ሕቶን ርኢቶን ህዝባዊ ዋዕላ ወረዳ ኣበርገለ የጭላ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 18 ноя 2024

Комментарии • 137

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 Месяц назад +11

    ጅግና ህዝቢ ትግራይ ኣጀኩም ወለድና❤❤❤❤❤

  • @KflomGs
    @KflomGs Месяц назад +8

    ወይን የቀንየልና ❤

  • @asterkifle9877
    @asterkifle9877 Месяц назад

    Thank you Woyen !!!!
    For being the voice for our people during this Genocide Time of Tigray. You will be on the Top part of Tigray History .

  • @BxdHjd
    @BxdHjd Месяц назад +5

    ጁግና ህዝቢ ትግራይ ኣጀኩም ክሓልፍ እዩ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 Месяц назад +2

    ጌታቸዉ ረደ ዝበሃል ናይ PP ዕሱብ ትግራይ ከጥፍእ ተላእኹ ዝመፀ እዮ.ህዝቢ ትግራይ ተጠንቀቅ.ትግራይ ብጌታቸዉን ብፃድቃንን ትጠፍእ ኣላ.❤❤❤❤

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 Месяц назад

    ትግራይ ሓንቲ እያ ፀላኢ ደርቢ እድል የብሉን ህዝቢ ትግራይ ውድብካ ደግፍ።

  • @mulugetatemesgen3352
    @mulugetatemesgen3352 Месяц назад +6

    ኣስተውል ህዝቢ ትግራይ: ነቲ ዋና ህወሓት የሕቂቖም ብዓዋሉ ዝቖመ ፌክ ወይ ልሙስ ዝኾነ ህወሓት ብሙቛም ንሀፈዝቢ ትግራይ ክቆጻጸርዎ ኢዩ ሓሳቦም ስለዚ ንገከጅለ ደብረጼን ክትድግፉን ታሪኽኩም ክትዕቅቡን ነዘኻኽረኩም።

  • @Syntifik100
    @Syntifik100 Месяц назад +5

    Getachew Reda banda

  • @ዓርሞሸሽ
    @ዓርሞሸሽ Месяц назад

    አሰይ እዞም አሕዋተይ አበርገለ ዓደይ ዓዲ ፀባይ ጤሊ ወይ ንቅንቅ ካብ መስመርና።❤ ወይን ትዕወት።

  • @reflection9636
    @reflection9636 Месяц назад +2

    Good questions

  • @Sarasara-yj3ro
    @Sarasara-yj3ro Месяц назад +5

    ❤❤❤❤❤❤ jegna

  • @tsegazeabgebremariam5791
    @tsegazeabgebremariam5791 Месяц назад

    I am proud of my people! Outstanding ideas were raised and then we hope the fate of Tigary and Tegaru will be bright!

  • @GidayNayzgi
    @GidayNayzgi Месяц назад

    ዝበስበሰ ሶሻሊዝም ኢና፣፣፣ይብሉኻ አለው፣።መስልቸዊ ወያናይ።

  • @almaz.8056
    @almaz.8056 Месяц назад

    Be strong we stand with you 💪

  • @eyerusalemGereziher-m6b
    @eyerusalemGereziher-m6b Месяц назад

    ወይን ኩርዓት በርትዑ👌

  • @almaztessema
    @almaztessema Месяц назад +3

    ወደይ ለባም ወዲ ዐበይቲ ዕድመይ ጥዕናይዋ ይሀብኻ

  • @AbebaGuwalMekelle
    @AbebaGuwalMekelle Месяц назад +11

    ናይ አሮግቶት እዩ ልብልዎ ነገር ብጣዕሚ እዩ ልገርመኒ ሐዚስ ጌታቸው ድዩ ካብ ደብረፂዮን ኒኢሱ? 😂 ሕዝቢ ትግራይ ክፈልጦ ለ ለዎ ነገር ናይ ጌታቸው መርሕነት ፒፒ ኢያ ወሓጥዋ። እንድሕር ደአ እዛ ነገር ብኸዚዑ እንድሕ ደው ለይበለ አብይ አህመድ አብ ፖርላማ ወፂዑ “እንኻን ደስ አለን ትግራይ ወደ ፒፒ ተደምራለች ክብለና እዩ “

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 Месяц назад

    ንቅድሚት ከመይ ንወፅእ አብዝብል አድህቡ ህዝቢ ትግራይ መፍትሒ አለው እዩ።

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 Месяц назад

    እሰይ ጀግና ጋልህዝቢ ዋእሮ መንእሰይ በርትኡ።

  • @LiliYaynu
    @LiliYaynu Месяц назад

    Ajona ❤❤❤ deki weyn

  • @tonymonday9796
    @tonymonday9796 Месяц назад

    her go the honest people talk about the fact & reality.

  • @XDf-w9l
    @XDf-w9l Месяц назад +3

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @samsamsun367
    @samsamsun367 Месяц назад

    ፌክ ህዋሀት ይመፅእ አሎ ካብ ብልፅግና ተጠንቀቁ ጌታቸው ባንዳ ህዋሀት እየ ናበለእዩ

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 Месяц назад +4

    ጀግና ሀዝብ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 Месяц назад

      ጥፋእ ቆራፂ ጡብ ቻ በሎ😂

  • @destagebrehiwot4556
    @destagebrehiwot4556 Месяц назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤
    👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @berhanedebesai62
    @berhanedebesai62 Месяц назад

    Ewe Hakika Menesey Ayterhiku. Gen mibailka Menesey eka alekumin ferekan MELISKUM WESIKULU 👍🏽

  • @GebraTesfa1927-q1h
    @GebraTesfa1927-q1h Месяц назад +3

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @HaftomTadese-wb8wj
    @HaftomTadese-wb8wj Месяц назад

    አነ ዝገርመን ንዉድብ / ፖርት መሰረተ ልምዓት ዘይተሰርሐ እልካንዶ ይሕተት እዩ አነ ዝመስለን መረሕት እት ዉድብ አብ መረፃ ጊዜ ምስ ህዝብ እናተራኸቡ እዝ ክንሰርሕ እና እናበለ ናይ ምርጫ ጎስጓስ ይገብር ይኹን እምበር እት ሐዝ ንግዝያዊ መንግስት ትግራይ ዝመርሕ ዘሎ እት ጉባኤ ዘይገበረ ሓይል እዩ መስለን ስለዝ አቱም ሰባት ናይት ዉድብ ምይይጥ ግበሩ እምበር ካልእ ናይ መንግስታዊ ስራሕት ነት መንግስት ዝመርሕ ዘሎ እዩ ዝሕተት

  • @JemalJemal-l7s
    @JemalJemal-l7s Месяц назад +1

    Jegna❤❤❤❤❤❤

  • @JemalJemal-l7s
    @JemalJemal-l7s Месяц назад +1

    Wawwwwwwww ambesit

  • @temesgentemesgen1310
    @temesgentemesgen1310 Месяц назад +2

    🙏💊🙏💊💪💪🙏💊🙏💊

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 Месяц назад

    KING OF TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ KING OF TIGGER TIGRIYANS TDF❤ TPLF BORN FOR PEOPLES REVOLUTION FRONT AND POWERFUL TO THE TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤ LONG LIVE STATE TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤❤❤❤

  • @Lydiawoldu
    @Lydiawoldu Месяц назад +1

    Ajokum natena alena abegonekum💪💪💪💪💪💪💪

    • @SteveGb-l5b
      @SteveGb-l5b Месяц назад

      Alena deki tigrai hizbina haylina ab mesmer

  • @JemalJemal-l7s
    @JemalJemal-l7s Месяц назад +2

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @samuelsegid796
    @samuelsegid796 Месяц назад

    Gegna the people of tgray they Mast 🏆 winning they paid big praise.

  • @tigray447
    @tigray447 Месяц назад

    💛♥️💛♥️

  • @fthi3585
    @fthi3585 Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤ ህዝቢ ትግራይ ይጠንቀቅ ኻልአይ ጊዜ ኽይትብላዕ አለልዬም ንዞም ሕልና አልቦ ባንዳ ንኽብዱ እሳያስ ድያብሎስ እውን ኽምኡ እሉ መፂኡ እዩ 33 ዓመት አደታትና ተደርሚመን አብ ንብዓት ዓይነን ዘለዋ እዛ ጊዚያዊ መንግስቲ ትብል ሽም ሐደገኛ እያ

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 Месяц назад

    ህልሚ ከባባዊነት ሽርሂ ኢሳያስ አፈወርቂ እዩ ግን ህልሞም ክሳካእ ካብ ተባእታይ ደርሆ ፀባ ይህለቡ ከይጥፋእናዬም ስላም የብልናንን ስካራም ጌታቸው ረዳ ትግራዋይ አይኮነንን 100% ስጉምቲ ንአንፃር ህዝቢ ❤❤❤❤

  • @JemalJemal-l7s
    @JemalJemal-l7s Месяц назад +1

    Jegna

  • @BRHANUAweta
    @BRHANUAweta Месяц назад

    ወይን❤የቕንየልና።" ትኹላ ከም አንበሳ ክትንቁ ተጨዲዳ ሞተት!" ከም ዝበሃል ህዝቢ ትግራይ !ቀደም ኮነ ሎሚ ዋላ ንቀፃሊ እዋን ብሓባር ብዘተ እዩ ችግሩ ዝፈትሕ። መራሒ ውልቀ ሰብ እምበር ህዝቢ አይውክልን ውድብ ግን ህዝቢ ይውክል! ነባራይ ከተማ የጭላ እኮ ናይ ወረርቲ ሓይልታት አብ ድፋዕ ብሂወት ዝተረኸበት ህፃን ሓብሒቡ ዘዕቢ ለባም ህዝቢ እዩ። ሓድነቱ ፍሉጥ እዩ ግን እተን አብ የጭላ(ሰላም ንዓኻ)፣ አብ አግበ ፣ አብ ዓብዪዓዲ ወዘተ አብ መላእ ትግራይ ዝነበራ ዝተቃፀላ ታንክታት ፣መዳፍዕ መካይን ወዘተ ማነኛውም ሓፂን መፂን ናይ መከተ ታሪክ ገና ብታሪክ ከይተሰነደ ቆራሪፅኻ ብምልቅቃም ንግሊ ጥቅሙ ዘውዐለ ሰብ ሌባ ባንዳ እዩ፣ ነቶ ፀለእትና ውርደቶም ብዓለም ደረጃ ከይፍለጥ ስለዝገበረ ብሕጊ ክሕተት አለዎ። ብወቅቱ ዝፈቀደመራሒ መን እዩ?ወይም ዝምልከቶም አካላት እንታይ ይሰርሑ ነይሮም ? መረሕቲ ይኹኑ ዋላ ነጋዶ ብገንዘብ ተታሊሎም ታሪኽ ዓዶም እንትሸጡ ንምኻኑ ድሓር አበይ ዓዲ እዮም ክቅመጡ ? ስለዚልቢ ግበሩ 1000 ዓመት አይትነብሩ ; ታሪክ ትግራይ ግን ንዘላአለም አብ መላእ ዓለም እናተዘከረ ይነብር!። ካብ መስመር ዝወፀ መራሒ ከዓ ዕላምኡ ክስሕት ይኽእል እዩ ስለዚ ውዕሊ ፕሪቶሪያ (ደቡብ አፍሪካ) ናብ ውዕሊ ውጫሌ ከይተቀየረ ንህዝቢ ዝጠቅም ነገር ንስራሕ ። ብሕብረት ኹሉ ትግራዋይ ከምቲ አብ መከተ ዝገበሮ ጅግንነት ቅድሚያ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ተግባራዊ ዝገብር አቋም ንክህልወና ንተሓባበር ምክፍፋልን ምጭቅጫቅን ይትረፍ! ጀግና ብተግባር እምበር ብምንጋር ኣይኣምንን ፅቡቅ ስራሕ ንስራሕ። አንቱም መራሕትና ልቢ ግበሩ እታ አብ ከተማ አክሱም ዝገበርኹምዋ ምጭብባጥ ናይ ቃል ዓለም ዲያ ዋእ ! ሕዚ እዋኑ ተሓባቢርካ እዩ ክስራሕ ዘለዎ ምእንቲ ዝሓዘነ ህዝብና ክድበስ ፣ ዝተፋናቀለ ህዝብና ናብ መረበቱ መሊኡ ክምለስ ፣ ናይ ትግራይ ልአላውነት ምክባር !!! ፣ እቲ ካብ ጆነሳይዳዊ ዂናት ብታአምር ዝተረፈ ህዝቢ! ፣ ነታ ብፀበባ ዝተረፈት አብ ፀገም ዘላ ሂወቱ ብሰላም ስርሑ ሰሪሑ ንኽነብር ምቹ ባይታ ፍጠሩ ንህዝቢ ተስፋ ምኻንን ብፀለእቲ ዝተወረረ መሬት ሓራ ንኽወፅእ ሓቃዊ አብ ፍልጠት ዛተኮረ ዲፕሎማሲ አብ ውጪ ሃገር ይኹን አብ ውሽጢ ዓዲ ምትሕግጋዝን ሓድነት ምፍጣርን ይግባእ። ማንም ይኹን ማንም ዘረባ ዘብዝሕ ውልቀ ሰብ አብ ተግባር ይሕመ እዩ። ተከዘ ሃይድሮ ፓውር ብማዕረ ንህዝቢ ትግራይ አገልግሎት ክህብ ይግባእ ።ናይ ትግራይ ታሪክ አብ ኩለን ዓውደ ዂናት ዝተሰርሑ ከተማ የጭላ ❤ታሪክ ክስነድ አለዎ።"ወፍሪ ጀነራል አሉላ አባነጋ " ንፀለእትና ብተግባር የሻን!!! ይቅርታ ዘበለም እኮ ብሓባ ተሰሪሑ እዩ ። ንተሓባበር ንቀፃላይ ንህዝብና ንሕሰብ ይብል።

  • @tsedalegher4705
    @tsedalegher4705 Месяц назад +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @AlemTigray-pc8yv
    @AlemTigray-pc8yv Месяц назад +1

    ፈትየዮ እዚ መንእሰይ ከምዚኦም ዝበሉ ናብ ማእኸላይ ኮሚቴ ምምፃእኹም ደስ ኢሉኒ

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 Месяц назад

    መናእሰይ ክማሃሩን ብትኽክል ተረዲኦም አቦታቶም ዝመስረትዋ ውድብ ጠርናፊትን ህዝብ ወዲባ ተቃልስን. ንስልጣን ህርፈት ከይኮነስ ንህዝቦምን አዶምን ክሰርኹለዎም ።

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 Месяц назад

    ዋ እሞ ኸዚ እኮ ፈልዮም እዮም ምስህውሃት ከፍርድ ዝደልዩ ሌብነቶም ሓቢኦም አብትሕቲ ግዚያዊ መንግስቲ ተሾጉጦም ግዚያዊ መንግስቲ ከአ ብሕልፊ ጌታቸው በአብይ እናተደገፍ ሚሌናት ይፈሰሉ ህዝቢ ይኸፋፍለሉሎ ስለዚህ ህውሃት ምስ ህዝባ ትበርትእ ።

  • @SteveGb-l5b
    @SteveGb-l5b Месяц назад +2

    TPLF alena wedi tigrai ab mesmer

  • @سلاماثيوبي
    @سلاماثيوبي Месяц назад +1

    🎉🎉🎉🎉

  • @gebregziabherwoldu6739
    @gebregziabherwoldu6739 Месяц назад

    ንጽግዕተኛን ጠላምን ብቅብጸት ስጉምቲ እንተዘይ ተወድዎ መዘዙ ከቢድ እዩ

  • @AbaynehAbayneh-e2d
    @AbaynehAbayneh-e2d Месяц назад

    ንአማልኤል አሰፋ ጠይቆ

  • @سلاماثيوبي
    @سلاماثيوبي Месяц назад +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Tigraynamedia
    @Tigraynamedia Месяц назад

    ቡኻሪያን አባግዕን ትኽክል

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 Месяц назад

    እሞ ውድብከ ትፈርስዶ ? ፎሮ ብረት እያ ከምቶም ሓደ አቦና ዝበልዎ ህውሃት ፍልኾ እያ አይትጠፍእን ኢሎም ምቅርቲ ውድብ. ንኹሉ ፀላኢ ዋጭዋጭ ተብል ።

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu Месяц назад

    ❤️‍🔥✊❤️‍🔥✊❤️‍🔥✊❤️‍🔥✊❤️‍🔥✊❤️‍🔥✊❤️‍🔥👌👌👌👌👌👌

  • @genetmelkam435
    @genetmelkam435 Месяц назад +1

    N❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💐🌷💐🌷🌺💐🌷

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 Месяц назад +4

    ውይይይይይ ይሄ ምይስክይን ሀዝብ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
    ይህ ጌታቸው ለምይን ከ ሰይልጣን
    አንደማይውርድ ነው ግራ የግባኝ

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 Месяц назад

      አማራ ኤርትራ የሚባል በታሪክ የለም አማራ የሚባል የዘር ሀረግ ብሄር ወይም ጎሳ እንደሌለ ታሪክ ይመስክራል እና አማራ ማለት ማንነታቸው የጠፋባቸው የአፄዎች የፈጠራቸው የፓለቲካ አስተሳሰብ ተጠያቂዎች ስብስብ ብቻ ናቸው ቻ በሎማይ ካድራ አይንርስኦን we are ready to destroyed you for ever no caution in every TIGGER TIGRIYANS mind foolish silly dabble standard dabble face RIP😂

  • @genetmelkam435
    @genetmelkam435 Месяц назад +1

    Getachew Reda eyu

  • @abrshmu7345
    @abrshmu7345 Месяц назад +9

    ከዳቸው ረዳ ቢባልስ

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 Месяц назад

    መድሃኒት ኮምቢተራት ንቨርስቲ ጥይይት ላምባ ጮው ኽስልም ዝተትሓዘ ሰለልቲ መፈንቀል መንግስት ወንጀለኛታት ዘፋነወ ኩሎም ናብ ሕጊ ክቐርቡ ኣለዎም ኢዙይ ከይተገብረ ስርዓት ኣይሕዝን ዋና መእሰሪ

  • @KdusYosef
    @KdusYosef Месяц назад

    ሰላም ሃቡና ሕደጉ የአክለና
    ደቅና ዝተሰውእሉ እናበልኩም ቀታሊ ደቅኩም ' ዶ ትድግፉ እንደገና ዝተረፉ ደቅኩም ንክጭርስዎም ዲኩም ደሊኩም ፈጣሪ ልቢ የሃብኩም እምበር ካሊእ እንታይ ይበሃል
    እዞም ደመኛታት ደም ዝለመዱ ስለዝኮኑ ብዘይ ደም ከምዘይሐድሩ ዝተፈለጠ እዩ
    ሕዚ ህዝቢ ንምሽዋድ ውድብካ ትጠፍእ አላ ምናም ይብሉ አለዉ
    ደሓር ቦታ ምስ ሐዙ ግና ተግባሮም ዝፍለጥ እዩ
    ውድብ ማለት እንታይ ማለት እዩ ፈጣሪ ድያ ወይ ፓርቲ
    ፓርቲ እንተጠፈአ ፓርቲ ይመፅእ ንምንታይ ገደል ዘይትአትው ናይዚኦም ፓርቲ ጥፍአቱ እንተዘርእየና ፈጣሪ ንህዝቢ ትግራይ ግልግል ነይሩ ።

    • @vvg5520
      @vvg5520 Месяц назад

      ግም ካዳቸው

  • @seblemeskel9702
    @seblemeskel9702 Месяц назад +1

    እናዝናለን
    በጉስቁልናችሁ መ ሞታችሁ በመፈናቀላች በመራባችሁ አድቫቴጅ ለመውሰድ የተነሳው ጨካኝ
    ህግ ተማሪ ህግ አፍራሽ ን ጠንክራችሁ ታገሉት

  • @Vip-j8f
    @Vip-j8f Месяц назад

    ሓንቲ ህውሓት እምበር ክልተ ህውሓት ኣይንፈልጥን👉 እታ ካልአይቲ ህውሓት ቶሾሽሽሽሽ ሎቆታ ሓሞኽሽቲ ጉጅለ ባንዳ ፅግዕተኛ ገዛኢ ደርቢ ዩ 👉ብገዛኢ ደርጋዊ ስርዓት ክንምራሕ ኣይተቃለስናን

  • @Tigraynamedia
    @Tigraynamedia Месяц назад

    ብቑዕ ተባሂሉ ካብ ዩኒበርስቲ ተጎቲቱ እንድዩ ጠሊሙ ዘሎ ልክዕ

  • @Vip65-rm7is
    @Vip65-rm7is Месяц назад

    ሐቂ ተኸይኑ ረድኤት ሓፂን ጨው ገንዘብ መኸተ ናብ ፅንተተ ዘቃለዐ ....ክፈለጥ አይድለይን

  • @SteveGb-l5b
    @SteveGb-l5b Месяц назад +2

    TPLF Amoraw

  • @SteveGb-l5b
    @SteveGb-l5b Месяц назад +1

    TPLF aba chided

  • @DagmawiBrhanu-ps8qs
    @DagmawiBrhanu-ps8qs Месяц назад

    መንእዩ ዝመቃቀለ ኢስ ዝመሰሉ ዘይሕጋዊ ዝኾነ ጉድለታት እዩ ዘይታሐፍሩ ዘይሐልፈሊኩም ኹሉግዜ ካድር ካድር እድመልክእ ስልጣን ናበልኹሙ ሕዝብ ታወድኡ ዛሐዝን

  • @gmbarxorona2655
    @gmbarxorona2655 Месяц назад

    Dmxi Weyane kab Sahel Eritrea eya Mexia hiyab hizbi Eritrea

  • @brhanu1214
    @brhanu1214 Месяц назад

    Hasawit metalelit

  • @hailemariamgirmayabrha9849
    @hailemariamgirmayabrha9849 Месяц назад

    ሙሁር ማለት PHD and Master ዘለዎ አይኾነን ሀፍትና

  • @RobertHernandez-t5q
    @RobertHernandez-t5q Месяц назад

    Lewis Jennifer Thompson Kevin Martin Kenneth

  • @GidayNayzgi
    @GidayNayzgi Месяц назад

    ሕሉፍቃልሲ ንምድላውን ዘይግምገም?

  • @SteveGb-l5b
    @SteveGb-l5b Месяц назад +1

    AJOKA ABA CHIDED

  • @AksumawianTRUTHPOWER
    @AksumawianTRUTHPOWER Месяц назад

    ሃይለ ደደቢት መንዩ?
    ክፍሊ 1
    ኣብ እዳጋ ኣርቢ ብቅጽል ሽማ ትካቦ ሙሰጠፋ ሓሰን ታብ ትብሃል ኣብ 59 ዓመታ ወለደቶ። ስዋ ትሽይጥ እንተላ ማዕሚና ዝወለደቶ ሃይለ ኣብኡ ኣይፍለጥን።
    ናይቲ ኸባቢ ሓረስታይ ርባዕ ሸቃ ኣረፋይነ ብዙቅ ድማ ጤለ በጊዕ ኽሕልወሎም ብቆልኡኡ ቆጸርዎ። ከም ወዶም ገይሮም ካኣ እንዳዕበይዎ ተለዉ ጤል ኽደፍር ሪኦሞ ደንጊጾም ብዝሓዝዎ ጎሞድ ደብረይሉ። ዐይኑ ዳርጋ ኣጥፊኦሞ ነበሩ። ምስ ደመየ ደንጊጾም 'ሃያል ኣምላኸይ እንኳዕ ዐይኑ ኣየጥፋእኹዎ' አሎም አመስገኑ። ሃይሉ ኢሎም ከኣ ይጽውእዎ ነበሩ። ዳሕራይ ት/ት ቤት ኽኣቱ እንተሎ ታሽም ናብ ሃይለ ቀየራ!
    ኣኩኡ ዓለም ገ/ዋህድ እንዳሓገዞ ዳሕራይ ይነብር ነበረ። ኣውስትራልያ ክኸይድን ደደቢት ሚድያ ጠጠው ከብል ኸኣ ክሳብ $2.75 ሚልዮን በደ/ፅዮን ብሎንደን ኣቢሉ ተላኢኹ ተደላደለ። ኣብ መርበብ ህወሓት ኽፍሊ ወጻእ ትእምንት ተመዲቡ ኽኣ ኸባቢ 7950 ፓውንድ ብወርሂ ኽሳብ ሕዚ ይኽፈሎ።
    እዚ ወዲኣዲ ናብ ሥልጡን ሃገር መጺኡ፡
    ህወሓት ጥራይ ትምራሕ፣
    ደንቆሮ ደ/ፅዮን ጥራይ ይምራሕ፣
    ካድረ ጥራይ እዩ ህዝቢ ትግራይ፣
    ካድረ ዝበሎን ጉጅለ ልምኣትን ዝበልዎ ጥራይ ይኹን!
    ጀግና ጀ/ል ፃድቃን መርዝዎ ቁርዲድ እዩ!
    ዝብል መሃይም።፤ ታዲግሪኡ ታበይ ከምዝረኸባ ሕቶ ተልዕል እያ!
    ቀዳማይ ጀግናኻ ኣይቅተልን ሺሕ ተጸላዕኻዮን ተበደለካን! ናይ ሐገር ጸላኢ ትለዓለካ ዘድሕነካ ትጀግና ስለዝኾነ!
    እዙይ ኸኣ ኣብ ኢትዮጵያ ተራኣየ እዩ። ኣብ ኢትዮ ኤርትራ ኹይናት እኮ ናይ ደርጊ ጀነራላትን ኮሬናላትን ተጸዊኦም ተቃሊሶምን ተሰዊኦምን ንኤርትራ ያዱሽ ኣቢሎም እዮም።
    ኣንታ ደንቆሮ ሃይለ ደደቢት ግን ነቀርሳ ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ደ/ፅዮን፣ መንጆርኖን፣ ኣለም ገ/ዋህድን ገበኖም ኸይግለጽ ህዝብና አብ ጽንተት ዘብጽሕዎ ደናቁር ተሓዊስካ ለኻዕኻዕ ትብል ኣለኻ!
    ተመሪዘ ነይረ ኢልካ ኽትዕውጅ ተለኻ እንኳዕ ኣምላኽ ታብ ግብረ ጸላዕቲ ኣድሓነካ በልና በር ኻሊእ ኣይተመነይናልካን!
    ኣንታ ደንቆሮ ወዲ ማዕምን ግን ቁርዲድን መርዝን ኢልካ ብዐለም ለኸ ተኣቂኑ ናይ ተጋሩ ጀግንነትን ጽንኣትን ዘመስከረ መርኣያን መመኪሒናን ኣያና ኸምኡ ኽትብሎ ሓዚና። ኣንታ ሸኳዕ ጨናዊ ኣብ ስሪኡ ዝሸይን መሃይም፣ ኹሉሻብ ነፍስኻ ሓሉ! ኸምኡዳበልካ ዘረባ መንቀሊኻ እዩ። ዳሓን!!!

  • @HaderaMebrhatu
    @HaderaMebrhatu Месяц назад

    ሓሳዊት ዘረባ ጥራሕ

  • @kalman6063
    @kalman6063 Месяц назад

    ካብዛ ዋዕሮ እዝኣ ዘይማሃር መንእስይን ሙህሩን እንተሃልዩ ካብኣድጊ ፍልኻ እይረኤን

  • @samuelsegid796
    @samuelsegid796 Месяц назад

    The question of people wender full !!! The comments they wight so sad they are against people.

  • @brhanu1214
    @brhanu1214 Месяц назад

    Men ybluki wedey lokmats

  • @ትግራይ-መቐለ
    @ትግራይ-መቐለ Месяц назад +1

    ሙሁር ሓይሊ መጺኡ ኣሎ ግደፍሎም ን ግምት።

    • @mossest.giorgis9589
      @mossest.giorgis9589 Месяц назад +1

      TPLF KE MUHUR YEBULIN?

    • @tsedalegher4705
      @tsedalegher4705 Месяц назад +1

      ንሸየጥቲ ዓዲ ድዩ መሊኦም ክሸጥዋ😢

    • @samsamsun367
      @samsamsun367 Месяц назад

      ግምት ወላ ግማት😂😂😂😂 ጨያጢ አዶም

  • @haben8627
    @haben8627 Месяц назад

    ሕዉሓት እንታይ እያ ሰሪሓትልኩም የጭላ?

  • @mesgnawabebe3071
    @mesgnawabebe3071 Месяц назад

    Gecho jegena sanitizer....

  • @Mola-y5o
    @Mola-y5o Месяц назад

    ዝናቡ ስለ አላማጣ ናይ የጭላ ህዝብ ይፈልጥ ኸዪኑ ድዩ

  • @Welday-x2w
    @Welday-x2w Месяц назад +1

    Anti tqmegna leyba teneqihkum ekum

  • @brhanu1214
    @brhanu1214 Месяц назад

    Aye weyane ezi kulu thatati eti tsgetegna gujile Alem eyu::

  • @Welday-x2w
    @Welday-x2w Месяц назад

    Ley 100,000 entay ydelya btaemi zahzn😂😂😂

  • @Welday-x2w
    @Welday-x2w Месяц назад

    Kuinat naaki zengieki gin kmetse ekum tdelywo

  • @AsefaDesalege
    @AsefaDesalege Месяц назад

    Molacha hashawit hzbiy yechila kettalel dekadey 480 million adhzkum bsudan gerkum nab Wesley zewesu

  • @Welday-x2w
    @Welday-x2w Месяц назад

    Nski abey zneberki men shmkirehaki

  • @hailemariamgirmayabrha9849
    @hailemariamgirmayabrha9849 Месяц назад

    ሕወሓት ናይ ሓሶት ፍብሪካ እዩ

    • @vvg5520
      @vvg5520 Месяц назад +1

      ግም ሓማስየን 😂😂😂😂

  • @мдор
    @мдор Месяц назад +1

    ወረረረረረ ቋቅቅቅቅቅቅቅቅቅ

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 Месяц назад

      ወገባቹህ ተስብረዋል አማራ ኤርትራ የሚባል በታሪክ የለም አማራ የሚባል የዘር ሀረግ ብሄር ወይም ጎሳ እንደሌለ ታሪክ ይመስክራል እና አማራ ማለት ማንነታቸው የጠፋባቸው የአፄዎች የፈጠራቸው የፓለቲካ አስተሳሰብ ተጠያቂዎች ስብስብ ብቻ ናቸው ለማኝ we are ready to destroyed you for ever no caution in every TIGGER TIGRIYANS mind foolish silly dabble standard dabble face RIP😂

  • @GidayNayzgi
    @GidayNayzgi Месяц назад

    ናይመን ውሽማኾን ትኸውን??

    • @Honest-d8u
      @Honest-d8u Месяц назад

      Tref zebi bela" ii seb .sek elkha temhar.

  • @ትግራይ-መቐለ
    @ትግራይ-መቐለ Месяц назад +4

    ህዝቢ ኣይንደልዮኩምን ይብለኩም ኣሎ መን ድዩ ህዝቢ ብኣኩም?

  • @hg2540
    @hg2540 Месяц назад +1

    ምኽሪ ካብ ትግራዋይ ዲያስፓራ
    ቶም ዝተመረፁ ሓደሽት መንእሰያት ምእከላዊ ኮሚቴ አባላት እብ ፊትንፊት ይዉጽኡ ይአክቡ ኣብ ሚዲያውን ፊትንፊት ቀርቦም ይቃለሰ እቱ ህዝቢ ሓዱሽ ገጽ ክርኢ ይደሊ ነባራት ብድሕሪት ኮይኖም ይስርሑ ካሊእ ከዓ መንእሰይ ጠርንፉ ንቕድሚት አምፅኡ ከምኡ ተኮይኑ እዩ ዝዕረ
    ኣብመወዳእታ አመራርሓታት አይትፍዘዙ ህዝቢ ብኩሉ ነገር ይበልፀኩም ኣሎ

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 Месяц назад

      አማራ ኤርትራ የሚባል በታሪክ የለም አማራ የሚባል የዘር ሀረግ ብሄር ወይም ጎሳ እንደሌለ ታሪክ ይመስክራል እና አማራ ማለት ማንነታቸው የጠፋባቸው የአፄዎች የፈጠራቸው የፓለቲካ አስተሳሰብ ተጠያቂዎች ስብስብ ብቻ ናቸው ቻ በሎ RIP😂

  • @abelteklay6288
    @abelteklay6288 Месяц назад

    ኣብ የጭላ በቃ ድዩ ኾይንዎ መንእሰይ ዘየለ አረጏጉቲ ኣኪቦም ዓዕ ዘብልዎም ዘለዉ?

  • @DagmawiBrhanu-ps8qs
    @DagmawiBrhanu-ps8qs Месяц назад

    ገዛእ ደርብ እስኻ አኻ ካብአካ ዝበለፀ የለን

    • @vvg5520
      @vvg5520 Месяц назад

      ካዳቸው አዞክ😂😂😂😂

  • @alemadera1203
    @alemadera1203 Месяц назад

    ኮራኹር ስብሓትን ገብረፅንተት ነፋቅቲ ውግእን ወበርን ፈትለ ዕግርግርን ወዘተ

    • @meri3353
      @meri3353 Месяц назад

      😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 Месяц назад

      አማራ ኤርትራ የሚባል በታሪክ የለም አማራ የሚባል የዘር ሀረግ ብሄር ወይም ጎሳ እንደሌለ ታሪክ ይመስክራል እና አማራ ማለት ማንነታቸው የጠፋባቸው የአፄዎች የፈጠራቸው የፓለቲካ አስተሳሰብ ተጠያቂዎች ስብስብ ብቻ ናቸው ቻ በሎ we are ready to destroyed you for ever no caution in every TIGGER TIGRIYANS mind foolish silly dabble standard dabble face RIP አድጊ ወዲ ፊክ ሚሊሊክ ማለት አብደልከወል😂 ብዘይ ሀገረ ትግራይ ክትነብሩ አይትክእሉን? ደናቁር አረብ😂

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 Месяц назад

      ሓሽከር በላዕተኛ ዑሱብ ብልጽግና ንሓመድ ይግበረልኩም ንጎይታኹም ባንዳ ጌታቸው ከዳ ሓዊሱ.👎👎👎👎👎👎👎👎👹👹👹👹👹👹👹👹👹

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk Месяц назад

    ኮራኩር ደቂ ስብሓት ነጋ ወራዳታት😅

    • @Lydiawoldu
      @Lydiawoldu Месяц назад +1

      Weradas nesekatekum kehadeti bandatate

    • @AsdfghZxcv-jl8vk
      @AsdfghZxcv-jl8vk Месяц назад

      @@Lydiawoldu ዓሻ ስብሓት ነጋእና ደገፍቱ ዶ አይኮኑን ናይ ትግራይ መስዋእቲ ጨውዮም ኢትዮጵያ እና እናበሉ ክሞትላ ዝብሉ ዝነበሩ ግደፉ ትግራይ ትርስዕዋ አለኩም ዛኩላይ መስዋእቲ ትክሕዱና አለኩም ተተብሃሉ አብዮም ክሕደት ከአ ናይ ግዝየ እምበር ምውራድካ ዘይተርፍ እዩ መስቃ ህዝቢ ትግራይ በታ ክስየፈላ ዝብል ዝነበረ ዓዲ ተገልቢጣ ኩርኩሪት አሲራ ምስዝርባቡ ላብ አደባባይ አውፂኦም አዋሪዶምዎ ካሕዳም ይግቦኦ እዩ ዘይተፈለጥኩም እምበር ካብ አምሓራ ዝተደቀልኩም አለኹም ሚስኪናይ ስካውን ድቃላ ኢኻ አቦሓጎኻ ጠይቆ አታ ኮንቱ 😆

    • @helenzewede3802
      @helenzewede3802 Месяц назад +1

      Some people do not even know what they are talking about

    • @asmelashtesfay5931
      @asmelashtesfay5931 Месяц назад +1

      ጊላ ሹዋ

  • @AksumawianTRUTHPOWER
    @AksumawianTRUTHPOWER Месяц назад

    ክፍሊ 2
    ሃይለ ደደብ ት መንዩ?
    ሕዚ ጀግና መመኪሒና ዝኾነ ጀ/ል ፃድቃን ብስሚ መሪዝኩም ቅተልዎ ዳበለ መናፍሒ ፕሮፓጋንዳ ዘካይድ ዘሎ ወዲ ሃገረሰብ እዩ። ኽሳብ ትማሊ ኢዱ ተሓጺቡ ምብላዕ ዘይፈለጥ ነበረ ደንቆሮ ደፋሪ ጠልን አድጊን እዩ። መንዩ? ሃይለ ህበይ እዩ።
    እዚ መዕበርበሪ ሃይለ ጭው ዝበለ ግዕዙይ ጥቅመኛ እዩ። እንኡ ኻባ ኣድዋ ተሰዲዳ ሺረ ሰፊራ ስዋ ጾማቂትን ብ 3 ታዕሪፋ ትድቅስ ነበረትን ዒዋሉ ዝለማመዱላን ነበረት እያ። እዙይ እንዳረኣየ ዝኣበየ ሃይሉ ንምንታይ ኸምዙይ በለ ንማለት ታይሪኡ ድኣ ኣብዩ ንማለት የኽእል እዩ። ንሐደ ጀግና ግን ኸምኡ ኽብል ሞራላዊን ህጋዊን አይኮነን።
    ኽቡር ጀ/ል ፃድቃን ጥፍአቱ ታይ እያ?
    ኽዛረብ ብንሰምኦ:
    1. ኒ ትግራይ ኹሉ ዘካትት syztem ንፍጠረላ
    2. ውድብን መንገሥትን ይፈለ
    3. ናይ ኹሉ ደሞክራሲያዊ ሥርኣት ንህነፅ
    4. ትግራይ ብኹሉ ኣንፈት ነምዕብላ እዩ ዝብል።
    ጸለመ ገጅለ ህወሓት አብ ልዕሊ ጀ/ል ፃድቃን መለኣእሊኡ እንታይ አዩ?
    1. ብተግባር፣ ብትምህርቲ፣ ብሀብቲን ብጀግንነትን ዘመስከረን ኣለም ለኸ ተቀባይነትን ሰለዘለዎ ናይ ደ/ፅዮን ቅንኢን ምንቀኝነትን ዘጠነሶን ዝወለዶን ስለዝኾነ
    2. ሓቂ ሒዙ ስለተቃለሰን ኣብ ሐጺነ-መጺንን ወርቂን መኣድናትን ኢዱ ስለዘይርከብ ኸጋልጸናን ኸእስረናን ዝብል ፍርሒ ስለዝሓደሮም
    3. ብዝኣመነሉ ጽኑዕ ስለዝኾነና ወሽረኽረኽ ስለዘይብል
    4. እታ ዝኣምነላ ዘላቂ ሥርዓት ምፍጣር ስለተፍርሆምን ናብ ደቆም ሥልጣን ኸውርሱ ስለዘይኽእሉን ጀ/ል ፃደሰቃን ድማ
    ሕዝቢ ትግራይ ኣጽኒትዎ ኻብ ዘሎ ናይ ደናቁርን እክብካብ ካድረን ሓራ ኸውጽእ ኣቋም ስሐዘለዎ
    ስለዚ ጀ/ል ፃድቃን ብመሓውር ጉጅለ ልምኣትን ሓላዊ ኤድጊን ጤልን ጠርኒፉ አውዲቁ ኸይገዝኦ ሕዝቢ የንቅሓልና አሎ ታብዝብል ደንቁርና ዝመልኦ ኣታሓሳስባ እዩ።
    ሃይለ ደደብ ት ደ/ፅዮን ደንቆሮ ሻዕብያ ኣይሳኽኣልኩምን!
    ኸመይ?
    ብጌታቸውን ጀ/ል ፃድቃንን እንዳተመራሕና ኽንስዕረኩም ኢና ብቃልሲ ሓሳብ! ስሚ ግን አይንምነየልኩምን!!!

  • @GuwaTube
    @GuwaTube Месяц назад +2

    💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @سلاماثيوبي
    @سلاماثيوبي Месяц назад +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @GidayNayzgi
    @GidayNayzgi Месяц назад

    ናይመን ውሽማኾን ትኸውን??

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 Месяц назад

    ❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️