EMN - ሰሎሞን ድራር ብምኽንያት ምዕዋት ትራምፕ - Eritrean Media Network
HTML-код
- Опубликовано: 24 ноя 2024
- EMN - ሰሎሞን ድራር ብምኽንያት ምዕዋት ትራምፕ - Eritrean Media Network
/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.
ወትሩ🦁 ሃገረይ💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌🇪🇷💒🕌🇪🇷💒👍👍👍
መርሓባ ክቡር ኣያና ደራስን ጸሓፍን ሰሎሞን ድራር ደሃይካ ኣይተሓባኣና ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba Deki Eriay jeganu Awet Nihafash 💐🇪🇷🌹🌹🌹🌺🌺🍀🍀🍀🌺🍀🍀🍀🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
We are forever proud and forever privileged to be Eritreans!!🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏✨️
ሓርበኛ ተጋዳላይ ሰሎምን ድራር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ፡ ዉድቓት ንመዳሓር ሓርት ንመዋቓዒትን ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
Welcom🇪🇷🇪🇷❤
Idmen tinan yhabkum arkanatna 🇪🇷❤🌹🇪🇷 awtru awet nhafash
❤🎉❤🎉❤🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 🎉❤🎉❤🎉❤like like 👍
❤❤❤⛪🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሐባ አርካና አያና ሰለሙን:አብ ስዓታ መጺኻና.🙏🏽🇪🇷❤️🌹⭐️💪🐫
ኣይኻ ናይና ትግራይ ትስዕር
❤🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷♥️♥️🌹🌹🇪🇷♥️👍👍👍👍👍👍
🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
Bharat deresti ብሃራት ደረስቲ ሃገርና ክበሩ ንበሩ
Solomon dirar ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ተጋ፡ ሰሎምን ድራር ሰላም ጥዕናን ይምነየልካ፥
ግና ሓደ ሪእቶ ኣለኒ፥ስለምንታይ ኢኩም ተጋደልቲ ህግሓኤ ብዛዕባ ዜቤታዊ ጉዳያት ገዲፍኩም ኮለል ትብል ፥ካብ ሕቶ ተምልጡ መሲልኩም ዶ ይከውን፥ወይስ ፍርሂ ሻዕቢያ (በትሪ ስለ ዝፈራህኩም ኢኩም፥
ግደፉ ባ ልቢ ግበሩ፥ከቢርኩም ክበሩ፥ህዝቢና ከመይ ይሓልፎሎ ስደት ዓዲ ጋና ፥ኣብ ኢትዪጲያ ዘሎ እንታይ መስገደል የሓልፍ ኣሎ ኣብ ክንዲ ምባል ኮለል ምባል እንታይ ኣምጽኦ፥
ሽለት እንተሰደድካ ሽለታት ይመጹካ፥
እዛ ናይ ጀነራል ስብሓት ኤፍረም በትሪ ደሊካያ ኣለካ ትመስል፥
ስብሓት ኤፍረም ብዛዕባ ዜቤታዊ ሕቶ ክምልስ ኣይክእል ነሩ፥ብዛዕባ ወያነ እንተተሓቲቱ ግን ገጽ ይበርህ ነሩ፥
ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ማለት ኣብ ሳዋ ሪኤዮ ነረ፥
ብዝኮነ ልቦና ዓድጉ፥ኣብ እርጋንኩም ሰላም ጸውዑ፥ፍትሒ፥መንግስታዊ ምርጫ፥ሰላም ብልጽግና ፥ሕረዪ፥
ብጾትካ ኣብ ጎዳጉዲ ዮም ዘለው፥
በዛ ትከዳ ዘለካ ግን ካብ ተሓታትነት ተምልጥ ኣይትመስልን ኢካ፥
ጹጹይ ትምህርቲ ንመንእሰያትናን ናብ መጻኢ ትውልዲ ዝመሓላለፍ ሓቀኛ ታሪኽ ካብ መንግስቲ ኣመሪካ ዝወረደና ወጽዓን ሳዕቤን ናይ 1951 ክሳብ 1991 + ዝሰዓበ 1998 - 2000 ውግእን ቀጺሉ ክሳብ ሕጂ ዘሎን ምፍጣጥ ዘስዓበ ዘየቕስን ሂወት ህዝብን መንግስትን ዝገለጽካ መዝገብ ታሪኽ ኢኻ እሞ ክብሪ ይግባኣካ፣ ዕድመን ጥዕናን ከኣ እምነየልካ።
Embae nlieli 30 ametat zeyteqeye mengsti hizkas bzaeba ab nefsi wekef 4 Amet mrcha zgebr nbur znebrn hzbn mengstn mzrabsi ayehfrndo ?