Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Zaki kbret yhabelna azina ia nemesgn 🥰 pls do not stop nana ktbl
ብሓቂ ደስ ዝበል ትምህርቲ ጽጉኡ የብዝሓልካ ቅጽሎ ካብዚ ተማሂርና ክንልውጥ ❤ብዙሓት ኣለና እሞ ቅጽሎ ቡሩክ ሓውይ ❤
ኣምላክ ይሓግዘና ብሓቂ ፡ኣዚዩ ኣገዳሲ ማዕዳ የቀኒየልና ቡሩክ ወደይ።
ኣብ ልብታትና የኅድሮ ዛክ! እቲ ሕያው ጸሓፊ በየነ`ውን፡ "ሰብ`ኳ ቃላቱ`ዩ" ይብል።
እዚ ኣብ ቲክቶክ ዝዓብድ ዘሎ ህዝብና ኣብዚ እንተዝመሃረስ ክንደይ ምረብሐ Thank you ዘካርያስ ገሪማ ሓደራ ከይተቋርጾ መደባትካ ኣዝዮም መሃርትን መሰጥቲ እዮም❤❤❤
❤👍❤️❤️❤️
የቀንየልና ዝሓወይ ብጥዑም አንዴበትካ ብዙሕ ቀሲምና ኩሉ ግዜ ምፀአና ቃላት አይተብዝሕ ግን ምረፅ።
Yekenyelna memhr ❤
የቀንየልና ዛኪ ዓቢ መምህር ይበል ትምህርቲ ❤❤❤❤
ብጣዕሚ ማሃሪ ትምህርቲ ዛኪ ሓወይ የቀንየልና።🎉
ሰሚዐ ክጸግባ ዘይከኣልኩ ቪድዮ❤🙏😇
Brother Zaki, thank you so much You have rich Mindset, ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Zaki hawwy blux kexilo ❤😊 thank you!
Ksemaka des yu zebleni kab kdem ab mozaik, lomi kea azju agedasi arsti ❤
የቀንየልና ክብር ሓውና
ሓው ዘካሪያስ፡ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ።እንተኮነ ግን ውሕዱን ምሩጻትን ዘረባ ምዝራብ ጽቡቅ እካ እንተኮነ፡ ሕማቅ ቃላት እምበር ብዙሓት ቃላት ምዝራብ ንሂወት የበላሽው ኢዪም ኢለ ኣይ ኣምንን። ምክንያቱ እምብዛ ስቅታ ውን ተመራጺ ኣይኮነንን😂
Zaki consistently engages in conversations about topics that captivate and inspire.
❤❤❤
❤የቀንየልና ዛክ ሓወይ! እዋናውን ሓናጺን ትምሕርቲ። መጽሓፍ ቅዱስ ውን ከምዚ ይብል ኢዩ...ምሳሌ 18፥8 ቃላት ጠባው እዝኒ ኸም ጥዑም ኵላሶ እዩ እሞ፡ ክሳዕ ውሽጢ መዓንጣ ይወርድ።20 ከብዲ ሰብ ካብ ፍረ ኣፉ ይጸግብ፡ ካብ እቶት ከናፍሩ ኸኣ ይጸግብ።21 ሞትን ህይወትን ኣብ ስልጣን መልሓስ እዩ፡ እቲ ዜፍቅራ ኸኣ ፍሬኣ ኺበልዕ እዩ።
ብ ጣዕሚ ኢና ነመስግን ምልስ ምልስ ከኣ በለና ዛኪ ኣይ ትህሰስ
Thank u Zaki megbi Aemro zikone tmhrti 🙏
Tueum tmrti zaki hawey
ብጣዕሚ ብሉጽ ትምህርቲ ዛኪ ሓው ❤🎉❤
Blux tmjrti zaki hawna.
ክብረት ይሃብካ ዛኪ ሓወይ!
Congura ankuae bdahan nexeakana❤❤❤
Thanks zaki
Thank you zaki magnificent
Thank you Zaki hawna.Bunet nska fluy memhr hiwet eka kulu tmrtka beka hiwet zelewo ms menfeska zerakb tmrti eyu.
Zaki hawna blux fltet kemti lmud, amlak abzihu ybarka 💜
Zaki Z Great
Thanks more for sharing us ur knowledge.
ክብረት ይሃበልና ዛኪ።ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ኣገላልጻ።ብዛዕባ ምስጋና ዘለካ ሓሳብ አንተተካፍለና ጽቡቅ ነይሩ።ሰሰናዩ ብሩኽ ቅንያት ሓድሽ ዓመት ይግበረልና።
ruclips.net/video/ufoeL-EerVI/видео.htmlsi=XecWyrCbSHmqV31z
ስለ ተገዳስነትካ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ። ዘለካ ርግኣትን ንህይወት ትጥምተሉ ኩርናዕን ኣዚኻ ኢኻ መሳጢ።ጸጋ ኣምላኽ ከይሃለወካ ውን ኣይተርፍን ኢዩ ምክንያቱ ኣዝዩ ብዙሕ ግዜ ሰሚዕዮ አዚ መደብትካ ፈጺሙ ዝምኖ ኣይኮነን አናሓደረ ኢዩ ርግኣትን ልቦናን ዘስንቅ።ክቡር ሓው ዘካርያስ ደጋጊምካ መሃረና' ንውህሉል ተመኩሮኻ ዘንጸብርቅ መጽሓፍ ከኣ ኣገዳሲ ይመስለኒ።ሰሰንዩ የቀንየለይ
Hi do you have plan to writing books it would better for us to understand better you thinking of life? Thank u sir 💙💙💙🙏🏿🙏🏿
Yeqenielgna Zaci !
Thank you bro!
Zaki abi seb thank you❤
Thanks zaki hawna ❤❤❤❤❤❤
Thank you so much 🙏💯
Selam zaki keep keep it on 🎉❤🎉🎉
Btami tsebuk timhrti
Blux hasab Kab blux seb... Tmhrtka azyu agedasin ewanawin, + akeraribaka bluxin xfufin eyu Zaki hawna...ab hiwet zelena araayan atemamitanan kensifih thgzena aleka.No words to say ,just it up.Zaki Grande.
Welcome back Zaki bro ❤❤❤
❤
ዛኪ ሓው የቀንየልና፡ቀዳምነት እየ ዝህበካ ምክንያቱ ኣቀዲመ ክማሃር ኣለኒ
ብሉጽ ሓሳብን ትምህርትንኣነስ እዚ ናትካ ዓቕምስ፡ ከምዚ ብትምህርቲ ብኻልእ ልምምድ ዝመጸ ጥራይ ዘይመስለኒ፡ ከምዚ ናይ ጸጋ-ኣምላኽ ዝሓደሮ ሰብ ኮይኑ ይስማዓኒ።
ዘካርያስ ድምጽኻ ኣዝዩ ትሑትዩ
Zaki kbret yhabelna azina ia nemesgn 🥰 pls do not stop nana ktbl
ብሓቂ ደስ ዝበል ትምህርቲ ጽጉኡ የብዝሓልካ ቅጽሎ ካብዚ ተማሂርና ክንልውጥ ❤ብዙሓት ኣለና እሞ ቅጽሎ ቡሩክ ሓውይ ❤
ኣምላክ ይሓግዘና ብሓቂ ፡ኣዚዩ ኣገዳሲ ማዕዳ የቀኒየልና ቡሩክ ወደይ።
ኣብ ልብታትና የኅድሮ ዛክ! እቲ ሕያው ጸሓፊ በየነ`ውን፡ "ሰብ`ኳ ቃላቱ`ዩ" ይብል።
እዚ ኣብ ቲክቶክ ዝዓብድ ዘሎ ህዝብና ኣብዚ እንተዝመሃረስ ክንደይ ምረብሐ Thank you ዘካርያስ ገሪማ ሓደራ ከይተቋርጾ መደባትካ ኣዝዮም መሃርትን መሰጥቲ እዮም❤❤❤
❤👍❤️❤️❤️
የቀንየልና ዝሓወይ ብጥዑም አንዴበትካ ብዙሕ ቀሲምና ኩሉ ግዜ ምፀአና
ቃላት አይተብዝሕ ግን ምረፅ።
Yekenyelna memhr ❤
የቀንየልና ዛኪ ዓቢ መምህር
ይበል ትምህርቲ ❤❤❤❤
ብጣዕሚ ማሃሪ ትምህርቲ ዛኪ ሓወይ የቀንየልና።🎉
ሰሚዐ ክጸግባ ዘይከኣልኩ ቪድዮ❤🙏😇
Brother Zaki, thank you so much You have rich Mindset, ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Zaki hawwy blux kexilo ❤😊 thank you!
Ksemaka des yu zebleni kab kdem ab mozaik, lomi kea azju agedasi arsti ❤
የቀንየልና ክብር ሓውና
ሓው ዘካሪያስ፡ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ።
እንተኮነ ግን ውሕዱን ምሩጻትን ዘረባ ምዝራብ ጽቡቅ እካ እንተኮነ፡ ሕማቅ ቃላት እምበር ብዙሓት ቃላት ምዝራብ ንሂወት የበላሽው ኢዪም ኢለ ኣይ ኣምንን። ምክንያቱ እምብዛ ስቅታ ውን ተመራጺ ኣይኮነንን😂
Zaki consistently engages in conversations about topics that captivate and inspire.
❤❤❤
❤የቀንየልና ዛክ ሓወይ! እዋናውን ሓናጺን ትምሕርቲ። መጽሓፍ ቅዱስ ውን ከምዚ ይብል ኢዩ...
ምሳሌ 18፥8 ቃላት ጠባው እዝኒ ኸም ጥዑም ኵላሶ እዩ እሞ፡ ክሳዕ ውሽጢ መዓንጣ ይወርድ።
20 ከብዲ ሰብ ካብ ፍረ ኣፉ ይጸግብ፡ ካብ እቶት ከናፍሩ ኸኣ ይጸግብ።
21 ሞትን ህይወትን ኣብ ስልጣን መልሓስ እዩ፡ እቲ ዜፍቅራ ኸኣ ፍሬኣ ኺበልዕ እዩ።
ብ ጣዕሚ ኢና ነመስግን ምልስ ምልስ ከኣ በለና ዛኪ ኣይ ትህሰስ
Thank u Zaki megbi Aemro zikone tmhrti 🙏
Tueum tmrti zaki hawey
ብጣዕሚ ብሉጽ ትምህርቲ ዛኪ ሓው ❤🎉❤
Blux tmjrti zaki hawna.
ክብረት ይሃብካ ዛኪ ሓወይ!
Congura ankuae bdahan nexeakana❤❤❤
Thanks zaki
Thank you zaki magnificent
Thank you Zaki hawna.Bunet nska fluy memhr hiwet eka kulu tmrtka beka hiwet zelewo ms menfeska zerakb tmrti eyu.
Zaki hawna blux fltet kemti lmud, amlak abzihu ybarka 💜
Zaki Z Great
Thanks more for sharing us ur knowledge.
ክብረት ይሃበልና ዛኪ።ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ኣገላልጻ።ብዛዕባ ምስጋና ዘለካ ሓሳብ አንተተካፍለና ጽቡቅ ነይሩ።ሰሰናዩ ብሩኽ ቅንያት ሓድሽ ዓመት ይግበረልና።
ruclips.net/video/ufoeL-EerVI/видео.htmlsi=XecWyrCbSHmqV31z
ስለ ተገዳስነትካ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ። ዘለካ ርግኣትን ንህይወት ትጥምተሉ ኩርናዕን ኣዚኻ ኢኻ መሳጢ።ጸጋ ኣምላኽ ከይሃለወካ ውን ኣይተርፍን ኢዩ ምክንያቱ ኣዝዩ ብዙሕ ግዜ ሰሚዕዮ አዚ መደብትካ ፈጺሙ ዝምኖ ኣይኮነን አናሓደረ ኢዩ ርግኣትን ልቦናን ዘስንቅ።ክቡር ሓው ዘካርያስ ደጋጊምካ መሃረና' ንውህሉል ተመኩሮኻ ዘንጸብርቅ መጽሓፍ ከኣ ኣገዳሲ ይመስለኒ።ሰሰንዩ የቀንየለይ
Hi do you have plan to writing books it would better for us to understand better you thinking of life? Thank u sir 💙💙💙🙏🏿🙏🏿
Yeqenielgna Zaci !
Thank you bro!
Zaki abi seb thank you❤
Thanks zaki hawna ❤❤❤❤❤❤
Thank you so much 🙏💯
Selam zaki keep keep it on 🎉❤🎉🎉
Btami tsebuk timhrti
Blux hasab
Kab blux seb... Tmhrtka azyu agedasin ewanawin,
+ akeraribaka bluxin xfufin eyu Zaki hawna...ab hiwet zelena araayan atemamitanan kensifih thgzena aleka.
No words to say ,just it up.Zaki Grande.
Welcome back Zaki bro ❤❤❤
❤
ዛኪ ሓው የቀንየልና፡ቀዳምነት እየ ዝህበካ ምክንያቱ ኣቀዲመ ክማሃር ኣለኒ
ብሉጽ ሓሳብን ትምህርትን
ኣነስ እዚ ናትካ ዓቕምስ፡ ከምዚ ብትምህርቲ ብኻልእ ልምምድ ዝመጸ ጥራይ ዘይመስለኒ፡ ከምዚ ናይ ጸጋ-ኣምላኽ ዝሓደሮ ሰብ ኮይኑ ይስማዓኒ።
ዘካርያስ ድምጽኻ ኣዝዩ ትሑትዩ