ቅዋም ዉድባት ፖለቲካ ትግራይ ኣብ DDR (ምፍታሕ ዕጥቂ ሰራዊት ትግራይ)

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 23 ноя 2024

Комментарии •

  • @BrhaneG.medihin-uq1yd
    @BrhaneG.medihin-uq1yd 3 часа назад

    ብጣዕሚ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዘን ህዝባ ኣብ ቸንደ እንዳሃለወ ብኣሚት ኣሻሓት ተከፊሉ ዝመፀ መከላከሊ ፀላኢ ብዜሮ የራብሕዎ ኣለው.

  • @MathewosGiday-y1i
    @MathewosGiday-y1i 20 часов назад

    Right

  • @BrhaneG.medihin-uq1yd
    @BrhaneG.medihin-uq1yd 3 часа назад

    ትግራይ ናይ ብልፅግና ኦሮሞ የርክብዋ ኣለው መራሓቲ ተጋሩ(በካዓትን) ጠላማትን መራሕትና.

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu День назад +1

    ኤርትራን ኣምሓራን ካብ መሬቶም ክወጹ ማለት ዘይሕሰብ አዩ።ኢዚኦም ካብ ማለሊት ዝገደዱ ጎሓሉ አዮም።ህዝቢ ትግራይ ብጥሜት ይጠፍአ ኣሎ አንዳበሉ ኣብ ዘይውዳአ ጦርነት አዪም ዝሓስቡ

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 22 часа назад

    ደው ዝበልዎ መሬት ይጥለሞም::😢😢😢💔💔💔💔💔

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir День назад

    ግርም መግለፂ እዩ !

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 23 часа назад +1

    እንታይ ዐይነት ተቃወምቲ እዮም ዘረባ ጥራይ ብጣዕሚ ተሕዝኑ መን እዩ ክሰምዐኩም ።ካል ኤረትራ ኤረትራ ኤረትራ አብ መርየታ እይ ዘላ እንተዘየሎ ብሕጊ ዐለም ዝተፈርደ ክንገድፍ ሰሪቅኩም ዝወሰድኩሞ መርየት አምሐራ እዉን አይትረኽብዎን ኢኹም።

  • @RasTeferian-m6s
    @RasTeferian-m6s День назад +1

    400 ዶላር ኣይጠቅምይ

  • @menemoyfelto1510
    @menemoyfelto1510 День назад +2

    ን ግምት ንቃለሶ ከሓዲ ግሩፕ ኡዩ ኢልናኩም
    ደድሕሪ ጻድቃን ክትከዱ ኔርኩም ። ሕዚ ውን ኣይረፈደን መርገጺኹም ኣፍልጡ ብሄራውያን ውድባት ክሒድኩሞ ኢኹም ህዝብናን ዝተሰዉ ኢሽላት መናኣሰይ ትግራይን ። ኡዚ ኹሉ መስዋአትና ንኾንቱ ይኾንሎ

  • @aregaiw
    @aregaiw 2 часа назад

    እዙይ እዪ ካብ ተቃወምቲ ውድባትን ሲቪክ ማሕበራት ትፅቢት ዝግበር።
    ውድባት እዋኑ ናይ ፖለቲካ ቃልሰኹም ጠጠው አቢልኩም፣ ኩሉኹም ከም ሓደ ሓደ ኮይንኩም ንህልውና አብ ዝግበር ቃልሲ ተረባረቡ።

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 День назад +1

    ንዚ ግዝያዊ መንግስቲ ኣይንስኹም እንዲኹም ትድግፍዎ ዝጸናሕኩም
    ዋና ናይ ግምት ደገፍቲ ተቃወምቲ ውድባት ትግራይ እቶም ቐደማዎት ኢኹም

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 22 часа назад

    እዝይ ናይ ጻድቃን ዶልየት እዩ።
    GSTS ውክልና የልዕል !!!

  • @hg2540
    @hg2540 День назад +1

    ብቅኣት ዘይብልኹም ኢኹም ብሕልፊ ደጀን ዝበሓል መላጥ

  • @meharikahsay5916
    @meharikahsay5916 17 часов назад

    " ምዝራፍ ? " ምርሳይ

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 День назад

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @samsamsun367
      @samsamsun367 23 часа назад

      😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈

  • @abadihalfom6089
    @abadihalfom6089 18 часов назад

    ንስኹም ተቶጥንኩሩ'ዶ ጌታቸዉ ረዴ ከም አድጊ ጠጥዒ መምፈረንጨዐ

  • @unknownUnknown-lv9gb
    @unknownUnknown-lv9gb 19 часов назад

    ገታቸው ረዳ እዚ ምሰ አብይ ተመሻጢሩ መሳርያ ንአብይ የረክቦ
    አሎ እእእእእእ!!!!!

  • @Noname-n7b3u
    @Noname-n7b3u 5 часов назад

    ዋእ ክልተ ግዘ ከይንጋገ ቅድም ክብል ከይተዳለና ናብ ኺናት አቲና ወለዶ አብሪስና። ኮይኑ ግና ኣብ እዋን መኸተ ዘፍረናዮ ሓይሊ አፍሪስና ትግራይ ማዕፆ ዘይብሉ ገዛ ንፀላእቲ ከይነርክብ ፍሉይ ጥንቃቀ ዘድሊ ምዃኑ ደጋጊምካ ምሕሳብ ስዓቱ ሕዚ እዩ።

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 19 часов назад

    ሙውታት ኢኩም።
    መማረፂ ዘይተቅርቡ ካብ ተራ ወቀሳ።

  • @Lililove.-yz9xl
    @Lililove.-yz9xl День назад

    ኧረ ሕዝብና እንታይ እዩ ኾይኑ ????? ኢዱ አሲሮም ንባርነት ክሸጥዎ እናዳለይዎ ስቅ ኢሉ ዝርኢ ????

  • @hagazinugus8711
    @hagazinugus8711 День назад +1

    Journalism at its best. While most of the main stream medias and yutubers are highley tired of broadcasting about the so called DDR, designed and called by the federal gov.t, araray infotainment is presenting the other version of this hotcake in different perspective.

  • @SemiraSalih-mm4pf
    @SemiraSalih-mm4pf День назад

    political party DDR very important b/c militant group problem for tigray

  • @ZebBur-jv5wi
    @ZebBur-jv5wi День назад +1

    ከመይ ኢሉ ፀፅታ ትግራይ ውሕስ ክኸውን ካድረታት ዓድዋ እናሃለወ

    • @samsamsun367
      @samsamsun367 День назад

      ፅግእተኛ ጉጅለ ባንዳታት😈 ጌታቸው ፃድቃን ርእሲ ሀርኢ መሬት ትግራይ ከትመለሰ እጥቂ ክፈትህ ይገብሩ ሸይጥቲ አዲ

    • @samsamsun367
      @samsamsun367 День назад

      ​@@MikiafeMikiafeበሎ ንዚ ሀሽከር ፅግእተኛ ጉጅለ

    • @MikiafeMikiafe
      @MikiafeMikiafe 20 часов назад

      @@samsamsun367 kefti wedi kefti

  • @ZebBur-jv5wi
    @ZebBur-jv5wi День назад +2

    ደጀን ብሕማቅ ቅዋምካ ደገፍትካ እናቅተልካ ሐዚ ፀረ ግምት ክትኸውን ሞራል የብልካን ዕጡቅ ትግራይን ስራዊት ትግራይ ምስቲ ዓፋኒ ጉጅለ ተፀጊዖም መሳሪሒ ኮይኑ ስብ እናጨወየ እናቀተለ መንግስቲ ዘይብላ ትግራይ ከትኸውን ሽፋን ዝህቡ ዘለዎ ብአሸኳይ ድዲአረ ክፍፀም ሰላም ትግራይ ክህልው አለዎ
    ግን መጀመርያ እቶም ሕማቃት አዘዝቲ አርምታት ጥሮተኛታት ክወፁኡ አለዎም

    • @MikiafeMikiafe
      @MikiafeMikiafe День назад

      Wedi sharmuta raya kefti wedi kefti alet

    • @BrhaneG.medihin-uq1yd
      @BrhaneG.medihin-uq1yd 3 часа назад

      መሬትናን ህዝብናን ውሕስ ኮይኮነ ብረት ኣይነርክብ ማለት ግምት ምቅዋም ማለት ኣይኮነን. ለሙስ ጉድ ተጋሩ እውን ዶ ዓያሹ መሊኦም እዮም እባ.

    • @BrhaneG.medihin-uq1yd
      @BrhaneG.medihin-uq1yd 3 часа назад

      ወደይ ንዓካስ ወይ ንፒፒ ወይ ንሻዕብያ የብልካ ዱሁል. ካብዚኦም እቲ ዱሕር ናይና የብለና.

  • @meharikahsay5916
    @meharikahsay5916 17 часов назад

    " ምዝራፍ ? " ምርሳይ