዓበይትን ኩቡራትን ሰባት ምስ ፍትሓዊ ስነ-ልቦና::
እወ ኢርትራ ዓዲ ጀጋኑ ኢያ። ካብ ቀደም ክሳብ ሕጂ ዘበን መንደላይ። ትግራይ ታሪኻዉ ጸላእትና ምዃኖም ዘይፈልጥ ኢርትራዊ የለን። ህዝቢ ሳሆ፥ ህዝቢ ናራ፥ ህዝቢ ኩናማ፥ ህዝቢ ሳሕል ኩሉ ኣደራዕ ናይ ተጋሩ በጺሕዎም። ጀጋኑና ከም ራእሲ ወልደንኬል ከኣ በዞም ደቂ ማይ ጠላሚት ዝተኸድዐ ኢዩ። ነዚ ታሪኽ ኣሉ ዝብል ዓጋመ ወይ ከምዞም ዝዛረቡ ዘለው ደም ናይ ትግራይ ዘለው ኢዩ። ከምዚ ቀጣፊ ማንም ትግሪኛ፥ ንነብሱ ትግራዋይ ሓሲብዋ ኣይፈልጥን። እዚ Teddy Press ባዕሉ ቆንዳፍ ዓጋመ ትግራይ ትዕወት ዝብል ግናይ ኢዩ።
መምህር ይፅሓፍዎ ብመፅሓፍ!!
God bless you and your family ❤️❤️❤️
Thank you Teddy hawina. God blesse you
nay bhaqi srah kemziom zameselu abeyti btmhrtom wn xgubat tarik kemehalalfu zkealu bmzrabka nemesgneka edmen tenan yhabkum fetari thank you
Waaa nic family
ደስዘብል መደብ ቴዲ
አየ ቴድሮስ : ነቲ ጉዳይ( Professionally) ብሙያ አይሐዘካዮን ጽቡቅ ጌርካ : ሱቅ ኢልካ ጎቦ ጎቦ ትኸይድ አለኻ::
ሰላም ተድሮስ ጽቡቕ ስራሕ መምህር ቦኽረ እቲ ምቅትታል ናይ ጋሶት ስራሕ እዩ ኢሎም ነይሮም ጋሳ ምንባብ ምጽሓፍ ኣይክእልን ስለ ዘይተምሃረ ልቦና ግን የብሉን ማለቶም ድዩ ንኹሉ ኣስተምህረኦም ግን የመስግን
❤❤❤
🎉🎉
ሰላም ተዲ። መአረምታ !ኣብ እስራኤል ዘሎ ባእሲ ኤርትራውያን - ኣብ ሞንጎ ተቓወምትን ደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራንዩ። ኣብ ሞንጎ ኣውራጃ ኣይኮነን። ይተኣረም።
ቴዲ pleace ንመእምር ቦክረ ንበይኖም እንተትዕድሞም ጹቡቅ ነይሩ❤❤
*please
Teddy press 💚🤗
TEDDY pls if M/R Bokre may go little deeper on MESKEL,(YO)HANES and (NE)HASSE.Is important.
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
Memhr bokure Tgraway dikum eritrawi tgray tgray abzihkum bsenkkum eu ezi menesey anfetu zetfe zelo
ኣብቦንነትስ ብጉቡእን ብቅንዕናን እንተመረሐ እይዩ ዘርብሕ።እዝዛ ኣቆፃፅራ ዘመንስ፣ናይ ኤረጥልያ ከምዝኮነት ነፊኾም ሓሊፎምዋ።ብዘይካ መእምር በኩ‐ፅዮን ነቶም ዋናታት ብምፍላይ ከማእምሩ ሃቂኖም።
SEMIEN TEGHARU KEDEM BEHGHI YEMEHADERU NEROM HIJI KEAA AB MEGHZAETEN ZESKAHKEH BERENET YENEBRU AB DICK ZEBELE DUNKURNA SLE ZELEWOM DARGHA XENITOM EYOM. BEZAEBA TESFA ZEYBLOM MEZERAB FAIDA YEBLUN. EXCELLENT INTERVIEW /DISCUSSION. THANK YOU.
ዘይረኸቡኻ ኮይኖም እምበር ብፍላይ ብፍላይ ኣብ ኣከሎጉዛይ ነይሩ እዩ እቲ ካልእ ኣውራጃ ዘይግደሰሎም ዘይምልሰሎም ነይሩ ኮይኑ እምበር፡ ሕጅ ግን ብዓውታ ክምልሰሎም ጀሚሩ እዩ ተቓሊዑ።
ኤርትራውነት ብ1991 ዝተፈጥረ ክልል እዩ የቀንየልና ክቡር ኣቦና መምህርና
ከም አምነትናን ከም ሳብቲክርስቲስን ብመምህር በኩረ አንተድጂመር ምህቨ ነይሩ
ንህዝቢ ሰራየስ ካብ ዛይደኮሎም ደምበላስ ጀሚሮም ባረንቱ ክዳናዩ እንድዩ ገይሩዎም ከምቲ ትብልዎ ንውርደት ህዝቢ እንድዩ።
ክቡር አያና ሴነተር ሀይለስለቲ ኾኾብ አርቲስት ነ/ ር ዑስማን ዓብደሪሒም ዝገበርካዮ ታሪኻውን ክቡርን መልቀስን ብፍላይ አብ ኤርትራ አውራጃውነት ምሳሕሐብን ጎነጽን ከምዘይነበረ ሐቂ መስኪርካ::
❤❤❤❤❤❤❤😂
መ
እፍሊ ሕሙማትን ደናቁርን ሃመማ ተኣኪብኩም ትበጽሕዎ የብልኩምን። ኣያኹም ወያነ ተሳዒሩ ኩሉ ናይ ትግራይ ትዕወት ሕልምኹም በኒኑ ተሪፉ ኢዩ። ኣድጊ ንሓመዱ ከኣ ቤት ፍርዲ ግቡኦም ክህቦም ኢዮም። ኣብ ስደትኩም ከትበሊዩ ኢኹም። ዓጋመ ንዓጋመ ተኣኻኺብኩም ፥ ትግራይ ትዕወት ክትብሉስ እምበር ከኒሻ ኢዮም ከምኡ ኣግቢረኹም።
ክቡር ሰነተር ሀይለ ልኡል ምስጋናይ ይብጻሕካ::
ክቡር ዘርአይ : ወዲ አስመራ: ሐቂ ተዛሪብካን ኢልካን: ዋላ ጋንታታት ኤርትራ ብሽም አውራጃታት ይቁማን ይጻወታን እምበር ጎንጽን ፍልልይን አይነበረን::
መን ንመን ይቀትል አሎ ? ስለምንታይ ? እቶም ዝቀትሉ ዘለው እቶም ባራዩ ህግደፍ ስርዓት ኢሳያስ ዕድሚኡ ንክነውሕ : አብ ኤርትራ ፍትሕን ዲሞክራሲን ከይልነግስ ዝጣበቁ ዘለው ጽባሕ ንግሆ ብሕጊ ዝሕተቱ ውዱቃት ሰባት እዮም::
💯💯✅
Agema
🐖
❤❤❤❤❤❤❤
ቴዲ ፕረሥ እዞም ዘቅረብካዮም ኣጋይሽ ኩሎም ለባማት እዮም። ብዙሕ ምሂሮሙና። የቅንየልና። ነዞም ለባማትን ፈላጣትን ኣጋይሽ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም። ይንበሩልና።
Kiburat sidrabeat behabar kemey allekum?
Enkuay bselam nab kidus Yohannes absahana liul egzabiher. Abzihasere gizye hagere Eritrean Tigrayn selamn kisanetn yewurdelna ❤🎉🎉🎉❤
ቴዲ ጽቡቅ መደብ ናብዚ ክቡር ባዓል ቅዱስ ዮሃንስን ሓድሽ ዓመትን እንኳዕ ኣብጻሓካ ሞስዞም ክቡራትን ምሁራትን ለባማትን ደለይቲ ፍትሒ ኣጋይሽካ
ከምሁዉን ንኩሉ ደላይ ፍትሒን በርጌድ ንሓመዱ የሕዋትና እንኳዕ ኣብጻሓና 🙏🩵🌹🩵🌹🩵🌹🩵
ናይ ብሓቂ ዓበይቲ ሰባትn ኣቦታትን ኣደን
ዓበይትን ኩቡራትን ሰባት ምስ ፍትሓዊ ስነ-ልቦና::
እወ ኢርትራ ዓዲ ጀጋኑ ኢያ። ካብ ቀደም ክሳብ ሕጂ ዘበን መንደላይ። ትግራይ ታሪኻዉ ጸላእትና ምዃኖም ዘይፈልጥ ኢርትራዊ የለን። ህዝቢ ሳሆ፥ ህዝቢ ናራ፥ ህዝቢ ኩናማ፥ ህዝቢ ሳሕል ኩሉ ኣደራዕ ናይ ተጋሩ በጺሕዎም። ጀጋኑና ከም ራእሲ ወልደንኬል ከኣ በዞም ደቂ ማይ ጠላሚት ዝተኸድዐ ኢዩ። ነዚ ታሪኽ ኣሉ ዝብል ዓጋመ ወይ ከምዞም ዝዛረቡ ዘለው ደም ናይ ትግራይ ዘለው ኢዩ። ከምዚ ቀጣፊ ማንም ትግሪኛ፥ ንነብሱ ትግራዋይ ሓሲብዋ ኣይፈልጥን። እዚ Teddy Press ባዕሉ ቆንዳፍ ዓጋመ ትግራይ ትዕወት ዝብል ግናይ ኢዩ።
መምህር ይፅሓፍዎ ብመፅሓፍ!!
God bless you and your family ❤️❤️❤️
Thank you Teddy hawina. God blesse you
nay bhaqi srah kemziom zameselu abeyti btmhrtom wn xgubat tarik kemehalalfu zkealu bmzrabka nemesgneka edmen tenan yhabkum fetari thank you
Waaa nic family
ደስዘብል መደብ ቴዲ
አየ ቴድሮስ : ነቲ ጉዳይ( Professionally) ብሙያ አይሐዘካዮን ጽቡቅ ጌርካ : ሱቅ ኢልካ ጎቦ ጎቦ ትኸይድ አለኻ::
ሰላም ተድሮስ ጽቡቕ ስራሕ መምህር ቦኽረ እቲ ምቅትታል ናይ ጋሶት ስራሕ እዩ ኢሎም ነይሮም ጋሳ ምንባብ ምጽሓፍ ኣይክእልን ስለ ዘይተምሃረ ልቦና ግን የብሉን ማለቶም ድዩ ንኹሉ ኣስተምህረኦም ግን የመስግን
❤❤❤
🎉🎉
ሰላም ተዲ። መአረምታ !
ኣብ እስራኤል ዘሎ ባእሲ ኤርትራውያን - ኣብ ሞንጎ ተቓወምትን ደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራንዩ። ኣብ ሞንጎ ኣውራጃ ኣይኮነን። ይተኣረም።
ቴዲ pleace ንመእምር ቦክረ ንበይኖም እንተትዕድሞም ጹቡቅ ነይሩ❤❤
*please
Teddy press 💚🤗
TEDDY pls if M/R Bokre may go little deeper on MESKEL,(YO)HANES and (NE)HASSE.Is important.
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
Memhr bokure Tgraway dikum eritrawi tgray tgray abzihkum bsenkkum eu ezi menesey anfetu zetfe zelo
ኣብቦንነትስ ብጉቡእን ብቅንዕናን እንተመረሐ እይዩ ዘርብሕ።
እዝዛ ኣቆፃፅራ ዘመንስ፣ናይ ኤረጥልያ ከምዝኮነት ነፊኾም ሓሊፎምዋ።ብዘይካ መእምር በኩ‐ፅዮን ነቶም ዋናታት ብምፍላይ ከማእምሩ ሃቂኖም።
SEMIEN TEGHARU KEDEM BEHGHI YEMEHADERU NEROM HIJI KEAA AB MEGHZAETEN ZESKAHKEH BERENET YENEBRU AB DICK ZEBELE DUNKURNA SLE ZELEWOM DARGHA XENITOM EYOM. BEZAEBA TESFA ZEYBLOM MEZERAB FAIDA YEBLUN. EXCELLENT INTERVIEW /DISCUSSION. THANK YOU.
ዘይረኸቡኻ ኮይኖም እምበር ብፍላይ ብፍላይ ኣብ ኣከሎጉዛይ ነይሩ እዩ እቲ ካልእ ኣውራጃ ዘይግደሰሎም ዘይምልሰሎም ነይሩ ኮይኑ እምበር፡ ሕጅ ግን ብዓውታ ክምልሰሎም ጀሚሩ እዩ ተቓሊዑ።
ኤርትራውነት ብ1991 ዝተፈጥረ ክልል እዩ የቀንየልና ክቡር ኣቦና መምህርና
ከም አምነትናን ከም ሳብቲክርስቲስን ብመምህር በኩረ አንተድጂመር ምህቨ ነይሩ
ንህዝቢ ሰራየስ ካብ ዛይደኮሎም ደምበላስ ጀሚሮም ባረንቱ ክዳናዩ እንድዩ ገይሩዎም ከምቲ ትብልዎ ንውርደት ህዝቢ እንድዩ።
ክቡር አያና ሴነተር ሀይለ
ስለቲ ኾኾብ አርቲስት ነ/ ር ዑስማን ዓብደሪሒም ዝገበርካዮ ታሪኻውን ክቡርን መልቀስን ብፍላይ አብ ኤርትራ አውራጃውነት ምሳሕሐብን ጎነጽን ከምዘይነበረ ሐቂ መስኪርካ::