FUAD ALAMIN Interview 2019: ፉኣድ ኣልኣሚን

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 12 янв 2025

Комментарии • 1,2 тыс.

  • @lztg5386
    @lztg5386 5 лет назад +1194

    ሕጂ ግርም ገበርካ ደገፍቲ ፋኣድ like ሃብዎ።

    • @eritreaneritrean1570
      @eritreaneritrean1570 5 лет назад +3

      ቀዲምኪ ዓድኪ ንገርና።

    • @malhabib357
      @malhabib357 5 лет назад

      @@koala10ish ናይ መን ዱ እዚ ቻነል ብሮ

    • @teamo8913
      @teamo8913 5 лет назад

      @@koala10ish እንታይ ማለት'ዩ ዓጋመ ጉዛይ !!!

    • @malhabib357
      @malhabib357 5 лет назад

      @@koala10ishኣንታ ዶንቆሮ ኣብቲ ናትይ ኣቲካ ራኣዩ ኤርትራዊድየ ዋላ ካልእ ዘጋ ኣነ ሰለ ዘይፍልጦ እየ መግረካ ትግራዋይ ካኣ መንነት እዩ መጽረፊ ከይመስለካ

    • @malhabib357
      @malhabib357 5 лет назад +1

      @@koala10ish እንታይ እዩ ገረካ ዶስ ካብዞ ዶናቁር ህግደፍ ኢካ እንታይ እዩ ገረካ እሞ ንገረኒ ሸዑ ጽብቅ ገሩ ክረዳኣኒ

  • @هلا-ز3ض
    @هلا-ز3ض 11 месяцев назад +3

    ፋኣድ ሓወይ ማራ ኢና ኢና ንፈትወካን ነኽብረካን ድራማትካ ማራ ኢዩ ሳሓቢ ደስ ዝብል ብዛት ሚሌኑ ❤❤❤❤

  • @wizfugra2920
    @wizfugra2920 5 лет назад +246

    እዞም ስነ ጥበባዉያን ይሕዋትና ሲ ትሕትና ዘለዎም እንኮዕ ሓውኩም ኮንኩ እዞም ኣንደር ኤጅ ድኣ ንዉዒ ኣለና እዞም ክንጻረፍ ንውዕል እስኪ ምክብባር ንላመድ ብፍላይ እዞም ሊቭ ወጽና ክንጻረፍ ንዉዕል ፈጣሪ ልቦናና ይክፈትልና 😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🇪🇷

    • @yonietifekaradam5864
      @yonietifekaradam5864 5 лет назад +3

      Nefue ajoka kngdefo eina🙏

    • @techway9080
      @techway9080 5 лет назад +2

      ብራቮ ኮመኡ በል ሓድ ንክድሚት ልውጢ ኢዩ

    • @hermonrussom8952
      @hermonrussom8952 5 лет назад +1

      wiz Fugra Amen habibi

    • @eritreanyoung4468
      @eritreanyoung4468 5 лет назад +2

      wiz Fugra 👍🏽👍🏽👍🏽😍🇪🇷💐

    • @wizfugra2920
      @wizfugra2920 5 лет назад +1

      @@yonietifekaradam5864 የርኤና ቭሮ 😍😍😍

  • @ወዲዓቴ
    @ወዲዓቴ 5 лет назад +400

    ንኪሮሰይ ከምዚ ናተይ ክቐርበልኩም ትደልዩ እስከ Like ሃቡኒ።

    • @የማነባርያ
      @የማነባርያ 4 года назад +2

      ያ ኪሮስ እንታይ ገባራይ እዩ ንገሩኒ በጃኩም ሕማም ኢኩም ንስኩም ኪሮስ ጽንዓት እምነት መትከል የብሉን ስለምንታይ !!!ሓንሳብ ናይ ተዋህዶ ይዝምር ሓንሳብ ደጋፊ ይኸውን ሓንምሳብ ድማ ተቃውማይ ይኸውን ብ ኸመይ ኢኩም ትመርጽዎ ዘለኩም?????????

  • @kudusecy1332
    @kudusecy1332 5 лет назад +12

    This is one of the best interviews of all time. And yassin kicha you are doing a great job. I love the way you ask questions and let the guests speak freely. We really thank you for what you doing. Keep going brother.

  • @ዉላድሳሕል
    @ዉላድሳሕል 5 лет назад +255

    2019 ሓንቲ ስጉምቲ ከይድና ኣለና ኤርትራዊያን ንሳ ካ እንታይ' ያ ጸርፊ ኣብዚ ዓመት ናሓይሽ ሓቅይ ክክክክ like

    • @breketfsaha1194
      @breketfsaha1194 5 лет назад +7

      You are right bro. and it is realy one step up we need to respect each other no mather what opinion we have God bless you all

    • @habenokubayhaile5658
      @habenokubayhaile5658 5 лет назад +6

      Haqka kab xerfi entay yrkeb ajokum deqi erey

    • @robi-gu3gu
      @robi-gu3gu 5 лет назад +6

      ያ ሎሚ ንሓይሽ ናይ ባሓቂ ሓልዪት ነንባዕልና ንረአአ ኣሎና

    • @awetkfle4675
      @awetkfle4675 5 лет назад +5

      Ymelalna eyu zebl.kab tserfi zrkeb mekseb yelen

    • @sarontewelde4500
      @sarontewelde4500 5 лет назад +4

      ናይ በሐቂ ደስ ክብለካ እወ ዓቢ ለውጢ እዩ

  • @ahmedmahamed5488
    @ahmedmahamed5488 5 лет назад +341

    Waaw bejakum like bishim Fuadino mara mara eye zifetwo sinetibeb malet fuad malet eyu kicha ka thanks

  • @mehrtesfamicheal318
    @mehrtesfamicheal318 4 года назад

    ኣሰይ ሽኮሪናታት ደቁ ሃገረይ ኣዚየ የመስግነካ ክቡር ቅጫ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነዚ ኣዚየ ዝፈትዎን ዘክብሮን ኣርቲስት ፋኣድ ኣልኣሚን ዘቅረብካዮ ምቁር ዕላል ኣዚዩ ደስ ይብል ምስ ኩሎም እትገብሮ ቃለ መሕተት ብሉጽ ኣቃራርባ ኣለካ ኣጆካ ቀጽሎ ኣምላኽ ይባርካ

  • @ሓቡወዲኤረይ
    @ሓቡወዲኤረይ 5 лет назад +119

    ዋዉዉዉዉ እቲ ዝሕብዮ ኣርቲስቲ ፋኣድ ኣልኣሚን ጽቡቕ መደብ👍

  • @yonaslove3286
    @yonaslove3286 5 лет назад +22

    ፋኣድ ሓውና ብመጀመርያ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ንሕና ውን ብልቢ ኢና ንፈትወካ ኣብ ዝመጽእ ክኣ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ

  • @ariemeb7923
    @ariemeb7923 5 лет назад +153

    ቕጫ ሓወይ ዝምስገን ስራሕ እዩ፡ ከም ሪኢቶይ ግን ዝከኣል እንተኮይኑ ነቶም ዘይተዘመረሎም ስነጥበባውያን ክትዝክርዎም ከለኩም ስእሎም ኣሰኒካ እንተ ተምጽኦም ጽቡቅ ኔሩ

    • @azumom5671
      @azumom5671 5 лет назад +3

      ኣነ ከማን ከምኡ ክብል ጸኒሐ ፡ ገሊኦም ዘይፈልጦም ሰርች ኢለ ክርኽቦም ዘይክእሉ ኮይኖም።

    • @samsomsamsom5731
      @samsomsamsom5731 5 лет назад +3

      ይገርመካ እዪ ብፍላይ ኣቡኡ ን ፋኣድ ኣቦይ ኣልኣሚን ኣይፈልጦን እየ ኔረ ' ኣብ ምስሊ ትብል ፊልም ምሳይ ተዋሲኡ ኢሉ ኣሎ ፋኣድ እስከ ክንግምት ምበር ኣይፈልጦን ኢና ስእሎም ከርእዪና ይግቦኦም ኔሩ

    • @abadieri8870
      @abadieri8870 5 лет назад +1

      ትክክል ኣነ ውን ከሙ ክብል ጸኒሐ

    • @wizfugra2920
      @wizfugra2920 5 лет назад

      ያኣ

    • @alekugena596
      @alekugena596 5 лет назад +2

      @@samsomsamsom5731 hawey Alamin Alemuz abu aykonen Akuu u ktfelto tedelika newih keykedna ab guramura aleka kem ato biemnet koynu neten awald abuen koynu kbretey

  • @atakltielias
    @atakltielias 5 лет назад +1

    ኣዝዩ ጥዑም ዕላል፡ ክብረት ይሃበልና ቅጫ፡ ጽቡቕ ዕድል ን ፉኣድ ጠጥዑሙ ሰላም ወሰናይ።

  • @በጃኺንዶኤርትራ
    @በጃኺንዶኤርትራ 5 лет назад +14

    ፋኣድ ጅግና ንበረልና እስከ ኣታ ሓላል ፍጥረት ሓደራኩም ግን እዚ ፋሕ ኢሉ ዘሎ ህዝብኩም ከይተሓለልኩም ኣብቲ ናይ ቀደም ፍቅሩ ክምለስ ስርሑ ። ብጣዓሚ ኢና ንፈትዎኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
    ኩርዓትና ኢኩም

  • @ritaasmelash3236
    @ritaasmelash3236 2 года назад

    Eway yehwatna Ertrawyan tefikum 🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹

  • @huseinmb531
    @huseinmb531 5 лет назад +9

    Kicha Thankyou for bringing one of our beloved artists.It was very interesting. Great job.I think the background music was very annoying, may be it is only me who feels that way :)

  • @meronisseyas976
    @meronisseyas976 5 лет назад +2

    I have never written comment before for anyone faid alamin is the best actor of Eritrea the most interest guy i love you so much faid i don't have words to discribe your character and amazing job i am thank to god to belong us our Eritrea keep going my brother

  • @tsegaydina5624
    @tsegaydina5624 5 лет назад +27

    ጽቡቅ ስራሕ ቕጫ ደስ ዝብል ሽግራትና ጸርፍታትና ኣወጊድካ ናብ ጽቡቅ ማኣዲ ስነጥበባዊያን ኤርትራ ብምቅላሕካ ከየመስገንኩካን ኣይሓልፍን ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ቅጫ ኣስሊ ብራቮ

    • @sarontewelde4500
      @sarontewelde4500 5 лет назад +2

      ጽቡቅ ኣለኻ ጸጋይ የሕሊፍና ክንወሃሃብ የብልናን ኣጆና የሕዋተይ

  • @tesfaldte8921
    @tesfaldte8921 4 года назад +1

    ዋዉዉዉ ፋኣድ ጎበዝ ኣርቲስ እንካዕ ብሰላመ መጻካና ጠፊካና እንዲካ ከመይ ዲና ንሕና

  • @evensamuel5787
    @evensamuel5787 5 лет назад +9

    ፋኣድ ሓወይ ብጥዓሚ ኢየ ዝፈትወካ ካብ ልቢ ፋኣድ ሓወይ ናተይ ጽቡቅ ናይ ሂወት መንገዲ ይምነየልካ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ኣይትሕመቅ ያሲን ሓወይ ድማ ይበል ብ ቱሑት ውሕሉሉ ክትሰምዖ ዘብህግ ቃለ መሕተት ኣጆኻ ቀጽሎ ኣይትሕመቁኒ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ። ን ወዲ ጀርመን ካ ብ በጅኹም ከትምጹልና ብኽብሪ ንሕትት Rahena Tv ❤❤❤❤

  • @asterredie7395
    @asterredie7395 4 года назад +2

    We love you Fuad and thanks Yasin des zibl interview!

  • @abinohlove
    @abinohlove 5 лет назад +3

    You are one of the best actor fuadino love you so much best my favorite hlnawi seb kino mbal zbhal yelen meglexi albo just best of best for ever . Reyto nrahena tv dma xbuq medeb eyu gn newih ente koynu eti gzye reyu zeqarxo whud aykonen. Ane kem ane fuad sle zkone tray eye reyeya. Slezi ab qexali nwh zbele ente koynu bkfal ktgebrwo temeraxi koynu ysmani. Thanks gex nfetwo sle zerakumna ka. Xbuq edl fuadino & qcha hawna dma.bruk qedame sembet nmlae hizbi eri bhafesha neza xhuf tenbbu dma. Thanks.

  • @awetbeletse1842
    @awetbeletse1842 5 лет назад +2

    Wowww amazing VIDEO fuad hawey abo sne tibeb I'm so happy well done Baba qicha kea please n kiros asfaha amxalna eka degefti kiros eske boluni xefuni like gerkum

  • @believeyourself1903
    @believeyourself1903 5 лет назад +42

    FAUD ALAMIN NATEY HAWAY KUBUR ERITRAWI , WEDIHIZBI.
    I AM REALY HAPPY TO SEE YOU AGAIN.

  • @ibrahimwediosmanhawinijati2811
    @ibrahimwediosmanhawinijati2811 5 лет назад +1

    Asey Fuad alamein kemay dika natey so sab kemay garu fateyuka do eluka wedi qecha very very fantastic artistic mukanu qech shukori 👉✌✌✌✌👈

  • @millimeter1030
    @millimeter1030 5 лет назад +6

    መርሓባ መርሓባ ኣቢ ሰብ ፈታው ህዝቡ ፉዓድ ኣልኣሚን ዕድመን ጥናን የሃብካ.
    ነዛ ሓድሽ ስራሕ ድማ ብሃንቀውታ ንጽበ.
    ካልእ ያሲን ሓወይ ብዕጣሚ እየ ዝመስገነካ ንፈትዎ ሰብ ሕዝካ በምምሳካ.
    ኣብዚ ናይ ሎሚ interview ሓንሳብ ንደሕሪት ተመልሰ ንስነት ዘኪረ
    ሓንሳብ ድማ ይሓርቕ በቲ ኣብ ዓድና ዘሎ ኩነታት ሰነ ጥበብ
    Any how ረቢ በዓሉ ሰላም የምሰልና
    # ኪሮስ ኣስፈሃ ሕዝካልና ክትመጽእ ብተስፋ ንጽበ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍👍👍

  • @ghirmayyohannes9845
    @ghirmayyohannes9845 4 года назад +1

    ብሓቂ ፍቃድ ክብር ሓው ፍቅሪ ወላዲት ክት ገልጽ ምስ ዘሎ ናፍቆት ኣይኮነን 6--7 ዓመታት ዋላውን ይኩን ን1 ምዕልቲ ከቢድ እዩ
    ብዝኾነ ፈጣሪ የውግሓዮ ሽግርና የሕጽረልና

  • @ኣቢስደተኛ
    @ኣቢስደተኛ 5 лет назад +44

    ቃጫ ሓቢቢ ብጣዕሚ
    ኢካ ጅግና ብፍላይ ኣብ
    ኣታሓትታ ብጣዕሚ ፍሉይ
    ነት ኣልዎ በቃ ንሱ ካኣ ንኩሉ
    ብዳህሳስ ስለ ትሓትት ፉኣድ
    ኣብ ልበይ ፍሉይ ቦታ ኣለካ
    ንክገልጸካ ዉን ቃላት ይሓጽረኒ
    ኢዩ ብፍላይ ኣብታ ንእሽተይ
    ሓወይ ክንዲ ሓሙተይ ትብል
    ፊልም ዓቢ ትራ ኢኩም ተጻዊትኩም
    ኣብ ቡዙሕ ኢኩም ተዋስእኩም
    ግን ኣብ ልብና ፉሉይ ቦታ ኣልኩም
    ፉደይ ሓደ ማዕልቲ ኣብ ባሕቲ
    ምስከረም ፋታ ከጋብዝካ ኢየ
    ዓድና ምስተመልስና ሶ ኣጁኩም።

    • @samsomsamsom5731
      @samsomsamsom5731 5 лет назад

      @@koala10ish ተማሃር ማዕብል ርእሲ ብርጭቅ

  • @kekeloye771
    @kekeloye771 5 лет назад

    Wawwwww fekadino betami ye zefetweka des zebel thankes kecha hawey👍👍👍👍👍🇪🇷

  • @febennehari6115
    @febennehari6115 5 лет назад +3

    Congratulations you arrived Sweden 🇸🇪 Feadino habibi

  • @shutup6278
    @shutup6278 5 лет назад

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቅጫ ሓወይ ንፉኣድ ኣብ መደብካ ብምቅራብካ ከኣ thank you ከምዝኦም ንፉዓት ሰብ ጥበብ ምቅራብ ኣይትሕመቅ::
    ነታ ቆብዕካ ከኣ በኣገባብ ተተከደንካያ ደስ ይብለና thank you ❤️❤️

  • @Faraholland
    @Faraholland 5 лет назад +3

    ፉፉ ዓሽ ብልቢ ተሓጊሰ ኣነ ብወገነይ ዕላልካ የስተማቅሮ ኣለኹ love uuuuuuuuuuuuuuuuuuuu

  • @greatlife7576
    @greatlife7576 5 лет назад

    Thanks Rahena Tv n Fead zekrebkumulna

  • @ምሳኪእየክሳብግዜሞተይ

    ደቂ ኤረይ ከመይ ቀኒኩም ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ንፋኣድ ኣላሚን ዝፈቱ ከኣ ብ #like ገይርኩም ፍግኡኒ እስከ

  • @teweldetesfa6573
    @teweldetesfa6573 5 лет назад +2

    ድምጺ ሽወያ ትሕቲ እምበር ነዚ ኣዚና ዝፈትዎ ፋኣድ ኣላሚን ዘምጸካልና ኣዚና ነመስግነካ።

  • @Ibrahimsalh.
    @Ibrahimsalh. 5 лет назад +178

    ፋኣድ ጂግና ወዲ ህዝቢ ። ላይክ ኒ ፋኣድ ዝፈቱ

    • @Ibrahimsalh.
      @Ibrahimsalh. 5 лет назад +1

      @Phenomenal Event ክክክ ታይ ዳኣ ትብል ዓርኩ ፋኣድ ሽኮር ኣክተር ወዲ ኤሪ ዩ ኢኮ ኣይትግጥሞን ዲካ ክክክ

    • @ادريسشروم
      @ادريسشروم 5 лет назад +2

      Feadey. Kabtom. Alewu zibahalu. Sene. Tibrbawa. Hagerna. Eu. Abshir. Fadeyyyyy. Kemu. Wen. Kisha. Habiby. Kexilo

    • @Ibrahimsalh.
      @Ibrahimsalh. 5 лет назад +1

      @Phenomenal Event ሓወይ ናዓባ ኣይትጋገ ኒ ኢትዮ ዝብል ንቅፈታ ዘይ ተዛረበ ከማን ጊን ኒኢድዎ ኣመስጊንዎ ኢዩ ስምዓዮ ጽቡቅ ገይርካ ኣነ ካኣ ኣብ ሸወደን ኣለኩ ክገርመካ ባሓደ ኣለና ዓርኩ ። ድሕሪ ኮለል ሸወደን ኣትየ ኢዩ ኢሉ ጊን ኣመስጊኒ ዩ ኒ ኢትዮ።

    • @Ibrahimsalh.
      @Ibrahimsalh. 5 лет назад +1

      @Phenomenal Event ክክክክ ኣታ ካብዞም ህግደፍ መንደፍ ዲካ ክክክክ

    • @ምንባርንዘለካምፍቃርእዩእ
      @ምንባርንዘለካምፍቃርእዩእ 5 лет назад +1

      @@Ibrahimsalh. ክክክ ካብኦም እዩ ስልሒም እንዳ በሉ እዮም ዝመጹ ድሁላ።

  • @UserJesusislord
    @UserJesusislord 5 лет назад

    Wawwwww fadey shekor edmen tenan yhabeka amlak🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😘😘😘😘💪💪💪❣❣❣💗💗💗nkirosey natey amtselna bejaka mekseb hawey😘bsem fadey Like habeni deqta halal meret eritrawyan mekseby natey selam bhabera🇪🇷😘❤

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 лет назад +10

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ( ቅጫ & ፉኣድ ) በጃኹም ነዚ ወዲ ሓጂ ድባሃል ወዲ ኣብ ሊፍ እንዳ ኣተወ ሰብ ክመቃቅል & ብሃይማኖት ኮታ ቡዙሕ ባህሪ ዘለዎ ኣብ ደቂቅ ደቂቅ ተቀያያራይ ባህሪ ደለዎ መዓድዎ ደዊልኩም ንሕና ኣመንቲ ምስልም ኢና እሞ ካባና ተማሃር ኢልኩም ኣታዓባቢያኹም ምስ ዝተፈላለየ ደቂ ሰባት ከም ድዓበኹም ካብቲ ጡዑም ባህርኹም ( ጠባይኩም) ደዊልኩም ምቆልዎ pls pls pls ኤረትራ ንእሽቶይ! ንእሽቶይ! ሃገር ኢያ ፍልልይና ጼርና ንከባበር የሕዋት።

  • @harunkay2579
    @harunkay2579 5 лет назад

    Fuad mekesb eway ketem nay kedem fekri Korchach demo amsalna tumum Elal fekri kelelna, Yasin hawuna sebuk Filey zebele medeb eu , bezaba artists nay Hagerna zehetetwo broing u, kemzie lumud aykonen artists hagerana personal elal nay hiweton aynefoloton ena kemtom nay kale aditat, tanks

  • @EriCoralo
    @EriCoralo 3 года назад +3

    ኣዝማሪኖታት ፍትዋት ምስ ተራኸቡ ይኹን ምስትኣከቡ መመሊሶም ዝምቁሩ።
    ኣዝማሪኖ ኩሉ ሂወቱ ፍቕሪ እዩ❤

  • @mnbarkerfah9101
    @mnbarkerfah9101 5 лет назад +6

    Faedey shikor welcome 😍😍😍😍🇪🇷👍

  • @hanijazz9063
    @hanijazz9063 4 года назад +1

    True Legend Fuad Alamin... humble and down to earth proud Eritrean 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 лет назад +87

    ኣየወ ፋኣድን ወዲ ነገደን ዘይብሉ ፊልም መቀረት የብሉን ክብሃል ከሎ ' ዓሕ ታይ ሞ ህግደፍ ከሎ ዶ ስነጥበብ ክምዕብል ናይ ሎም ዘለው ጥበበኛታት ዝብሉ ክኣ ሃገረሰብ ከተማ ኢሎም ክፈላልዪ ይውዕሉ ኤፕ ፊልም ትግርኛ ምርኣይ ክንገድፎ ኢና ሎምስ ' መይቢ ብዓል ፋኣድ ተመሊስኩም ጥበብ ተተሕድስዎ ዲንቂ ምኮነ ።

    • @angosomtesfagergish1001
      @angosomtesfagergish1001 5 лет назад

      Nay bhaki zearkey rekibkani kiyaro Abe alem blash kkkkk adeni zearkey kedyeka eye kk

    • @መሪታደሰጋልከረን
      @መሪታደሰጋልከረን 5 лет назад

      ygermeka u sheyati likay hagereseb dabelka kea filmi alo smi terifom gohafat

    • @Gabby7521
      @Gabby7521 5 лет назад

      Ab kulu alem hageresebn keteman yibehal yu aytestemasil ika sehabey. Country boy yibehalu wela ab dege.

    • @jemalmaruf5586
      @jemalmaruf5586 3 года назад

      Nay bahakiy

  • @midiamasmerom8653
    @midiamasmerom8653 5 лет назад

    Feadey shikor bejakum eti nay kedem tum filmkum qexliwo,😘😍

  • @betromnegassi9270
    @betromnegassi9270 5 лет назад +10

    ፎኣድ ሓወይ ኣብ ከምዚ ኩነታት ምህላውካ ኣዝየ ሕጉስ ኢየ።ክሳዕ ሕጂ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎኻ መሲሉኒ ብዙሕ እሻቐል ነይረ። በርትዕ እብለካ። ቅጫ ከኣ ኣምላኽ ጸጋኡ የብዛሓልካ።

  • @nahomokubamichal874
    @nahomokubamichal874 5 лет назад +1

    ኣብየት ከም ባዓል እዚኦም ኣይቀየሙልካ. ብስም ሰብ ሸቐጥ ኢልካ ኣሎ የሐው ዕድመን ጥዕናና ምስ ኩሉ ስራሓትካን ሂወትካን ይምነየልካ መምህር ትሕትና።

  • @ምንባርኣይድገምንዩ-ዸ8ቸ

    ፉኣደ ጅግና ንፍዕ ተዋሳይ ናይ ኤረና ።ያሲን ንኪሮስ ኣቕርበልና ።

    • @samigosb97
      @samigosb97 5 лет назад +2

      ምንባር ኣይድገመን ዩ kiros kemey dbelwo seb eyu tay krekb qdri bfqri geruna 1*** nay haderna King

    • @promisedlandpromisedland4672
      @promisedlandpromisedland4672 5 лет назад

      ምንባር ኣይድገመን ዩ neay eba requests gberuni. Interview kigebr deliye.

    • @samigosb97
      @samigosb97 5 лет назад

      Promised land Promised land nska kea neay kiros Interview kgebr kelo aytresani

    • @promisedlandpromisedland4672
      @promisedlandpromisedland4672 5 лет назад

      ሳሚ S/B mot tresiani sami hawey

  • @abdurezakabdulwasie3546
    @abdurezakabdulwasie3546 5 лет назад

    ቅጫ ሓቢቢ ብጣሚ የመዝግነካ ፉኣድ ካብቶም ኣለው ንብሎም ተዋሳእቲ ናይ ኤርትራና ኢዩ ኣጆኻ ቀጽሎ ንዝተረፉ በኸምዚ መልክዕ ከተቅርበልና ንጽበየካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 лет назад +7

    ፋኣደይ ያሆ
    ከመይ ዲና
    ንሕና "!

    • @salahnuri9564
      @salahnuri9564 5 лет назад

      Kexil fuadey habiibi bitami iye filmitatka zifetu

  • @RaiYmane
    @RaiYmane Год назад

    ፉኣድ ዓቢ ሰብ ❤❤❤ ሕጂ ግርም ኮነ🎉🎉

  • @afromama9089
    @afromama9089 5 лет назад +6

    👍🏾😀
    Good to see you
    Thank you so much 😊

  • @sirakwerasi9736
    @sirakwerasi9736 5 лет назад

    Selam mgemerya yknielna medbka sbuk you kicha gin dmisi gberlu editer

  • @alimahmud1545
    @alimahmud1545 5 лет назад +34

    Waww zdniqo Artist fuad 😍✌

  • @fdshkjhm4369
    @fdshkjhm4369 5 лет назад

    kicha videotarka n etekrbom sebatn Aziu meharn azenagaen eu eza 1:40 darga 10 dekik koyna tesemiatini kexlo yekenyelna nkulukum.

  • @tsitsi1032
    @tsitsi1032 5 лет назад +26

    wooooooo,,,,,,,,shikorina gazietegna adnakitka eye lomi kea btaemi ika ahgiskani
    btaemi eye zfetwo he is so talented,,,fuad shikor keep doin gud work

  • @hanimaya1172
    @hanimaya1172 5 лет назад

    Thank you kicha hawna & btaimi zidinek Interviews eka tekribelna zeleka nice Job. 👏👏👏👏❤❤❤

  • @ከምዚኢልካስናብራኣይኮነን

    ንኺሮስ ከኣ ኣብ መጻኢ ኸተቕርበልና ብትሕትና ንላቦ ያሲን ፉኣድ ኸኣ ኣጆኻ ኣይትሕመቕ

  • @bertadegu2412
    @bertadegu2412 4 года назад

    great intervwe great discution , welcome musian and composer fuad al ,amin .. rahena tv we thank you , we will continue syport the chanel ... merhaba , qxello . eid , mubarake , absher tbasher . lgende fuad al amin ..

  • @ሚኪዋሃቢሪኢቶሙዚቃ
    @ሚኪዋሃቢሪኢቶሙዚቃ 5 лет назад +3

    Welcome come fuad Alamin I love you and miss you so much ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ

    welcome mukurat ahwatey
    Adeneketi ፋኣድ abey alekume? Like ኣእዱኒ

  • @fishiktaamelleyasalyiishar1875
    @fishiktaamelleyasalyiishar1875 5 лет назад +33

    ሰላም ቅጫ ንሳዓል ኢዚ ናትካ ስራሕ ጹቡቅ ኢዩ ግን ርእቶይ ኪህብ volume to less ኣብ ትመላሉ ግዜ ድምጺ ውን arrange ብጃካ

  • @saronmichael1287
    @saronmichael1287 5 лет назад

    Wwww Fuad great artist Eritrea betem eya zadnqom serhka aijka kaxlo 👍👍👍

  • @berhegebrengus563
    @berhegebrengus563 5 лет назад +5

    ፋኣድ ዓቢ ሰብ ቁኑዕ ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @lmtvsan1522
    @lmtvsan1522 5 лет назад

    Thanks kcha nzi kubur Artists sle zemxakalna edmen tnan yhabka faud asli

  • @heri2068
    @heri2068 5 лет назад +77

    *ኣነ ርግጸኛ እንዳኾንኩ ይመጽእ ኣለኹ ቅጫ ሓወይ ድሕሪ ፉኣድ ኣልኣሚን "ኮ እንተዘይበልኩ ከም ጠለብና ግን ን'ኪሮስ ኣስፋሃ ከተቕርበልና ኣብ ሓሳብ ከምዘለኻ። so ንጽበ ኢና ዘለና ዝተረፈ ብተቕርቦም ዘለኻ ኣዚና ዕጉባት ኢና። ዓንዲት ዕቑባይ ከኣ ኣስዕብ ኣብለና ጽቡቕ ጌሩ ክፍለጠና።*

    • @ኣቢስደተኛ
      @ኣቢስደተኛ 5 лет назад +5

      ሓቢቢ ኣና ኣስመርልካ
      ኣለኩ ኣብዚኣ ይስማምዕ
      ኢየ ኣርባዕተ ነጥቢ ገረ
      ካዓጽዋ።

    • @samsomsamsom5731
      @samsomsamsom5731 5 лет назад +3

      ያ ናይ ብሓቂ ኪሪ & ኣንዲተይ ከቅርበልና እዪ ግድን

    • @Tomashawebhari6509
      @Tomashawebhari6509 5 лет назад +3

      asmeral aleka bror kiros chichachn koma ka andit isuka ilik geubar nzaeom zefet ilik 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

    • @robitete3838
      @robitete3838 5 лет назад +2

      ናይ ልበይ ረኺብካያ😉👍

    • @samigosb97
      @samigosb97 5 лет назад

      Kiros eko mewadadrti yeblun kale professor khato alewo kiroseyyyyyyy King 👈🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔💔💔💔💔

  • @zowdikidane3760
    @zowdikidane3760 5 лет назад

    ፋዳኣይ ንዛትውሜ ክልኣዋ ኤንታይ ይግባኤ ክትግልዝው ዝግረመኤ ኤይ ህካኣ ኣታኣ ውድኤ ህዝበኤ ፍትወኤ ፍኣዳይ ሓበአበኤ ንብርው ክትምልስው ኤክውም ኣብታአ ትፍትወኣኤ ኤርትራ ኣጅና, 😍😍❤️😍🇪🇷❤️😍🇪🇷 ኤድማኣ ይሕብካኣ

    • @yikalokidane4544
      @yikalokidane4544 5 лет назад +2

      Tigrina dyu ezi xehfkyo zelka swahli eyu kkk

  • @ከማካሞመንኪሮሰይኢሰያስስ

    ፋኣዲኖ ሓበናዊ እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ቅጫ ድማ የቀንየልና ነዚ ኩብር ስነ ጥበባዊ ምምጻእካ

  • @ሓበንማዕማዕ
    @ሓበንማዕማዕ 5 лет назад +1

    ዋውውውው ሕጂ ኢካ ጽቡቅ ዝገበርካ ጃሲን ሓወይ ፈኣድ ኣልኣሚን እቲ ቀዳማይ ዝነፈዐ ኢለ ዝኣምነሉ ኣርቲስት ኢዩ

  • @maebelstudentlife2706
    @maebelstudentlife2706 5 лет назад +26

    Eti melaat ke dea abey alo
    Love you feaaf and kicha shkor

  • @peaceandlove8007
    @peaceandlove8007 5 лет назад +1

    Best artists keep the good work one day will be home all together and enjoy your work♥️
    Thank you 🙏♥️

  • @ሃገረይሃገረይኤርትራንበር

    ያ ማራ የ ዝሕብዮ ፋሃደይ ንበረለይ እስከ ሃቢቢ

  • @YOUNG_Noh
    @YOUNG_Noh 2 года назад +1

    ዝፈተዎ ስነ ጥበባኛ ❤

  • @merawediandat6238
    @merawediandat6238 5 лет назад +17

    Woww ሕጂ ግርም ዝፈትዎ ኣርቲስት....ኣብ ዝቅጽል ክኣ ን ኪሮስ ከተቕርበልና ብትሕትና ይሓትት።

  • @ReewTredh
    @ReewTredh Год назад

    Fada Araboshito Betamiye Zefetiwa Eji Adishi negera netsebe ok❤❤❤

  • @amanuielzerai6219
    @amanuielzerai6219 5 лет назад +56

    ቅጫ ሓወይ ሓየት ኤርትራዊ ጥበበኛ ኣምጺእካልና ደስ ኢሉና!!

  • @godblessgodbless9692
    @godblessgodbless9692 5 лет назад +2

    Thanks yehwat zehlfe hiwet azkrkumna 😍🤩🤩

  • @danielkahsay5038
    @danielkahsay5038 5 лет назад +38

    I love you fuad alamein kab libi eye zftewka fadey jegna 💖♥️💯💯

    • @danielkahsay5038
      @danielkahsay5038 5 лет назад +1

      @Tsibah Tesfa Mama wala neska keman jegna eka n fadey zfetu jegna kekowun alewo

    • @danielkahsay5038
      @danielkahsay5038 5 лет назад

      @Phenomenal Event tegeraway komal agame qondaf egeri resah alet cenawi alet nay alemna fooooooo tegeraway si seb deyu gexkum tekewel

    • @angosomtesfagergish1001
      @angosomtesfagergish1001 5 лет назад

      @Phenomenal Event ata kemey resah nefat eka melhaska tkorex

  • @habtomhaile6022
    @habtomhaile6022 4 года назад +1

    ጽቡቕ ሕቶታት ነዛ ፊልም ወዲ ነገደ ትብል ዘይሞኖዋ እንቶሎ ላይክ ጸቒጡ ይሕለፍ ኣነስ ክሳብ ሕጂ ኣይሞኖኹዋን

  • @michaelteame4562
    @michaelteame4562 5 лет назад +20

    wawww btami nifue zedniqo tewasay kemue win gazetena des zebil medeb u thanks

  • @johnzeray1369
    @johnzeray1369 5 лет назад +2

    ዋውውውው እቲ ዝፍትዎ ኣርቲስቲ እንቃዕ ብሰላም መጻካ ኣዝማሪኖ

  • @loveyouyma88
    @loveyouyma88 5 лет назад +5

    Wawww ዉዱኣት ኢለኩም ናትኩም ኢዩ ግና ኣይትጥፍኡና ኢኹም ሓባይብና like👍👍🏻 ከኣ ኣነ ከማን ውዱእ ስለ ዝኾንኩ

  • @gizeab3537
    @gizeab3537 4 года назад

    faudey ma legend.......am ethiopian tigray natka srahti naraku ye abye ..btami yfotyeka neyre stil......ember ke kabey planet eka tefetirka faudey btami eka tkl ko..beka i don nw wt to say .u r ma icon

    • @leday3382
      @leday3382 2 года назад

      Made in Asmra eiu🤣🇪🇷👈

  • @ariamnoahamaniel3373
    @ariamnoahamaniel3373 5 лет назад +31

    Am big fun of you love you fued great artist

  • @zowdikidane3760
    @zowdikidane3760 5 лет назад

    ይክንይለአን ንፋደአ ዝምዘክይ ፍትዋተኤ ድቀኤ ኤርትራር ስምራት ክልናአ ትብድለና ኤድልናኣ ኽይንው ኤድውም ኣይሳንው አሕግዳፍ ርግውማተኤ 🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷❤️😍🐅❤️😍🇪🇷 ብሕከኤ ንፍትው

  • @kubromteame6355
    @kubromteame6355 5 лет назад +57

    ሕጂ ግርም ዝብላዕ ሰብ ኣምጺኻልና ያሲን ሓወይ የቀንየልና።

  • @temesgenbeyene5611
    @temesgenbeyene5611 5 лет назад

    I praud u kecha habibi nexbeyo zenberna seb amexieka thanks fead habibi kaa selamen kesaneten nemnyelka habibi and kecha hawena dehay kiros kaa gebrlna

  • @semra5955
    @semra5955 5 лет назад +3

    Great lovely funny eritrean artist, I miss you fuad love you forever we still waiting for you to make a movie with the best artist aman hamed wedi negede💕🇪🇷❤🇪🇷💕

  • @brktiwelday5195
    @brktiwelday5195 5 лет назад

    Fuad 😍❤❤❤❤❤100% godelo zeyblu artist .bdhri bal fuad tefiekumuna gele eba belu

  • @robitv5961
    @robitv5961 5 лет назад +35

    ፋኣድ ጅግና ኣፍ ዉጽዓት

  • @harhentube7150
    @harhentube7150 5 лет назад +1

    Thanks yassinom gex nefetwo arekana! Yassinom best interviewer!!

  • @Jaki197
    @Jaki197 5 лет назад +4

    ኣየ እዛ ጎሮሩኡ ጥራሕ ከምኣ ኢላ ኣላ እንበር ካልእስ ተቐይርካኒ ፉኣደይ
    ፉኣደይ ኣምባሳደር ጥበብ ሃገር ሓበን ሃገር

  • @nuwatu3778
    @nuwatu3778 5 лет назад +1

    የቐንየልና ፋአድ ኢቲ ሓቂ ስለ ዝገለጽካዮ

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 лет назад +13

    ፋኣደይ መን ኮን ትከውን ብሑብ ጣዕ ኣቢላትካ ኔራ ኣደንጊጽካኒ ፋኣደይ ሙቁር ፍጥረት ኣጆካ

    • @edensolomon8577
      @edensolomon8577 5 лет назад

      Nitsibuq hasibulu yikewun i hope hiji ab tsibuq hadar kithlu

  • @ፍቅርንስንትንደሃይስፖርት

    Deqi rimey xbuqat edmen tenan yhabkum .😘😘😘

  • @wedinegedenegede9813
    @wedinegedenegede9813 5 лет назад +5

    Fuadino walcome ma best artist ✌❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sabrinamehari7767
    @sabrinamehari7767 5 лет назад +1

    Asmera zenafeka.eska like yehabely

  • @ተስፋዩምንባር
    @ተስፋዩምንባር 5 лет назад +9

    ዋውውውውውውውውው ፋኣዲኖ ክላ ብነብሳ ሎሚ ቅነ ሰናይ ቅነ ገጽ ዝፈትዎ ሰብ ሪአ Likeeeee ሃብኒ እስከ

  • @haftomhintsa4419
    @haftomhintsa4419 5 лет назад

    Faed Aliamin nay bhaki jigna tewasai😘😘😘😘😘👍👍👍👍👌👌👌👌👌

  • @eritreanspower9770
    @eritreanspower9770 5 лет назад +5

    love you so much fuad keep going it

  • @malhabib357
    @malhabib357 5 лет назад +2

    ፋኣድ ኣልኣሚን ካብቶም ዛኣምነሎም ዝምካሓሎምን ሰነ ጥበባዊ እዩ በጃካ ንቶማስ ኣርኣዛር ኣቅረበልና ቶሚ ናይ ሕማመይ እንተ ኪኢልካ ሓያል ሰብ ጥፊኢና ኣሎ 🇪🇷😇

  • @LuwamRezene-c6l
    @LuwamRezene-c6l 5 лет назад +4

    ፉኣዲ ዝፈትዋ ተዋሳኣይ እንቋዕ ብዳሓን መጻካ ❤️❤️😘😘😘