Atv Asena Live - ኢሳያስ ኣፈወርቂ ቀታሊ - ሳባ ሃይሉ ቀባሪት! - ኣማውታን ኣቃብራን ሚኒስተር ብርሃነ ኣብርሀን ብጾቱን
HTML-код
- Опубликовано: 21 ноя 2024
- Atv Asena Live - ኢሳያስ ኣፈወርቂ ቀታሊ - ሳባ ሃይሉ ቀባሪት! - ኣማውታን ኣቃብራን ሚኒስተር ብርሃነ ኣብርሀን ብጾቱን
Join this channel to get access to perks:
/ @atvasena
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
gofund.me/a29c...
donorbox.org/s...
PayPal: www.paypal.com...
ክብርን ሞጎሰን ንጅግና ሓርበኛ ተ ጋዳላይ ብርሃነ ኣብርሄ👑✌️❤
Thank you
አማን እያሱ አይትታዓንቀፍ ዓቅልካ ብዘይምጹንቃቅ እትገብሮ ቃልሴ አዜና ነመሰግን ተባረከ። እዙም ህዝብና ተዓዜሞም ሰለ ዘለዎ ምሰትዉዓል ይሃቦም። ይድንጹወካ 🙏🏾🙏🏾💕
Thank you Amaniale Hawaiians . This absolutely incredibly dark Eritrea history 🇺🇸🇺🇸🇺🇸🩵🩵🩵🩵
ደርጊ ሓላል ናፈቅናዮ❤❤
Ema.kmy.hdrkom.hznns.intay.entgbrka.euo.zftweks.aydno❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙💙💙
❤
አነፐዘገርመኒ ሐድሸ ነገር አይመስለንኖ ሰአን ሰምረት ክኖደይ ጅግና ቸሀዲና
አነ ብህወተይ ከለኩ ዘይነብረላ ሃገር ምስ ሞትኩ ተቀብረላ እንታይ መክሰብ አለኒ ሳክት እምነትዩ ሃልወሳዩ❤❤❤
Alem. Mehtson
🩵🩵🩵🩵🩵🩵🌿🌿🌿🌿🌿🙏🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌿🌿🩵🩵🩵🩵🩵🩵
ብላሽ
ድክታቶር አግህዱ ሓደ ግዜ እንታይ ኢሉ ደግም ቃልሲና አንጻር ሃብማትዩ ኢሉ ብወግዒ ጀምሩዎ
እቲ ሓቂ ሬሳ አብዚምቶ ክቅበር አለዎ ሰብ እንተሞይቱ አሮማይ ቅበሮ ጥራይ ፈጣረ አብ ኩሉዩ ዘሎ ንምንታ ሞፈቶት ድክታቶር ትከዉን።❤❤❤
Thanks Asena Eritrean ministers must be fearful even in Sahel,if they confront him he wouldn't be able to continue in Asmara.
They know him more than us .unfortunately he made them powerless in 1973-1987
ንሬሳ ፈረሑ ትም ዝብል ተንቃሳቃሲ ሬሳዩ።
WelCome Aman
Asena TV.
❤❤❤
ጀግና ቀላሲ ቃልሲ እዚ ኣምሰሉነት ጥበራ እንዳ ኢሰያስ ነቲ ህዝብና ዉን ብሕማም ኣምሰሉነት ተለኺ ፋ ወርቅካ ስ ሪቍ ወርቂ ዘደልየካ ቀቲሉ ዞናብዑኣ ኣሽሓት ኣፍርዮም ምህላዎም እየ። እቲ ዘፍርሕ ድሕሪ ሞቱ ጥፍአቱን ዝገድፈልና ግዕዘይ ባህልን ርስሓትን እዩ ዘሕዝን
ናይ በሓቂ ንዓይ ከም ሰብ ብርሃነ አብርሀ he is my hero ዘይድምሰስ ንዜልአለም ዝነበረ ሰነድ ኽብሪ ይኹን ንዝለዓለ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔
قتلوهو ومشوا في جنازته
They killed him and followed his funeral.
💙💙✅✅💙💙✅✅💪💪💪💙
Mengiste semay yewsrso n Ayana Birhane
እዚ መቓብር ሓበኛታት ዝባሃል ንህዝቢ ኤሪትራ ምድንጋር እምበር ካብኡ ሓሊፉ ካልእ ትርጉም የብሉን ::
ኤሪትራ ብምልእታ መቓብር ሓርበኛታት ኢያ ::
ተጋደልቲ ይኹኑ ገባራት ኤሪትራውያን ንናጽነት ኤሪትራ ዘይተቐብሩላ መርየት ኣብ ኤሪትራ የላን ::
መቓብር ሓርበኛታት ዝባሃል መቓብር እንታይ ትርጉም ኣለዎ ::
ኢሳያስ ኣፈወርቂ ባዕሉ እንዳቐተለ ኣብቲ ንሱ ዝብሎ ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ይቐብሮም ::
ካልእ ዋላ ሓንቲ ትርጉም ይኹን ጥቕሚ የብሉን ::
ኢሳያስ ንኤርትራውያን ንምዕሻው ዝፈጠሮ ናይ ፖለቲካኡ ፕሮፖጋንዳ መቓብር ኢዩ ::
ስውእ ሓርበኛ ኤሪትራዊ ኣብቲ ኢሳያስ ዝብሎ መቓብር ሓርበኛታት እንተ ዘይተቐብረ እንታይ ይጎድሎ ?
ዋላ ሓንቲ ::
ኣብ ኢናኢል ደኣ ኣብ መወዳእታ መርዚ ይሕውስሎም ይኾኑ ኣብ ኢንፊጃን።
Once Ezi EBUDKeLbi Esyas had the weapons he ambushed the Genuine TegadeLti with the KebeSa ChegaR denGa fighters at the side of him. He successffully killed them, some also arrested them and tortured them, some also escaped to Sudan. That was the event of turning point that made us suffer at the Hands of the AsHatYan, Serial killer, and son of the troubled Afewerki AbraHa family Esyas Afewrki.
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
eti zigerimin zehzinin ab Af haregets koynom gedayim tegadelti ni isayas bi selamawi kitie mis isayas kizateyu mihtatom. kab zihalefe temekiro zeymeharu degagimom migigay. G-15 kab zihalefu kintsela menkae yukunu falul bi isayas kimeharu aykialun Berhane abrehe ewin kabtom zihalefu kintselatat kimehar aykialen. kindey jeganu ertrawian bi hade isayas mitsnatom. It is very sad !!
ናብ ኤርትራ ኣቲኻ ንኢሳያስ ንምዕላው ዝኣትዉ ጎስጋስ ይገበር ፋይባንስ ይሰላዕ እምበር ክንዛረብ ጥራሕ ንኢሳያስ ትርጉም የብሉን
አማንኤል ክንደይ ጊዜ ነጊርናዮ አይሱማዐካን እዮ። ክትከውን ዘሎዋ እያ።
እዚ ቶሰድዎ ዘለኩም ጽቡቅ ኦኻ እንተኮእቶም ብሰግረ ደብ ዘተቀኖጸሉመን ይዘኽሮም ከታ ሐደ ወደአበ ደቡብ ሱዳን በኢድ አዙር ዘተቀንጸለ በሰንኪ ራብዐይ መንኮርከር ብርሀነይሴፍ ተቀሜጢ ነርወይ።
GdeFoM Y'weDe'Ayom They called him WedoAfom Bri - 1973 was the year Esyas Afwerki had dilemma, divided at cross Roads. The genuine HegeRawYan TegadDELti successfully subdued him at the water hole Oasis GeragR Sudan about 20-30km from the town of Karora. There Esyas Afwerki finally decided to Abandon GedLi and surrender to Haile Slassie ethiopia. Some of KebeSans and two known Tegadelti one from Tigre(MehamedNur) and the others from Afar(Basco named & HumedKarikare) promised Esyas Afwerki they can bring weapons and foods from Sudan and Yemen - Mehamed Nur through the desert MeraFiT and BasCo&Humed Karikare through the islands of AbiDa AqiQ.
Adis sire yibehalu kab adis zitselefu.
ኣንታ ኤማ እቶም ጉጅለ 15ስ ብተወደድ ምስ ተኣስረ ክሓቱሉዶ ተረኺቦም እዮም፧ ኢዶም ድማ ረኺብስቶም።
ኢእ ኤማ የማነ ተስፋይ ናይ Commercial Bank Head Offic ማናጀር ኢዩ ነይሩ እምበር ናይ ባንክ ኤርትራ ኣይነበረን በጃኻ ኣርማ።
ብርሃነ ኣብርሀ ህወቱ ብፍቃዱ ኣብ ምቁሕ እሰያስ ዘእተወ ሰብ እዩ እሰያስ ዘይ ፈልጦ ኮይኑስ ኣብ ተለቪጂን ቀሪቡ ክካትዖ ምሽ ኣብ ኣስመራ ኣብ በረኻ ሕቶ ዘለዎ ሰብ ብጎዞሞ ይሓርድዎ ነሮምስ ሕጂ ምቾት ዝለመደ ኢሱ ክሰምዖ ንዓይ ጀጋኑ ኣይ ኮኑን ኣመኒኤል ምኒን ኣይ ትበል ብጾቱ ስለ ዝሓተቱ ኣብ ጉድጓድ ምስፋሮም እንዳ ፈለጠ ኣይ ሓተተሎምን ንዑኡ ከኣ ዝሓተሉ ሰብ የለን ።
Adis sire zitebehalu 300 zikonu mihurat kab adis zimexu 1972
Yayi sabasi kebarit tikewini abo deka silezikone kitisetiro gubui koyinu diu mesiluwa
Y
ህዝቢ ኤርትራ
ወዲ ዓዃይ ሲ ምስ ፕረሲደንት ኢስያስ
አይዋጻካን ዩ
ጉሐፍ ህዝቢ ኤርትራ
ተንበር ኪክካ ንበር ማለት ድዩ ????
ከምቲ ንላም ምራካ ሓርትካ ሓረሹ ገርካ ታሓልቦ ንሳ ካኣ ዉላደይ ኢዩ ኢላ ጸባኣ ትልግሰልካ እሞ።
ኢሳያስ ኣፎርቅ ቀታል ሳባ ሃይሉ ኣልቃስትን መጻናንዕት ዶ ኩኑ!!!
ኣቦና ብርሃነ ኣብረሄ መግስተ ሶማያት የዋርሶ!!!!
ኢማ
ሕቶ ኣለኒ መልሲ ዝሰኣንኩሉ
ሰለዚ ተሞክሮ ዘለዎምን
ሙሁራትን ኣምጺእካ ብኽትዕ
ኣጀንዳ ሰሪዕካ ክትምልሳ ይደሊ
ሕቶ
ከም ዝፍለጥ ህዝቢ ኤርትራ
ናይበይኑ ሃገር ክትሀልዎ ስለዝመረጸ
ብረታዊ ቃልሲ ኣካይዱ ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ ድሕሪ 30 ዓመታት ተዓዊቱ
እንደገና ወይ ከምብሓድሽ
ኢትዮዽያ ከይትበታተን
ምስ ኢትዮጽያ ኣንድነት የድሊ
ተባሂሉ ካልእ ሰፍ ዘይብል
መስዋእቲ ተኸፊሉ
ስለዚ ኣየናዮም ቃልሲ እዩ እቲ
ሓቂ
ኣበየና ዝተኸፍለ መስዋእቲ እዩ እቲ ሓቀኛ መስዋእቲ ዝተኸፍለ
ተገራጫዊ ኮይኑ ስለ ዝረኸብክዎ
መጃኻ ኣጀንዳ ግበረሉ
Manuel,entay,koinka,rietona,zeytkbel,mejemeri,musical,ynewhana,alo,semiena,srahna,knserh,please
ግደፈና'ታ ኣማንኤል! ምሕረት ዘይብሉ ገበል ሒዞም መጺኦም ንህዝብና ዘጽነቱ፣ ንነብሶም ውን ከድሕኑ ዘይከኣሉ ገበነኛታት፣ሓርበኛታት ክኾኑ ኣይክእሉን 'ዮም።
ነዚ ሓዱሽ ትውልዲ ኣብ'ዚ ናይ ሓሶት ሓርበኝነት ዕንክሊል ከም ዝብል ኣይትግበርዎ በጃኹም!
ከነ ሐወ ዘጥፉእት አደሸም ወደ ኖበል ዬናሸደ
Ph ይመረቅ DJ ይጻወት
ፕረሲደንት ኢሰያስ
ዋዛ የለን
ህዝቢ ኤርትራ ለማኒ
ሞያ ስደተኛ ሐሳዊ ገና
ወዲ አፎም ጅግና
ሃሱሳት ክኣ ጩቕ ጩቕ ይብላ ኣለዋ ማሕበር ሰራየ ሓንካሳት ልቢ
ሓሰውቲ ክክክ ማንኪ ኣብ ናይ ግብጺ ፕረስደንት ምቕባል ኔሩ ምዓስ ድኣዩ ደይሃለወ
ኹሉ ግዜ ኣሎ ሰበይቱ ወይኒ ገረዝግሄር ክኣ ኣብ ርያድ ፈስቲቫል ትጽምብል ኣላ ኣቱም ጨነውቲ ኣፍ
Once Ezi EBUDKeLbi Esyas had the weapons he ambushed the Genuine TegadeLti with the KebeSa ChegaR denGa fighters at the side of him. He successffully killed them, some also arrested them and tortured them, some also escaped to Sudan. That was the event of turning point that made us suffer at the Hands of the AsHatYan, Serial killer, and son of the troubled Afewerki AbraHa family Esyas Afewrki.