Tv Sened ኣገዳኢ ታሪኽ ጉዕዞ መሪር ቃልሲ ሓርበኛ ደራሲ ሰመረ ሰሎሞን 4 ሕዳር 2024 Part 1

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 7 ноя 2024

Комментарии • 11

  • @hailetekeste9112
    @hailetekeste9112 3 дня назад +5

    TV Sened ብጣዕሚ ኣገዳሲ ቓለ መሕትት ገይርካ። ብጣዕሚ የመስግነካ። ተጋ/ ሰመረ ሰልውሙን ሓደ ካብቶም ዝፈትዎም ዘደንቖም ሰብ እዩ። ልዕሊ ኹሉ ህዱእ ብሱል፡ ጸዋር በዳሂ ባህርያት ነይሩዎ። ንኹሉ ሕልኽላኽ ተጻዊሩ፡ ብጽንዓትን ትብዓትን መኪቱ ዝሰገረ እዩ። ናይ ምግናን ጠባይ ስለዘይብሉ መጽሓፉ ንወለዶ መሃሪ። ንታሪኽ ኢርትራ ብልክዕ ዝውክል ሰነድ ስለዝኾነ ድማ፡ ናይ ታሪኽን ስነ ሕብረ- ተሰብን ሰብ ሞያን ተመራመርቲ ድማ፡ ብስነ ፍልጠታዊ ኣገባብ ኣጽኒዖም ድማ፡ ታሪኽ ሃገርና ናይ መወዳእታ መልክዑ ከትሕዝዎ ከም መወከሲ ክጥቐሙሉ ዓቢ ህያብ ኣረኪቡዎም ኣሎ ሰመረ። ክብረት ይሃብካ የቐንየልና ስመረ። ሰለሙን

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 3 дня назад +1

    ዝኸበርካ ኣንቶንዮ ተስፋይ ተስፋ ይገብር ነዚ ምስ ሰመረ ሰሎሙን ጀሚርካዮ ዘለኻ ቃለ መጠይቕ ንበሎ ምዝንታው ታሪኽ ከምቲ ናይ ክቡር ተኸስተ ሃይለ ስፍሕ ክብል ተስፋ ይገብር። ንሰመረ ሰሎሙን ድማ ነቲ ዝሓለፎ ጉዕዞ ከይበቐቐ ከዘንትወልና ተስፋ ይገብር። ንክልቴኹም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም።💙💙💙💙💙💙💙

    • @Tv.senedNews
      @Tv.senedNews  2 дня назад

      ጽቡቕ ሓሳብ እዩ፡ እንተኾነ እዚ ሕጂ ብጽሑፍ ቀሪቡ ዘሎ ሰነደ ሓውና ሰመረ ሰሎሞን ንምንባቡ ዘይተባብዕ ክኸውን ይኽእል፡ከም ዝመስለኒ። ኣብ መወዳእታ ግን ብቃል ምስናዱ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ።

  • @solomonliza
    @solomonliza 2 дня назад

    ኣገዳሲ መደብ 🙏

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam8282 3 дня назад +2

    ክበርት ይሃበልና ቲቪ ሰነድ ኤርትራ፡
    ንኣቀራርባን ኣዘናትዋን ተጋዳላይ ሰመረ ሰለሙን ኪኢላ ዘይምኖ ደጋጊምካ ስምዓዮ ዝመጸካ ረዚን ታሪኽ እዩ፡
    እሞ ንዓኻ ኣንቶንዮ'ውን ብምምስጋን ሓደራኻ ካልእይ ሳልሳይ እናበልካ ክትቕጽል ተስፋ ይገብር፡
    ሰላም!!!

  • @ابوهاشم-ت1غ
    @ابوهاشم-ت1غ 3 дня назад +1

    اتمنى لكم التوفيق

  • @berhaneh7587
    @berhaneh7587 3 дня назад +2

    ሓው ሰመረ እንቋዕ ካብ ብሱል ጥረ ወጺኻ ነዚ ዘቀንዙን ዘሕዝንን ታሪኽ ከተዘንቱ በቃዕካ። ጸዋርን ሓቦኛን በሊሕን ሰብ ኢኻ። ዝሓለፈ ታሪኽና ኣዝዩ ዘስካሕክሕ እኳ እንተኾነ ኤርትራዊ ግን ኣካል መንነቱ ስለዝኾነ ክፈልጦን ክመሃሮን ኣለዎ። ሓው ኣንተንዮ ድማ ስለዕዙዝ ኣበርክቶኻ ምስጋና ንዓኻ ይኹን ቀጽሎ ።

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 3 дня назад

    እቲ ምዝንታው ታሪኽ ጽቡቕ'ዩ ግን ብስሩዕ ክከውን ኣለዎ፡ በብኽፋል ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ኣወንታን ኣሉታን ቃልሲ ተዝንገር ንወለዶ መምሃሪ ክከውን ኢዩ የቀኔልና!

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 3 дня назад

    Antonio, please refrain from making redundant introduction and comments. Make your irrelevant comments as short as possible.

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 15 часов назад

    ኣንቶንዮ ዘረባኻ ኩሉ ግዜ ነዊሕ እዩ። ኣሰልቻዊ ከይከውን፡ ነቲ ትገብሮ ነዊሕ መእተውን ነቲ ኣብ መንጎ ተእትዎ መግለጽን (Narration) ዘይትጽልጽሎ ወይ ዘይትቕንሶ።

  • @eritr
    @eritr 3 дня назад

    The leadership of ELF were not fit to lead a united Eritrean 🇪🇷 front, we have respect for ELF fighters but leadership were the cancer, thanks to Shabia 🇪🇷 our independence was secured by EPLF.