We can't have enough of memher Selomon Drar . This is really needed hopefully we will bring back our young Eritreans who don't know the history 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 . We thank you profusely 🙏
Thank you, Teg. Solomon D., I really enjoyed your program today. It was educational and to the point. Since I and probably others are drawn to your great energy, never stop shining your light.
Thank you for the real history reaching philosophy Solomon Dirar . I am pleasing to attention new generation with consciousness of eritrean history's what challenge went throughout decades .
Dear Solomon Dirar💐🇪🇷 I honor and deeply respect you for your unwavering dedication to Eritrea. As a brave fighter in the military, you defended our nation with courage, and now, through your writing, you preserve and share the beauty of our culture. Your wise words continue to inspire the youth and remind us of the strength of our heritage. You are a true hero and a treasure to us all. ዓወት ንሓፋሸ🙋🏽♀️🇪🇷🐪
Our Hero and valuable person brother and father to Eritrean Solomon Dirar, you gave us a big lesson from your broadened experience. You are a big asset to Eritrea. I wish you all success in your work and activities. I m glad to see your presentation that is well said and informative lesson. God bless you a lot!!!
Thank you our hero father good job I wish translation to in future Arabic and English in future Good bless to our government and our People Awet Nhafash
We strongly encourage you and support your channel. Keep your perfect job kbur memhrna n Ayanan Solomon Drar. Thanks more ERITREA 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤🇪🇷
መርሐባ መምህር ሰለሙን ድራር አግዛአርብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏 ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣስተምህሮ የቐንየልና🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
❤፡ሰላም ኤረትራ። ሰላም ኩቡር ስነ -ጥበባዊን ኣሃርበኛ ትገዳላይ ሰሎሙን ድራር።ብቀዳምነት ሰላምን ምሉእ ጥዕናን እኩል ዕድመን ይምነየልካ። እዚ ሳላ መንፋዓትካ፡ሓላፍነት ህዝብካን ሃገርካን ደሪኪካ ብተመኩሮን ትምህርትን ዝተነድቀ ባህላን ታሪካን ናይዛ ሃገር ፡ደኪመ ከይበልካ ምሉእ ሕብረተ ሰብ ኤረትራ ንክፈልጦን ታሪኩ ክዕቅብ ትገብሮ ዘሎካ ፡ኤረትርዊ ሞጎሰይ የቅርበልካ።
ቀጽሎ፡ግዚኡን እዋኑን ኢዩ።
ሰፓም ኤረትራ።
መርሓባ ጅግና ተጋዳላይ ክቡሪ ወድ ኤረይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞💞💞💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏ዓወት ን'ሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አቦስ አቦ ደአ መኻሪ ብልብና ኢና ንፈትወካ ተጋዳላይ ሰለሙን ድራር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጀግና ፡ ሰለሙን ፡ አየወ። ጅግንነት። ሊቅ። አምላክ ፡ ዕድመን ፡ ጥዕናን ፡ ይሃብኩም ፡ አሜን ፡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ኣያናን ሓዉናን ሰሎሙን ድራር ጅግና ጀጋኑ የፍሪ።
ዘገርም ኣገላልጻ ዋላ እንዳፈለጥካዮ ይሕድሰካ ምእማኑ ትስእን የቐንየልና ባሃር ሰለሙን ድራር ቀጽል ቀጽል እዋኑ እዩ❤❤❤❤❤❤❤።
I would like to thank you so much. I wish peace and prosperity for my beloved country Eritrea 🇪🇷 from Northern Virginia USA 🇺🇸
We can't have enough of memher Selomon Drar . This is really needed hopefully we will bring back our young Eritreans who don't know the history 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 . We thank you profusely 🙏
ጹቡቅ ምጅማር ይግበረልካ አርካነይ:አብ ጹቅ ግዜ መጺኻና.🙏🏽🇪🇷❤️🌹⭐️💪🐫
Thank you! Well presented.
I wish you longevity and your contribution to Eritrean literature is second to none!
Well come kbur Abo thank you for your unstoppable service 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏👏
Thank you, Teg. Solomon D., I really enjoyed your program today. It was educational and to the point. Since I and probably others are drawn to your great energy, never stop shining your light.
Thanks again Memhr solomun drar❤❤❤
Thank you for the real history reaching philosophy Solomon Dirar . I am pleasing to attention new generation with consciousness of eritrean history's what challenge went throughout decades .
ሰላም Eritrea Media Network ሰላም ክቡር ኣያና ሰሎሞን ድራር ሰላም ተኽታተልቲ EMN RUclips ብሓቂ ዓቢ ትምህርትን ምኽርን ኢና ረኺብና ሰለዚ ንክቡር መምህርና ሰሎሞን ድራር ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቀጽሎ ክብል እፈቱ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ ዓወት ንሓፋሽ 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
ጀግና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይምንየልኩም🇪🇷🫡💪
Dear Solomon Dirar💐🇪🇷
I honor and deeply respect you for your unwavering dedication to Eritrea. As a brave fighter in the military, you defended our nation with courage, and now, through your writing, you preserve and share the beauty of our culture. Your wise words continue to inspire the youth and remind us of the strength of our heritage. You are a true hero and a treasure to us all.
ዓወት ንሓፋሸ🙋🏽♀️🇪🇷🐪
Thank you please, keep up put our historic journey in this platform 💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰
መርሓባ ሓርበኛ ጅግና ተጋዳላይ ሰሌ ክብርን ሞጎስን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። እዚ ዝሃብካዮ ታሪኽ ወይ መልእኽቲ ንመንእሰያት ኣገዳሲ ሓበሬታ ወይ ንኽፈልጡ ዝሕግዝ ኢዩ'ሞ ቀጻሊ ክኸውን ንላበው።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👑🙏መርሓባ እንቃዕ ብሰላም መጻእኩ ኩቡራት ጅጋኑ ኣዳለውቲ ኢኤም ።ብጥዕሚ ጹቡቅ መደብ ቀጽልዎ ሃገረይ ምድረ ታሪክ ሓበን።
ዋውውው 🎉 ብጣዕሚ ኣገዳሲ ታሪኽ፡ንበሩ ክበሩ ጀጋኑ መምሃራን ታሪኽ።ንኺድ ጥራሕ ኩሉ ብርሃን ኮይኑ ኢዩ።ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይምነ።
IS KIFLIT YOUR REAL NAME ? IT MUST BE FILIT OR FLIT
Thank you, EMN, for the outstanding teaching program !!!🇪🇷👍♥️🇪🇷👍♥️🇪🇷👍♥️🇪🇷
መርሓባ ዓቢ መምህር ሰለሙን ድራር ጽቡቕ ታሪኻዊ ትምህርቲ ክብረት ይሃብካ ጽቡቕ ጽፉፍ ሓቤሬታ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Than you Teg. Solo D. As usual. Me and my family voted for Trump. ዋላ እቲ ፖሊስታቶም ዝመሳሰል እንተኾነ ካውኡ ናውኡ ዋላ ነታ አፍሪቃውያን ብዙሕ ስለዘይግደሰላ ገለዶ ዕረፍቲ ይህበና ብዝብል ኢና.
@@yohannesestifanos9504 Myself & my family we-voted with the same reason for Mr. Trump
ሰላም ክቡር ሓዉና ይበል ትንተና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
You are an extraordinary scholar and historian. We love you and appreciate you.
Great history thanks Debish !
ንሕና ውን ልዑል ምስጋና ❤ ካልእ ግን ነዚ ማሕበራዊ ውዳቤታትናን ማሕበረ ኪማትን ምስ ናይ ቅድም ተመኩሮን ከመይ እናበለ ከም ዝመጸን, ንዝያዳ ኣብ ደገ ንዘሎ ማሕበራዊ ውዳቤታትን ክኽተሎ ዘለዎ መርሓ ጎደናን ብዝምልከት መሃሪ መደብ ኣዝዩ የድሊ ኣሎ። ንኣብነት, እተን ወግዓውያን ማሕበራት (ሃማድኤ, ማ/ሓረስቶት, ማ/ሰራሕተኛታት, ማ/መንእሰያት ወዘተ) ቅድሚ 1979 ብዝተኻየደ ምንቃሕ ኣብ ዝተፈላለየ ማሕበራዊ ኣከባቢ ቆይሙ ከም ዝነበረ ውጽኢት ናቱ ከኣ ሃገራውን ውድባውን መልክዑ ከም ዝሓዘ። ካብኡ ክሳብ ሕጅን ብሕጂ ክንክተሎ ንዘሎናን, ልዕሊ ማንም መንእሰያትና ክርድኡዎ ንዘለዎም ኣዝዩ ኣገዳሲ ዩ ኣብ ርእሲ ቲ ዘለዎም ሃገራዊ ወኒ❤። ምስ ልዑል ምስጋና።
Waaaaw you’re open book. Keep up it is amazing history and topic 🌸🌸🌸🌸🌺🌺🌺🌹🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍👍💪
Jigna tegadali Solomon Drar and talented artist, one of the best history teachers, please continue,it's informative 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷👍🏾💪🙏🏾🙏🏾🌹🌹🌹💯✔️♥️♥️
Respect for our heroes
Gigna Niberelna
መርሓባ ኩቡር ጅግና ኣያና ኣርካን ሶሎሙን ድራር፡ ነቲ ንጹርን ህዱእን ኣገላልጻኻ የመስግነካ፡ ንስኻትኩም ጀጋኑ ኣርካናትና ደኺምና ከይበልኩም ፡ ሕጂ ከኣ ነዚ ኑኡስ ወለዶ ከይደናገርን ሓቀኛ ታሪኹ ንኽፈልጥን ትገብሮ ዘለኻ ኣስተምህሮን ጻዕርን ከኣ ምሉእ ጥዕናን ዕድመን ሂብካ ፈጣሪ ክትቅጽሎ ይምነን ይላበወካን። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትናን ጀጋኑናን❤️🇪🇷👍🙏
Tegadalay Abona Ayana Solomon 🇪🇷🇪🇷🇪🇷thank your for your service
የቐንይልና ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ማሃሪ🇪🇷❤👍
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ ኣርካናት ገድሊ ኣቶ ሰለሞን ድራር ምስ ብጾትካ። ተማሓላልፎ ደለኻ ብጣዕሚ መሃርን ኣንቃሕን ስለዝኮነ ብዝተኻእለካ ደኪመ ከይበልካ ቀጽሎ ይብል።
እንኳዕ ብሰላም መጸኻና ጅግና ኣቦና ሰለሙን🇪🇷❤🌼🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌼🌼🌺🇪🇷🇪🇷🌺🌼🌼🌼❤
Thank you for your service 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ንእተቕርቡልና ጽፉፍ ትሕዝቶ ብጣዕሚ ነመስግን። ኤርትራውነት ክቡር መንነት። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ።❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ጅግና ሐውና ኣቦና ተጋዳላይ ሰለሞን ድራር ብርዕኻ ይሰስን ቀጽሎ ክኣ ኣብ ጎንኻ ኣለና።
Welcome back abo snetbeb jigna tegadalay Solomon Drar. Thanks more keep it up the good job. ERITREA 🇪🇷 ❤L🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ በሓቂ ናይ ሰማንያ ዓመት ብዲሞክራትስ ዝጸደቐ ጉጉይ ፖሊሲ ኣብ ግዜ ባይደን ተኾሊዑ ተራእዩ።
የቀኔልና ኣቦና ጅግና ሰለሙን ድራር🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ደሃይካ ኣይታሓባእ ጅግና
ኣፈኛን ጠበቃን ህዝቢ ኤርትራ ገዲም ተጋዳላይን ስነ-ጥበበኛን ክብር ምስጋናን ንዓኻ።💯🐪🇪🇷💯
🇪🇷❤️🇪🇷ወትሩ 🇪🇷❤️🇪🇷ዓወት 🇪🇷❤️🇪🇷ንሓፋሽ 🇪🇷❤️🇪🇷
ዝኸበርካ ተጋ ሶሎሙን፡
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ምስ ንጹር መረዳእታ ንግጉይ ፖሊሲታት ኣሜሪካ፡ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ኩርኩሮም ኢትዮጵያን።
ካብ ኣድናቖትን ኣቀራርባኻን ምስጋና ንትምግበና ደለኻ ታሪኽን ታሪኻዊ ድኽመታት ጎረቤትናን ሓሊፈ ኣብ መግለጺኻ ዝህቦ ኾነ፡ዘቕርቦ ሓሳብ የብለይን።
ግን
ኣብታ ናብ ፕረ ትራምፕ ዘመሓላለፍካያ መልእኽቲ ብቛንቋ፡እንግሊዘኛ ጌርካ ከምዝበጽሖ እንተትገብር እቲ መልእኽትኻ ብግቡእ ናብቲ፡ዝምልከቶ ክበጽሕን መልእኽትኻ ንእዝኒ ዋንኡ ክኹክዕ ምኻኣለ ዝብል ርእይቶ ጥራይ ዩ ዘለኒ። ምናልባት ውን፡ኣነ፡ዘይሰማዕኽዎ ብቛንቁኡ ውን የሕሉፍካሉ ውን ትኸውን ኢኻ ሞ ኮምኡ ጌርካ፡እንተኾንካ፡ድማ ብሉጽ ናይቲ ዝበለጸ፡ስራሕ ዩ ይብል።
ብዝተረፈ ምሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን ንዓኻ።
ኣዝዩ ጽቡቅ መደብ ነቶም ዘይንፈልጥ ታሪክ ሓገርና ንክንፈልጥ ነቶም ዝፈልጡ ክኣ ታሪክና ብግቡእ ክትሓዝን ናባና ናብ መንእሰያት ኤርትራና ንኽምሓላለፍ ከይትሓለልኩም ነዚ መደብ ከተመሓላልፉ ስለ እትሰርሑ ምስጋናይ የቅርበልኩም ዓወት ንሓፋሽ
Thanks
I sincerely advise all Eritrean this the only RUclips channel should be
መርሓባ ዓቢ መምህር ጽቡቅ መደብ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ኢዩ መደብኩም።ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም።🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣስተምህሮኻ ብምሉኡ ብጽሞና ተኸታቲለካ ኣዚ ጽቡቕን እዋናዊን ኣገዳሲ መልእኽቲ ኢኻ የሕሊፍካልና የቐንየልና
እንኳዕ ናትና ኰንካ ኣያና ሓርበኛ ስነ-ጥበባዊ ሰሎሞን ድራር። ንበረልና !!!
መርሓባ ዓቢ መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አብ ሂወትኻ ሰላምን ጥዕናን ዕድመ ማትሶላ ይግበረልኻ አብ ስራሕኻ ዓወትን አሳልጦ ይምነየልኻ 🙏🏽🇪🇷❤️🌹🎉👍።
ሰላም ክቡር ሓርበኛ ተጋዳላይ ሰሎሞን ድራር ፡ ስለ እቲ ብሱሉን ውሕሉልን ነቲ ሓቀኛ ታሪኽ ኣገላልጻኻ እንዳመስገንኩ ፡ ነዚ ረዚን ኣስተምህሮ ይላበወካ። ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤🎉🎉
Eritrea wins as usual!!!!
Hey”ኣቶ"ሶሎምን ድራር።God bless our country Eritrea.thank you.
በቲ ዓሚቅ ተንተና ነመስግን።ንአመሪካ ድማ ልቢይ ይሃቦም ደጊም ንሳልሳይ ግዝየ ከይጋ ገዩ። ዓወት ንሓፋሽ ።ወትሩ ሃገይ ንበል።
Good job brother thanks.
We love you
God bless eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🙏 ❤️ ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ኣቦና ወላዲና ክብረትና መምህርና ናይ ብሓቂ ከምቲ ብልጫኻ ብሉጽ ስራሕ ተቕርበልና ከም ዘለኻ ክገልጸልካ ይፈቱ❤❤ ብፍላይ ካብዚ ናተይ ክሊ ዕድመ ንታሕቲ ዝርከቡ መናእሰያት ኣብ መደረኻ ውን ካብ ዝመሰጠኒ ዝኸበርኩም መንእሰያት እንደበልካ እኻ ምሂርኻና ስምናዉ ክትቅጽለልና ሓደራ ይብል ብኸምዚ መስገደል ዝሓለፈት ሃገር ከም ዘላትና ዘይ ፈልጡ ወሎዶታት ኣብ ድያስፖራ ምስ ወላዲኦምን ምስ ወላዲቶምን ክባኣሱ ዝዊዕኑ ዘለው ውሑዳት ኣይኮኑን እሞ ሓደራ ክትቅጽለልና ባባ ሰሌ ንዓና ክሕሸና ዕድመን ጥዕናን ይዓድልካ ፈጣሪ❤
ወዲ እዛ ሓላል መርየት ኤረይ እየ ካብ ሃገረ ጀርመን ፈታዉ እዚ ሓላል ህዝቡን ሓላል ሃገሩን*
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።9🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks memhr Selemon drar bzuh mhro kinxbeyeka ena nhgi gin abta Laleway Balsltan tibil zereba slemntay smu Ktkesn kredit kwahabon zeytedelye men iyu kthbrena xbuk iyu
ብጣዕሚ ሃናጽን መሃርን ታሪክ፡ ❤❤❤ ኣቦና ሰሎምን ድራር ቀጽልው ብዙሕ ንመሃር ኣለና ኣብ ደገ ዘለና መንእሰያት ደቅኩም፡ good jop EMN🎉🎉🎉
ኩቡር ኣያና ተጋዳላይ ሰሎሙን ድራር ብተመሓላልፎ ዘለኻ ኣስተምህሮን ለበዋን ኣዝየ የመስግነካ፡ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይምነየልካ።
We miss you. It has amazing knowledge overall. I really learned my language, that is tigrigna thanks
ክብርን ሞጎስን ንዓኻን ከምኡውን ከማኻ ብርቱዓት🎉 ጀጋኑ አቦታትን አያታትናን ኤርትራዊነት ክቡር መንነት ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🎉🎉🎉💯
ጽቡቕ ኣስተምህሮ። ሓቀኛን ርትዓውን ትሕዝቶ።
ሰለሙን ድራር ማህደር ሃገርና!!!! ብስመይ👉🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷👍👍👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑
Keep it up❤❤❤
አግዜአብሄር ይመስገን ሓውና ሶሎሞን ድራር ።
ሰላም ሰላምኩቡር ኣያናን መምርናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ ጽቡቅ መብርህን ሓቤሬታን ዝሃብካና ዘይፈለጠ ይፈለጥ ክብርን መጎስን ንጀጋኑና ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ ውድቀት ንከዳዓት 💚❤💙✊✊✊✊💪💪💪💪
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ክቡር ስነ ጥበባዊ ሰለሙን ድራር❤❤❤
Our Heroe EDF Leaders Jegna kulu gize Jegnau zelalemawi zkri Njeganu sematatna Awet Nehfash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷291🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጅግና አቦና ጽቡቕ ገሊጽክሞ ግን ቁሩብ ደግኩም ንቅሐት ንመንእሰይ የድልየና እዩ
🇪🇷ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣርካናትና!!!
Selam...deki erey. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
ቀጽሎ ዓቢ ምሁር ኢኻ ጅግና ወዲ ጅግና
ሰላም እዚ ኩሉ ኪፋአተ ጊቢሪ እና ገበሩ 100 እጸንሑ ገሪሙኒ ዓወት ንሕፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you memhir solomun drar 🙏🇪🇷
Our Hero and valuable person brother and father to Eritrean Solomon Dirar, you gave us a big lesson from your broadened experience. You are a big asset to Eritrea. I wish you all success in your work and activities. I m glad to see your presentation that is well said and informative lesson. God bless you a lot!!!
እወ ታሪክና እሰርቅዋ አለው እሞ ሐደራ እንዳመጳኩም አበስርዋ ❤ ሐረበኛ ጅግና ሰሎምን ድራር ምጳና መምህርና አበሳደር ኢካ ጀጋኑና ንበሩልና ክበሩልና ዕድመን ጥዕና ይሃበኩም ዓወት ንሐፋሽ ስወአትና ብመንፈስ ምሳና አለዉ ❤❤ቅሰኑ አይዓበረን ሕድሩኩም ባንዴራና አበሊቢላ አብ ዓለማ ❤❤ቅሰኑ ❤🐆🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐆🌹🌹
Eritrea live for ever god bless eritrea🇪🇷
ኣያይ ብዓል ዓቢይ ታሪኽ ቀጽሎ ብሃንቀውታ ድማ ክንካታተለካ ኢና ❤
ሓንቲ ሪኢቶ ኣላትኒ ነዚ ትሰዶ ዘለኻ ቪድዮታት ቁጽርታት ተትገብረሉ ዋላ ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ይኹን 1ይ ቪድዮ 2ይ ማለት ፉሉይ መለለዩ ተትገብረሉ ጽቡቕ ምኾነ እብል የቐንየልና ❤
Thank you & Please! Please! Keep up the amazing work our history and heroism is in the hearts & minds of you all.🎉❤️🇪🇷🙌🏿
btami deas zbel program❤❤❤
Listened to your content with joy and focus, thanks a lot. Very educational and deep knowledge, our scholar /intellectual. Keep teaching us jignana.
Very good analysis kbur Tegadalay Solomon. Thank you
Enquae natna konka kubur tg Solomun Drar well said edmen tenan yhabka wetru awet nhafash viva shaebiya ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏
ብጣሚ መሳጢ ከምዚ ይመስለና ኣይንበረን ማዕረ ክንድዚ ሽገር ድሕለፈት ኣይምስለናን ኤረትራ ከምዚ ጌርኩም ሓቅታት ክትነጉሩና ብትሕትና ንላቦ ክቡር ወላዲና ኣቦና ስሎሙን ድራር ካኣ ክብረት ይሃበልና
የቀንየልና ሓርብርኛ ተጋደላይ ኣያና ሰለሙን ድራር ካባኻ ቡዙሕ ንምሃር ኣለና እሞ ኣይትጥፍኣና ።❤
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኣቶስለሙን ድራር❤❤❤🎉🎉🎉😢😮🎉🎉
ብሓቂ ነመስግነካ ተጋዳላይ ሰሎሙን ድራር ብጽቡቕ ገሊጽካዮ -ብዛዕባ ህግሓኤ-ህወሓት ን ካብ መጀመርትኡ ብደቂቕ ክትገልጸልና ካባኻ ንጽበ ❤
ዝምስገን ስራሕ ትሰርሕ አለኻ ተጋዳላይ ሰሎሙን ድራር የቐነየልና ቐጽለሉ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓቢ መ/ር ኣያና ሰለሙን ድራር የቀኔልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ሰላም EMNን ንኩቡር ጅግና ኣያናን ኣቦናን ሰሎሙን ድራር ኣቦ ስነ_ጥበብ ቅድስቲ ሃገርና ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብካ እንዳበልኩ ሕጂ እውን እታ ክብርቲ ፍረ እቶም ምጭዋት ሰማእታትና እታ ባንዴራ ኣብ ቦትኣ እንከላ ግን ኣንፈታ ቅይር ከተብልዋ ብትሕትና እሕብር ትርጉም እተን ሕብርታት ንምድማቕ ማለተይ እየ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇫🇲🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba kubur solomon,xbuq srah❤❤❤
እወ አታጅግና ወዲ ሐላል ሜሬት ኩሉ ብልክዕ ገሊጵካዮ ንዞም ዓመጵቲ እተተሰቆሮም ከሙ ድማ ከመይ ምበለጰት ኔራ ❤ብእንግሊዝ እንተትግለጵ ❤ ጅግና ሰሎምን ድራር ነመስግነካ አፍልጦ ቀሲምና አለላሊና። ❤❤🌹🌹🌹🇪🇷🐆🇪🇷🐆🐆🌹🌹
Believe or not the bestest political comontator I ever know ❤❤❤❤...
Thank you our hero father good job I wish translation to in future Arabic and English in future Good bless to our government and our People Awet Nhafash
The picture I seen is Ronald reagan no old bush if I'm wrong correct me thanks.
We strongly encourage you and support your channel. Keep your perfect job kbur memhrna n Ayanan Solomon Drar. Thanks more
ERITREA 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤🇪🇷
Best teacher ever!
ሰላም ክብር ሓርበኛ ተጋዳላይ ሰሎሞን ድራር ኩሉ ትህቦ ትንታኔ ትምህርቲ ብጣዕማ ንኡድ ቀጽሌ ድሕራ ተጋዲልካ ምእታውካ ትምህርትኻ ቀጹልካ ብዝልዓለ ሃገርካ ትሰርሕ ንስነጥበብ እውን የዕብካዮ ንኡድ ኩሉ ምዕባሌታት ጽብቅ ይከይድ ኣሌ ሕጂ ንኣሜሪካን ወያኔ ጸሊእቲ ሃገርን ሕዝብን መራሕነት ጸሊእቲ እዮም አነ ብወገነይ ጽብቅ ታሪኽ ካባኻ ተማሃረ ኣለኹ እውራ ግን ንመንእሰያት ኤርትራውያን ጽብቅ ዓላማ እዩ የቀንየልና ቀጽሎ ሃየ ሃየ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🌷🌹❤️♥️🙏👏