ኢታ ማሕበር ክሳብ ሕጂ ከም ህዝቢ ወይ ሰዉራታት ዘይተጠቀምናላ 1947 EDM እዮ Thank you So much Mokonen Tesfay نحن ك الاإ رتريين الما انتفعناها ١٩٤٧ ك الشعب أو ك ثورة الجمعية ارترية لل ارتريين وهذا كان E D M الذكرة لل اجدادنا نبيلين والشهداء ابرار شكرا جزيلا مكونين تسفاي
Sorry to say that Mr Isaias Afwerki banned to not revealing our Culture us to not important and it is old fashioned Ethiopian colonial style by any means we need and Satisfy our beloved traditions So thank you to consideration and understanding our feelings
Wow bahlna tum kexlo ❤
Selam selam kubur hawey nay Yikealo besrat bal adi hargex eba ager belena
Edmen tinan yhabka Fetari Memeherey 🥰🥰🥰🥰🥰
Thanks a lot 👍👍👍
ሰላም ሰላም መምህር ተስፋይ ስላም ጥዕና ኣብ ሂወትካ ኣሳልጦ ኣብ ስራሕካ እንዳትርመነኹ መሰታ እዝኒ ቀድሞት ትብል መጽሓፍ ብኸመይ ክርኽባ ይኽእል ተገዲስካ እባ ሊንክ ስደደለይ
ሰላም ዎ ሰናይ ንኹልና
selam kemey tkewn ? yeqenyeley Ezni meseta qedamot ab www.semayat.com alatka wey bi telephone 6162726546 dewil ab whats up
ሎሚ ግርም ኩሉ ጊዘ ብሉጽ ስራሕ ❤
ናይ ተመልሶ ቀለተ 'ምበር ረሲዕካ !
🎉🎉🎉🎉
❤ ❤ !
🎉🎉🎉❤❤
Mekonen tesfay hji grm geberka!!! Xenadeglel anda akotatey!!!
❤❤❤❤❤
ኢታ ማሕበር ክሳብ ሕጂ ከም ህዝቢ ወይ ሰዉራታት ዘይተጠቀምናላ
1947 EDM እዮ
Thank you So much Mokonen Tesfay
نحن ك الاإ رتريين الما انتفعناها ١٩٤٧
ك الشعب أو ك ثورة الجمعية ارترية لل ارتريين
وهذا كان E D M
الذكرة لل اجدادنا نبيلين
والشهداء ابرار
شكرا جزيلا مكونين تسفاي
🎉❤❤❤
ሰብ እምበር ታሪኽ ማኣስ ይመዉት
ታሪኽ ኣባሓጎታተይ🙏🙏🙏🙏
============================
ኣቦ-ሓጎና ባሻይ ተመልሶ ቀለተ በዓል መንደፈራ ምስ ኣቦ-ሓጎና ይከኣሎ በዓል ዓዲ ሓርገጽ ዝተባሃሃልዎ
ኣቦይ ይከኣሎ ናብ ባሻይ ተመልሶ ቀለተ ንመንደፈራ ኣወዳድቓ ማሰን መልቀስን ክምህርዎም እኸዱ። ኣቦይ ባሻይ ተመልሶ፡ ይከኣሎ ደኺመ ኣለኹ እሞ ሓንሳብ ክድቅስ በልዎም።
ኣቦ ይከኣሎ ድማ መታን ከባራብርዎም ከምዚ ኢሎም ብሂወቶም ካለዉ ኣልቀሰወሎም:-
ጎይታና ባሻይ ሞት እንተመጽያ ኣውያት ስደዱለይ ብተሎ ብተሎ
ዓዲ ሓርገጽ እዩ ዓደይ ጥቓ ጨዓሎ
ዕናዓንዶም እዩ ዓደይ ጥቓ ጨዓሎ
በረዓንዲ ዓዲ ኸረን እዩ ዓደይ ጥቓ ጨዓሎ
ኣሽራ ዓዲ ጉልቲ እዩ ጥቓ ጨዓሎ
ሞት እንተ መጽያ ኣውያት ስደዱለይ ብተሎ ብተሎ
ክመጽእ እየ ክገበረልኩም እቲ ኣነ ዝኽእሎ(2)
ኣቦይ ባሻይ ተመልሶ ተቐቢሎም ከምዚ ኢሎም መለስሉ
ኢኪኣሎ ወደይ ሓቅኻ ኢኻ
ዓዲ ሓርገጽ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎ
ዑናዓንዶም ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎ
በረዓንዲ ዓዲ ኸረን ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎ
ኣሽራ ዓዲ ጉልቲ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎ
ኣብዓ በዓቲ ኣሓ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎ
ደሪጨን ኮላይ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎ
ምመጻኻ እወ ኔርካ ክተገብረለይ እቲ ትኽሎ
መኣስ ሎሚ እሞ ከምቀደም ኣሎ
ዘበን ሓርነት እንድዩ ዘበን ተጋድሎ
ውላድ እንደኣሉ ዝመውት ወላዲ ዝቐብሮ
ኢሎሞ ይበሃል
ዉላድኩም ምኻነይ ሓበን ይስማዓኒ!!!!!!!
Eway bahlna tum qexlo mokenen tesfay
Ab tiktok kreki ybel do?
Sorry to say that
Mr Isaias Afwerki banned to not revealing our Culture us to not important and it is old fashioned Ethiopian colonial style by any means we need and Satisfy our beloved traditions
So thank you to consideration and understanding our feelings
ዝኸበርካ መምህር ሞኮነን በዚ ተቕርቦ ዘለኻ ኣዚና ነመስግነካ። በጃኻ ኣይተቋርጾ። እዚ ተቅርቦ ማሰ ወይ ወየ ጥራይ ኣይኮነን እንኮላይ ታሪኽ ስለዝኾነ ወላ መዓልታዊ እንተተቕርበልና ጽቡቕ ኔሩ።
😂😂😂✊🏾
Welcome 😍😍😍
❤❤❤❤