Adgii Ni kebdom means TDF Wifuy and wedii tikabo he's pure Tigray ethipans so Yemane Agame kurkuri Abii it's not our business Do what ever you feel So go to the sioul group Medaaa wireduu weladitkum Tigray tixiwakim alaa
@Yemane: This is my first time to listen to your clip. This clip made me think your analysis, your reference choices are extremely poor, questionable! It’s unfortunate that my first impression came off this bad. Adios!
😮😮😮😮😮ሓርገጽን ኣዛብእን ዋይ መርገም😢😢😢😢😢 ኣታ ኣምላካ ግደፍ እንዶ ሓግዘና ዋይ ህዝቢ ዝረክቦ
ኣሜን ይሙን እንቓዕ ኣሕቢሩ ናብ ልደተ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብጽሓና::
ሰላም ሰላም ዩሙን ክብር ሓው
ኣሜን (3) ኣህቢሩ ንክልና እንቃዕ ኣብጽሐና
ውዲ ትካቦ አንታ ጅግና
Ruhus Awdamet Yemane hawey 🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤ ጆኒ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕቢሩ ይሙና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ይሙን ሰላም ኣጀኻ ክትመልእ እያ ክንገብር እና ኣጀኻ ቀጽሎ 💙💙👍
Tekekel. Eka. Ahwaue. Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray 😢☝️🙏❤️💛
ጀጋኑ አደ ትግራይ
ይሙን ርሑስ ዓውድአመት ንጉሖን ምሸትን ትገብሮ ዘለካ ከአ እግዚኣብሄርን ናይ ድካምካ ይርአየልካ።
ርሑስ ዓውድአመት ደለይቲ ፍትሒ።
❤❤
ህዝብና ኤርትራውያን ኣብ ዝኾነ እዋን ፍሉይ ሓሳብን ርእይቶን ከማን እንተ ኣቕሪብካ ተቀዳዲሙ ክሳህለካ ክዝልፍካ ክድህለካ እዩ ዝጅምር። ስለዚ ምሉእ ጥዕናን ኣእምሮን ዘለዎ ኣይኮነን። ኩሉ ግዜ ኣብ ምንእኣስ ምጅሃር ዘይንስኻ መሲልካ ምንባር በለጽ ፈታዊ ነብሱ ጸላኢ ህዝቡን ሃገሩን እዩ።እዚ ከኣ ዘርእይካ ብሓቂ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝቁንዞ ዛሓምም ሃገራዊ ኣይኮነን። ኣብ እንዳማትካ ሃገር ከም ከዳሚ ጊላ ለማኒ ተመሳሲልካ ክብረትካን መሰልካን ኣውዲቓ ይሐሲርካ ምንባር ዝፈቱ ኣምሰሉ ሰብ"ዩ። ሓቀኛ ኤርትራዊ/ት ሃገራዊ/ት ቅዱስ ቅንኢ ዝሓድሮ ዝሰርጾ ተሳኢኑ ኣሎ ብጀካ ኣነ።
ብጀካ ኣነ ዳኣ ወሲካላ እምበር እቲ ኩሉ ትሕዝቶ ሓሳብካስ ጽቡቕ ኢዩ። ከማኻ ንመስል፣ ብዛዕባ ሃገርናን ህዝብን ክንሓብን ብዓቕምና እንቃለስን ብዙሓት ከም ዘሎና ክገልጸልካ ኢለ ኢየ።👍🙏
🎉🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙
Ruhus awudamet yemane 💙💙💙💙💙💙💙
👍
ወያነየ መትከል የብላን ።
❤❤❤❤❤❤❤❤ Yemane jigna
Selam selam 💙 💙💙💙💙
ይሙን🌻ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና☝️
Rihus beal lidet Yimun🙏🎄💙
💙💙💙💙👌
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
💙💙💙💙💙💙
💙🌿💙🌿
ርሑስ ብዓል ልደት ይግበረልና
ዩሙን ዓቢሰብ
❤❤❤❤
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
💙💙💙💙🌷🌷💙💙💙💙
እበር መምህር ከተማ 💯💯💯💯
💙💙💙💙🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🙏🙏
Rehus beale ledet welcome 🙏 ❤❤❤
💙💙💙💙
ከርእየናዶ አታዕልል እምበይ ትግራይ ምዳሐነት
ፃድቃን ምስ አፈናወት
ቲቻር የመነ ዕድሜን ጤኤነን ነአኸ ይመኒ
❤❤❤❤
ሩሑስ ብዓል ልደት ይማነ
Nice picture, next time please put on white habesha clothe, Thank You.
I will❤❤❤. Thx
Merry Christmas Ymun Ms SdraBetka
Merry Christmas ❤
💙💚💙
❤❤❤
Ymun ❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
Welcome Yemane information media
❤❤❤
Like ኣጋርጭዉ እስኪ ኣብሉ ክትኣትዉ ከለኩም🎉
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️
❤❤❤
👍👍👍👍👍👍👍👍
❤❤❤❤
❤❤❤
Bruk Ldet and Thank you so much Yumun hawna!
ወያነ መዳኸሪ ውድብ ሕጂ ከኣ ምስ ኢሰያስ ክውግኑ ኢዬም።ኣቢ ንደብረጼን ከቅትሎ ኣለዎ ሕጂ ከኣ ክጻወቱልና😢😢😢
እቲኦም ሓራግጽን ኣዛብእን ነቲኦም ዝተኣስሩን ዝቐተልዎምን እዮም ዝምገቡ ከምዚ ናይ ሶርያ።
🩵🩵🩵💚💚💚💙💙💙🩵💚💚💚🩵🩵🩵💚💚💚💚💚💕💕🌹💞💞💞
አሜን አሜን💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Welcome yemane ❤❤
ጻድቃን ሰላም እንተዝደሊ ውዕል፡ኣልጀርስ ኢዩ ክፍጸምን ክጸቅጠሉን ዘለዎ ንሱ ኢዩ እቲ ፍታሕ።
Iaki
Selam Yemane
Tsbuh medeb ,
Yimun hi bro❤
ኣበበ ተኽለሃይማኖት( ጆቤ)
እዋይ ሕልኩስ ንስኻስ ሓልኻሉ ንጻጥቃ ካብና🤔
ህጂ ግርም'
ብአማሕራኛ ዝዛረብ ዘሎ ንህግደፍ ጽቡቅ ጌሩ ፈሊጢሞም አሎ።
ጻድቃን ዕጫ ናይ G15 ከይትበጽሐካ ።
የቀነየለይ በሎ።
ሒወትካ የድሕነካ አሎ።
ሰላም የማነ ርሑስ ልደት
ናብ ሐቀ አዛብእ ሰብ አሸገሮም አለው ❤❤
ይሙን እቲ ሓበረታ ጽቡቕ እንድዩ ግን እዚ እርምያስ ዝበሃል ሕጂ ኣካይድኡ ቀይሩ እዩ፡ወልቃይት ንኤሪርትራ ሂብካ ቀይሕ ባሕሪ ምውሳድ ዝብል ኣጀንዳ ጀሚሩ ኣሎ
Adgi cha
ሕሱር ባርያ ስደተኛ ከምዚኦም ናይ ሶርያ ተሓኒቕካ ክትጉተት ኢኻ
ሓው ንሕና ተጋሩ ህወሓትን ሻዕቢያን ክዕረቁ ኢና ንደሊ ክሕደት ተፈፂሙና እዩ
ካባካ ሓርግጽ ዝብእን ንላዕሊ ሰብ የለን
እዳሓሰካ አይትኪድ ዓዲ ሃሎ ዝብኢ'ሎ ሓርገጽ ኣሎ ትብልሲ ዝበሃል ስኢንካ ብዙሕ ዝበሃል ከሎ
ይሙን ኣንበሳ ጋና ምልዮን ክነብጸሓካ ኢና
Ymun NAY 🇨🇦 QEDAMNET HA GER ELU AYU WERIDU
💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🙏
❤❤❤
😂😂😂😂😂 የማነ ዓጋመ በቶም ኣዛብእ ን ሓራግጽን ዓዲ ሃሎ ከነብልዓካ ኢና።
Chigeru ene tsadikan, enante ye Eritrea tekawamioch, Abiy Ahmad hunachu Eritrea laye endiwogalachu new ene Dr debre tsion demo ke tigray mider yemidreg torenet yelem ke Ethiopia wetader gar le abiy ahemed siletan lemanges ye tigray hizeb gedayu asegedayu manhono new?? Enantem agerachun hizebachun lemasegedel ke gorobet hager Ethiopia menigist mesrat kebandanet belay new. Enantem bagerachu chaka berasachu meret tewagetachu talu Ethiopians endesu kidemiya yerasachin nebese belaw abiy Ahmad gize emisetew guday ayedelem. Melekam Gena 🙏🙏🙏
Yemane hawey ezom bzeyka seb mktal kale zeyfeltu agannti akalayom dea
JENERAL XADQAN JGNA TE SENEY DEGIMKA ZHAZKA TETENQEQ SHMKA KEYBREZ TETENQEQ
TETEKAELUS NETOM ABAU KEDKUM ZEYTQALESU ZBLU NSKUM MQLAS GEDIFKUM ASKI ABAU KEDKUM NBERU BELELEY
ህዝቢ ትግራይ ሓቀኛ ህዝቢ እዩ። ብጣዓሚ ቅዱስ ቅንኢ ዘሕድረካ ትሕትኖኦም ስነ ልቦኖኦም ስነ ሓሳቦም ኮታ ኩሉ ነገሮም ደስ ዝብለካ ሕብረተሰብ እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ግን ከም ሕብረተሰብ ብጣዓሚ ዝወደቐና ኮይና ተሪፍና። ኣብ ህዋ fantasy ዝነብር ህዝቢ ኮይና። እዚ ከኣ መርኣያ ውድቀትና እዩ። ክበራበር ኣብ ክውንነት ዓለም ናይ ሓቀኛ ሂወት ክነብር ኣለዎ። ካብ ናይ ሓሶት ሂወት ክንወጽእ ግዴታ ኣለና። ምሉእ ዕድሜና ንዘንትእለት መሰልናን ክብረትናን ዘይነኸውን ዘይንፈልጥ ክንከውን ኣይነበረናን።
ትሕትናስ ኣብ አዲስ አበባ ሪአ ጎንጽካዮም ይቅርታ ይብሉኻ ገሪሙኒ ኣብ ትግራይ ኡኮ ኣይውዓልኩ ን ኣይሓደርኩን ኣይፈልቶምን እየ ከምኡ እንተኾይኑ ግን ኩሉ ህዝቢ ኢቶጵያ ትሑት እዩ ማለት እዩ
ዳርጋ ኣብ ኩሉ ሕብረተሰብ ናይ ኢትዮጵያ እዩ። ናይዚ ምኽንያት እኮ ነዚ ኩሉ ስደተኛታት ኣብ ዓዱ ሓቂፉ ኣንቢሩ ይነብር ኣሎ። ብጀካ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዋላ ናይ ካልኦት ሃገራት ኣለው። ከምኒ ናይ ደቡብ ሱዳን, ናይ ሱዳን, ናይ ሶማል, ናይ ሶርያን ካልኦትን።
ዝገርመካ ዋላ ኬንያውያን ኡጋንዳውያን ብጣዓሚ ርህርዋት ደንገጸቲ ፈቃራት ህዝቢ እዮም።
@@YonasAbrha-b4d ዳርጋ ኣብ ኩሉ ሕብረተሰብ ናይ ኢትዮጵያ እዩ። ናይዚ ምኽንያት እኮ ነዚ ኩሉ ስደተኛታት ኣብ ዓዱ ሓቂፉ ኣንቢሩ ይነብር ኣሎ። ብጀካ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዋላ ናይ ካልኦት ሃገራት ኣለው። ከምኒ ናይ ደቡብ ሱዳን, ናይ ሱዳን, ናይ ሶማል, ናይ ሶርያን ካልኦትን።
ዝገርመካ ዋላ ኬንያውያን ኡጋንዳውያን ብጣዓሚ ርህርዋትን ደንገጸቲን ፈቃራትን ህዝቢ እዮም።
Thank you for your great work and happy holidays
Bado resi kondaf
ሰላም የማነ ኣቀዲመ ዝኸበረ ሰላምታይ የቅርበልካ ኣነ ሓደ ካብ ተኻታተልትኻ ኢየ ቀጺለ ነዛ ሓንቲ ኣገዳሲት ሓበሬታ ይሰደልካ ።ብምቅጻል ኣብ ግብጺ ኣብ ካይሮ ዘለዉ ኤርትራውያን መነአሰያት ን10 ዓመትን ልዕሊኡን ኣብ ካይሮ ከባብን ዝነብሩ ዝነበሩ ናይ un id ዘለዎም ካይተረፉ ብግዲ ክጥርዙዎም ናብታ ገዲፎማ ዝመጺ ኤርትራ ይዳለዉ ስለዘለዉ ኩሎም ሰብ ማያ ምስ un ቅርበት ዘለዎም ወገናት ነዚ አከይ ውዲት ናይ መንግስቲ ካይሮ ዓገብ ክብሉ ህጹጽ ጻዊዒት ክግበረሎም ሓደራ ንብል ንስኻውን የማነ ሓወይ በወገንካ ነዚ አከይ ውዲት ናይ መንግስትይ ካይሮ ከተጋልጾም ቡኡ መሰረት አዞም ግዳያት ዝኮኑ ቆልዓ ሰበኡቲ ዝርከቡዎም መነአሰያትና ንድሕን የቀንየለይ።
🙏🙏🙏🙏🙏💙💙✅✅✅✅💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
❤❤❤
ወያነ ሰለማዊ ፖለቲካዊ ኣጠማምትኦም ንህግደፍ ንምንጽብራቕ ድዩ ዋላስ መቸም ብዘይርድኣኒ ምኽንያት እንድዒ ክንዕቅዎም፡ ከምዘይጭክንሎም ክአረጋግጹ ኢየ ዝዕዘብ፡ እዚ ክብል ከለኹ፡ ካብ ቅድሚ 7 ዓመት ክሳብ ሎሚ ከስተብህሎ ዝኸኣልኩ ኢዩ። ካብቲ ዝግበር ርክባት ኣብ ፈቐዶ ሰናጭሮ ብፍላይ ኣብ ኣብ ኣድያቦ ላዕላይን ታሕታይን ከኣ ዝገርመካ ርብዑ እኳ ኣይተዘርበሉን። ንሱ ስለዝኾነ ኣብቲ ከባቢ ዝነበሩ ከምቲ ዝበልካዮ ዉሑዳት ኣባላት መከላከኣይ፡ ካምፕ ገዲፎም ተከዘ ምስጋሮምን፡ ክወጹ ከለዉ ከኣ ንገለ ዝተቐራረብዎምን እምነት ዘንበሩሎምን ማልሻታት፡ ከም ሚስጢር እዚ ቦታ ንዓና ጽቡቕ ከምዘይኮነ ጭቡጥ ሓበሬታ በጺሑና ኢሎም ይገድፍዎ ምህላዎም ብምሕባር፡ ናይ ቅድሚ ሕጂ ጌጋ ከይንደግም ክንጥንቀቕ ይግባእ ከምዝበልዎም ሓበሬታ ይወጽእ ኔሩ። ብድሕሪኡ ኣብዚ ክልተ ወርሒ ብፍላይ ምዓት ዘይምእኩል ምትእትታዋት፡ ነቲ ጉልቡብ ግን ከኣ ቅሉዕ ርክባት የፈድሕዎ ኣለዉ። ብዛዕባ ሓርገጽ እኳ ንፈለማይ ኢዪ ዝሰምዕ ዘለኹ፡ ብዛዕባ ዝብእን ነብርን፡ መስደመም ኢዩ፡ ንእግረ መገደይ ግን ብቓልሲ ትንቀሳቐሱ ሰባት እንተለኹም ምናልባት ማለተይ ኢየ ተጠንቀቑ፡ ኣብ ድኻም ጉዕዞኹም ልብኹም ኣጥፊእኩም ኣይትደቅሱ፡ ብኹሉ መኣዝን ዓድና ማለተይ ኢየ።
ሰላም የማነ ሚድያ ሎሚ አምጺእካዮ ዘለኻ ዜና ብዛዕባ ጀ ጻድቃን ብጣዕሚ ዘሕፍር እዩ 😮 እሞ ኤርሚያስ ኢልዎ ኢልካ እዚ ሰብ እዚ አብ ናይ ትግራይ ጽንተት ካብቶም አብ ቅድሚት ዝስርዑ ሙኾኑ አዳዕዲዕካ ኢኻ ትፈልጥ ምኽንያቱ አብ ጎድኒ ህዝቢ ትግራይ ስለ ዝነበርካ ። ኤርምያስ ንምንታይ እዩ አብ ተጋሩ ጽልኢ ክጉሃሃር ዝደሊ ዘሎ ? ስለዚ ከምዜና ጌርካ ምምጻእካ አዚኻ ተጋጊኻ አለኻ ተአረምካዮ ዝሓሸ እዩ
እዚ መታለሊ ዉልቀመላኺ ኢሰያስ
ኣታዊ ናይ ወርቂ ንኤርትራ ይቅይራ እምበር ግን ደናቁር ደገፍቱ የሕሊፎም ስለ ዝሃብዎ ጽባሕ ዝሕተትሉ ኮይኑ
ኩሉ ጓሕጒሑ ሃብቲ ሃገርና ንዉልቀ ስልጣኑ የዉዕሎ ኣሎ ።
ኣንታ ሑሙማት ዝዛረቡዎ ጽባሕ ዘይደግምዎ ኣይተምጽእ ከም እዚኦም ለኻብጥ የለን።
ክላ ሐሳዊ😂
ወያነ ቀደም ዘይገበርዎ ሕጂ ምስ ሻዕብያ ጽግዕ ጽግዕ ኣይጽቡቅን ,ግን እዚ ጀ,/ጻድቓን ዝኸፍአ ኣብልዕሊ ኤርትራ ጽልኢ ዘለዎ ,እዩ ምስ መለስ ዘባኣሶም ,3ይ ወራራር ንኤርትራ ንሓዛ እዮ ነይሩ ,ሕጂ ድማ ሕልሚ ኣለዎ ,ቐቕድሚ እታ ኩናት እንታይ ኢሉ ነይሩ ብዛባ ዓሰብ መጽናዕቲ ይወስደ ኣለኹ ናይ ኢትዮጵያ እዩ ኢሉ,ፈትዮም እነተሂቦም ጽቡቕ እንተዘይኮይኑ ብሓይሊ ኢሉ ነይሩ ,ሕጂ ዶማ the same እያ ምስ ኣቢ ኮንካ ምምጻእ እያ,ይሙን ጻድቓን እቲ ዝኸፍአ እዩ.
ዓሰብ ዓሰብ ኣይትበለና ብዛዕባ ዓሰብ እንተሓሊኻ ኣብኣ ኬድካ ኣብ ቅድመ ግምባር ተቃለስ መን ኩመተልካ ኢኻ ዓሰብ ዓሰብ ትብል
ኣነ ደላይ ፍትሒ ኢዬ ግን እዚ ተዛዝዎ ዘለኻ ናይ ዓሻ ዘረባ ወግዓዊ ጊርካ ትልፍልፍ ምህላውካ ኢዩ:: ቅድሚ ምቅራብካ ንለባማት ኣርኢኻ መሚኻ እንተትመጽእ
KEMZA ZBLEKA ZELO AYA BEQA
Adgii Ni kebdom means TDF Wifuy and wedii tikabo he's pure Tigray ethipans so Yemane Agame kurkuri Abii it's not our business Do what ever you feel So go to the sioul group Medaaa wireduu weladitkum Tigray tixiwakim alaa
ኣይትረኾቦን ኣኻ
@Yemane:
This is my first time to listen to your clip. This clip made me think your analysis, your reference choices are extremely poor, questionable!
It’s unfortunate that my first impression came off this bad.
Adios!
መን ኤርትራዊ ምስበለካ ኢኻ ሃገርና ትብል:ሸንካ ደቅስ
Viva brged nhamedu appreciate Wedi Tkabo keep it up thanks.
AGAME DON'T MIX THE NEWS THERE TWO DIFFERENT MINING COMPANIES DENKORO YOU TRYING TO FOOL THE YOUNG PEOPLE DENKORO AGAME 🤣💊🤣💊🤣💊🤣💊
Bhasot hzbi tetselim tselolo tekeden
Kid adgi bedan resah
Wedi Anseba@ jelfaf Anjal Emo Issayas Nedeka Ymxa alo elomka si Xegem yeblun Tbl aleka malet dyu
ኣዛብእ ኣብ ሙሉእ ኤርትራ መሊኦም እዮም:: ሓረስቶት ተሸግሮም ኣለዉ: ሓርገጽ ክህሉ ይኽእሉ እዮም ኾይኑ ግን ሓሶት ህግደፍ ብሰለልቱ ዝንዛሕ እዩ:: ፍርሒ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ከብዶም ኣትይዎም ሸራዕራዕ ኢሎም ኣለዉ::
N hamedu yahoo!😅😅agamekis
ኻብ ኽንያ ናይሮቢ ቡዙሐት ሐርገፃት አዛብእን ብ ብዝሒ ቅድሚ 15 አእቲዩ አብ ባፅዕ አስመራ ኽባቢ ዘርጊሕወም እዪ እስያስ ድያብሎስ 😢😢😢😢😢
ህግደፍ ዝጠፈሸት ድኳን ጀበሊ
You are a narrow regnalist and unafter market of TPLF.
ህግደፍን ጻድቓንን ባሕሪ ናይ ኢትዮጵያ እዩ ኢሎም ስለ ድኣምኑ ክብኣሱ ኣይክእሉን እዮም; ፊልም እዩ።