"ፈሪሃ እግዚኣብሔር ዘይብሉ መሪሒነት ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ከሳግር ኣይኽእልን!" ቃለ መሕትት ምስ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ኣውስትራልያን ኒውዝላንድ ኣባ ሰላማ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 6 ноя 2024

Комментарии • 211

  • @YohannesAbraham-p6s
    @YohannesAbraham-p6s 9 часов назад +14

    ክብሪ ንኣቦና ሊቀ ጳጳስ ኣቡነ ሰላማ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @shirealene4436
    @shirealene4436 10 часов назад +18

    አቦና ኩርዓትና ፀግኡ የብዛሓሎም ፈጣሪ

    • @evenamare
      @evenamare 5 часов назад

      @@shirealene4436 mos qeshi bnexela miszey qeshi bnexela misluyinet do aykonen

  • @sunrise3179
    @sunrise3179 9 часов назад +12

    እዞም ኣቦ ኩሉ ትግረዋይ ከክብሮም ይግባእእእእእእ

  • @سميرمحمد-خ9ع
    @سميرمحمد-خ9ع 10 часов назад +11

    ኦቦና ፀግኡ የብዛሓሎም ፈጣሪ ኣሜን

    • @hadismis6573
      @hadismis6573 8 часов назад

      @@سميرمحمد-خ9ع የትኛው ፀጋ ነው የሚበዛለት? የማባላት ፀጋውን ነው? ወይስ ሀገር የማገነጣጠል? ድንቁርና!! ፀጋችሁ ነው...

    • @samsonkassa1259
      @samsonkassa1259 7 часов назад

      BANDA​@@hadismis6573

    • @regberegbe9767
      @regberegbe9767 3 часа назад

      ​@@hadismis6573ህድ ወደ ኣባትህ ኣባ ጴጥሮስ ያላቸው ፓርት።

  • @joniaforki373
    @joniaforki373 9 часов назад +6

    ኣቦና እዝጋብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙌

  • @YohannesAbraham-p6s
    @YohannesAbraham-p6s 10 часов назад +10

    ብመንበረ ሰላማ ቅዱስ ሲኖዶስ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ብዙሕ ትጽቢት ይገብር ኣሎ ተስፍኡ እውን ዓቢዪ እዩ!!

  • @PSG31442
    @PSG31442 9 часов назад +9

    ዕድመ ማቱሳላ ይሀቦም :ንብዓት ደቆም አብታ ጸልማት ጊዜ ዝሐበሱ ብቃል አምላክ ነፅናዕኑዑ ኩሉ ጊዜ አብ ቃሎም ዝርከቡ ናይ 21 ክፍለዘመን ሀወርያዊ ብፁዕ ወቅዱስ አቦና ፀሎቶም አይፈለየ

  • @gerzhertessema2856
    @gerzhertessema2856 3 часа назад +2

    ብራኸ ሸው (መድህን ) ልአባ ሰላማ ላብ መድረኺ ፀውእኺ ጋዜጣዊ መጠይቅ ብምግባርይ ልብዙሀት መድረክ ምፍቓድኺ ቓልስኺ ኣብ ኧለምይ ኧብ ውሽጢ ኧዲ ልግነ ትግራዋይ ይፈልጥይ እዩ ። አ ኧባ ሰላ
    ማ ብቓልሲ ኧዶም ብሓዊ ልተፈተኑ ቖራጽ ሕዝባዊ መᎃህር እዮም ኹሉ ሰሚእና የቐንየልና ። ❤❤❤❤❤❤ ካብ አሜሪካ

  • @haftomtesfay3112
    @haftomtesfay3112 10 часов назад +8

    ምስ ውፁዕ ህዝቦም ጠጠው ዝበሉ ብፅእ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም

  • @app9839
    @app9839 4 часа назад +1

    ኩቡር አቦና ዕድመን ጥዕናይ የሃቦም ፈጣሪ 🙏

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 8 часов назад +6

    ጅግና አቡነ ሰላማ ፅቡቕ ናብራ ምዕራብ ዓለም አውስትራልያ ገዲፎም ፅዮናዊት ትግራይ ምምራፆም ሓቀኛ አቦ ሃይማኖት ሙዃኖም እዩ ዘርዳአካ

    • @berekethagoshagos4889
      @berekethagoshagos4889 2 часа назад

      ኣውስትራልያኮ ምድረ ገነት ኣይኮነትን!!!!!!

  • @aregaiw
    @aregaiw 6 часов назад +3

    ተስፋ ትግራይ ኣባኹምን አባኹምን ጥራሕ ያ። ኣምላክ ምሳኹም ይኹንደ

  • @AlemTigray-pc8yv
    @AlemTigray-pc8yv 7 часов назад +2

    የቀንየልና መዲ ንክቡር ብፁእ ኣቦና ኣባሰላማ።ስለ ዝዓደምክልና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ሃገረትግራይእየዝደሊ
    @ሃገረትግራይእየዝደሊ 9 часов назад +4

    Thank you, our father, Abune Sellama, for standing up for the rights of your people.

  • @tsiyonawiAxumawi
    @tsiyonawiAxumawi 2 часа назад +1

    እወ ኩሉ ትግራይዋይ ክንሰየፈሉ ኢና

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    ብጹእ ኣቦና ኩሉ ግዜየ እየ ዝሰሰዐሎም ዕድመን ጥዕናን ያሃበሊና ኣቦ ሰላማ ወታደር ክርስቶሰ ፈጠሪ ጸጉኡ የብዘሐሊኪ❤መድህን ቀፅሊሊ በሪታዕ🙏ኣቦና ባዓሊ ብሩህ ኣእሞሮ እዚ ናይ ጥፊኣት ጉጀለ ናይ ርእስ ምታሓት ከም ዘለዎ ወን ፈሊጦም እዮም።

  • @shisaytekle4094
    @shisaytekle4094 7 часов назад +1

    ጽቡቕ ገበርኪ ሓፍትና መድህን: ነዞም ብሩኽ ኣቦና ዘዓደምክልና ነመስግነኪ።

  • @gabreil1130
    @gabreil1130 24 минуты назад

    ዕድመን ጥዒናን ንቦና። Excellent program.

  • @nabhade3470
    @nabhade3470 Час назад

    ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም ኣቦና!

  • @ranirani3899
    @ranirani3899 Час назад

    ተመስገን አምላኸይ ከምዚኦም ዝበሉ ከቦ ዘሃብካና 🤲🤲

  • @sunrise3179
    @sunrise3179 10 часов назад +5

    ቡሉጽ ኣቦ ዕድመ ንዓኹም ይኹን

  • @ShewitKidane-y9l
    @ShewitKidane-y9l 10 часов назад +4

    ጀግና ኣቦና ሰላም ንዓኩም ይኩን

  • @ahforomhaileahforomhaile
    @ahforomhaileahforomhaile 10 часов назад +4

    Share and like እናገበርና ናብ ብዝሓት ክባፃሕ ንግበር ኣሕዋት ♥️

  • @kidaneadhanom5379
    @kidaneadhanom5379 10 часов назад +3

    ቁዱሳን ኣበው በይዛኹም ነዚ ማሕበረሰብና ሓቦ ክሰንቅ ግበሩልና። ትግራይና ብአኹምን ብእስላም አሕዋትና ብሓባር ምርሑና መንግስቲ ኣልቦ ስርዓት ኣልቦ ስሰዐ ክነወግድ ሓግዙና

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 6 часов назад +1

    What a brilliant men I really appreciate him. His very very important person for our people Tigrina. Great Aksum Zion 🇪🇷🦅. We need like him more more people and leadership

  • @esaiasberhane6756
    @esaiasberhane6756 10 часов назад +2

    Thank you our father.

  • @jftuuet6594
    @jftuuet6594 4 часа назад

    ዕድመን ጥዕናን ይሀቦም አቦና

  • @DermasRedae
    @DermasRedae 7 часов назад

    ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ብፁእ ወ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ሰላማ

  • @goitomlegas883
    @goitomlegas883 3 часа назад

    ክብረት የሃበልና።

  • @mesayhailu6989
    @mesayhailu6989 39 минут назад

    Fantastic job ❤

  • @FanaGebremichael
    @FanaGebremichael 4 часа назад

    Bereketom yibtsehena kbur abona.

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 10 часов назад +2

    አቡነ ሰላማ አቦ ሓቀኛ ሃይማኖት ብመንበረ ሰላማ ትግራይ ግህድቲ ሃገር ትግራይ ክንርኢ ሙሉእ እምነት አለና ብፍላይ አቡነ ሰላማ ተባዓት መራሕቲ ሃይማኖት ኢኹም

  • @regberegbe9767
    @regberegbe9767 2 часа назад

    ይፍቱሑኒ ኣቦይ" እግዚኣብሔር የኽብረልና ብጥዕና ብፀጋ የንብረልና ኣምላኽና።
    ብጹእ ኣቦይ " እግዚኣብሔር ዘዳልዎ እዩ አቲ ዝተሰረሐ ከመይ ናይ ቶምዝኻሓዱና ንጆኖሳይድ ውን ዝደገፉ እንታይነቶም ስለ ዘርእየና ተፈለዩ መንበረ ሰላማ ምለስዎ ዝብል መለእክቲ ካብ እግዚኣብሔር ምዃኑ የኣምን።
    ኣብ መንገድኹም ፅኑዑ ዝፀረየ ዝቀነዐ ምሕደራ ቤተክርስትን የሃሉ ካብቶም ፀላኣትና ክብ ንበል።
    ንህዝቢ ዝምህሩ መደቡ ህዝቢ ይንቃሕ ብደጉማ ብቁነና ብትፊት ይቃነ ኣቦና ንህዝቢ ናዘሩ ዝምህሩ ሕድሕድ ወረዳ ትምህርተ ሰንበት ክህሉ ይመድቡ መናፍቅ ከይጥቅዕዎ።
    ኣገባብ ብዘለዎ መንገዲ ኣሽካዕላል ዝገብር መንግስቲ ምእንተ ህዝብን ሰላምን ህድኣትን እንተገናሕኹም ነቲ ህዝቢ ውን ብምልዓል እንተሰራሕኹም ፖሎቲካላት ኣየብለኩም መስመርኩም ብምሕላው።
    ድሕረ ሕጅ ምስ ኩሉ ሰላም ከምዝበልኩምዎ የድሊ እዩ። እንተዘይኮይኑ ግን ናብዝኾነ ይኹን ሲኖዶስ ምጥቅላል ኣየድልን አቲ ከባቢና ኩሉ ጉዲኡና እዩ በይኑ ቀኒዑ ክወፅእ ግበሩ።
    ክቡዳት ረዘንቲ እድባት እንዲኹም ብኡ ቀፅልዎ ከምቲ ኣብ ከባቢና ዘሎ ዘይኣቦነት ከይተንፀባርቁ ሓደራ ኣቦታተይ።
    ዓደይ ተመሊሰ ኣገልጋሊትኩም ይግበረኒ ኣቦታተይ።
    ኣቱም ትፃርፉ ሰባት ታይ ዩ ዝደፈኣኩም ሰባት ኣይኮንኩምን ዲኹም ከምሰብ ሓሳብ ክትህቡ ኣይትኽእሉን ጥራሕኹም ባዶ ምኻንኩም ዘርኢ እዩ።
    እንታይ ንሽዋ ዘይተመለሱ ድዩ ደኣ ተተመሊሶም ምስቶም ንፅንተትና ዝደገፉ ይስማምዑ ኣለው ማለት እዩ ብስሩ ውን ተጋሩ ኣይኮንኩምን ይመስለንን አረ ሰብ እንተኸበደ እዩ ቅኑዑ ዋ።
    ኣቦይ ብዛዕባ ፓትራሪክ ዝገርም እዩ ናትኩም ክብሪ ኣቦና ኣለኩም ቶም ኣባና ማትያስ ዘመሓድርዎም ግን ይፀርፍዎም ኔሮም ንስኹም ግን ዋው እግዚኣብሔር ይመስገን።
    ግን ትግራይ ሃገር ምስኮነት ወይ ውን ምስ ኣቦና ተዛራሪብኩም ፕትራሪክ ናይ ባዕልና ንገበር ናብ ማንም ፓትራሪክ ኣይንኺድ ተኼድና ተሓጺብካ ናብ ሓመድ ናብዝኾነ ይኹን ማለተይ እየ።
    መድሂነይ ብከምዚ ኣገባብ ስለዝቀረብኪ ክብሪ ኣሎኒ ከመይ ክብሪ ውን እዩ ዘርኢ።

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias6109 10 часов назад +2

    ዕድመን ጢዕናን ይሃብኩም ኣቦና፡ኩሉ ግዜ ምስ ሓቂ ደው ምስበልኩም ኢኹም🎉🎉🎉

  • @azmaraaazmara545
    @azmaraaazmara545 7 часов назад

    ክቡር ኣቦና ኣቡነ ሰላማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ ናይ ማሕበረ ቅዱሳን ሞዴሻ ናይ ተዋህዶ ንቑሕ ኣገልጋሊ ኣቦና❤❤❤

  • @mizanarefane9818
    @mizanarefane9818 7 часов назад

    Thank you my father for your truth commitment. God bless you.

  • @Assefa1976
    @Assefa1976 7 часов назад

    ለባም ሓፍትና ኽበሪ አቦናለ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃበልና

  • @TedrosGhiwet
    @TedrosGhiwet 7 часов назад +1

    እዋ ኣንደበት ዝገርም ኣገላልፃ እድመን ጥዕናን የሀበልና::

  • @ወዲትግርኛ
    @ወዲትግርኛ 7 часов назад

    ዕድመ ይሃብኩ ኣቦና

  • @JohnRaya-tk6vs
    @JohnRaya-tk6vs 10 часов назад +2

    abona fetari edmen tienan yihabkum.❤❤❤

  • @dc8625
    @dc8625 9 часов назад

    Great 👍 thank you 😊 🙏

  • @RaDd-z7u
    @RaDd-z7u 10 часов назад +4

    ክብሪ የሃብኩም ወላዲ

  • @abbayonasyohanes4685
    @abbayonasyohanes4685 7 часов назад +1

    ሰላም ወሰናይ መድህንዋይ ኣብቲ ኣጸሓሕፋኺ ኣብ ስክሪን፣ ብጹዕ ኣቡነ ሰላማ ሊቀጳጳስ ክኸውን ጽቡቕ እዩ። ኣቡነ ሰላማ ጥራሕ ኣኻሊ ኣይኮነን። ፕሮቶኮላዊ ኣገባብ ዘሎዎ ናይ ቤተክርስትያን ማዕርግ ስለዝኾነ ምሉእ ክጸሓፍ ኣሎዎ። ብሓፈሻኡ ንኹሉ ተቕርብዮ መደባትኪ ኣምላኽ ይባርኪ። ቀጽልዮ።

  • @MeredKinfergb
    @MeredKinfergb 9 часов назад

    Thankyou my father for your truth commitment

  • @ወዲኣባዳህሪወዲጀጋኑ
    @ወዲኣባዳህሪወዲጀጋኑ 7 часов назад

    ABUNE SELAMA, MAY GOD BLESS YOU AND OUR BELOVED COUNTRY TIGRAI

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 Час назад

    ኣቦና ኣቡነ ሰላማ ንምንታይ እዮም ብሽኮላ( ታህዋኽ) ዘይኮነ ቃል ዝጥቀሙ ዘለው? ካብ ተጎምቢሕኻ ዝብል ቃል: ድንን ኢልካ ኢድ ነሲእኻ ዝብሉ ቃላት እዮም ክጥቀሙ ዝግባእ:: ብመሠረቱ እውን ኣብዘይ ቦትኡ እዮም ኣእቲየሞ::

  • @temesghen9252
    @temesghen9252 7 часов назад

    እዞም ኣቦና ብቁዕ ኣቦ እዮም ንትግራይ ፅብቅ ገይሮም ምመርሕዋ

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele9819 9 часов назад +2

    ኣንበሳ ዝኾኑ ኣቦ

  • @lemineyenterfainment
    @lemineyenterfainment 6 часов назад

    መድህን ኣነ ሓደ ስግኣት ኣለኒ።በዞም ኣቦታት እዚኣቶም ሙሉእ ተስፈን እምነትን ኣለኒ። እቶም ናይ ሙስሊም ኣቦታት ግን ስግኣት ኣለና እዩ። ኣብቲ ኩነታት ሕማቓት ምልክታት ነይረን እየን።ብልፅግና ኽኣቱ ከሎ እስካብ ኣብዑር እናሓረዱ ይቕበሉ ነይሮም እዮም ኣስላም። ስለዚ ኤዚ ከምዚ ዝበለ ምልክታት ንሓድነታትና ፅቡቕ ስለዘይኸውን ካብቶም ናይ ሙስሊም ኣቦታት ኣቕሪብኪ ሕተትልና። ስቕትኦም ከምቶም መራሕትና ጠሊሞምና ከይኾኑ ሕተትልና please

  • @AtomicGroot
    @AtomicGroot 9 часов назад

    ትኽክል፡ 100% ትኽክል፡ ታኣብዮም ገዝትሉና

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 6 часов назад +1

    መድህን እቲ ምስኻዕ ዝብል ውሉድ አምሓርኛ ቃል ናብ ምስማር / ይሰምር ዶ ዝብል ቃል ትግርኛ ቀይርዮ?

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 7 часов назад

    አቦና ዕድመን ጢዒናን ይሃበልና 🙏

  • @hilawehilawe6757
    @hilawehilawe6757 10 часов назад +1

    Wowwww ኣባይ ሰብ

  • @berekethagoshagos4889
    @berekethagoshagos4889 Час назад

    ሳንዳይ፡ እቲ ነፀላ ከዓ ከጥዕመልክን፡ ሰኒ ገበርክን።

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 7 минут назад

    ክሳብ ሕዚ ብዘሎ ገምጋም መሠረት: መንገዲ ኣባ ሰላማ ክሳቴብርሃን ኦርቶዶክስ ትግራይ ምስቲ ሓዱሽ ሙኻኑ: ፅቡቕ ይኸይድ ኣሎ ምባል ይከኣል እዩ:: ብፍላይ ኣቡነ ማትያስ ይኹን ካልእ ናይ ዝኾነ ብሄር ተወላዲ ሊቀ ጳጳስ ሓላዊ ህዝቢ ክሳብ ዝኾነ እዋን ሊቀ ጳጳስና እዩ ዝብል ብጣዕሚ ዝድገፍ እዩ:: ካልእ ኣብ ሓደ ሓደ ለውጢ ዘድልዮም ጉዳያት ብልሓትን ናይ ታሪክ ትምህርቲ እውን የድሊ ስለዝኾነ: ንፕሮፌሰር ገላውዴዎስ ኣርኣያ ሓዊሱ ካልኦት ናይ ታሪኽን ሕግን ተጋሩ ምሁራት ወሲኽኩም ፅንዓት ምርኩዝ ብምግባር ውሳነታት እንተሕሊፍኩም ውፅኢቱ ቅኑዕን ዝለዓለን ይገብሮ እዩ::

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel7461 2 часа назад

    ቡሉጽ ኣቦ ረኺብኩም ተጋሩ ኣሕዋትና .ናትና ኸኣ ክልተ ካብ ሚኢቲ እንተዘይ ከፍልካ ፍትሓት የለን ረሳኻ ኣይኣቱን ዝቡሉ መራሕቲ ኢዮም ዘለዉና.ስለዚ ተዓዲልኩም ኢኹም ኣኽቢርኩም ሓዝዎም.

  • @HailayMehari-f3o
    @HailayMehari-f3o 7 часов назад

    Amene keberi yehabelena

  • @abha6653
    @abha6653 6 часов назад

    ዘይግባእ ሪእቶ ተሃሊዩ ሪፖርት ግበሩ።አይትመልሱ

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 6 часов назад

    ኣጀኹም ምስ ኢትዬጵያ ውሕስነት ዝህበኩም ከምዘየለ ኣብ ዝሓለፈ ዘመናት ሪኢኽሞ ኢኹም ግን ሕጂ ውን ተደጊሙ ስለዚ ተመሃሩ።ዋላ ቆጽሊ ብልዑ ሃገር ምስትኾኑ ኢዩ እቲ ፍታሕ።እዝጊ ይሓግዝኩም ።🎉🎉🎉

  • @abelgebremedhn8545
    @abelgebremedhn8545 9 часов назад

    እቲ ፀገም አብ ህዝቢ አብ ባይታ ....ኣቦትት ግን ኣብቲ ዝፋን ዘለው መራሕቲ ኣብ ምዕራቅ እዮም ተፀሚዶም ።እቲ ነቄፈታ ዝቀርበሎም ዘሎ ፖለቲከኛታት ህወሓት ዝነዝሕዋ መርዚ ዓዲ ኸይብትን ብኣደባባይ አገባብ ግበሩ ዓገብ ክብሉ ይግባእ ህዝቢ ብጌጋ ተለዓዒሉ መፃውቲ ከይኮን ምክልካል አሐዎም ። ገዛእቲ መራሕቲ ሓደ ኩኑ ክብሉ መንፈሳዊ ልእክቶኦም ኣይኮነን።

  • @abelkidane8805
    @abelkidane8805 5 часов назад

    Kudus sinodos nmfras zgber guya nezenzki kedimkum 1st wetseekum alekum..

  • @abelgebremedhn8545
    @abelgebremedhn8545 9 часов назад

    መፀለምታ
    እቶም ተነሓናሕቲ ካብቶም ዘለው ዝፍለዩ ክብሉ ፍፁም ኣይክእሉን ጥራሕ ዘይኮነ መፀለምታ እዩ

  • @mizanarefane9818
    @mizanarefane9818 7 часов назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ahforomhaileahforomhaile
    @ahforomhaileahforomhaile 10 часов назад

    ሰላም ሰላም 👋

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 10 часов назад +3

    ጋዜጠኛ መድህን ስነ ስርዓት አቀራርባኺ ክብሪ ይግባአኪ ቀፅልዮ እዚ ክቡር ሃይማኖትን መንነትን ተጋሩ ዝገልፅ ምስሊ አከዳድናኺ

  • @ghedionmisgina8187
    @ghedionmisgina8187 Час назад

    Are you religion leader or politian ?

  • @mimimengistu5996
    @mimimengistu5996 30 минут назад

    እዝም አቦ ናይ ደብረጽየን ቦታ እዩ ዝግቡኦም

  • @ayeleraberra4338
    @ayeleraberra4338 24 минуты назад

    ታምስያፍ ትመፅእ ተላ እስቲ ንርኢ። ለይሃድም አይፉክርይ።

  • @selamnkulna2906
    @selamnkulna2906 7 часов назад +1

    ፓትርያርክ ክገብሩ እንተዘይክኢሎም ኩሉ ብላሽ ኢዩ ። ኣቦና ኣባ ማትያስ ከለዉ ፓትርያርክ ንክትመርጹ ውን ተመራጺ ነይሩ እንበር ደሓር ደኣ ብዘርአኝነት ክርአ ኢዩ ። ምስ ኣቦና ኣባ ማትያስ ይቅረ ተበሃሂልኩም ተመሳጊንኩም ፓትርያርክኩም ተትመርጹ ኣዝዩ ተመራጺ ኮይኑ ይስመዓኒ ።

    • @regberegbe9767
      @regberegbe9767 3 часа назад

      ንሱ ሃገረ ትግራይ ምስተመስረተ ቡቁዕ ምኽንያት ክኸውን ይመስለኒ ሓወኒ ክብር።

  • @gebreslassiekasa461
    @gebreslassiekasa461 9 часов назад

    አቡነ ኢሳያስ ካብደቆም አብመከራ አይተፈለዩን ይኹንእበይ ሐይለ ደደቢትእናፀረፎም አቡነ ሰላማ እንታይ ይመኽርዎ?

  • @abrish986
    @abrish986 Час назад

    Englizegawu bikers abatachene betegriga bicha beyaweru.

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 8 часов назад

    ብፁእ ወቅዱስ አቡነ ኢሳያስ ግና ትግራይ ሃገር ክኸውን ይደልዩ ዶ
    አብ ኩሉ ኩነታት ሱቕ ስለ ዝብሉ ምስ ኢትዮጵያ ክንፋላለ ዝደልዩ ኮይኖም አይስሙዑንን መትከሎም ከም አፍለጡና ፅቡቕ ኔሩ ይብል ምስ ይቕሬታ ዳአምበር?

  • @AABB-v3h2f
    @AABB-v3h2f 8 часов назад

    መህዘኒ

  • @Hmars2018
    @Hmars2018 2 часа назад

    Medhan habtey or galey ?

  • @MeleySolomon
    @MeleySolomon 4 часа назад

    Baakum ziteghebre ghifike ab hizby Eritrawian,entay tibil??Aynyrisoon eyna

  • @NeamnGarza
    @NeamnGarza 8 часов назад

    Come down 👇

  • @MeleySolomon
    @MeleySolomon 5 часов назад

    dencoro keshi,axum Eritrawian eyoum mesritoma.Doncoro wahid!!!

    • @regberegbe9767
      @regberegbe9767 3 часа назад

      ኣደብ ተመሃር ካብ ታሪኺ ክትሰርቅ ቀስ ኢልካ ይርኮቦ እዩ ክብር ሓው።

  • @mizanarefane9818
    @mizanarefane9818 7 часов назад

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Yosef_Selam
    @Yosef_Selam 3 часа назад

    ካድረ

  • @jklmnk9596
    @jklmnk9596 8 часов назад

    Eza shekatite medhine ketemsel nexela tekedina do mexet neaken ezi keshen GEHANEM MAXO KEFETU YEXEBYEKUM alo.

  • @mimimengistu5996
    @mimimengistu5996 34 минуты назад

    Zone about nay decoration boat ey zegbome

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 6 часов назад +2

    ናይ ትግራይ ኩናት ዝገበሩ ሕወሓትን ብልጽግናን ክታዓረቁ ከለዉ ናይ ትግራይ ሃይማኖት መራሕቲ ካድረ ክኮኑ ከለዉ ዘሕፍር እዩ ።

    • @EAHUNTRS
      @EAHUNTRS 3 часа назад

      ኣቱም ባንዳታት ዕረፍቲ ሃቡና፣ እግርኩም ኣሲሩ ኣብ ትግራይ ተቀመጡ ዝበለኩም የለ፣ ናብታ እተገልግልዋ ኢትዮጵያ መሰስ ዘይትብሉና።

    • @regberegbe9767
      @regberegbe9767 3 часа назад

      መዓስ ሕዋሓትን ብልፅግናን ዓሪቆም ?

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 2 часа назад

      @@regberegbe9767 ሕወሓት ካብ አፋጣጥርኦም ብዕርቂ ( ድርድር ) ዘይአምን ውድብ ሰለዝኮነ ናይ ትግራይ ሃይማኖት መራሕቲ ስለምንታይ ጊዜኦም የጥፍኡ ? ቀድም ኢሉ ደብረጽዮን አቦታት ታዓረቁ አይትቦሉና ኢሊዎም ነይሩ እዩ ። ክልቲኦም ተዓሪቆም ብሐደ ክሰርሑ ድልዬት የብሎምን ።

  • @ExtraStrong-u8o
    @ExtraStrong-u8o 9 часов назад

    ኣቦና ይፍቲ። ሪኢቶ ግን ኣለኒ። ብቅንዕና ሰላም ዝመጽእ ብቅንዕና ምስቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሲኖዲስን ህዝብን ስርሑ። ኣይኮነን ግን ንህዝቢ ኤርይራን ን ኦርቶዲክስ ኤርትራን ፋሕ ንምባል ዝሰርሑ ተሃድሶኣውያንን ምስ ተቃወምቲ በሃልቲ ኤርትራ ንምጥፋእ ዝሰርሑን መሽከንከን እናበልኩም ናብ ዝከፍአ ቅርሕንቲ ኣይትምርሑና።

    • @regberegbe9767
      @regberegbe9767 3 часа назад

      ናብ ኤርትራ ክንሕወስ ኣይኮነን ዝተፈለና ዝተፈለናሉ ምክንያት ፍሉጥ እዩ ስለዚ ናይ ባዕልና መስሪትናን ተኺልናን ተበግሶ ጌርናን ኢና ሰላም ጥራሕ ኣብ ሕድሕድና ንግበር።

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele9819 10 часов назад

    💙💙🌿🌿💙💙🌿🌿💙💙🌿🌿

  • @mekonnenhabtetsion8593
    @mekonnenhabtetsion8593 9 часов назад

    ፓትርያክ መስርት !!!!!!!! ኣይትለፍልፍ !!!!!😊

    • @regberegbe9767
      @regberegbe9767 4 часа назад

      ኣደብ ዘይብልካስ አዚ ክትብል ካበይ መፀ አቲ ሞራል ምኽሪ።

    • @regberegbe9767
      @regberegbe9767 3 часа назад +1

      ኣደብ ተለማመድ ሓወኒ

  • @gebreslassiekasa461
    @gebreslassiekasa461 8 часов назад

    ኮለል አይትበሉ አለም ገብረዋሕድ ዝበለኩም በሉ

    • @hailebrhane-w3g
      @hailebrhane-w3g 2 часа назад

      @@gebreslassiekasa461 ረሳሕ-ንስኻ መዓስ ኾይኖም። ዑሱብ ባንዳ ፈሊጠኻ ኣለኹ ተጸበ መዓልትኻ !!

  • @helflower1364
    @helflower1364 10 часов назад +2

    ደብረፄን ሽምግልና ኣየድልየናን ኢሉ መሊስዎም ኔሩ ቅድምታ ኹናት እዚ ካድረ ኣቡን ከኣ ይደግማ ኣሎ
    ንስኹም ትመርሕዎ ሃይማኖት ዘይኾነ ፓርቲ ኢዩ ክኾን ኔርዎ

  • @utenteabraham6958
    @utenteabraham6958 4 часа назад

    ናይ ድሐን ዶ ሻዕቢያ ከየልዓልኺ?.

    • @regberegbe9767
      @regberegbe9767 3 часа назад

      ንምታይ ይልዓል ክልዓል ምክንያት ክህሉ ኣለዎ ኮ ሓው።

  • @gebreslassietsegay7584
    @gebreslassietsegay7584 9 часов назад

    😀

  • @luckydad7339
    @luckydad7339 5 часов назад

    Leba priest 😂😂😂

  • @sunrise3179
    @sunrise3179 10 часов назад +1

    Hel flower ኣድጊ ኣምሓራይ ውጻእ መዓንጣኻ ትውጻእእእእእእእ

    • @abha6653
      @abha6653 6 часов назад

      ሪፖርት ግበር ንዝፃረፍ

    • @abha6653
      @abha6653 5 часов назад

      ሪፖርት ጌርካ አሰናብቶ

  • @First-Eri
    @First-Eri 8 часов назад +3

    ካብ ቤተ-ክርስትያን ኢትዮጵያ ናተነጸልካ ንምንታይ ምስ ኤርትራ ክትሕወስ ደሊኻ? ፖለቲኬኛ ቀሺ ተንኮል ታኣንጊትኩም ኣይትኪዱ። መስቀል ተሰኪምካ ፖለቲካ ኣይጠቅመኩምን እዩ።

    • @asmelashtesfay5931
      @asmelashtesfay5931 6 часов назад

      ጊላ ህግደፍ ስድነትካ ቀራን እዩ

    • @First-Eri
      @First-Eri 5 часов назад

      @ ጋሓፍ
      ኢሂ ታይ መለሳ ድኣ ኣለዎ ካብ ቤተ-ክርስትያን ኢትዮጵያ ተነጺልካ ናብ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ምሕዋስ እቲ ሰራም ፖለቲኮኦም ከሳስይሉ እምበር።

    • @asmelashtesfay5931
      @asmelashtesfay5931 4 часа назад

      @ ከማኻ ዝበለ እዩ ጓሓፍ አታ ድርባይ ሕልና

    • @regberegbe9767
      @regberegbe9767 3 часа назад

      ኣደብ ተለማመድ ክብር ሓው
      ታይ ዝግበር ስለ ዝተራአየ እዩ።

  • @marsheta1374
    @marsheta1374 9 часов назад +2

    ይህ ሰውዬ በተቀረው ህዝብ Tplf/የትግራይ ህዝብ እንዲጠላ ከአደረጉት ዋነኛ ፖለቲከኛ አንዱ ነው ..ቤተክርስያንን ያመሰ ተሳዳቢ ነው 😮ይቅር ይበልህ

    • @esaiasberhane6756
      @esaiasberhane6756 8 часов назад

      @@marsheta1374 Delusional !!

    • @marsheta1374
      @marsheta1374 4 часа назад

      @esaiasberhane6756 ከአየሁት video ተነስቼ ነው ..የሁሉ ጉድ ተመዝግቦ ተቀምጧል ..ጊዜው የtechnolgy ነው

  • @MbrakTafere
    @MbrakTafere 10 часов назад +2

    ናኣና ኣይትውክሉን ናይካድረ ኣባሰላማ ባዕልሁም ትፈልጡ

  • @momonatube5905
    @momonatube5905 10 часов назад +3

    እዞም ስብኣይ ነውጠኛ ፀዋዒ ኲናት እዮም።

    • @samsonkassa1259
      @samsonkassa1259 7 часов назад

      Chicken sheet.

    • @regberegbe9767
      @regberegbe9767 3 часа назад

      ​@@samsonkassa1259ኣደብ ዝበሃል ኣሎ ትፈልጦዶ ተለማመድ።

  • @momonatube5905
    @momonatube5905 10 часов назад +2

    ቃላቶም ኩሎም ስ ናይ ፖለቲከኛ/ካድረ

    • @regberegbe9767
      @regberegbe9767 3 часа назад

      ቲ ዝሕተትዎ ዘሎ መን እዩ ኣምላክ ዝብል ድዩ ምስትውዓል ኣይገበርካን መስለኒ

  • @momonatube5905
    @momonatube5905 10 часов назад +2

    ካሊእ ናይ ሃይማኖት ኣቦ የለን ድዩ? ኩሉ ግዜ ኣብ ዝኾነ ሚድያ ንምንታይ እዮም እዞም ኣቦ ጥራሕ ንርእዮም? አረ ሰልቸዮምና

    • @MusseTeklu
      @MusseTeklu 9 часов назад

      ናይአምሐድራ ልምዲ ዘለዎም እሶም እዮም

    • @regberegbe9767
      @regberegbe9767 4 часа назад

      ኣደብ ተለማመድ ክብር ሓው።

  • @Etsubuyefikir5461
    @Etsubuyefikir5461 9 часов назад +1

    ጀንራል ቀሺ

  • @tequentes
    @tequentes 5 часов назад

    Post-traumatic stress disorder (PTSD) ድሕሪ ቕልውላው ዝፍጠር ናይ ኣዕምሮ ነውጺ፣ ሳላ ጃንዳ ወያነ፣ ትግራይ ወይ ሕዝቢ ትግራይ ጥራይ በይኑ ኣይኾነን ተናዊጹ፣ኹሉ ሕዝቢ'ዚ ከባቢ ተናዊጹ ኢዩ፣ብፍላይ ሕዝቢ ኤርትራ ካብ መሪር ናይ 30 ዓመታት ደማዊ ናይ ኹናት ወጺኡ ጌና ቑስሉ ከይሓወየ ኢዩ ሳላ ውያነ ናብ ካልእ ቕልውላው ኣትዩ ክሳብ ሕጂ ዝሳቐ ዘሎ፣ እቲ ብካራሩ ምትሕርራድን ካልዕ ገበናትን ኣብ ትግራይ ጥራይ ኢዩ ዝርኤ። ኸምቲ ኣቦና ዝበሉዎ ሕዝብኹም ይትረፍ ንጎረባብቱ ክፈቱን ሰላም ክደሊን ንነብሱውን ዝጸልኤ፣ተስፋ ዝቀረጸ ኢዩ ኾይኑ ዘሎ። ብሰንክኹም ሕዝብታት'ዚ ኸባቢ ጌና ብዙህ ፈተና ኣሎዎ

  • @momonatube5905
    @momonatube5905 10 часов назад +2

    እዞም ስብኣይ ፖለቲከኛ ድዮም ናይ ሃይማኖት ኣቦ? ኩሉ ግዜ ኣብ ሚድያ ከም ካድረ

    • @regberegbe9767
      @regberegbe9767 3 часа назад

      ህዝቢ ኮ ኣብ ሚድያ እዩ ዘሎ።