Tv Sened መተካእታ ዘይብሉ ሙሉእ ነጻነት ኤርትራ ታሪኻዊ መንቀሊኡ፡ፍሉይ መደብ 21(2) መልሲ ንነባር ተጋዳላይ ተኽለ ገብረስላሴ 2 ሕዳር 2024

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 7 ноя 2024

Комментарии • 18

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 5 дней назад +2

    ገዲም ተጋዳላይ ተኽለ ገብረስላሴ ( ወደ ርባዕተ ) ብተግባር ዝወዓሎ ታሪኽ ገሊጹ ኣሎ ።
    " ዝወዓለ ይንገርካ ዝሰሓተ ይምከርካ "
    ውድብ ጀብሃ ኣብ ካይሮ ብዝነበሩ ናይ ምስልምና ሃይማኖት ተመሃሮ ኤሪትራውያን ዝተጠጀአ ኮይኑ እስላማውን ዓረባውን ስነሓሳብ ዝመበገሲኡ እዩ ዝነበረ ።
    ስለዝኾነ ከኣ ሃይማኖታውን ወገናውን (ትሕተሃገራውን) እዩ ነየሩ።
    ስለዚ ብጽውጽዋይ ትረኻ ክትኮሓሕሎ ምፍታን ከንቱነት እዩ።

    • @dawittewelde4126
      @dawittewelde4126 5 дней назад

      እዚ ድኣ ፍሉጥ እዩ
      ናይ ዓራባውነት ዝንባለ ምንባሩ Specially before 1967
      ሓደ ዓጢነ እዩ እዚ ጋዜጠኛ እየ ብሃሊ
      ዓዋተ ምስኪናይ ከብቱ ተዘሚቱ ንዐአን ከምልስ ናብ በረኻ ወፊሩ ኣብ በረኻ ኣብ ኣዳል ጥይት ተኪሱ ኣዳል ዝብሃል ጎቦ የለን ኣብ በረኻ ጥይት መን ክሰምዖ ተኪስዋ ንሱ ሽዑ ሞይቱ 1961 ሞይቱ ወዱ 1983 ተወሊዱ ንመጀመርታ ግዜ ምውት ወሊዱ
      ንምንታይከ እቲ ኣጥባት ኩናማ ዝቖሮጾ ዘይዝንቶ

  • @Mezekreritrea
    @Mezekreritrea 5 дней назад

    After Aida Kidane the Best Doku-channel TV Sened ever thank you Antenio Tesfay

  • @asmera2773
    @asmera2773 5 дней назад

    General Tekste Haile Tafeu admulna eba Pls Sened Tv

  • @ابوهاشم-ت1غ
    @ابوهاشم-ت1غ 5 дней назад

    B/g wadi haile nafiqeyuo

  • @zeraymhretab9007
    @zeraymhretab9007 3 дня назад

    Enqae nselam terefka hawna atonyo

  • @egnor613
    @egnor613 5 дней назад +1

    ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ጠፊኡ ዓድመልና ባ sened Tv,?

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe 3 дня назад

    BEAAL XENUE METKEL ANTONIO.

  • @AlmightyGOD812
    @AlmightyGOD812 5 дней назад

    Ajoka kbur Abona, ane wn dgermeka hadega mekina agatimni neru, gn Amlak redièni bhiwet knebr feqidu!!!!

  • @ghebrehiwetwoldetinsae1643
    @ghebrehiwetwoldetinsae1643 3 дня назад

    ዘይነበርካሉ ታሪኽ ክትገልጽ ንሰብ ታሪኽ ኣይኮነን ክትብል ኣይትሓፍርን በጃኻ ምስ ግዜ ኪድ እቶም ዝማሃሩኻ እውን ባዕላዊ ትንተና ምዃኑ እቲ ዝብልዎ ዝነብሩ ክምዘውድቆም ፈሊጦም እዮም ።

  • @Mezekreritrea
    @Mezekreritrea 5 дней назад

    ቅሩብ ይነዉሕ ስለ ዘሎ ናብ 20 -30 ደቂቅ እንተ ዝኽዉን።

  • @semereogbe4574
    @semereogbe4574 3 дня назад

    አንታ ጨለ መሳሊ ዐማ ንሰኻስ ካብ ተኽለወደርባዕተ ንለዐሊ ታሪኽ ፈሊጥካ መለት ድዩ ብመሳፍንቲ መራሕቲ ሰውራ ተሐሊቅካስ ሀለውሎው ተሪኽ ትፈጥር

  • @hiweteyafewerq7230
    @hiweteyafewerq7230 4 дня назад +1

    ተጋ/ ወዲ 4 ብቀረባ ዝዋዓለ ይንገርካ ! ዝወዓሎ ብምንባሩ : ነዚ ሕጂ ንስኻ ክኸውን ብዝነበሮ መልክዕ ክተጸብቖ ትፍትን ኣለኻ : ነቲ ምጅማር ሰውራ ብዓዋተ ዝተነድፈ ሓሳብ ከምኡ ጌሩ ዋላ ይልኣኮም እቶም ዝተላእኩ ተጋደልቲ ከምቲ ክኸውን ዝግብኦ ጌሮም ከጽልዎ ኣይከኣሉን ይኾኑ: መኽንያቱ ኣብ ምቕጻል እቲ ቃልሲ ብዙሕ ሓርጎጽጎጽ ዝበዝሖ ብምንባሩ : ንቃልሲ ኣልጀርያ ክኽተሉ ዝፈተኑ ክነብሩ ይኽእሉ :: ግን ንታሪኽ ከምዘለዎ ምቅራብ ደኣ እምበር : ከም ናይ ጀብሃ ተደናጋጺ ምኻን ውን ኣየድልን:: መኽንያቱ ንስኻ ውን ካብ ዝሰማዕካዮ ታሪኽ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ:: ካብቲ ዘይትድግፎ ስርዓት ዝወጸ ታሪኽ ክትቅበሎ ኣይከኣልካን :: ንሰማዒ ግን ካብ ዝወዓል ይንገርካ ዘእምን ክህሉ ኣይክእልን :: ወይ ከኣ ከም ናይ ታሪኽ ተማራማሪ ኮንካ ቅረብ እሞ ንኹሉ ፈትሽካ ብዘይ ወገንነት ነቲ ሓቂ ናብ ህዝቢ ምቅራብ ::