ሰበር ዜና: ሰራዊት ትግራይ | ጀነራላት ኣኼባ ረጊፆም ወፂኦም | ሰራዊት ኢትዮጵያ ክዳሎ ተኣዚዙ | Kulu News ኩሉ ዜና

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 22 янв 2025

Комментарии • 33

  • @selam2446
    @selam2446 5 часов назад +8

    ታይ ገዲሹዎም። ኣብ ከምዚ ዝኣትው እንተኾይኖም ወፂኦም ናብ ፓርቲ ይፀምበሩ። መንእሰይ ትግራይ ቃልስኻ ተጨውያ😢

  • @Abubaker0099
    @Abubaker0099 5 часов назад +3

    Lng Lave TDF❤❤❤❤❤ጌታቸውን ፃድቃንን ናይ ህዝቢ ትግራይ ሓድነት ክበታትኑ ኢሎም ኢሎም ዝመፁ ባንዳታት እዮም ናይ አብይ ስራሕ ፈፀምቲ እዮም ናይ ግዜ ጉዳይ እንበር አብ ቅድሚ ህዝቢ ትግራይ ናብ ሕጊ ዝቀርብሉ ግዜ ሩሑቅ አይከውን TDF እዚ ውሳነ ደንጉካ ቁሩብ ግን አይመሸየን Long Lave TDF❤❤❤❤❤

  • @Lalba12
    @Lalba12 3 часа назад

    ፅቡቕ ጅማሮ ሰራዊት ሓደ ኣማራፂ ፍታሕ ይመስለኒ ካብእንይንይ።

  • @alaymak08
    @alaymak08 4 часа назад +2

    እረ ንባዕልካ ጡዑይ ኣይኮንካን

  • @merafadhane2566
    @merafadhane2566 4 часа назад +1

    Hasawiii😭😭😭😭😭😭

  • @muller3255
    @muller3255 4 часа назад +2

    IT is extra ordinary good decision. GO FOR IT TDF. your peoples are suffering more than they bear so any one have a problem or asset with ABY AHMED leave politic of TIGRAY be civilian. no jock TIGRAY is the land of MARTTERS. U LOVE yourself and live peacefully, what about WELKOTOT SELEMT, IROB and ZELAMBESSA U LEAVE them on the field in TENT for good. are they not TIGRAINS ,and gave their life for the seek of TIGRAY.

  • @gherHaftamu
    @gherHaftamu 5 часов назад +1

    ህውሓት ፀላእትና ሰለዝኾኑ ንፈልጦም ንሰራውት ካዓ ንርኢ !!!! ......

  • @SesenHadish
    @SesenHadish 5 часов назад +2

    ጉላላት ...ጉጅለኹም ነየናይ ህዝቢ ከምዝመርሕ ክረአ እዩ።

  • @بهميةاندونسية
    @بهميةاندونسية 4 часа назад +1

    TDF💪💪💪💪🤲🤲🤲 ❤❤❤❤❤❤❤👍🙏🙏🙏🙏🤝🤝🤝🙋🙋

  • @selam2446
    @selam2446 5 часов назад +5

    ትማሊ ናብ በዓቲ እናጎየየ “ኣብ ዝጠዓመና ግዜን ቦታን” እናበለ መንእሰይ ትግራይ ዘወደአ ገብረ ዓዴት ሎሚኸ እንታይ ክውስኽ እዩ ደልዩ። ዓሌታዊነት ይውደም

  • @AlemAlem-om4xh
    @AlemAlem-om4xh 4 часа назад

    ዛ ጉጅለ ፅንተት : ፅለኣ ምስ ህዝቢ እምበር
    ምስ ግምት ጥራሕ ኣይመስለንን
    ዘይትምሕረና ሰላም ክንረክብ :: ህልቂት ህዝቢ ኣይምነዋን ድዩ:: ኣታ ህወሕተይ ትብል ዘለኻ ሰብ ደቅኻ ኣጥፊኣትልካ ዝተረፉኻ መሊስካ ክተጥፍእ ድዩ ድሌትካ 😮

  • @HadushHaile-t5y
    @HadushHaile-t5y 5 часов назад +2

    ሚድያታት ተጋሩ እንተኾይንኩም ተጋሩ ኩኑ ሰራዊት ኣካል ህዝቢ እዩ ናሃቱ ውሳነ ኣኽብሩሉ ንውዳበትትና ኣፍልጦ ካብተጋሩ እንበር ካብ ካሊእ ኣይትፀበዩ ውዳበታትናን ህዝባን ክንጠፍእ እንበር ክንነብር ኣይደልዩን።

    • @selam2446
      @selam2446 5 часов назад

      TDF ንህዝቢ ትግራይ እምበር ንዓሌታውያን ጉጅለ ክድግፍ ኮነ ክውግን የብሉን። ንህወሓት ኢልና ዘይኮነስ ንትግራይ ኢልና ኢና ተቓሊስና።

    • @muller3255
      @muller3255 3 часа назад

      @@selam2446 so no body say for '' HIWAHIT''' TDF got an extra ordinary decision. u have to appreciate otherwise be PUPPET OF '' BILZGNA ''.

    • @selam2446
      @selam2446 20 минут назад

      @ ነቲ ጉባኤ ዘካየደ ኢና ኣፍልጦ ንህብን ተፈፃሚነት ንክህልዎ ንሰርሕን ማለት ንመን ድዩ? 2013 ግደፉ እናተብሃሉ ኣወዲኦምና። ሎሚ እውን ከውድኡና ዲና ንፅበ። ብስሩ ኸ ትግራይ ናይ ዞም ኣረግቶ እያ ኢሉ ዝፈረደልና መን እዩ። ተኹሲ ኣብ ዘይስምዐሉ ቦታ ኾይኖም 3 ትውልዲ ኣዋጊኦምን ኣወዲኦምን ሎሚ እውን “ ጀጋኑ” ንብሎም። እምብኣር ሞት ዘትርፍ ጥራይ እዩ ጅግና ዝበሃል።

  • @GebruhadFisha
    @GebruhadFisha 5 часов назад +1

    ሚድያታት ንትግራይ ትሕምሥዋ ኣለኹም ሓደ ዓይነት መንግሥትን ህህዝብን ንኽህሉ ምሥራሓ ታሪኻዊ ዓወት እዩ

  • @baherunegash6934
    @baherunegash6934 Час назад

    ሓሰውቲ መዋለድትን ፈጠርትን ፀገም ትግራይ። ጀነራላት ትግራይ ሊዚ ተቀነባብርጞ ለለኩም ናይ ዓለም ህዝቢ ላብ ፀረ ሽብተኝነት ላብ አልካይዳን
    አልሽባብን ካምትምደቡ ፍለለጡ።

  • @TESFAEnt
    @TESFAEnt 5 часов назад

    ውይ ጉድ ምንም አዲስ ደረጃ ላይ ነው 🎉🎉🎉

  • @Mengstab-m4f
    @Mengstab-m4f 2 часа назад

    ኩሉኹም ተጋሩን ፈተውቲ ህዝቢትግራይን እዛ ሚድያ ዋና ፀረ ህዝቢትግራይ ሙዃና ፈሊጥኩም subscribኩም ብምልዓል ሪፖርት እናገበርኩም ህዝባዊ ውግንናኹም ክትዋፅኡ ብትሕትና ይላቦ🙏

    • @berihugebremariam6794
      @berihugebremariam6794 2 часа назад

      ኣይንገብርን። ንጉጅለ ኣደመ ስለዘይደገፈ ድዩ።

  • @kidukahsay4415
    @kidukahsay4415 3 часа назад +1

    ህወሓት ሓደ እዩ ንሱ እቲ ጉባኤ ዘኻየደ

  • @hakieye5649
    @hakieye5649 4 часа назад

    This time the real Junta is coming to disturb the peace of Tigray in the real mind no one accept this decision.

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 5 часов назад +3

    ኣየ ህዝቢ ትግራይ እንደገና ናብ ጦርነት ከእትውኻ ይሻባሸቡ ኣለው። ይኣክል በሎም።

    • @muller3255
      @muller3255 4 часа назад

      ''YAKLE'' FOR who. do like to be slave. what about all those fighters gave their life for nothing. love your self and live tranquilly what about WELKOTOT , SELEMTY, IROB and ZELAMBESSA u leave them on the field in TENT. ARE THEY NOT TIGRAINS. not gave their life for the seek of TIGRA. FULL SHAME.

  • @Destahun-x6z
    @Destahun-x6z Час назад

    ሓሶት እዞም ኣካላት እዚኦም ጀሚሮም ዝወድኡእዮም ብዜካ ወዲ ኣሻብር ንሱእውን ብድሌት መራሕቲ ሰራዊት ኣብዚ ኣኼባ ንኸይርከብ ብዝተወሰነ ውሳነ እዩ እቶም ካልኦት ኣስማቶም ዘልዓልካዮም ግን ጌጋ ዝኮነ ሓሳብ እዩ ትገልፅ ዘለኻ

  • @ethioteka6936
    @ethioteka6936 5 часов назад +2

    አዘዝቲ TDF ዝተሳሃሃተ ውሳኑ አህሊፍም ብፍፁም ተቀባልነት ዘይብሉ ወገንተኝነት ዘርዓየ ውሳነ እዩ ይታአረም።

    • @muller3255
      @muller3255 4 часа назад

      NO, it's a good desesion. go for it TDF their people are suffering enough so they have to be sided with their people. we wont like this. we don't trust THE GETACHOW ZADKAN WEDIASHEBRE group.

  • @سيدسليمان-ر8ح
    @سيدسليمان-ر8ح 5 часов назад +2

    እዛ ጉጂለ ዓድዋ ክትንቀል እለዋ ።

    • @muller3255
      @muller3255 3 часа назад

      Don't be brain washed by those '''' BANDAS ''' there is no the so called ADWA here. this is about the people of TIGRAY, NO CONFUSION HERE. if u like to be '' BILZGNA ''' Go to ADDIS ABEBA . TIGRAY is the land of MARTTERS for GOD seek please.