Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ሙሉእ መዓልቲ ሰሚዕካ ዘይምኖ ወግዒ keep going ❤
የቀንየል ብጣዕሚ' ጸቡቅ ባህላዊ ን ማሃሪ ቅርስ ሕጃዉን ብዝዃአሎምስ እተዝቦራበርስ ፀቡቅ ነሩ በበዘለዩ ሃገርናነወቁብ የሕዋትን አሐትን❤❤❤🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
እትገብሮ ዘለኻ ዓቢ ስራሕ ኢዩ! ከይትሓለልካ ቀጽሎ : ቅርሲ ኢዩ:: የቐንየልና❤
የቀንየልና ደስ ዝብል ሰሚዕካ ዘይምኖ ጽብቅ ባህሊ ናይ ኣቦታትና ምስ ዉሕሉል ኣቀራርባ
ብጣዓሚ ደስ ዘብል ወግዒ ኣቦታትና ምስ ናይ ጽብቅ ኣቀራርባኻ👏👏👏
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ መምህር ሞኬ! ❤
ዓዲቦይ ዓረት ሰብ ሕዙእ ታሪኽ👑👑👑🇪🇷☝🏿
ኣዝዩ ብሉጽ ወግዒ ቀጽሎ ጽቡቅ ስራሕ🎉❤🎉❤🎉❤
ክብረት ይሃብልና መምህር ሞኬየ ንባሻይ ገብረኺዳን ወዲ ጋሎም እዩ ጣዓመተ ተወልደ ፍርቂ ዓረት ዝብል ሳጋ ኣለዎ ኣቦይ ማሰኛን መላቀሳይን እዩ ካብቶም ሕጂ ብሂወት ዘለዉ ይትረፍ ኣብ ዓድታት ወላ ኣብ ኤክስፖ ፈስቲቫል እዩ ዝዕደም ብታሪኽ ይኩን ተባህለ ናይዞም ዝበልካዮም ኩቡራት ወለድና ባሻይ ገብረኪዳን ባሻይ ተመልሶ ቀለተ ባሻይ ሃይለ ኣውህነ ባሻይ ካሕሳይ ሰምዲ ኮታስ ናይ ኩሎም ታሪኽ ከዘንቱ ከሎ ብጣዕሚ እዩ መሳጢ ምስ ቃንኦም እዩ ዘዘንቱ እዚ ዝበልካዮ ክኣ ኩሉ ሓቂ እዩ ከመይ ዓይነት ተገዳስነትን ጽፉፍን ጌርካ ተቅርቦ ኣለኻ ገሪሙኒ ዕድመ ይሃብካ ቀጽሎ ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ከምዚ ዓይነት ሓቀኛ ታሪክ ዘምጻእካ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ቀጽሎ። ❤
ደስ ዝብል
It’s amazing interesting story 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ደስ ዝብል ወግዒ ቀዳሞት ቀጽለሉ ክቡር ሓው❤❤❤❤❤❤
Aseyyyy des zibele bahlna ,Ajoka qexlo.
Adneqti Bahlawi tbebat abetatna tednq 👍
Guebez eka ;Tarik nay masegnatst Abotatna mzkark yemesgneka.
ጽቡቕ ስራሓ እዚ ወለዶ እቲ ክም ናይ ኣቦታትና ኣይካኣሎ ክደግም ግዴታ ኣለዎ እሞ ከይትሕለለ መምህረይ ቀጺሎ።
ብዘይ ልበይ ፈሎው ኢለካ ❤❤❤
ዓርተይ
Selam kuber nay Yikealo besrat bay adi hargex eba aqrbelena ሰብ እምበር ታሪኽ ማኣስ ይመዉትታሪኽ ኣባሓጎታተይ🙏🙏🙏🙏============================ኣቦ-ሓጎና ባሻይ ተመልሶ ቀለተ በዓል መንደፈራ ምስ ኣቦ-ሓጎና ይከኣሎ በዓል ዓዲ ሓርገጽ ዝተባሃሃልዎኣቦይ ይከኣሎ ናብ ባሻይ ተመልሶ ቀለተ ንመንደፈራ ኣወዳድቓ ማሰን መልቀስን ክምህርዎም እኸዱ። ኣቦይ ባሻይ ተመልሶ፡ ይከኣሎ ደኺመ ኣለኹ እሞ ሓንሳብ ክድቅስ በልዎም።ኣቦ ይከኣሎ ድማ መታን ከባራብርዎም ከምዚ ኢሎም ብሂወቶም ካለዉ ኣልቀሰወሎም:-ጎይታና ባሻይ ሞት እንተመጽያ ኣውያት ስደዱለይ ብተሎ ብተሎዓዲ ሓርገጽ እዩ ዓደይ ጥቓ ጨዓሎዕናዓንዶም እዩ ዓደይ ጥቓ ጨዓሎበረዓንዲ ዓዲ ኸረን እዩ ዓደይ ጥቓ ጨዓሎኣሽራ ዓዲ ጉልቲ እዩ ጥቓ ጨዓሎሞት እንተ መጽያ ኣውያት ስደዱለይ ብተሎ ብተሎክመጽእ እየ ክገበረልኩም እቲ ኣነ ዝኽእሎ(2)ኣቦይ ባሻይ ተመልሶ ተቐቢሎም ከምዚ ኢሎም መለስሉኢኪኣሎ ወደይ ሓቅኻ ኢኻዓዲ ሓርገጽ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎዑናዓንዶም ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎበረዓንዲ ዓዲ ኸረን ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎኣሽራ ዓዲ ጉልቲ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎኣብዓ በዓቲ ኣሓ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎደሪጨን ኮላይ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎምመጻኻ እወ ኔርካ ክተገብረለይ እቲ ትኽሎመኣስ ሎሚ እሞ ከምቀደም ኣሎዘበን ሓርነት እንድዩ ዘበን ተጋድሎውላድ እንደኣሉ ዝመውት ወላዲ ዝቐብሮኢሎሞ ይበሃልዉላድኩም ምኻነይ ሓበን ይስማዓኒ!!!!
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤
🎉🎉🎉
🕊🕊🕊🕊🕊
❤
❤❤❤❤❤
ክብረት ይሃበልና መም!እዚ ዝሕላገቱ ህዝቢ ከመይ ኢሉዩ ስደትን ብርሰትን ኣሜን ኢሉ ተቀቢሉ?????
Plse bring nay Berhe Ainom next
ባህልታትና ክሳብ ክንደይ ኣብ ውሽጢ ህብረተሰብና ስምረትን ጥምረትን ምክብባርን ከም ዝነበረ ዓቢ ትምህርቲ እዩሞ መምህር ሞከነን የቐንየልና ክብረት ይሃበልና ድማ።
Hello brother MekonenThank you very much for everything that you are doing. Can you please tell me the Artist of your opening song.
Thank you the singer is Atowebrhan Segid
@@MosaicBahlisealm Memhr Mekonen kemey aleka xbuq kthlu enda temeneku nayzi masen melqesn mexhaf nay Solomon tsahaye abey krekbo ykeal ykewn tegediska eba melseley
❤❤❤
measan mealikasin
ሰውሒ እንታይ ማለት ይኸውን
ሰውሒ ኣብ ነትዒ ማይ ዝቦቅል ልሙዕ ሳዕሪ'ዩ::
@habtomtesfagaber1808 ሰቲ ንምባል ዶ ይኸውን
ሉሙዕ ሱቡሕ ጎልጎል
❤❤❤❤
ሙሉእ መዓልቲ ሰሚዕካ ዘይምኖ ወግዒ keep going ❤
የቀንየል ብጣዕሚ' ጸቡቅ ባህላዊ ን ማሃሪ ቅርስ ሕጃዉን ብዝዃአሎምስ እተዝቦራበርስ ፀቡቅ ነሩ በበዘለዩ ሃገርናነወቁብ የሕዋትን አሐትን❤❤❤🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
እትገብሮ ዘለኻ ዓቢ ስራሕ ኢዩ! ከይትሓለልካ ቀጽሎ : ቅርሲ ኢዩ:: የቐንየልና❤
የቀንየልና ደስ ዝብል ሰሚዕካ ዘይምኖ ጽብቅ ባህሊ ናይ ኣቦታትና ምስ ዉሕሉል ኣቀራርባ
ብጣዓሚ ደስ ዘብል ወግዒ ኣቦታትና ምስ ናይ ጽብቅ ኣቀራርባኻ👏👏👏
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ መምህር ሞኬ! ❤
ዓዲቦይ ዓረት ሰብ ሕዙእ ታሪኽ👑👑👑🇪🇷☝🏿
ኣዝዩ ብሉጽ ወግዒ ቀጽሎ ጽቡቅ ስራሕ🎉❤🎉❤🎉❤
ክብረት ይሃብልና መምህር ሞኬየ ንባሻይ ገብረኺዳን ወዲ ጋሎም እዩ ጣዓመተ ተወልደ ፍርቂ ዓረት ዝብል ሳጋ ኣለዎ ኣቦይ ማሰኛን መላቀሳይን እዩ ካብቶም ሕጂ ብሂወት ዘለዉ ይትረፍ ኣብ ዓድታት ወላ ኣብ ኤክስፖ ፈስቲቫል እዩ ዝዕደም ብታሪኽ ይኩን ተባህለ ናይዞም ዝበልካዮም ኩቡራት ወለድና ባሻይ ገብረኪዳን ባሻይ ተመልሶ ቀለተ ባሻይ ሃይለ ኣውህነ ባሻይ ካሕሳይ ሰምዲ ኮታስ ናይ ኩሎም ታሪኽ ከዘንቱ ከሎ ብጣዕሚ እዩ መሳጢ ምስ ቃንኦም እዩ ዘዘንቱ እዚ ዝበልካዮ ክኣ ኩሉ ሓቂ እዩ ከመይ ዓይነት ተገዳስነትን ጽፉፍን ጌርካ ተቅርቦ ኣለኻ ገሪሙኒ ዕድመ ይሃብካ ቀጽሎ ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ከምዚ ዓይነት ሓቀኛ ታሪክ ዘምጻእካ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ቀጽሎ። ❤
ደስ ዝብል
It’s amazing interesting story 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ደስ ዝብል ወግዒ ቀዳሞት ቀጽለሉ ክቡር ሓው❤❤❤❤❤❤
Aseyyyy des zibele bahlna ,Ajoka qexlo.
Adneqti Bahlawi tbebat abetatna tednq 👍
Guebez eka ;
Tarik nay masegnatst Abotatna mzkark yemesgneka.
ጽቡቕ ስራሓ እዚ ወለዶ እቲ ክም ናይ ኣቦታትና ኣይካኣሎ ክደግም ግዴታ ኣለዎ እሞ ከይትሕለለ መምህረይ ቀጺሎ።
ብዘይ ልበይ ፈሎው ኢለካ ❤❤❤
ዓርተይ
Selam kuber nay Yikealo besrat bay adi hargex eba aqrbelena
ሰብ እምበር ታሪኽ ማኣስ ይመዉት
ታሪኽ ኣባሓጎታተይ🙏🙏🙏🙏
============================
ኣቦ-ሓጎና ባሻይ ተመልሶ ቀለተ በዓል መንደፈራ ምስ ኣቦ-ሓጎና ይከኣሎ በዓል ዓዲ ሓርገጽ ዝተባሃሃልዎ
ኣቦይ ይከኣሎ ናብ ባሻይ ተመልሶ ቀለተ ንመንደፈራ ኣወዳድቓ ማሰን መልቀስን ክምህርዎም እኸዱ። ኣቦይ ባሻይ ተመልሶ፡ ይከኣሎ ደኺመ ኣለኹ እሞ ሓንሳብ ክድቅስ በልዎም።
ኣቦ ይከኣሎ ድማ መታን ከባራብርዎም ከምዚ ኢሎም ብሂወቶም ካለዉ ኣልቀሰወሎም:-
ጎይታና ባሻይ ሞት እንተመጽያ ኣውያት ስደዱለይ ብተሎ ብተሎ
ዓዲ ሓርገጽ እዩ ዓደይ ጥቓ ጨዓሎ
ዕናዓንዶም እዩ ዓደይ ጥቓ ጨዓሎ
በረዓንዲ ዓዲ ኸረን እዩ ዓደይ ጥቓ ጨዓሎ
ኣሽራ ዓዲ ጉልቲ እዩ ጥቓ ጨዓሎ
ሞት እንተ መጽያ ኣውያት ስደዱለይ ብተሎ ብተሎ
ክመጽእ እየ ክገበረልኩም እቲ ኣነ ዝኽእሎ(2)
ኣቦይ ባሻይ ተመልሶ ተቐቢሎም ከምዚ ኢሎም መለስሉ
ኢኪኣሎ ወደይ ሓቅኻ ኢኻ
ዓዲ ሓርገጽ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎ
ዑናዓንዶም ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎ
በረዓንዲ ዓዲ ኸረን ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎ
ኣሽራ ዓዲ ጉልቲ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎ
ኣብዓ በዓቲ ኣሓ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎ
ደሪጨን ኮላይ ዓድኻ ጥቓ ጨዓሎ
ምመጻኻ እወ ኔርካ ክተገብረለይ እቲ ትኽሎ
መኣስ ሎሚ እሞ ከምቀደም ኣሎ
ዘበን ሓርነት እንድዩ ዘበን ተጋድሎ
ውላድ እንደኣሉ ዝመውት ወላዲ ዝቐብሮ
ኢሎሞ ይበሃል
ዉላድኩም ምኻነይ ሓበን ይስማዓኒ!!!!
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤
🎉🎉🎉
🕊🕊🕊🕊🕊
❤
❤❤❤❤❤
ክብረት ይሃበልና መም!እዚ ዝሕላገቱ ህዝቢ ከመይ ኢሉዩ ስደትን ብርሰትን ኣሜን ኢሉ ተቀቢሉ?????
Plse bring nay Berhe Ainom next
ባህልታትና ክሳብ ክንደይ ኣብ ውሽጢ ህብረተሰብና ስምረትን ጥምረትን ምክብባርን ከም ዝነበረ ዓቢ ትምህርቲ እዩሞ መምህር ሞከነን የቐንየልና ክብረት ይሃበልና ድማ።
Hello brother Mekonen
Thank you very much for everything that you are doing.
Can you please tell me the Artist of your opening song.