Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ወልደኣብ ሓዉና ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንካ ኣምላኽ ይባርከልካ
Amen amen amen kal hiwet yesmalna bruk memherey 🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤️🔥❤️🔥❤️🔥⛪️⛪️ ⛪️
ብጣዕሚ ኣዝዩ ደስስስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ናይ እመ ብርሃን ፍቕራ ኣብ ልብና ጣዕሚ ስማ ኣብ ኣንደበትና የሕድረልና እግዚአብሔር ኣምላኽና ኢየሱስ ክርስቶስ ።ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባርኽ ይቐድስ ሓውና ።
Bihaki kal hiwet yesmalna hawuna nay agelgilot zebenka Zetebareke ykun
ህዝቢ ክፈልጦ ዝግባእ ኣገዳሲ ትምህርቲ ኢኻ ተመሓላልፍ ዘለኻ ክቡር ሓው መምህር ወልደኣብ። ንመናፍቓን ተሃድሶ ዕርቃኖም ዘውጽእ ስለዝኾነ ብዙሕ ተጻብኦታት ክገጥመካ ይኽእል እዩ እሞ፡ ንሱ ውን ኣካፍለና ኢኻ። ንበይንኻ ኣብ ውሽጢ ኣይትሓዞ፡ ብዙሕ ፈታዊን ተኸታታልን ከምዘለካ ፍለጥ። ወላዲተ ቃል ኪዳነ ምሕረት ተጽልልካ።