Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣንታ ጅግና ህዝቢ ትግራይ እንታይ እሞ መራሕቲ እንደሞ ሲእንካ ኣሕእሕ 💔💔💔💔😢😢😢😢
ድምፂ ህዝቢ ይሰማዕ ውረድ .........👍👍👍
ጅግና መብራት ኣብርሃ ሓፍቲ ስውእ ዳዊት ዮውሃንስ ፅቡቅ መደረ
👏
አየ ዓጋመ ዓደይ ጀጋኑ❤❤❤💛👍
💪
Kem akele guzay
ኣምላኽ ይዘክርከን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ህዝቢ ትግራይ ንመራሕቲ ከምዚ ገይሩ እዩ ልክዖም ክነግሮም እንየው
ደቂ መታለልት ህዝቢና ኣሳቀሞ 😢😢 ነቶም ኣማሓደሪት ቅተልዎም ካብዞም ካድረታት ግጅሎኦም ንላዓል ጸላኢ የለን
😥
እቲ ህዝቢ ካብምዝራብ ዓዲኣይዋዓለን ግና እቲኦም ኣማሓደርቲ ወሪዶም ኣይወርዱን እዮም።
ኣነ ኤርትራዊ ኢየ። ናይ ህዝቢ ትግራይ ትብዓትን ንቕሓትን ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርመኒ ደጋጊመ ሰሚዐ ኣይጸግቦን ዝርርቦም ኣቤት ደስ ክብል ኣሰይ ፡እዋይ ፈጢሩልኩም ብሓቂ ደስ ዝብል ሕብረተሰብ፡በሉስከ ሰላምና ተመሊሱ ምሳኹም ምስተጋሩ የሕዋትናን ሓቢርና ንዓየሉ ዲክታቶራት ዝጠፍእሉ ሰላምና ዝስስነሉ ፡ዝሓዘነ ዝድበሰሉ ርሑቕ ስደት ዘለና ደቕኹም ዓድና ተመሊስና ወለድና ነኽብረሉ ዘመን ይምጽኣና። ኣነ ዝብል እዞም ኣብ ስልጣን ኮፍ ኢሎም ብጽልእን ቅርሕንትን ብዶብን መርየትን ኣምሲሎም ብኪናት ዘጣፍኡና ዘለዉ ካብ ሕጂ እምቢ ንኺናት እሺ ንሰላም ብምባል ከነባርሮም ኣለና።ተጋሩ የሕዋትና ዝሓለፈ ባእስን ጽልእን ይኣኽለና ኣታሊሎምና ጸኒሖም ኢዮም ክሳብ ሕጂ ሕጂግን ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ኣሕዋት ሙኻኖም ብደምቢ ተረዲኡና ኢዩ ዋና ጸላእትናን ፈላለይትናን ሰበስልጣናትን ኢዩም። ሓንሳእ ባድመ ይብሉ ሓንስእ መረብ ይብሉ በቃ ብኹሉ መልክዕ ንልዒሊ 34 ዓመት ኣብጽልኢ ከም እንነብር ገሮምና ኢዮም ሕጂ ግን ከምዛ ትብልዋ ዘለኹም ውረድ ብኽብረትካ ምባል ጥራይ ኢያ ንዝኾነ በዓል ስልጣን ፡ዋላ ንፉዕ ይኹን ካብ ኣርባዕተ ዓመት ክሓልፍ የብሉን ።ትብዓትኩምን ንቕሓትኩምን ሰማይ ዝዓረገ ክቡራት ህዝቢ ኡንካዕ የሕዋትና ኮንኩምልና ሰይ ።
ኣሜን ክቡር ሓውና❤ ❤❤ ዲክታተራት ዝጠፍእሉ ዘመን ይግበረልና ❤ ሰንሰን እኮ ኢልና ብዞም መራሕቲ እዚኦም ። ንዓ ውረድ እያ እታመፍትሒት ሓቅኻ ኢኻ 😂😂 ዋላ ጎበዝ ተኾነ ውን ካብ 4 ዓመት ክሓልፍ የብሉን ።
@@frezghiokube3241 100% ✅✅✅✅** ጸባ ስተ ወዲ ሓወቦይ 🙏
Amen kibur hawna
ንስካ ትግራዋይ ትከውን ምስ ተጋሩ የሕዋትካ ሃቢርካ ስራህ። ነቶም ደቀባት ኤርትራዊያን መሳፍንቲ ተጋሩ ክንደይ ህዝቢ ኤርትራ ኣጽኒቶም ዓሚጾም ዘሚቶምና ኣንስቲ ሃዳር ይዕሙጹ ነይሮም፣ መለስ ድማ ህብሪ ዓይንኩም ደስ ኣይበለንን ኢሉ ክንደይ ኤርትራዊያን ኣብ ኢትዮጵያ ዝተወልዱ ንብረቶም ዘሚቱ ስጊግዎም ወያነ ምስ ኣመሪካ ከዳሚት ኮይና ብሓሶት ሳንክሽን ኣእትያ ብቅን ኣት ድፍሪት መሊሳትና ኢዳ ድማ ረኪባ፣ንስካ ኣብ መዓስከር ሽመልባ እንዳባጉና ዝነበርካ ትከውን ትግራውነት ተደሊካ ኪድ ትግራይካ
ከም ኤርትራዊ በዚ ህዝብ ትግራይ ዘሎዎ መሰል ናይ ምዝራብ ፣ ምዕካብን ፣ ይመርሃኒ ንዝብሎ ናይ ምምራጽ ሰብዓዊ መሰል * ብጣዕሚ ይቀንዕ ✅
Ktfelt ka eziom eyom awraja Agame adigrat eritrin tarik megzaeti eyu ko wannet slezeysmo eyu eritra eritra tray zbl bzaeba hiwetun adun ayhasbin deki hade lbi mhsab gedifomo eyom kbur haw
ኣጆኹም 💪
ድጋፍ አለኝ ፍቅር ጅግና የትግራይ ህዝብ ነፃ ነው 😢😢😢😢😢😢😢
That is democracy
yes
ዝተአጎደ ሐዊ ጊዜኡ ሐሊዩ ይወጺእ አሎ : ወይ ጉድ !
Yaa very true...
Tegaru Baal sure ❤❤❤
Jegena hezbi Agame
Agame adey 💪💪💪
jugina sebay teba merirr Hamhot Haqi ayu 100///
😢😢😢😢
How can Shabia can live together with this smart and alter peoples, sign of democracy
የወያኔ ጉድ ገናተጎትቶ አያልቅም
❤❤❤
ግብሪ እንድሕር ዘይትኸፍሉ ዘለኽሞ ገዛ ክውረስ እዩ ዝግባእ
💪💪💪
😢😢😢
👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌👌💪💪💪💪💪💪
😢😢
ሻዓብያ ኣብ ኩሉ እኹም ትእትዋ ከም ጻዕዳ ሽጉርቲ😂😂 ምሳኹም ከለዉ ባዓል " ዓለቕቲ" ደም ንጹህ ህዝቢ መጽዮም ዘይጸግቡ።
@@mebrahtomgebremeskel5307 ከም ናይ ሩግኦ ሃመማ😂😂
🙏🙏🙏🤲🤲🤲👏👏👏❤️❤️❤️
ኣንካንኪኖስ😂ህዝቢ ኣማሪሩ ዉረድየይ
ኢዋይ ትብዐት ትግራዎት ህዝብስ ጭዋ ኔይሩ ኢንታይ ኢሞ መራሕቲ ኢንደሞ ሲኡኑ ከም ሻዕብያ ገዛ ኣፍሪሶም ሻዕብያ ከኣ ዝሰረሕናዮ ገዛ ኣፍሪሱ ወያኒ ከኣ ኣፍሪሶም ይገርሙ ኢዮም መራሕቲ ትግራይን መራሕቲ ሻዕብያ ምሕረት የውርደሎም ኣጆኹም ህዝቢ ትግራይ ኪትዕወቱ ኢኹም
Shaebya ktblu merahtkum yeiryu
ብልጽግና ድሮን ጌሩ ሐመዶም ንላዕሊ ጌርዎስ ሻዕብያ ክብሉ ሐሪሮም
ድሓን ንሻዕብያ ዝናፉቒሉ ግዜ ሓቂ ቀሪባላ / ምቅናይ ንኹሉ ንምርኣይ
እስኩም ባራዩ ብምድሪ ትሰርቅዎ ኔርኩም ሳልኡ ተንፊስኩም ነብሲ ዘሪእኩም ሻዕብያ ከአ ባራዩ ናፍቅዎ ብርሃን ዘይትፈልጡ🤮🤮🤮
@@ሙኩሕኤርትራዊegermuka eyom
😂ankakinos eka nska
😁
ተጋሩ ለብሙ ምስ ኤርትራ ሰላም እንተትገብሩ ኔርኩም አብዚ ኩሉ ሽግር አይምአተኩምን ኔርኩም ንስኩም ናብ ኤርትራ ምነገድኩም ንሕና ከአ ትግራይ እንዳመጻና ምነገድና ኔርና :: ትግራይ ላዕሊ ምከደት ኔራ:: ረአይዎም ዓፋር ምስ ኩሎም ጎረባብቶም ሰላም አለው:: ሶማሌ ክልል ምስ ኩሉ ሰላም ኩሎም ብሄራት ጸገም የብሎምን:: ትግራይ ጥራይ ምስ ምስ ኤርትራ ባእሲ ምስ ዓፋር ባእሲ ምስ አምሐራ ክልል ባእሲ ብጣዕሚ ዝገርም ኢዩ ሕስብሉ ካብ ሽግር ክትወጹ ፈትኑ ዓቅሚ ዘይብልኩም ፈንጠርጠር አይትበሉ
ሐዉና አብ መንጎ ኤርትራውያንን ተጋሩን ብፍጹም ባዕሲ የለን ብታሪክ እዉን ሐልዩ አይፈልጥን ሕወሓትን ሻዕቢያ ናብ ስልጣን ዝመጹ ጀሚሩ ግና ክልቲኡ ሕዝቢ እዳባአሱ ክልተ ጊዜ ናብ ኩናት አእትዬምዎ እዬም ኩሉ ሕዝቢ ሰላም እዩ ዝደሊ አነ ትግራዋይ እየ አብ አስመራ ብንጉስ ኃ/ሰላሴ ተምሐራይ ኮይነ ሕዝቢ ሐማሴን፤ ሰራዬ፤ አኩለጉዛይ፤ ከረን፤ ባጽዕ ብጣዕሚ ፍቅሪ ዝኮነ ሕዝቢ እዩ እዚ ኩሉ ሐብቲን ርክብን ኢና ሲኢና ኤርትራዊ አብ መላዕ ትግራይን ኢትዮጵያ ጽቡቕ ንግዲ ዝሰርሑ ብዙሐት ኤርትራውያን ነይሮም ድሕሪ 1991 ግና ቀያይሮም እዬም
@@negagetachew974 1983 መን ድዩ ብቃጭል እንዳ ገበረ ካብ eritrea ክባረሩ ዝገበረ ኣብ eritrea ዝነብሩ ናይ ፋብሪካ ሰራሕተኛታት ተገሩ ምጽንጻል ትብል ቃል ኣምጺኦም ከም ዘባረርዎም ትፈልጥ ዶ ብኣንጻሩ ኣብ ethiopa ዝነብሩ ዝነበሩ ኤርትራዉያን ድማ ሓልፍቲ ናይ ባንክ ናይ ቴሌ ናይ ኣዉራ ጎደና መንገዲ ኣየር ወዘተ ካብ ገጠር ቤተሰቦም ኣምጺኦም ብልቃሕ scania መካይን ብልቃሕ የውጽሎም ኔሮም eritrea ናይ በይንና ኢትዮጵያ ናይ ኩላትና ዝብል መፈክር ሒዞም ድማ ተዳልዮም ካብ ቀዳማይ ዙር ክሳብ 7ዙር aseltinom ብሺም ባድመ ወሪሮም ኣብ eritrea ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ ኣብ ዓዲ ሰግዶ ኣብ ሃዋሻይት ኣብ ለዓይተን ኣብ ነፋሲት ኣብ ዓላ ኣብ ጋደን ኣብ ማይ ሓባር ኣብ ቀይሕ ኮር ኣብ ባጽዕ ዉዓ ወዘተ ብካራ ሓሪደሞ እቲ ኩሉ ዝፈክርዎ ሓመድ ምስ ኮነ ዓንጾ ዓንጾ ንማዕጾ ከም ዝበሃል ንትግራዋይ ምንም ኣበሳ ዘይ ብሉ ቀቲሎሞ በይናይ መዐቀኒ እዩ ወያነ ምስ ሻዕብያ ማዕረ ዝኾኖሉ ነዚ ክት ጽሕፍ መጀመርታ ኣፍልጦ ይሃልኻ ወያነ ድማ ክክክ እወ eritrea ሉእላዊት ሃገር እያ ኢሉ ኣብ 24ሰዓት ን ዉድብ ሃገራት ጵጥሮ ጵጥሮስ ቃሊ ኣፍልጦ ዝሃበ እዩ እዚ ትሪኦ ዘለካ ቭድዮ ድማ ናይ ቀበሌ ኣማሓዳሪ ዉረደላ እዩ ዝብል ዘሎ ሕብረተሰብና ከምኣቶም ዓማጺ መንግስቲ ኣይኮነን ዘለና ኩሊት ናይ ሓዉ ወዲ ሓፍቱ ፈቀዶ ሊብያ ሰሃራ ናትካ ግበር በሎ ኣብ eritrea ክንደይ ጉድ ክንደይ ስርቂ ከም ዘሎ ንፈልጥ ኢና
ናትካ ዘይትገብር ምስቲ ትብሎ ዘለካ እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ ኩሊት ናይ ወዲ ሓወብኡ ናይ ወዲ ሓፍቱ ዝሰርቅ ጀነራል ዝሓዘት adi ከም ዘላትካ ረሲዕካ ኣለካ ማለት እዩ kkkkk ክንደይ sigre ዶብ ከም ዘሕልፍ ብዶላር ረሲካዮ መስለኒ እዚ ናትና ናይ ቀበሌ ኣማሓዳሪ ዉረደላ andelyekan ይብልዎ ኣለዎ ንስኻ ኣብ ዓድኻ ከምኣ ትብል ዶ ግደፉ እንዶ ናትኩም ግበሩ ኣብዘይ ምልከተኩም ኩናት ኣቲኹም ኣማዉታ ከልቢ ሞትኩም ብዘይ ፋይዳ ተመሊስኩም ብዛዕባ ኣብ ኩናት tigray ዝሞቱ እንዶ ግበር መንግስትኻ ንምታይ ኣብዘይ ምልከተና ኣቲና መትና ኢልካ ሞግት kkkkkkk😂😂😂😂
@@negagetachew974❤❤❤❤
ሻዕቢያ ጉድ ረኪቡ 😂😂 አብ እዲስ አበባ ሻዕቢያ ክብሉ ይውዕሉ እቶም ካለኦት ብሄራት አብ ትግራይ ሻዕቢያ ክብሉ ይውዕሉ
ከምዚ ህግደፍ ' ኢድ ናይ ወያነ አሎዎ ' ዝብሎ ዕንዳ'ሉ አይትሰከፍ 😂😂
@ ብሂወት ዘየላ ወያነ ዘረባ የለን
@@mesfinabraham6412 gedef eske weyane azekirka aye tebkiyeni nafuqot aleni besuru Sheabiya ma regum eu bshiru hewuhat atfieley 😢😢Weyane regemti enqua dea tefet kolifomna ba mulue bemulue ketefie neyrewa 😂😂😂😂 sheabiya forever love you mendelay ayney heji hagerka henex wela hanti yelen zesekef ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@alenalkieritrea3862 ብሂወት ኣላን የላን ንስኻ ውን ትዛረበላ ኣሎኻ 🤣 ዕቲ ዝገርም ከም ኤርትራዊ ብኣድኻ ክንዲ ትዛረብ ኣብ ዘይምልከተካ ጉዳይ ኢኻ ትህውትት ከም ጥሪት ህግደፍ ናቶም ገዲፎም ብናይ ኢትዮጵያ ዝሓልሙ ደቂ ኣባት ጦር ጊላታት ኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን ተሰከምቲ ባንዲራ ኢትዮጵያ ደምበ ተደሚርና 🤣 ወያነ ኣላ - ሞይታ ዎናታታ አለው 🤣 ናትካ ግበር ወሽላኽ አይትኹን 🙏
Atum sebat uuuuuuuy
Bdhri gemgam deretu nefihu ykeyd alo,
Beja shabia dea nisukum se aswety nay derma zekonu hezbi
እዚ ብነበርቲ እታ ዓዲ ክሳብ ክንድዚ ተፈንፊኑን ተጸለኣ ስብ መንዳእዩ ዘቀጽሎ ዘሎ ኮንዎ ላኣክትካ ተፈትዮምካስ ነቅናቂ የቡሉን ጉድ ዘይበልዮሉ ማሕበረስብ ትግራይ
ትግራይ ምስ ኤርትራ ሰላም ተዘይጌራ ብሰላም ክትነብር ማለት ዘይሕሰብ ኢዩ ተጋሩ ሕሰብሉ ለብሙ
ቁዱድ
@ kkkkk you are the owner of the channel why you are mad ? Aye Tegaru bilash
@@alenalkieritrea3862 አምበሳ አሎ ደንንካ አይትዓብን ሓቂ ሒዝካእምበርተጋሩ ሕሰብሉ ዝበለስ ናይ ትግራይ ህዝቢ ኤርትራ ሰላም ክፍጥር እምበር ፅልኢ ከስፍሕ ተራእዩ አይፈልጥን እዩ። ስለዚ እቲ ፃሓፋይ ብሓፈሻዊ ሰላም ንግበር ሰላም እንተገይርና ኢና ንዓቢ ክብል ነይርዎ።
@@alenalkieritrea3862ዝሓወይ ሰላም ዝፀልእ የለን እዙ በዓል ቻነል ዝሓረቀ ግን ኣፀሓሕፋኻ እዩ ። ሰላም ንኹለና እዩ ዝጠቅም ሰለም ዝፀለእ የለን ።
@@alenalkieritrea3862 ሰላም ተጋሩን ሰላም ኤርትራውያን ድዘርግ ሸይጣን አዲ ሓሎ ተመን ወዲ ተምቤን ጥራይ'ዩ 🙏 ዕዚ ሸይጣን ተሓሪዱ ሬሳ ናቱ ስጋብ ቆላ ተምቤን ከይተጎተ ሰላም አይንረክብን ✅
You have to make peace with eritrean your at border
ተጋሩ... ሽግርኩም... ምስ ሓለፍትኹም.. ፍትሑ... ሻዕብያ... ብኣኹም... ዝልዓል.... ኣይኮነን. ወደን... ከይምዓታስ, ወደማተን!
?
ሑሙም!!!
ባራዩ ካብ ፍልጠት ናፃ ከም አድጊ አጎምቢሑ ሓቲምኩም ሎ👎🤮🤮
ዋ ሰብ ኣብ ሰለስተ እዩ ዝክፈል ሰብ ሰብ ያ ሰብ ኣካንኪኖስ ንስካ ኣካንኪኖስ ኢካ ያ እዛ ኣብ ሳውል ናይ ባርባ ዘረባ ሓቂ ያ ማለት ዩ
Aba da gerem
😂😂😂😂😂😂
Kulom kdmi quinat zneberu yala ketkitkum eleywom eziom hfret yeblomn nmntay ke yikreta elom zeelyu entay eyom kdegmkum tstbeyu zelekum
ኣቱም ህዝቢ ሓሚምኩም ዲኹም ? መራሕትኹምን ንስኹምን ሻዕብያን ኤርትራን ከይበልኩም ምሉእ ሓሳብ ክትህቡ ኣይትኽእሉን ዲኹም ? ? ? እቲ ዝገርም ድማ ፈደራል መንግስቲ ብጥሜት ኩስትር ክትብሉ ይዓጽወኩም ከይዘይነበረን ይጭፍጭፈኩም ከምዘይነበረን ረሲዕኩም 'ሲ .... ኩሉ ናብ ሻዕብያ ? ? ? ። ካብቲ ጽልኢ ኣየዉጽኹም & ፍተዉ ጽልኡ ድማ ገና ብኦሮሞ እንዳተረገጽኩም ክትነብሩ ኢኹም
አዉርዋ ነዚ ሸይጣን ታአኪብኩም ቀጥቂጥኩም ሕኑኡ ፍድዩ ነዚ አብ ትግራይ ዘለዉ ሸይጣናት ሐፋሽ ተሰብሲብኩም ሕነኦም ፍደዩ ነዚኦም አብ ክርሲ ዘለዉ {{ብኔትወርክ ዝተተሐዙ ሩጉማት ሰብሰባ እንዳበሉ ብክያት ዘዉዕሉኩም ዘለዉ ሰባት ሕነኦም ተሰብሲብኩም ቀጥቅጥዋም ስጋብ ድቅንዝዉ
Aye tegaru shabya jgna eyu bakum zlal aykonen
እረ ሕደግ 😁
Please Don’t say ShaebiaCant you Speak with out Shaebia?
ወያነ ምስ ገደፍኩምዋ ንገድፋ ኢና 😁
ጩዕጩዕ
@@kramatGallery እንታይ ማለት ኢዩ ጩዕጩዕ ? ዋና ቻነል ከ ይጻረፍ ዲዩ? ጸርፊ ኢዩ ዝመስል
ኣንታ ጅግና ህዝቢ ትግራይ እንታይ እሞ መራሕቲ እንደሞ ሲእንካ ኣሕእሕ 💔💔💔💔😢😢😢😢
ድምፂ ህዝቢ ይሰማዕ
ውረድ .........👍👍👍
ጅግና መብራት ኣብርሃ ሓፍቲ ስውእ ዳዊት ዮውሃንስ ፅቡቅ መደረ
👏
አየ ዓጋመ ዓደይ ጀጋኑ❤❤❤💛👍
💪
Kem akele guzay
ኣምላኽ ይዘክርከን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
👏
ህዝቢ ትግራይ ንመራሕቲ ከምዚ ገይሩ እዩ ልክዖም ክነግሮም እንየው
👏
ደቂ መታለልት ህዝቢና ኣሳቀሞ 😢😢 ነቶም ኣማሓደሪት ቅተልዎም ካብዞም ካድረታት ግጅሎኦም ንላዓል ጸላኢ የለን
😥
እቲ ህዝቢ ካብምዝራብ ዓዲኣይዋዓለን ግና እቲኦም ኣማሓደርቲ ወሪዶም ኣይወርዱን እዮም።
ኣነ ኤርትራዊ ኢየ።
ናይ ህዝቢ ትግራይ ትብዓትን ንቕሓትን ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርመኒ ደጋጊመ ሰሚዐ ኣይጸግቦን ዝርርቦም ኣቤት ደስ ክብል ኣሰይ ፡እዋይ ፈጢሩልኩም ብሓቂ ደስ ዝብል ሕብረተሰብ፡በሉስከ ሰላምና ተመሊሱ ምሳኹም ምስተጋሩ የሕዋትናን ሓቢርና ንዓየሉ ዲክታቶራት ዝጠፍእሉ ሰላምና ዝስስነሉ ፡ዝሓዘነ ዝድበሰሉ ርሑቕ ስደት ዘለና ደቕኹም ዓድና ተመሊስና ወለድና ነኽብረሉ ዘመን ይምጽኣና። ኣነ ዝብል እዞም ኣብ ስልጣን ኮፍ ኢሎም ብጽልእን ቅርሕንትን ብዶብን መርየትን ኣምሲሎም ብኪናት ዘጣፍኡና ዘለዉ ካብ ሕጂ እምቢ ንኺናት እሺ ንሰላም ብምባል ከነባርሮም ኣለና።ተጋሩ የሕዋትና ዝሓለፈ ባእስን ጽልእን ይኣኽለና ኣታሊሎምና ጸኒሖም ኢዮም ክሳብ ሕጂ ሕጂግን ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ኣሕዋት ሙኻኖም ብደምቢ ተረዲኡና ኢዩ ዋና ጸላእትናን ፈላለይትናን ሰበስልጣናትን ኢዩም። ሓንሳእ ባድመ ይብሉ ሓንስእ መረብ ይብሉ በቃ ብኹሉ መልክዕ ንልዒሊ 34 ዓመት ኣብጽልኢ ከም እንነብር ገሮምና ኢዮም ሕጂ ግን ከምዛ ትብልዋ ዘለኹም ውረድ ብኽብረትካ ምባል ጥራይ ኢያ ንዝኾነ በዓል ስልጣን ፡ዋላ ንፉዕ ይኹን ካብ ኣርባዕተ ዓመት ክሓልፍ የብሉን ።
ትብዓትኩምን ንቕሓትኩምን ሰማይ ዝዓረገ ክቡራት ህዝቢ ኡንካዕ የሕዋትና ኮንኩምልና ሰይ ።
ኣሜን ክቡር ሓውና❤ ❤❤ ዲክታተራት ዝጠፍእሉ ዘመን ይግበረልና ❤ ሰንሰን እኮ ኢልና ብዞም መራሕቲ እዚኦም ። ንዓ ውረድ እያ እታመፍትሒት ሓቅኻ ኢኻ 😂😂 ዋላ ጎበዝ ተኾነ ውን ካብ 4 ዓመት ክሓልፍ የብሉን ።
@@frezghiokube3241 100% ✅✅✅✅
** ጸባ ስተ ወዲ ሓወቦይ 🙏
Amen kibur hawna
ንስካ ትግራዋይ ትከውን ምስ ተጋሩ የሕዋትካ ሃቢርካ ስራህ። ነቶም ደቀባት ኤርትራዊያን መሳፍንቲ ተጋሩ ክንደይ ህዝቢ ኤርትራ ኣጽኒቶም ዓሚጾም ዘሚቶምና ኣንስቲ ሃዳር ይዕሙጹ ነይሮም፣ መለስ ድማ ህብሪ ዓይንኩም ደስ ኣይበለንን ኢሉ ክንደይ ኤርትራዊያን ኣብ ኢትዮጵያ ዝተወልዱ ንብረቶም ዘሚቱ ስጊግዎም ወያነ ምስ ኣመሪካ ከዳሚት ኮይና ብሓሶት ሳንክሽን ኣእትያ ብቅን ኣት ድፍሪት መሊሳትና ኢዳ ድማ ረኪባ፣ንስካ ኣብ መዓስከር ሽመልባ እንዳባጉና ዝነበርካ ትከውን ትግራውነት ተደሊካ ኪድ ትግራይካ
ንስካ ትግራዋይ ትከውን ምስ ተጋሩ የሕዋትካ ሃቢርካ ስራህ። ነቶም ደቀባት ኤርትራዊያን መሳፍንቲ ተጋሩ ክንደይ ህዝቢ ኤርትራ ኣጽኒቶም ዓሚጾም ዘሚቶምና ኣንስቲ ሃዳር ይዕሙጹ ነይሮም፣ መለስ ድማ ህብሪ ዓይንኩም ደስ ኣይበለንን ኢሉ ክንደይ ኤርትራዊያን ኣብ ኢትዮጵያ ዝተወልዱ ንብረቶም ዘሚቱ ስጊግዎም ወያነ ምስ ኣመሪካ ከዳሚት ኮይና ብሓሶት ሳንክሽን ኣእትያ ብቅን ኣት ድፍሪት መሊሳትና ኢዳ ድማ ረኪባ፣ንስካ ኣብ መዓስከር ሽመልባ እንዳባጉና ዝነበርካ ትከውን ትግራውነት ተደሊካ ኪድ ትግራይካ
ከም ኤርትራዊ በዚ ህዝብ ትግራይ ዘሎዎ መሰል ናይ ምዝራብ ፣ ምዕካብን ፣ ይመርሃኒ ንዝብሎ ናይ ምምራጽ ሰብዓዊ መሰል * ብጣዕሚ ይቀንዕ ✅
Ktfelt ka eziom eyom awraja Agame adigrat eritrin tarik megzaeti eyu ko wannet slezeysmo eyu eritra eritra tray zbl bzaeba hiwetun adun ayhasbin deki hade lbi mhsab gedifomo eyom kbur haw
ኣጆኹም 💪
👏
ድጋፍ አለኝ ፍቅር ጅግና የትግራይ ህዝብ ነፃ ነው 😢😢😢😢😢😢😢
👏
That is democracy
yes
ዝተአጎደ ሐዊ ጊዜኡ ሐሊዩ ይወጺእ አሎ : ወይ ጉድ !
yes
Yaa very true...
Tegaru Baal sure ❤❤❤
👏
Jegena hezbi Agame
💪
Agame adey 💪💪💪
jugina sebay teba merirr Hamhot Haqi ayu 100///
😢😢😢😢
How can Shabia can live together with this smart and alter peoples, sign of democracy
የወያኔ ጉድ ገናተጎትቶ አያልቅም
❤❤❤
👏
ግብሪ እንድሕር ዘይትኸፍሉ ዘለኽሞ ገዛ ክውረስ እዩ ዝግባእ
💪💪💪
👏
😢😢😢
👏
👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌👌💪💪💪💪💪💪
😢😢
😥
ሻዓብያ ኣብ ኩሉ እኹም ትእትዋ ከም ጻዕዳ ሽጉርቲ😂😂 ምሳኹም ከለዉ ባዓል " ዓለቕቲ" ደም ንጹህ ህዝቢ መጽዮም ዘይጸግቡ።
@@mebrahtomgebremeskel5307 ከም ናይ ሩግኦ ሃመማ😂😂
🙏🙏🙏🤲🤲🤲👏👏👏❤️❤️❤️
👏
ኣንካንኪኖስ😂ህዝቢ ኣማሪሩ ዉረድየይ
ኢዋይ ትብዐት ትግራዎት ህዝብስ ጭዋ ኔይሩ ኢንታይ ኢሞ መራሕቲ ኢንደሞ ሲኡኑ ከም ሻዕብያ ገዛ ኣፍሪሶም ሻዕብያ ከኣ ዝሰረሕናዮ ገዛ ኣፍሪሱ ወያኒ ከኣ ኣፍሪሶም ይገርሙ ኢዮም መራሕቲ ትግራይን መራሕቲ ሻዕብያ ምሕረት የውርደሎም ኣጆኹም ህዝቢ ትግራይ ኪትዕወቱ ኢኹም
Shaebya ktblu merahtkum yeiryu
ብልጽግና ድሮን ጌሩ ሐመዶም ንላዕሊ ጌርዎስ ሻዕብያ ክብሉ ሐሪሮም
ድሓን ንሻዕብያ ዝናፉቒሉ ግዜ ሓቂ ቀሪባላ / ምቅናይ ንኹሉ ንምርኣይ
እስኩም ባራዩ ብምድሪ ትሰርቅዎ ኔርኩም ሳልኡ ተንፊስኩም ነብሲ ዘሪእኩም ሻዕብያ ከአ ባራዩ ናፍቅዎ ብርሃን ዘይትፈልጡ🤮🤮🤮
@@ሙኩሕኤርትራዊegermuka eyom
😂ankakinos eka nska
😁
ተጋሩ ለብሙ ምስ ኤርትራ ሰላም እንተትገብሩ ኔርኩም አብዚ ኩሉ ሽግር አይምአተኩምን ኔርኩም ንስኩም ናብ ኤርትራ ምነገድኩም ንሕና ከአ ትግራይ እንዳመጻና ምነገድና ኔርና :: ትግራይ ላዕሊ ምከደት ኔራ:: ረአይዎም ዓፋር ምስ ኩሎም ጎረባብቶም ሰላም አለው:: ሶማሌ ክልል ምስ ኩሉ ሰላም ኩሎም ብሄራት ጸገም የብሎምን:: ትግራይ ጥራይ ምስ ምስ ኤርትራ ባእሲ ምስ ዓፋር ባእሲ ምስ አምሐራ ክልል ባእሲ ብጣዕሚ ዝገርም ኢዩ ሕስብሉ ካብ ሽግር ክትወጹ ፈትኑ ዓቅሚ ዘይብልኩም ፈንጠርጠር አይትበሉ
ሐዉና አብ መንጎ ኤርትራውያንን ተጋሩን ብፍጹም ባዕሲ የለን ብታሪክ እዉን ሐልዩ አይፈልጥን ሕወሓትን ሻዕቢያ ናብ ስልጣን ዝመጹ ጀሚሩ ግና ክልቲኡ ሕዝቢ እዳባአሱ ክልተ ጊዜ ናብ ኩናት አእትዬምዎ እዬም ኩሉ ሕዝቢ ሰላም እዩ ዝደሊ አነ ትግራዋይ እየ አብ አስመራ ብንጉስ ኃ/ሰላሴ ተምሐራይ ኮይነ ሕዝቢ ሐማሴን፤ ሰራዬ፤ አኩለጉዛይ፤ ከረን፤ ባጽዕ ብጣዕሚ ፍቅሪ ዝኮነ ሕዝቢ እዩ እዚ ኩሉ ሐብቲን ርክብን ኢና ሲኢና ኤርትራዊ አብ መላዕ ትግራይን ኢትዮጵያ ጽቡቕ ንግዲ ዝሰርሑ ብዙሐት ኤርትራውያን ነይሮም ድሕሪ 1991 ግና ቀያይሮም እዬም
@@negagetachew974 1983 መን ድዩ ብቃጭል እንዳ ገበረ ካብ eritrea ክባረሩ ዝገበረ ኣብ eritrea ዝነብሩ ናይ ፋብሪካ ሰራሕተኛታት ተገሩ ምጽንጻል ትብል ቃል ኣምጺኦም ከም ዘባረርዎም ትፈልጥ ዶ ብኣንጻሩ ኣብ ethiopa ዝነብሩ ዝነበሩ ኤርትራዉያን ድማ ሓልፍቲ ናይ ባንክ ናይ ቴሌ ናይ ኣዉራ ጎደና መንገዲ ኣየር ወዘተ ካብ ገጠር ቤተሰቦም ኣምጺኦም ብልቃሕ scania መካይን ብልቃሕ የውጽሎም ኔሮም eritrea ናይ በይንና ኢትዮጵያ ናይ ኩላትና ዝብል መፈክር ሒዞም ድማ ተዳልዮም ካብ ቀዳማይ ዙር ክሳብ 7ዙር aseltinom ብሺም ባድመ ወሪሮም ኣብ eritrea ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ ኣብ ዓዲ ሰግዶ ኣብ ሃዋሻይት ኣብ ለዓይተን ኣብ ነፋሲት ኣብ ዓላ ኣብ ጋደን ኣብ ማይ ሓባር ኣብ ቀይሕ ኮር ኣብ ባጽዕ ዉዓ ወዘተ ብካራ ሓሪደሞ እቲ ኩሉ ዝፈክርዎ ሓመድ ምስ ኮነ ዓንጾ ዓንጾ ንማዕጾ ከም ዝበሃል ንትግራዋይ ምንም ኣበሳ ዘይ ብሉ ቀቲሎሞ በይናይ መዐቀኒ እዩ ወያነ ምስ ሻዕብያ ማዕረ ዝኾኖሉ ነዚ ክት ጽሕፍ መጀመርታ ኣፍልጦ ይሃልኻ ወያነ ድማ ክክክ እወ eritrea ሉእላዊት ሃገር እያ ኢሉ ኣብ 24ሰዓት ን ዉድብ ሃገራት ጵጥሮ ጵጥሮስ ቃሊ ኣፍልጦ ዝሃበ እዩ እዚ ትሪኦ ዘለካ ቭድዮ ድማ ናይ ቀበሌ ኣማሓዳሪ ዉረደላ እዩ ዝብል ዘሎ ሕብረተሰብና ከምኣቶም ዓማጺ መንግስቲ ኣይኮነን ዘለና ኩሊት ናይ ሓዉ ወዲ ሓፍቱ ፈቀዶ ሊብያ ሰሃራ ናትካ ግበር በሎ ኣብ eritrea ክንደይ ጉድ ክንደይ ስርቂ ከም ዘሎ ንፈልጥ ኢና
ናትካ ዘይትገብር ምስቲ ትብሎ ዘለካ እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ ኩሊት ናይ ወዲ ሓወብኡ ናይ ወዲ ሓፍቱ ዝሰርቅ ጀነራል ዝሓዘት adi ከም ዘላትካ ረሲዕካ ኣለካ ማለት እዩ kkkkk ክንደይ sigre ዶብ ከም ዘሕልፍ ብዶላር ረሲካዮ መስለኒ እዚ ናትና ናይ ቀበሌ ኣማሓዳሪ ዉረደላ andelyekan ይብልዎ ኣለዎ ንስኻ ኣብ ዓድኻ ከምኣ ትብል ዶ ግደፉ እንዶ ናትኩም ግበሩ ኣብዘይ ምልከተኩም ኩናት ኣቲኹም ኣማዉታ ከልቢ ሞትኩም ብዘይ ፋይዳ ተመሊስኩም ብዛዕባ ኣብ ኩናት tigray ዝሞቱ እንዶ ግበር መንግስትኻ ንምታይ ኣብዘይ ምልከተና ኣቲና መትና ኢልካ ሞግት kkkkkkk😂😂😂😂
@@negagetachew974❤❤❤❤
ሻዕቢያ ጉድ ረኪቡ 😂😂 አብ እዲስ አበባ ሻዕቢያ ክብሉ ይውዕሉ እቶም ካለኦት ብሄራት አብ ትግራይ ሻዕቢያ ክብሉ ይውዕሉ
ከምዚ ህግደፍ ' ኢድ ናይ ወያነ አሎዎ ' ዝብሎ ዕንዳ'ሉ አይትሰከፍ 😂😂
@ ብሂወት ዘየላ ወያነ ዘረባ የለን
@@mesfinabraham6412 gedef eske weyane azekirka aye tebkiyeni nafuqot aleni besuru
Sheabiya ma regum eu bshiru hewuhat atfieley 😢😢
Weyane regemti enqua dea tefet kolifomna ba mulue bemulue ketefie neyrewa 😂😂😂😂 sheabiya forever love you mendelay ayney heji hagerka henex wela hanti yelen zesekef ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@alenalkieritrea3862 ብሂወት ኣላን የላን ንስኻ ውን ትዛረበላ ኣሎኻ 🤣 ዕቲ ዝገርም ከም ኤርትራዊ ብኣድኻ ክንዲ ትዛረብ ኣብ ዘይምልከተካ ጉዳይ ኢኻ ትህውትት ከም ጥሪት ህግደፍ ናቶም ገዲፎም ብናይ ኢትዮጵያ ዝሓልሙ ደቂ ኣባት ጦር ጊላታት ኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን ተሰከምቲ ባንዲራ ኢትዮጵያ ደምበ ተደሚርና 🤣 ወያነ ኣላ - ሞይታ ዎናታታ አለው 🤣 ናትካ ግበር ወሽላኽ አይትኹን 🙏
Atum sebat uuuuuuuy
😥
Bdhri gemgam deretu nefihu ykeyd alo,
Beja shabia dea nisukum se aswety nay derma zekonu hezbi
እዚ ብነበርቲ እታ ዓዲ ክሳብ ክንድዚ ተፈንፊኑን ተጸለኣ ስብ መንዳእዩ ዘቀጽሎ ዘሎ ኮንዎ ላኣክትካ ተፈትዮምካስ ነቅናቂ የቡሉን ጉድ ዘይበልዮሉ ማሕበረስብ ትግራይ
ትግራይ ምስ ኤርትራ ሰላም ተዘይጌራ ብሰላም ክትነብር ማለት ዘይሕሰብ ኢዩ ተጋሩ ሕሰብሉ ለብሙ
ቁዱድ
@ kkkkk you are the owner of the channel why you are mad ? Aye Tegaru bilash
@@alenalkieritrea3862 አምበሳ አሎ ደንንካ አይትዓብን ሓቂ ሒዝካእምበር
ተጋሩ ሕሰብሉ ዝበለስ ናይ ትግራይ ህዝቢ ኤርትራ ሰላም ክፍጥር እምበር ፅልኢ ከስፍሕ ተራእዩ አይፈልጥን እዩ። ስለዚ እቲ ፃሓፋይ ብሓፈሻዊ ሰላም ንግበር ሰላም እንተገይርና ኢና ንዓቢ ክብል ነይርዎ።
@@alenalkieritrea3862ዝሓወይ ሰላም ዝፀልእ የለን እዙ በዓል ቻነል ዝሓረቀ ግን ኣፀሓሕፋኻ እዩ ። ሰላም ንኹለና እዩ ዝጠቅም ሰለም ዝፀለእ የለን ።
@@alenalkieritrea3862 ሰላም ተጋሩን ሰላም ኤርትራውያን ድዘርግ ሸይጣን አዲ ሓሎ ተመን ወዲ ተምቤን ጥራይ'ዩ 🙏 ዕዚ ሸይጣን ተሓሪዱ ሬሳ ናቱ ስጋብ ቆላ ተምቤን ከይተጎተ ሰላም አይንረክብን ✅
You have to make peace with eritrean your at border
ተጋሩ... ሽግርኩም... ምስ ሓለፍትኹም.. ፍትሑ... ሻዕብያ... ብኣኹም... ዝልዓል.... ኣይኮነን. ወደን... ከይምዓታስ, ወደማተን!
?
ሑሙም!!!
ባራዩ ካብ ፍልጠት ናፃ ከም አድጊ አጎምቢሑ ሓቲምኩም ሎ👎🤮🤮
ዋ
ሰብ ኣብ ሰለስተ እዩ ዝክፈል
ሰብ
ሰብ ያ ሰብ
ኣካንኪኖስ
ንስካ ኣካንኪኖስ ኢካ ያ
እዛ ኣብ ሳውል ናይ ባርባ ዘረባ ሓቂ ያ ማለት ዩ
Aba da gerem
?
😂😂😂😂😂😂
Kulom kdmi quinat zneberu yala ketkitkum eleywom eziom hfret yeblomn nmntay ke yikreta elom zeelyu entay eyom kdegmkum tstbeyu zelekum
ኣቱም ህዝቢ ሓሚምኩም ዲኹም ? መራሕትኹምን ንስኹምን ሻዕብያን ኤርትራን ከይበልኩም ምሉእ ሓሳብ ክትህቡ ኣይትኽእሉን ዲኹም ? ? ? እቲ ዝገርም ድማ ፈደራል መንግስቲ ብጥሜት ኩስትር ክትብሉ ይዓጽወኩም ከይዘይነበረን ይጭፍጭፈኩም ከምዘይነበረን ረሲዕኩም 'ሲ .... ኩሉ ናብ ሻዕብያ ? ? ? ። ካብቲ ጽልኢ ኣየዉጽኹም & ፍተዉ ጽልኡ ድማ ገና ብኦሮሞ እንዳተረገጽኩም ክትነብሩ ኢኹም
አዉርዋ ነዚ ሸይጣን ታአኪብኩም ቀጥቂጥኩም ሕኑኡ ፍድዩ ነዚ አብ ትግራይ ዘለዉ ሸይጣናት ሐፋሽ ተሰብሲብኩም ሕነኦም ፍደዩ ነዚኦም አብ ክርሲ ዘለዉ {{ብኔትወርክ ዝተተሐዙ ሩጉማት ሰብሰባ እንዳበሉ ብክያት ዘዉዕሉኩም ዘለዉ ሰባት ሕነኦም ተሰብሲብኩም ቀጥቅጥዋም ስጋብ ድቅንዝዉ
Aye tegaru shabya jgna eyu bakum zlal aykonen
እረ ሕደግ 😁
Please Don’t say Shaebia
Cant you Speak with out Shaebia?