Ajoka mebele ...we must do that now good Times 🕊🇪🇷🕊🇪🇷☘️🇪🇷🕊☘️🕊☘️☘️🕊☘️🕊☘️ tebrek mebrle🌍🇪🇷🙏🏾 ☘️🕊☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️ Amlke ne Eritra Rahwan Selamne .feqrein❤🙏🏾🕊☘️tteteee teyla da monika temhria ala gega gega.. hezbi gen yegrem yeeee viva mebel.....kab hehliu degmiu
ሓገዝ ንገዳም ደብረ ቢዘን ኤርትራ 🫴🏽 www.gofundme.com/f/support-debre-bizens-modern-agriculture-project?lang=en_US
Done amen
ብሓቂ ጽቡቕ መግለጺ ክቡራት ኣቦታት ቃለ ሂወት የስመዓና
ሚልክያስ 7: ካብ ዘመን ኣቦታትኩም ጀሚርኩም ካብ ስርዓተይ ኣግለስኩም ኣይሐለኹምዎን ከኣ። ናባይ ተመለሱ፣ ኣነውን ናባኻትኩም ክምለስ እየ፣ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት። ንስኻትኩም ግና፣ ብምንታይ እሞ ኢና ንምለስ፡ በልኩም።
8: ሰብዶ ንኣምላኽ ኪሰርቆ ይዀነሉ እዩ፡ ንስኻትኩም ግና ሰረቕኩምኒ። ብምንታይ እሞ ኢና ዝሰረቕናካ፡ ከኣ ትብሉ። ብዕሽርን ብመባእን ኢኹም።
9: ንስኻትኩም፣ ህዝቢ ብምሉኣትኩም ሰሪቕኩምኒ ኢኹም እሞ፣ ብመርገም ተረገምኩም።
10: ኣብ ቤተይ ምግቢ ኪኸውንሲ፣ ዕሽር ዘበለ ዅሉ ናብ ቤት መዝገብ ኣምጽእዎ፣ ሽዑ መሳዅቲ ሰማይ እንተ ዘይከፊተልኩም፣ በረኸት ድማ ብዘይ ልክዕ እንተ ዘየፍሲሰልኩም፣ በዚ ተዐዘቡኒ፣ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት።
Maabeley Egzabiher xegu የብዝሓልካ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኩልና በረኸት ካይሓልፈና ሞባእና ነውድቕ ንዓና ክሕሸና 🙏
ማዕበል ጃውና ካብ ቀደም ኩላ ዘለቕለቕ እንዳበለት ንበይንኻ መኪትካ ክሳብ ሕጂ ጸኒዕካ እንዳ ተቓለካ ብዝገጥመካ ዘሎ መሰናኽላት ብጣዕሚ ሕማቕ እንዳ ተሰማዓኒ፡ ኣጆኻ ቀጽሎ ኩሉ ከም ቀደሙ ክሓልፍ'ዩ፡ እዝገኣብሄር ምሳኻ ይኹን፡ኣብ ኩሉ መንገድኻ ሰላም ይግበረልካ፡
ተባረኩ አቦታት አብአገልግሎትኩም አምላክ ይሐግዝኩም ሀይማኖትና የሰስና ሀገርና እውን ይባርከልና ካብፈተነ የድሕነና ክብሪ ንስውአትና ሀይማኖትና የጠጥዓልና በብሀይማኖትና የጽንዐና ክርስትያን ብክርስትንኡ አስላማይ ብምስልምንኡ አምላ ይሐልወና አመን ✝️✝️✝️✝️✝️🙏🙏🙏🙏🙏🙏✝️🙏🙏
ኣሜን ኩቡራት ኣቦታትና ጸግኡ የብዝሓልኩም ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸሎትኩም ኣይፈለየና ማዕበል ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እዚ ትሰርሖ ዘለኻ ቡዙሕ በረኸት ኣለዎ ቀጽሎ🙏🙏🙏💯🇪🇷💯
ማዕበል ለባም ኣጆኻ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርኽ ካ 🙏🏻♥️🇪🇷
ብመጀመርታ ማዕበል ከምዚ ጌርካ ኣቦታት ካህናት ኣምጺእካ በረኸት ክንካፈል ዝገበርካ ዚና ነመስገና ጻማኻ ይሃብካ ኣምላኽ. ነቦታትና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
ዓስብካ ካብ ፈጣሪ እዩ እሞ ኣጆካ ባዕሉ ኽሕልወካ እዩ ማዕበል ሓዊ ብዙሓት
ኩልካ ኤርትራዊ ዓምካ ኣበርክት ሕጅ እያ በረከት ❤
Alena walta Hager Great work God Bless 🙏♥️🙏♥️
ተባረኽ ማዕበል ሓወይ
ጾሎትምን በረከቶም ናይዞም ቁዱሳን ኣቦታትና ይፈለየና🙏🙏🙏
ቃለሕይወት የሰማዓልና ኣቦታት አሞላኸ ዕደሙን ጥዕናን ይሃብከም ጸብቅ መደበ
ተባረኽ ማዒበል🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኤእ ! ማዕበል ወደይ እንታይ ኢያ ድኣ እዛ ነጸላ ? ከተጥዕመልካ ካህን ናብ ምዃን ተዘምብል ዘለኻ ይመስለኒ ❤🎉❤🎉❤🎉
ማዕበል ናይ ብሓቂ ክድነቅ ዝግበኣካ መንእሰይ ኢካ ናይ ብሓቂ አነ አብዚ ቀረባ ጌዜ እየ ዝፈልጦ ብኩል ድማ ንፍዕ ናይ ብሓቂ❤
ኣቦታትና ቃለ ሂወት.የስምዓልና ጽቡቅ ኣምሲና ማዕበለይ ብሩኽ ዝተባረኸ ምሩቅ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ኩቡር መኽበሪ ሰብ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዞም ኣቅሽሽትናስ ክሃድኡ፡ብሓቂ ኣብ ሓቂ ዘሎ ሰብ ህዱእ ዩ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል የስማዓልና ክቡራን ኣቦታትና
ማዕበል ሐወና ጽቡቅ ስራሕ እዩ ጸግኡ የብዛሐልካ
ጽቡቅ መደብ ማዕበል ሓውና ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና አቦታትና ማዕበል ወደይ አምላኽ ይባርኽካ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ዓስብኻ አምላኽ ክህበካ እዩ 🙏🙏🙏👍👍👍👍✌🏾✌🏾✌🏾♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤xbuq srah maebel hawna ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና አቦታትና ❤❤❤❤
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦታታትና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ክቡራት ኣቦታት ቃል ሂወት የስማዓልና። ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ። ብጥዕና ይሓልኹም ነዊሕ መዋእል ድማ ይሃብኩም።
ሓውና ማዕበል ድማ ጸግኡ የብዝሓልካ
ከምዚ ጌርካ ንኽቡር ነገር መደብ መዲብካ ከምዚ ዓይነት መንፈሳዊ ቃላት ክንምገብን። ንገዳምና ድማ ዓቕምና ንኸንገብር ዕድል ዝሃብካን ተባረኽ። ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ። ተኻፈልቲ ናይዚ መንፈሳዊ በረኸት ክንከውን ዕድል ዝሃብካና ልዑል ምስጋና ንዓኻ !
ኣለና ዋልታ ሃገር ከም ስሙ እግዚኣብሔር ዓስብኹም ይሃብኩም ። ማዕበል ሓውና ድማ ኣብ ኩሉ እትገብሮ ብጣዕሚ ጽቡቕ እግዚኣብሔር ከምቲ ልብሲ ጻዕዳ ተኸዲንካዮ ዘለኻ ጻዕዳ ይፍጠረልካ ኣብ ምሉእ ሂወትካ❤
ማዕበለይ ብሩክ ብሓቂ ኣምላክ ባሪኩካ ዩ
Welcome 🇪🇷 ambsa wide Eritrean great news Thanks God bless you dekie Eritrean Amen 🙏 🙌 ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹💕💕🙏💕
ብጣዕሚ እግዚአብሔር የበስረኩም❤❤❤❤❤❤❤
ቃላ ህይወት የስምዓልና ኣባ ቀሺ
ማዕበል ጽቡቕ ስራሕ ሰሪሕካ። ካብዞም ወያነን ደገፍቲ ወያነን የዕሪፍካና። ቀጽሎ። ብዛዕባን ሃገርናን ጥራሕ ኣስምዓና። Good job.
Egziabher Amlak xegue yebzahalka Maebel hawey❤
አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓና
Amlaek. Solotm. Ayfeleyena Amen 🙏🙏🙏
mabelino abesa abasader hageru eleka alku ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Maebl wedi Eri kexle try betami eka tehguseni
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣቦታትና ቃለ ሂወት የስመዓልና፡ ማዕበል ሓውና ጽቡቕ ስራሕ ኩሉ ትኽእሎ ኣምላኽ ዓስብኻ ይሃብካ ፡
ነዓና ድማ ኣዕይንተ ልቦናና ይኽፈተልና
Mabel hewey naty Egzabher edmen tinan yhebka nebotatna Xega abris yhebelna.
ማዕበል ሓወይ ጸገኡ የብዘሓልካ ፈጣሪ ስለቲ ትገብሮ ኩሉ ነገር ኣቦታትና ድማ ክብሪ ይሃብኩም ማዕበል ሓውይ ብዙሓት ሰዓብቲ ሰለ ዘለዉካ ንህዝቢ መንፈሳዊ ትምህርትን ኣብቲ ዘሎ ሕማቅ ርድኢት መታን ክወጽእ ክምዚ ሎምዓንቲ ኣቅሪብካዮ ዘለካ መደብ ጌርካ ከተቅርበልና ንምሕጸነካ ካብዚ ዝዓቢ በረከት የለን እሞ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
ብጣዕሚ ብርክቲ ሑርያ ሓፍትና ❤❤❤❤
ጸሎት ብፍቕሪ ዝተሰነየ ተዘይኮይኑ ኣይበጽሕን እዩ እሞ ኩሉኹም ወልደ ክህነት ተፋቐሩ። ሽግርኩም ብሰላም ፍትሕዎ። ፓትሪኣሪክ ምረጹ። ካብኡ ኣምላኽ ክናብየኩም እዩ። መድሃኔ ኣለም ብኹርማጅ ከይሰጎጉም ከሎ ይቕረ ይቕረ ተበሃሃሉ። ተባኢስኩም ጸሓይ ከይዓረበ ተዕረቑ እዩ ዝብል ክርስቶስ።
Maebelino naka zenkfeka yelon mikniyatu Egziabher sle zhgzeka ketslo bztefelaleye mengedi entay kemtgebr Egziabher kebrhalka iyu
ወኣስተሃቀረ ለካህን ኢይገብእ ውስተሰማያት ማለት ንካህን ዘናሸወ መንግስተ ሰማይ ኣይኣቱን እዩ ማለት እዩ።
Kale Hiwet yesmana Abona Amen Amen Amen 🙏 🙏🙏🙏👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼
Egziabhier berekitin redietin kidusan abotatn adetatin ykfelena. Well done maebelino. Ni bereket ybelo ❤
Amen amen yfti abonatatna💒💒💒💒💒
Meabel hawey behaki tsbuk zkone bedeb eka tekrb emo Egzabiher ayni hasad tselae ydfenelka admen tanan yhabka fetari hawey natey 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷👍💯❤️✅️💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷
Ajoka mebele ...we must do that now good Times 🕊🇪🇷🕊🇪🇷☘️🇪🇷🕊☘️🕊☘️☘️🕊☘️🕊☘️ tebrek mebrle🌍🇪🇷🙏🏾 ☘️🕊☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️ Amlke ne Eritra Rahwan Selamne .feqrein❤🙏🏾🕊☘️tteteee teyla da monika temhria ala gega gega.. hezbi gen yegrem yeeee viva mebel.....kab hehliu degmiu
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉
Amen Amen Amen 💒💒💒🙏🙏🙏 kalehiwet yesmealna abotatna tsega abriesi tsega admen tanan yhabkum fetari
Waww edemen tenan yehabka fetari zehawey mearey 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪
Abotatna edmen tenan yhabkum xeletkum ayfeleyena maebel hawna kea btaemi tehagusna kbri yhabka abi bereket tekebilna temahirnan ena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kale hiwet yesmalna bereketu miskulina yekin Amen 🙏 ♥️ 🙌 👏
Abotat nay agelglot zemenkum ybarek,bereketn xelotn nay kulom amalkty ayfeleyena
mabelino beti zegonefe kluna harikna endina ajoka nay semay aboka aykigedfekan eyu God Bless You ❤❤❤ dkimetka aytryom
Asay Asay mashlh Maebelino hawena enshlh Edman tienan yhabka fatary kolkatkom bereketom nay kudusean abotat ayfeleyeka bereketu maskulin yekin Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯💯
🙏🙏🙏✝️🙏🙏🙏 ማዕበል🎉🎉🎉
Wow ni bahaqi higi eka bereket Egizabher zhfeska fetrulka nibaqi zibltse srah kemizi migbarka tsega amlak ybzhlka qenea kemzi aynet srah qetslelu ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ኩለን ቤተክርስትያን ኣብ ዲያስፖራ ዘለዋ እንተዝሓብራ ኣብ ከምዚ ሓደጋ ዕንወት ኣይምበጽሐን።
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾♥️🇪🇷🙏🏾
❤🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
Meabel Shikor looking nice
Selam Selam kulukum deki erey ❤❤❤❤❤❤❤
Please eritrein edde edika nibel brukatey. Egziabhier hizbinan hagernan ybark ❤❤. Aser abotatna nisiab, xelotom u dew abulina zello abzi alem ❤
ሰናይ ዘቅንእ ሰራሕ ኢዩ የቐንየልና።
Aejke mablye
yes
Maebel hawey edmen tienan yhabka xolotom bereketom nay kudusan abotat ayfeleyeka ab guezo hiwetka
Amen❤❤❤❤❤❤
Thank you 🙏🏾 good job 🙏🏾❤️🇪🇷
Amen amen amen ,⛪⛪⛪⛪🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏
Amen Amen 🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
Wow maebel ❤❤❤❤❤❤❤ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Subuk aleka
Amen
Abotatna kalehiwet jesmealna
Amlak yhagizka hawey mearey
Maebel hawna btaemi nemesgneka.nezom abotat zemxaikalna.abotatna dma kalehiwet yesmealna.!!!!!!!!!!!!!
❤❤🎉🎉🎉
Meabel hawey kulu gize abotat kemeatibu kelwo msiom ketematib
ygbaka zehawey
Amen 🙏 🙏 🙏
Amen 🙏 ❤
💒Amen ❤🤲🏻🇪🇷🕊
I have visited when I was 16 years old wow I don't forget that express!
Ame
❤️❤️🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
Selam
ጽቡቅ ኔሩ ማዕበሊኖ ❤❤❤❤❤
Selam selam
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ያ ኣነ ንባዕለይ ብከምኡ ተሽጊረ አለኩ ቁጽሪ ተለፎን ብ ኤርትራ ትትገብሩልና ጽቡቅ ኔሩ ኣቦታትና
Aejke maeblno
Kale hwet yesmealna kuburat abotatna
♥️♥️♥️♥️♥️♥️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Good job
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Eti binbiat zizere bielilta yaxid emo ajokum hizibna buruk eu Amlak hagernan hizbnan ybark 🇪🇷🙏♥️
Nice ❤️