George, this is the best video! The Eritrean people fought for Eritrea 🇪🇷 independence together as one family with very strong and unique unity ❣that we cannot find it anywhere. Our brothers and sisters gave us their precious lives for Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ! Eritrea 🇪🇷 ♥ is always a mother of powerful heroes 👏♥.♥, Many blessings 🙏. 🙏. 🙏. ♥
My brother Gorjo, what a history. Pls once a week, remind us with a video like today. This is Eritrean history. Especially our young people need to see this history. Thank you so much. It was nice to hear our hero, Tesgay Gebrab. Pls bring more videos about his books. There are Eritreans do know Tesfsy, which is very sad.
ኣየወ ሰሚካን ርኢካን ዘይትጸግቦም ፈተውቲ ሃገሮም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓርበኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝዉረስ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ናሓፋሽ 💪💪💪💪💪💪💪 🌿🍀☘️☘️🥀👌🍓🍓❤️🍓🍓🍓👌👌🥀☘️☘️🍀🌿🍀☘️🥀🥀👌👌👌🍓🍓👌👌🥀🥀
ጆርጆ ሓውና ❤ ብቃላት ኣይገልጾን እየ እዚ እትህበና አስተምህሮ ንጹር ሓበሬታን እሞ ናዕና ክጥዕመና እግዚአብሔር ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሓቂ ብግዲ ክስማዕ ዘለዎ ❤❤ዕድመነ ጥዕናን እሃብካ ሓው ጆርጆ ንበረልና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤
Please like, share, comments and subscribe ❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ልበይ ረኪብካያ ሎሚ ጆርጆ ጅግና ፥ ምስዚ ዘሎ ሕማቅ ንፋስ ባህልካ ምብካል ዝርአ ዘሎ ኹነታት ብልቢ የቀንየልና ፥ ባህልና ብንቅሓት ክንማሃሮ ዝገበርካ በዚ ኣጋጣሚ ህዝባዊ ግንባር መንፈሳዊ ውድብ ዩ ፥ ዘልአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🙏🇪🇷ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ💪።
ሓርበኛ ኣይነብርን ዩ ታሪኩ ዝውረስ ❤
Absolutely right ✅️
ዘገርም እዩ! ህዝባዊ ግንባር ንሓድነትና ናብሓቂ እዩ ሰሪሕሉ
አንቱም አክራናት እድመን ጥእናን ይሀብኩም
አወትንሀፋሽ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Azekirkani, 22 dekik neti derafay zihato zelo ab nakifa kadr koyne mis kedku tarik nay hibawi ginbar zimhir harbena u
George, this is the best video! The Eritrean people fought for Eritrea 🇪🇷 independence together as one family with very strong and unique unity ❣that we cannot find it anywhere. Our brothers and sisters gave us their precious lives for Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ! Eritrea 🇪🇷 ♥ is always a mother of powerful heroes 👏♥.♥, Many blessings 🙏. 🙏. 🙏. ♥
Eritrea adi jeganuuu ❤❤❤❤❤
እዚኦም አርካናት ሃገር ❤️🇪🇷🎉💪🏻❤️👍🇪🇷
ናይ ብሐቂ ደስ ዘብል 🇪🇷 ❤️❤️ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አየየየ ቢሐቂ ኢቶም ጠጢዕያትኩም ቲከዱ እዞም በዓል ልሕቲት ወዲ ልሕቲት ዲማ እንስቲ ኪቀትሉ አረግቶት መናእሰይ ኪቀትሉ ደቆም ከዘክቱሙ ሐራም ሐራም ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏🙏🙏🙏💕
True sad ❤
ዘይድገሙ ወለዶ ጀጋኑ ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
Thank you so much, GDrar, for all the work you are doing.Long live Eritrea 🇪🇷 ❤️ 💙
Viva Eritrea viva Hgdef ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ በሓቂ ኣድኒቀካ ድሕሪት መሊስካና ቀጵሎ ታሪኽ እንዳምጳካ ❤❤❤
❤🇪🇷 Eritrea adey adi jeganu 🇪🇷♥️
ኩቡር ድራር ሓውና የቐንየልና እዚ ዘይርሳዕ ባህሊ ደዘኻኸርና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯🐪🐪🐪🌿🌿🌿🌿
ኣቦ ታሪኽ ንስኻ ኢኻ ጠፊእካና ሓው ተስፋየ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
The history of #Shaebia is the only „World class“ & every Eritrean must feel proud & must keep it up for record🇪🇷🫶🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🎉❤
ብጣዕሚ ዘስደምም ታሪኽ ክስማዕ ዘለዎ ኢዩ ጆርጆ ሓውና። የቐንየልና❤❤❤ ስለ'ቲ ዝሓለፈ ፍቕር ኣቦታትና ፈጣሪ ንሃገርናም ሕዝብናን ይባርኽ።
ዓወት ንሐፋሽ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪🏽💪🏽💪🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ይዝከረኒኒኒኒኒኒ አሎ😢😢😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥲🥲🥲
ተመልሰ ተዓወት ዘኪረ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏❤🇪🇷🇪🇷❤
Thank you ጆርጆ ሐዉና ❤️🇪🇷🙏🏽ህዝባዊ ግንባር እቲ ሐቀኛ ናይ ህዝቡ ተቃላሳይ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏽🇪🇷🙏🏽🇪🇷🙏🏽🇪🇷🙏🏽💪🏽🇪🇷💪🏽❤️💪🏽
ሓቀና እንተ ዝከውን ደኣ እምታይ ኮይኑ ንብጾቱ ልዕሊ ዕሲራ ዓመት ኣብ ጉድጋድ የንብሮም ኣሎ
Tarikey kab afu iti zalelu bal hamot imber kab Manm xaeda
Mwkas aydelin.
✝️🇪🇷 🫡☪️
تسلم ياجورجو ارتريا ❤❤❤❤❤
ድራር የቅንየለና ጽቡቅ እዩ ንተዘኮሮ እዩ✅✅👌👌💪🏽💪🏽❤️❤️🇪🇷🇪🇷
እዋይ ጆርጆ ክቡር ሓውና ዕድመ ይሃብካ ናይ ብሓቂ ኩሉ ከስተውዕልን ደጋጊሙ ክሰምዖን ዘለዎ ሰነድ ሰውራ ጀግኑና ።
ሰማእታትና ብመብጸዓና
ይደበሱን ይዘከሩን
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!
ኣርካናት ገድሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና
Gorjo Derar betaemi ykenyelna eti mentay kulu tuem sele ...
🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤
ዋውውውውው ጆርጆ ናይ ሎሚ እካ ፍልይ ዝበለ ናይባሓቂ ኣብሓንጎልካ ዛኣቱ ጅግንነት ኣቦታትና ጽቢቅ ትምህርቲ
They are our hero we are very proud Eritrean because of their courage and determination for freedom
Wow wow ዝተሰማዓኒ ትብዓት ሓጎስ ሞራል ክገልጾ አይክእል'የ: ጆርጆ ክብሪ'ለኒ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤ እቲ ስደትሲ ካብ ቀደምዩ በላሕትን ሃገራዊነትን ሃየስከ ንውረሶ ደቂ ኤረይ ካብ ኣቦታትና ኣደታትና የሕዋትና ናይ ቀደም ከይንሰንፍ
ብልክእ መዳርግቲ ዘይብሉ ታሪክ ጀርጆ እድመን ጥእናን እምነየልካ ❤❤❤❤❤❤
ታሪካችንን መለስ ብለን ማየት ይገባናል እናመሰግናለን ጆርጆ የቦለኛ ክሊፕ ። እነዚህ ጀግኖች ናቸው ወጣትነት ጊዚያቸውን ሕይወታቸውን የከፈሉልን ተስፋዬ ገብረአብ ሁሌም ጀግናችን
Wedi abey lomi xubuki srhar jorjo ❤❤ kemizi ab mongo xibuki
ናይ ባሐቂ ደቂ ኤሪ ሽኮሪናታ ኩሉ ንዓኩም ኣቢ ዓለም ዘሎ ፁቡቅ ፁቡቃት ትምኒትኩም ኮይንኩሉኩም ናዓኩም ዝቢዲልስ ዲምስስ ይበል ❤❤❤
ዋው ዋው ብሓቂ ግድን ክስማዕ ዘለዎ ታሪኽ ጀጋኑና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
This is why I'm so proud that I'm eritrean!!! ❤ 🇪🇷 ❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 2:25
❤❤❤ absolutly እንታይ ሞ ዕድመ ኣይሃበካን ተስፋየ ገብረኣብ ባዓል ዉጩ ከኣ ዓቢ መጽሓፍ እዮም፡❤❤❤❤❤❤❤❤
The best historical memory ❤🇪🇷 👍👍👏👏👏💪
Abey imo hasadat rekibnaki imber🎉❤🎉❤🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹✊🏼ክፍሊ ባህልና ዘበርከቶ ቅያ ሕጂ ተመሊስካ ክትርእዮ ብጣዕሚ ዘገርም ኢዩ።
9ይ ማርሺ ወዲ ኤረይይይ ወትሩ ዓባይ ኤርትራ🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Gorgo hawey😢Azekirkana geganu🎉yewatna 😢🎉🎉🎉🎉 Tinbit tefeximu❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Yekeniyelna hawina🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
ጆ ን ሐ ወ ይ ብጣ ዕ ሚ ተ ሐ ጉ ሴ ና ቀ ደ ም አ ዛ ካ ኪ ር ካ ና 👍👍👍🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራ ሓላል ዓይኒ ጸላኢኪ ይደፈን ሃገረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ጽቡቅ ተዘክሮ ታሪኽን በርትዕ ቀጽሎ መሃሪ እየ ነዚ ንእሽቶ ወሉዶ❤❤❤❤❤❤
ZELALEMAWI ZIKRI NSWATNA AWET NHAFASH ❤
ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ነናሻዕ የትበዐካን የቕንአካን ሓበንን ስንቂን የኾነካን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏
የቐንየልና ወዲ ድራር ሓውና። ናይ ብሓቂ ኣገዳሲት ትረኻ እያ!
ነመስግን ነጸብራቅ ጀጋኑን ኳዕናን ታሪኽና 🙏 ዘዘከርካና ነመስግን። ክቡር ሐዉና። 🎉❤🎉🇪🇷
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Meriheba deki Erey maaery Jeganu, enkoa natey konkum 🇪🇷🌹👌🙏🏽😂✅🐫❤️🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅🌹😂😇👋👍🇪🇷🐫👋🥰🌹😂👋🥰🇪🇷🇪🇷🙏🏽
Thank you George ናይ 1990 ኣዘኪርካኒ
1989 እዩ neru
እናሓደረ ዝምቅር ዛንታን ኣዘናትዋን ሃገራውያን
Erterawenet kubure manenete 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ንድሕሪት ተመሊሰ ዝክሪ ፈስቲባል ቦሎኛ ❤❤❤😍😍😍😍
ሰብ ፍሉይ ታሪኽ ሰራሕቲ ቅያ በርቂ ትጉህ ሕሩይ ወለዶ ፡
ወትሩ ነቶም ጀጋኑ ን ኣርኻን ኣቦታትና ኝዘንትእለት ናብ ውልድ ከምዝማሓላፍ ናይ ብሓቂ ሎሚ እንተዝርእይዎ እንታይ ምስተሰምዖም ነይሩ።❤❤❤❤
ጆርጆ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ናይ ብሓቂ ጽብቅ መደብ ጆርጆ ሓዉና ቀጽሎ
OMG Ethiopia 😮😮😮make over our country unforgettable stuff story but thank you HGHE for making beautiful Eritrea Awet Nhafash 💪🇪🇷💪❣️👈🌎
Wooow ጆርጆ ብጣዕሚ ኣገዳሲ : መላግቦታት ዘይብሉ ወሎዶ ኮንቱ ስለ ዝኾነ ከምዚ ጌርካ ባህታ ዝህብ ንፈትዎም ሰራሕቲ ቅያ ዘይድገም ምዕራፍ ካብ ብዙሕ ምትንካፍ ትንህርቲ ምስ ጽንዓት መትከላት ህ. ግ. 🇪🇷🇪🇷🤗🤗
ጆርጆ! ናትካ ጽቡቕ በብግዚኡ እንዳወሰኸን እንዳማዕበለን እዩ ዝኸይድ።
Great as always
Btami agedasi
Waw azekirkani btami eyu xubuk gize neru 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ትማሊ ሎሚ ጽባሕ ህዝባዊ ግንባር ንቅድሚት💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
My brother Gorjo, what a history. Pls once a week, remind us with a video like today. This is Eritrean history. Especially our young people need to see this history. Thank you so much. It was nice to hear our hero, Tesgay Gebrab. Pls bring more videos about his books. There are Eritreans do know Tesfsy,
which is very sad.
Thank you George dirar the true images of our revolution.
የቀንየልና ጆርጆ ሓውና❤❤
እዚዩ ታሪኽና
Thank you Drar
ያ ናይ ብሓቂ ንድሕሪት መሊስካና ጆርጆ ሓዉና
ዓወት ንሓፋሽ 🫶
Aman BAman hezbawi Genbar klu .u 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️👍👍👍
Top dirar kexilo
ታሪኽ ኤርትራ ዘይድገም እዩ!
LONG LIVE ERITREA 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Abet tba3t kabakum mwladey tehabine❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዘይድገም ወለዶ ❤❤❤🎉❤❤❤🎉❤❤❤🎉
Haqi tehaysh kefff nierwom.Deki erey halalat ❤❤❤❤
ክብረት ይሃብካ ክቡር ሓውና ጀርጆ ድራር🙏❤ ኣብዚ ዝኾኑ ዕሱባት፡ ክትገልጾ ቃላት ዝሓጽሮ ወርቃዊ ታሪኽና ዝንጥል እናበሉ ከናእሱዎን ከባላሹውዎን ኣብ ዝፍትንሉ ዘለ እዋን፡ እዚ እዩ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ኢልካ ናይ ውሽጥን ናይ ወጻእን በራቢርካ ኣተሓሒዝካ እንኩ ምባልካ ኣዝዩ ዝድነቕ ብሉጽ ስራሕዩ'ሞ ክብሪ ይሃብካ ክቡር ወዲ ኤረ🇪🇷❤🙏❤🇪🇷
ናብቶም ኣብ ሾሻል መድያ ብምግዓር ጀጋኑ ዝኾኑ ዝሞስሎም ጋዓርቲ ከኣ ኣብ ዘዘለውዎ መድያታት ከም ዝበጾሖም ግበር። ውዲ ጀጋኑ ጅግና ሓወይ ጀርጆ ድራር👍🇪🇷❤
History makers ❤❤❤❤❤ jorjo our hero welldone what an inspiring porgrame is this ❤❤❤❤thanks again
መርሐ ባጀጋኑና አርካናት ገድሊ ገበርቲ ቅያ ዘላአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤሬትራ ወትሩ ዓወት ንሐፋሽ 💪💪💪💪💪💪💪
ዘይድገም ዎለዶ ዎሎዶ❤❤❤❤❤❤ ሕቡን የ ካባኹም ምዉላደይ ጀጋኑ 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
ለዋሃ ጡዑም ሐላል እዩ 😭😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷
ደሐን ወሑዱ ጹኑዓ ህዘበ ብታንኪ ተረጊጹ ብሳንጃ ተቀትሉ ተመስገን አመሉ ንሃገር 7 ተሰዊኡም ተመስገን ሀገር እንዲያ አደይ😭💪❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤ 100 ትስዋእ ብርኪታ ሃገር🙏🙏🙏💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
تسلم يا جورجو
Aene zgermeni Azi Aewete zbluwo sebAey hewlti Aelewo Do vieles lew konu ysmaAeni
አናብስ እዮም ደሩፋ ሐወይ ስምዓዮ🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጆርጆ ኣንበሳ ሰውራ ኣዛካከርኪና ታሪኽ ንዎሎደታት ክማሓላልፍ ይግባ❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritreawinet kbur meninet ❤️🇪🇷🙏🇪🇷🌹🇪🇷👍🇪🇷💪🇪🇷👏❤️🙏
ERitrawinetKbur, menint
❤❤❤
شكرا اخي 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕋⛪🤲🤲🤲
ንብስካ አብ ገነት ትበር ገብራአብ ሐወይ ቅርሲ ኤርትራ ኢካ ኔርካ ኪድካ ንውጩ ስዕብካዮ ተደለየቲ ሰባት ሐሊፍኩም መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም🙏🙏🙏
እዞም ዘይድገሙ ኣርካናት በላሕቲ: ዉፉያት: ጀጋኑ:ደቂ ኤርትራ ብመትከል ዎሽለኽለኽ ከይበሉ ኩቡር ሂዎቶምን ንእስነቶምን ዎፍዮም ናጽነት ዘረከቡን ዝዓቀቡን ክብሪ ንዓኹም ዘልኣለም።ዓወት ንሓፋሽ።
Nay bahaki zey dgemu belahti welodo wawww ❤❤❤❤
Ambessa drar
Jorjo hawey jigna❤🎉❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የቀንየልና ጆሩጆ ሓውና ❤❤❤❤❤❤❤❤
ብስራሕ ምኽንያት እዛ መደብ ድሒረ ተኸታቲለያ ብሕቂ ዝንኣድ ይበል ዘብል መደብ ሰሪሕካ። ንቀጻሊ ውን ብዕቱብ ክሰርሓሉ ይላወበካ።
Sending love ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷
Thanks g.drar tarikna eritrean zemxakalna kexlo bravo wedi ereyy xaeda ❤❤
Thanks George bro and bless Eritrea 🇪🇷