7 (ሸውዓተ) ወርሒ ሙሉእ ተማሪከ ምስ ፀላኢ ፀኒሐ ፡ አብ ናይ ስዉኣት ባነር ስእለይ አትዩ ➡️ ተጋዳሊት ኣለም 0948363033
HTML-код
- Опубликовано: 6 окт 2024
- Subscribe and hit the notification bell and stay updated with us with all new uploads!
7 (ሸውዓተ) ወርሒ ሙሉእ ምስ ፀላኢ ፀኒሐ ፡ አብ ናይ ስዉኣት ባነር ስእለይ አትዩ ➡️ ተጋዳሊት ኣለም 0948363033
ንሓደሽቲ ስራሕቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን!
Copyright ©2024: seret media; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted
ተጋዳሊት ኣለም 0948363033
ኩሉ ዘይሳኣኖ ፈጣሪ ዓለም ሙሉእ ምሕረት የዉርደልኪ ዋዕሮና።
ጅግኒት ዋዕሮና መድሃኒኣለም ምሕረት የውርደልኺ
ዋዕሮ ቤዛ ህዝባ እግዚኣብሄር ሙሉእ ምሕረት የውርደልኺ
ቆንጆ ጅግና ዋዕሮ እግዚኣብሄር ሙሉእ ምሕረት የውርደልኺ
እፍፍፍ ክዉደኦ ኣይከኣልኩን ልበይ ሒሙኒ ምሕረት የዉርደልኪ መዓረይ 😢
ቆንጆ ጅግና ዋዕሮ
ጀግና ዋዕሮ እንኳዕ ብሕወት ተረፍኪ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
ጅግና ዋዕሮ
ማዓረይ❤
ኣምላክ ምሉኡ ምሕረት ይግበረልኪ ምቃለይይ
❤❤❤😢😢😢😢
እህ በይዛኪ ማዓረይ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኪ😢😢😢😢❤❤
እንካዕ ብህይወት ተረፍኪ ዋዕሮና😢
ምሕረት የዉረድልኪ ፈጣሪ ዛምቤተይ😢🙏🥰
Away amlak aboy ankoa bselam temeleski hafey
ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን በጃኹም ዛ ጅግና ግን ብጣዕሚ ምሕዘኒት ሓፍትና ነሕክማ ብንብዓት እየ ተኸታቲለያ እዝዩ ዝመስል መልክዕን ቁመናን ኸምዚ ኾይኑ ምርኣይ ልቢ እዩ ዝሰብር😢😢😢😢😢😢
ንሳ ሓቀኛ እያ ሓታቲት ሓስያ ንኽትዛረብ ብዙሕ ፈቲናታ ንሳ ግነ ሓሶት ኣይፈጠረላን ። እንኻዕ ብሂወት ተረፍኪ ፅባሕ ኩሉነገረ ክቅየርዩ ክወግሐልኪ እዮ ዝሓፍተይ።
ምስክነይቲ ኣምላኽ ንስነትኪ ይራየልኪ 😢😢
Ezaa tmesl koleaas abalashuw abiloma tekalat 😢😢
ፈጣሪ እንቛዕ ኣትረፈኪ ግናና። ኩሉ ትግራዋይ ተረባሪቡ ከሐክማ ይግባእ ነዛ ጅግናና። ጅግናኡ ዘየኽብር ህዝቢ ውሕስና የብሉን። ጀጋኑና ነኽብር።
❤T❤D❤F❤TDF ❤T❤D❤F❤ long life our hero sister ❤❤❤❤❤❤
Mehret ywrdlki kbrti hftna😢😢🤲🤲🤲
ዛሓታቲት ተፅልእ ናረኣያታስ ተጨናንቓ ኡፍ
አንቲ ጀግና ንሕና ክንነብር አካልኪ ጎድልኪ በርትዒ ተባዕ ትግረወይቲ
ጀግናና እኺ ሞ ቋዕ ብሰላም መፅእኽልና
እግዚአብሔር ምሳኪ እዩ
ዋይ ሓፍተይ
❤❤❤❤❤❤❤
ጅግነ ሐፍትና ምሕረት ይሃብኪ
እንኳዕ ብሂወት ወፃእኺ
አካዕ ብሂወት ተረፍኪ ዛሓፍተይ👏👏👏❤
ታዕሊም ከቢድዩ ስለዜይታዓለሙግን ክብደቱ ክሳብክንደይሙኻኑ ኣይፈልጡዎንዮም ማልሻታት ዓድዋ ምኽንያቱ ስለዜይታዓለሙ ።
ዋዕሮና ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉❤❤
Jegena jegena entay kegebrela zekalena nehageza pls
ፅብቕቲ ዋዕሮና 😢
Ankaa selam wetsa aki zahafte ayzeki azom merahat naakum kriau nerwom gn ::
ሰረት ሚድያ ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን በሊ ግን ዝሕግዝ ትግራዋይ አይራአናን
Waero❤❤
❤❤❤ayoki waerona
ኣንቱም ተጋሩ ካብዞም ስዉኣትን ጉዱኣትን እንዶ ንመሃር
አባይኪ ሓፍተይ ናተይ😢
እዋይይ ቆንጆ
Arawit ybleaki gahaf 😂😂 sheabya ab srekum ashinikum eyu goblel(Lions)Africa
ምሕረት ይግበረልኪ ካብ ምባል ዝሓለፈ ሓገዝ እዩ ዘድልያ
ድንቁርና ተጋሩ ግን መወዳእታ የቡሉን። ጦርነት አብ ዘይተወደአ እዚ ኹሉ ዘረባ እንታይ አምፆኦ???
ዜና ሓሶት broken lounghe
ሕቶኺ በሳልን ግልፅን ክኾን ኣሎዎ ።
እዙኩሉ ሽግር ኣሕልፍኩም በቃ ወላድ ትግራይ ፍትሒይ ሲኢኑ
ከምዝይ ዓነት ሕቶ ዘጨናንቃ ካብ ተሓትያ ባዕልኪ መፂኪ ተትርእዮ አየሐሽን
❤❤❤❤
❤❤🎉🎉🎉
Egziabher Amlak mihretu yewurdela nhaftna