Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ናይ ብሓቂ መጽሓፍ እዮሞ ክብረት ይሃበልና ሓታቲ ዕድመን ጥዕናን ንጀነራል ከኣ ንካልኦት ከኣ ከሞዚ ጌርኩሞ ኣቅርቡልና ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍❤️❤️❤️❤️🤝🤝🤝🤝🤝🤝👍👍👍👍👍👍
ጅግንነት ኤርትራዊያን መግለጺ የብሉን።
መሳጢ ታሪኽ ጅግንነት፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ኣብርሃለይ፣ ክብረት ይሃበልና ዋርሳይ ፋርስ ቀጽሎ ሓደራ❤❤❤❤❤
ደስ ዝብል ታሪኽ ጅግነት ከም ርኢቶ ስእሊ ተትውስኹሉ ከመይ መሳጢ ምኾነ ብሕልፊ ናይ ጅነራል ኩብር አብረሃለይ ናይ ንእስነቱ
Very interesting but the parts of interview are to short and we are waiting to the next part long time abrhele kifle hero long life ❤!!
Very interesting and informative history! I would like to thank you to B. General Abrehaley and Hordata Media. keep it up, Hordata Media.🎉
ኣብ ዓለም ሓሳዊ ሰብ ከምዚ የለን። ሰለድ ቅድሚኡ ሰራዊት ከይድዎ ኣይፈልጥን ክብለና!!!! ደቂ መሬት ከም ዘለዉ ይፈልጥ ድዩ
Jigna haben hzbi qorax teb,ae🇪🇷❤️
ብዛዕባ ጆርጆን ሃብተስላሰን ከምኡ ውን ናይ ኢሳያስ ኣብ ቃኘው ምእታውን፥ አቲ ናብ ሓቂ ዝቀረበ መርዳእታ ረኺበ። ዕድመን ጥዕናን ብሪጋዴር ጄነራል ኣብርሃለይ ክፍለ።
ቃኘው ኣቲኻ ምዝርርዝብ ከም ገበን ዝርእይዎ ኣለዉ። ምስ ጸላኢኻ ኢኻ ትዛራረብ እንበር ምስ መን ደኣ። ከምቲ ፕረሲደንት ትራምፕ ምስ ጣሊባን ኣብ ቀጠር ዝዛራረቦ ዝነበረ ማለት እዩብናተይ ኣረዳድኣ።
OK😊@@AAGTOSS
Fanny stop making excuses 🐕
ጽቡቕ ኣጋላልጻ ታሪኽ ፡መ/ጀ ኣብርሃለይ ክፍለ ዕድመ ይሃብካ። እቶም ዝተረፉ ጀነራላት ይኹኑ ሰብ ታሪኽ ኣርካናት ኤርትራውያን ካኣ፡ ግዜኹም ሰዊእኩም ታሪኽኩም ከተካፍሉና ጽቡቕ ምኹነ።
Nice To see you B.General Abrehaly.
Edimen Tenan kubur General Ayana Wedi Eri❤
ብጣዕሚ ተሕጹሩልና አለኹም ኢዚ ታሪኽ 1000000% ብልክዕ ዝግለጽ ዘሎ ካብዚኦም ዝጽዎዖም መራሕቲ ብአካል ስለዝፈልጦምን ወላ አብ ኩናት ስለ ዝርአኽዎም ተጋ.አብርሃለይ ብዘይ ሙግዳል ይገልጸልና አሎ ካብ መጽሐፍ ንላዕሊ ስለ ዝኾነ please አንውሕ አብልዋ thank you
" ዋውውው ናይ በሃቂ ተካላሳይ ክቡር ጀነራል ፅጽመን ትእናን ይሃብካ ፈታሪ
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Gzie btami yhaxrena alo ezi kulu tarik si 20 dekiki weskuluna bejakum
🎉🎉🎉🎉 nay bihaki jigna
ደስ ዝብል ዕላል ቀጽልዎ ብዙሕ ኣድናቆት ነቲ ሓታታይ ❤🇪🇷
ታሪኽ ምጥምዛዝ አይጽቡቕን። ብዛዕባ ሰለድ ዝበልካዮ ጐጋ ኢዩ። አባ ተኽለማርያም ኢዮም። ንሶም እውን አብ ሰገነይቲ ኢዮም ዚቕመጡ ነይሮም። ተወልደ ኢዮብ ነይሩ፡ ምትዃስ አይነበረን። ቶኽሲ እንተ ዘይነበረ እቲ ትብሎ ዘሎኻ፡ ጽውጽዋይ ይገብሮ። ሰፊሕ ታሪኽ ስለ ዘሎ አብ ጊዜኡ። ከመይ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር አሎዉ።
አዚ ታሪኽ ሰሚዒካ ዘይምኖ፡ኩሎም ጀጋኑ ከምዚ ናይ ጅግና ብርጌደር ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ወጺኦም ክዘንትው ይግባአ፡፡
ኣስኩት ሉኡኽ ዋሕድ
አዚዩ መሳጢ ታሪክ እዩሞ ሆርዳታ ሜዲያ ምሰጋና ይኩንኩም❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well come our hero 🌹💕🌹💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ተጋደልቲ !
ብጣዕሚ ሞቁር ታሪኽ ❤❤
Hordada Media, ነዞም ምጽሓፍ ዝኣብዩና ዘለዉ ገዳይም ተጋደልትና ከምዚኣ ጌርኩም ኣዛርቡዎም😂።ተዘይኮይኑ ማለሊት ታሪኽ ሰኒዓ፡ " ንባጽዕ ወያነ ኢና ሒዝናያ፡ ናደው ውን ሳላና እዩ ተኻዊኑ...." ኢላ ምጽሓፍ ኣይትገድፍን እያ "😂 ጽቡቕ ትሕዝቶ።
Merhaba btami tsbuk tarik gn tehtsrwo alekum Kbur general Abrhaley kfle btami nemesgn edmen tinan yhabka fetari🙏🙏🙏Thanks❤
ዝሓለፉ ፈጸምቲ ታሪክ ብከምዚ ናይ ጅግና ብ/ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ዘይምግላጹ ክንደይ ከንደይ ጎዲልና።ብዕብቆት ታሪክና ሕጂ ክግለጽ ምጅማሩ ብጣዕሚ ንሕበን።ብዓል ጀነራል ውጩ፡ጀነራል ሳሚኤል (ቻይና)፥ጀነራል ቫይናክ፡ጀነራል ዓብዱ ሮመጭ፡ሚንስተር ዓሊ ሰይድን ካልኦትን እዚ ኩሉ ታሪካዊ ጅግንነቶም ከይተገልጸ ምሕላፉ ብጣዕሚ ይስምዓካ።ሕጂ ውን ሓደራ ነቶም ተሪፎም ዘለው ግዜ ከይወሰድኩም ኣቅርቡልና።
I agree with you. I hope everyone heroes can tell the story✅🕌⛪️🇪🇷👏🏽❤️
ናይ ጅግና ዓብዱ ረመጭ ታሪክ ወይ ቅለመሕተት ዝገበሮ ተልዩ ባ hi በለኒ
Very interesting interview and thank you for sharing it.Please ask the General if he knows anything about Tekle Aden.
ገድሊ ምስ ኩሉ መሰናኽላቱ ፡ገለ ብቕንዕና ሩሓ ትህብ ገለን ኣብ ጉድለት ብጻያ ክትረብሕ ትደሊ ተጻይ ኣክይዳ ተሳሲ ፡ክብረት ንዓኹም ኣያታትና ።ሕሉፍ ተሞክሮኹም ነዚ ዘሎ ወለዶ ዝህቦ ትምህርቲ ቀሊል ኣይኮነን ።ክብሪ ነቲ ዘይድገም ገድላዊ ወለዶ ❤ ኤርትራዊ ምኻን ክብሪ ዩ !!!
Ezi gize nayzi medebb Bill General abrahale tehtsrwo alekumm
Selam adalewti z medeb btami xbuk tebegso u tarik abotatna kab kalom ketesmuna mkalkum msgsnay wesen yeblun kexlwo.
ጅግንነት ኤርትራዊነት መግለጺ የብሉን ብመጽሓፍ መልክዕ እንተዝቀርብ ጽቡቅ ምኮነ ንዉሉድ ወለዶ ታሪክ ኣቦታትና ታሪክ ኮይኑ ምተሰነደ❤❤
❤❤❤ God pleas to you I love it
Thank you, my hero, for protecting Eritrea 🇪🇷 ❤️
ኣየ ጅግንነት ኣየ መዓንጣ ።ብርጋደር ጀነራልስ ውሒዳቶ
በጃኹም ቁሩብ ደቓይቕ ወስኩሉ።ክስነድ ዘለዎ ታሪኽ ስለዝኾነ ከይተቓርጽዎ ሓድራ
Just keep quiet 🐕🐕🐕🐕
እዚ ታሪኽ ኣዝዪ ጡዑም ግዜ እንዳ ሓጽረ ግና ክትጅምርን ክትውድእንሲ ሓደ ኮይኑ
ታሪክና ወያንቲ ምስምዖም ሓቂ ታሪክ ኣውጺኣ።ስርቂ ወያንቲ ፈጣጥ እዩ።ታሪክ ኤርትራ ብኤርትራዊያን ብእዝኖም ኣብ መደብ ኤርትራዊያን ካላኣይ ክፉል ዕጥቂ ምፍታሕ።
HELLO HORDATA FAMILY! THIS IS INCREDIBLE PROGRAM. JUST WANT TO TELL U AT THE FIRST 5 PARTS THERE WAS A LITTLE COLORING PROBLEM PLEASE HAVE A LOOK AT THE SATURATION COMPOSITION OR EDITING.
ሰሚዕካ ዘይምና ጽቡቕ መደብ፡ ቀጽሉልና በጃኹም። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 Eritrea for ever ❤❤❤
Wow ❤
Good job
መሃርን መሳጥን ታሪክ ብሓቂ ጅግና ግንብርጽ ዘይብሎ ጅግና ኤርትራዊ ተቃላሳ ቢርጋደር ጀረናር አብርሃለ ክፍለ እየሳብ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤። ጋዘጠኛ ኑፉዕ ጹቡ ትብርብሮ አለካ ቀስሎ❤❤❤ ❤❤❤❤
ሽፍታ (ሸፋቱ) ብቆልዑትና ከለና ንሪኦም ኔርና ማለት ተጋደልቲ ናብ ከበሳ ከይተቃላቀሉ ከለዉ። ዕጥቆም ሻፎ በትሪ /ካራ/ ግንጽል እዩ ኔሩ ። እዚ ጅግና ዝግልጾ ዘሎ ታሪኽ ግን ኣብ ካላኣይ ኩናት ዓለም ዝጥቀምሉ ዝነበሩ ሸጓጉጥ ጸጋጊኑ እሞ ኻኣ መኪና መሪሑ ኣብ ማእከል ኣስመራ ነቶም ደመኛታት ኤርትራ በፈፍ ዘብል ዝነበረ ጅግና ፍልልይ ኣለዎ።
እዋይ ታሪክ ጅግነት እዚ ምፍሊም፡ክስራሓሉ ኣለዎ እዚ መጽሓፍ እዩ
ልቢ ብል ኤርትራዊ ጅግና ጅግና ኣይበሉእዚ ሰብ ንጹህ ኣይኮነን ባዕሉ ካኣ ተጠሉዑ ይነግረና ኣሎ ሓደ ስርሒት ናይ ከተማ ክፍጽም ተልእኾዘለዎ ሰብ ብጻዩ ኣብ ቅዲሚኡ ከሎእንታይ ክገብር ኢዱ ኣብ ቃታ ይእትዎእንደገና ማህረምቲ ብጻዩ ከመይ ኢሉኢዩ ብሃንደበት ኣብ ቀታሊ ክፍሊ ኣካልቱ ኮዩኑ ብቕጽበት ንሞት ኣብጺሕዎ። ስለዚ ን ዶክተር ፍጹም ብተመልከተለይ እዩ መንጢልዎ ታሪኽ ግን ኣይምሕርን እዩክትከፍላ ኢኻ።
ንኣዳላዊ ናዚ ቃለመጠይቕ ብዙኾነ ነብራሃለይ ኪፍለ ቃለመጠይ ምግባርካ ጽቡቕ እዩ።እንተኾነ ኣብቲ ዘረቡኡ ብዛዕባ ተስፋሚካኤል ጆርጆን ብዛዕባ ኣብ ሰለድ ዘጋጠመ ኣብ ሞንጎ ኩማንዲስን እቲ ቀሺ ዝበሎ ሓሶት እዩ መጀመርታ ሰለድ ምሕዳር (ናይ ሕርሻ በረኻ)እዩ ቆዋሚ ካህን (ቀሺ) የብሉን ኣብ ዓመት ሓደ ጊዜ ንግደት ናቲ ታቦት (ኪዳነ ምህረት) እዩ ካብ ሰገነይቲ መጺኦም ዝቕድሱሉ ኣብ ዓመት ሓደ ጊዜ ድሓር እቲ ዘረባ ብኸመይ ኣብ እዝኒ ኩማንድስ በጺሑ ዝበዝሔ ህዝቢ ጽንዓደግለ ይፈልጦ እዩ። ሓንቲ ሰበይቲ ብገርሃ ካብቶም ወሑዳት ተጋደልቲ ወዲሓዋ ሪያ ክትምለስ ከላ ንሰባት ነጊራ እቲ ወረ ኣብ እዝኒ ኩማንዲስ በጺሑ፡ ድሓር እቶም ዝተማረኹ ብዓል ሃብተሰላሴ ገ\መድህን ኣማራጺ ኣይነበሮምን እቲ ገዛ ዝነበርዎ እዩ ተኸቢቡ ድሓር ከምቲ ኣብራሃለይ ኪፍለ ዝብሎ ዘሎ ዘይኮነስ ንኽልተ ዓመት እዩ ተኣሲሩ ብምሕረት ብዋሕስ ወጺኡ። ናይተስፋሚካኤል ጆርጆ እቲ ዝበሎ ኩሉ ሓቂ እዩ። ብሂወቶም ንዘየለዉ ሰባት ክትከስስ ምኻን ንስኻ እውን ብሂወት የለኻን ዝመትካ ኢኻ ዝጋኻን ትንፋስካን ጥራሕ እያ ነነው ትብል ዘላ እንበር ሕልናኻስ መትካ ኢኻ።ብዝኾነ ብዛዕባ እቲ ናይ ሰለድ ቀሺ ገለ ዝበልካዩ ብዙሓት ደቂ ጽንዓደግለ ብሂወት ኣሎዉ ኣብኡ ዝነበሩ ሓሶትካ ዘስደመሞም።
ኩላ እታ ሓቂ ወጽያ ኣብ ደገ ብሓሶት ዝትርኽዎ ዝነበሩ ተቃወምቲ እታ ሓቂ ወጽያ
እንታይ ማለትካ ዩ
@@peacefuleri1805 ትግርኛ ከም ሓጻር ስረ ትሓጽረካ እያ መስለኒ😂
@@aruaki4454 እቲ ሓቂ እቲ ኣብ ጀብሃ ኮይኑ ዝቃለሶ ዝነበረን ኣንጻር ሻዕብያ ዝነበሮ'ዩ፡ ሕጂ ኣብ ትሕቲ ኢሰያስ ኮይኑ እንታይ ክብል ደሊካዮ 😂
ልዕሊ ዝኾነ እዚ ሰብኣይ ግን ናይ ምዝክራ ተኽእሉኡ ላዕሊ
ናይዚ ጅግና ስም ድዮ ጠፊአካ
ኖ ዘይጠፋእኒ ኣጋጣሚ ኣብ ከምዚ ታሪኽታ ማራ እየ ዝግደስ ካላኣይ ካኣ ጀጋኑ ኣቦታትና እንድዮም ኣብ ግዜኦም ዘይስገር መድረኻት እዮም ሰግሮም ሒጂ ተምምሊሱ ድሕሪ 50 ዓመት ክዝክሮ ምኻኣሉ ከይጉደለ ናይ ብሓቂ ኣድኒቖዮ።
ይበል ታሪኽ ማለት !ዕድመ ይሃብካ ኣያና ብ/ጀነራል እብርሃለይ ክፍለ።
ንጀረናል ኣብርሃለ ካብ ገለ ዝሰምዖ ዝነበርኩ መግለጺታት ኣብ ኣዛራርብኡ ረኺበዮ። ድምብርጽ ዘይብሎ ሓቂ ካብ ምዝራብ ንዝኾነ ምኽንያት ጥውይውይ ዘይብል ሰብዩ ከምዚ ምእንቲ መጎጎ ትሕለፍ ኣንጭዋ ኣይሰርሕንዩ ምስኡ እሰምዕ ኔረ እሞ ብሓቂ ሎሚ ካብ ቃሉ እሰምዕ ኣለኹ። ብፍላይ ነቲ ንነዊሕ እዋን ናይ CIA ውደባ ኣብ ተጋደልቲ ኔሩ ዝብሃል ንመጀመርታ ግዜ ከምዝነበረን ከምዝፈልጥን ዝመስከረ ሰብ ምዃኑ የድንቆ።
ዘይምኖ ፍቕራዊ ዛንታ ብልክዕ ካብ ሓቐኛ ፍቕሪ ሃገር ዝተቀድሐ ዘይምኖ ዛንታ። ዋጋ ንፍቕሪ ሃገር ሂወትካ ረኪስካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
Merhaba....🇪🇷👍🙏
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷👈🇪🇷👌🇪🇷👍
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤......... !
Abrahaley jigina wedi erey
ጀብሃስ ለካ ቤት ፍርዲ'ውን ኔሩዎም ኢዩ። ኣየየ ሻዕብያ ዘርኢ መርገም ዓዲ ምስ ኣተወት ከማን ሃገራዊ ባይቶ ክትገብር ኣይካኣለትን።
ግን እዛ ጉዳይ ትጋማዳሕ ዶ ላ መስለነኒ ከም ንፈልጦ ኣብ ጀብሃ ምስ ዘሎ ጉዱሎቶም ብሕጊ ይኣስሩ ብሕጊ እዮም ዝፈትሑ፡ ሎሚ ግን ኣብ ግዜ ህግድፍ ዝኣስረካ ኣይትፈልጥ ዝፈትሓካ ኣይትፈጥ ስለ እዝስ እዛ ጉዳይ 60 ኣላታ ኢልና ንግድፋ። ታሪኽ ግን ኣይገድፍን እዩ ከከም ዘቅረብና ነቅርቦ ሓቂ ትዓብር እንበር ኣይትጠፍእን እያ።
Good point
Yes good points that what I am saying
Osman saleh ezi halew zibel zelo:: kef hibatini::
Jegna b.General Abrahaley
💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏 edme yhabka abona keterfu zigbakum eba kisab hiji kertet tblu alokum
ጀነራል ኣብርሃለይ: ሓያል ፈዳይን & መራሒ: ናይ ምዝካር ክእለት ዝድነቅ ኢዩ። ካልኦት ገዳይም ጀጋኑና'ውን ታሪኽኩም ምስ ኣእምሮኹም ከለኹም ሰንድዎ !!!
bitaemi tihaxir ala bejaka qrub weskela
People can tell from your interview.you did it to satisfy Isayas Afewerki.
❤ ❤❤
❤❤❤❤❤
Qorarixkumo ab hade gerkum amxiulna . Neti tarik kinhizo
يا ريت كل يوم تنزل حلقه
ኩሉ ፈተነ ሓሊፍካ ነጻነት ኣምጺኻ። ኣገናዕ!
ኣብራሃለይ ክፊለ ፈትዩካ ኣይ ንኢደካ ጸሉኡካ ኣየማርረካ ንታሪክ፡ኩምዘላታ ዘንብብ እዩ ኣቶም፡ትዝንጢሉ ኣመልኩም ባህርያትኩ ናይ ባሓቂ ሙሩዛት ንኣርካናት ገዲሊ ምዝንጣል፡ሰብ ዒላማ ኣመንዝራ ፓሎትካ፡ስለ ንፈልጠኩ ኣገደስቲ ኣይኮንኩሙን ኣያና ኣለናልካ ሓርባኛ ኣዲንቅትካ ንበዝሒ ቀጺሎ ብዓል መትከል ንበረልና
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸❤️🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️👍👍👍
ጀብሃስ ቤት ፍርዲ ኔርዎም ማለት ድዩ ገሪሙኒ
👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዝገርም ዛንታ ን ክቡር PIA ካብ ግዜ ንእስነቱ እዮም ተጻባእቲ ኔሮሞ ስለዝኾነ እዩ ድማ ክቡር PIA ድምብርጽ ዘይብሎ ጅግና ከምኡውን እዚ ዕላል ምቁር ስለዝኾነ ቀልጢፉ ይውዳእ ስለዘሎ ኣንውሕ ኣብልዎ።
ኣዚዩ መሳጢ ታሪኽዩ ፡አዚ ብምጽሓፍ ክስነድ ኣለዎ ይብል። ከምዚ ኣያና ጀንራል ዝትርኾ ዘሎ ካሎ ውን ኣብ ኢንተዝቀርቡ ጽቡቅ ኔሩ ።የቐነልና
ግን አዞም ዓበይቲ ክዝክሩ ይገርመካ
እንታይ ክዝክር ድኣ ይሕስው እዩ ዘሎ።
Wedi kife jigna
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
እዛ ሓቁ እዩ ተኸስተ ሃይለ ዝበላ ትብል ቃል ኣብ ብዙሕ ትደጋገም ኣላ። ነዚ ዳሕራይ ወለዶ ኣይተዳናግርዎ እዚ ክሳብ ሕጂ ዝገልጾ ዘሎ ጅግንነት ወድሃይለ ዝተሰለፈ ኣይመስለንን ርግጸኛ እየ ነዚ ታሪኽ እዚ ኣርባዕተ ዓይኑ ጌሩ ይካታተሎ ከምዘሎ
ኣየናይ ወተሃደር እዩ ፊት ንፊት ቃል መሕተት ዝገበረ ኣብ ኤርትራ እስከ ንገራና ኩሎም ናይ ባዕሎም ከጸባቡቁ እዮም ዝውዕሉ፡ታሪኾም ባዕሎም ንባዕሎም የብኽዋ ኣለዉ🤣🤣🤣🤣
True 👍
ወዲ ሃይለ ወገናዊ ንዝፈተዎም የጸብቖም ንዝጸልኦ ታሪኾምን ጅግንነቶምን የባላሽዎ ነይሩ።ታሪኽ ወዲ ሃይለ ዘዘንተዎ ኣነ ብዝፈልጦ ውን ብዙሕ ሓሶት ኣለዎ።ብዓል ወዲ ፍርዙን፣ቻይና፣ኣብርሃለ፣ወዲ የማነ ብኸመይ ገሊጽዎም ስኑድ ኢዩ።
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🐪🐪🐪🐪✊✊✊❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብርሃለይ ክፍለ፣ ፍሉጥ ቶኾኽ ቶኾኽ ዝብል ሓሳውን ቀንጻልን እዩ። ሕጂ እውን ንመን ክልክም እዩ ኣምላኽ እዩ ዋንኡ። እዚ ርጉም ቀንጻሊ እዩ።
Amazing testimony!!!Zeywdan zenexfn hilklak zimelo qalsi gedli ERITREA 🎉🎉🎉KIBRN ZIKRN NETOM LEYTIN QETRIN KEYTEHALELU HIWETOM ZIHABU HARBENGATAT ERITREANS 🎉🎉🎉🎉QEXLO HORDATA nixbe Alona!!!1.Gin iza nay JEBHA 1000 gzie zidegagmuwa hasot ISSAIAS luauk nay haile slassie tbl qal DEGAGIMkum anxrulana??2. Hto haile slassie zibahal ZELO seba bi nuxur Felikum aqemtulna tariku??Biziterrfe AMLAK YBARKIKUM 🎉🎉🎉🎉
እዚ ዕትሮ ናየደይ ቡዙ ዝመስል ሲ ንዶክተር ፍጹም ቐትልዎ??? ጽንሕ ኢልናስ ገለ ክንሰምዕ ኢና 😂🤣🤣🤣😂😂🤣
ክንብል ኣቢሉዎ ነዚ ድርባይ ዓጋመ ጉዛይ
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk 1,5 ሚልዬን ህጥም ቊሕም.
@@kabiefrem5824 ኩሎም እዮም ዝቐትልዎምን ዝጻወትሎምን ነሮም ነዞም ድርባያት, ሓማሴን ክኣ ይጻወትሎም እዮም ነሮም, ዕላማ ጌሮም እዮም ፍንክሊው ዘብልዎም ነሮም,ኣነጫጫዕ ይጻወትሎም ነሮም ኩናማን ራሻይዳን ኸይተረፉ, ከም ዑፍ እዮም ብማንቲግ ዘውድቕዎም ነሮም ነዞም ምዕንጅሉ ክኽክክ 🤣😭😂
@@kabiefrem5824anta wedi atarit sebere deqalu ab weshleklek meret kiarbekum eyw tekalat zeri nejawis tekal zerom
Haxir entekoynu aymnon eyu elka dika nay 25 deqayq gierkayo....? Zeymno tarikyu hade seat gbero
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣብራሃለይ ብዛዕባ ዶክተር ፍጹም ክዛረብ እንከሎ ቁሩብ ነብሰ ምትሓት ዘርኣየ ይመስል። ነታ ናይ ኮሌጅ ዲፕሎማኡ ምስ ናይ ዶክተር ፍጹም PhD in Nuclear Physics ከዋዳድራ ይፍትን ኔሩ፤ ሌላ ምስ ብረት ኣብ ኩቡር ዘበኛ እንኮሎ ዝጀመሮ፤ ሽጉጥ ተባሪቃትኒ ን ዶክተር ፍጹም ቀቲላቶ ክብል ክትኣምኖ ከቢድ እዩ::
ኣብርሃለይ ባርያ ኢሰያስ ክሳብ ክንድዚ ጥልመት ኣብ ልዕሊ ሃብተስላሰ እዋይ ግን ኣብ ርእሲካ ያ ዘላ ዛ ናይ ዶር ፉጹም ደም ታሓታቲ ኢካ
ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ንጉጅለ 15 ኣሕሊፉ ዝ ሃበ ቅድሚኡ እውን ብጾቱ ኣሕሊፉ ናይ ምሃብ ታሪኽ ዘለዎ ንኣብነት ብ1990 ዓ/ም 'መራሒ ብርጌድ ኣብዱራሕማን ሓሽም(ወዲ ሓሽም ወዲ ባፅዕ) ድሕሪ ምሕራር ባፅዕ ብስርሒት ፈንቅል ንምንታይ ተቐቲሉ ኣብርሃለይ ክፍለን ዉጩን እንታይ እጃም ነይርዎም ኣብ መቕተልቱ ኢልኩም ሕተቱ
Selam selam,Adalawi dkmet areka abza guday tarik enda senedkas msti tntane tarikawi seltat mkrab grm neru. Kab elalkum eta seli kedad zbela bseli sele zfelta zekireia. Nmntay malet eye mray btami tezekro alewomo akerarbaka xbuk eu gna gze wesidka senedatn documents mwkas embza mmesete bhalay eye, mari slezkone terakay wn asmat zobatat bnay zhalefe zeykones entetekaelu bezi zelo entezeytekaele kea sm etibota Asmera, Nakfa, Dekemhare kotas wala kebabi mtkas keamaraxi mwssd xbuk eu.
Haxiru bejakum entay eu ezi semun enda texebena si
ገና ብዙሕ ጉድ ኣሎ ናይ ቃኛው ምእታው 100/00 ጠሊላ ግርም
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk አሰይ ገበረ እንታይ ቀሪጽካ ላህዛዝ
እንታይ ኣብጸርፊ ኣብጸሓካ ስራቅ ሞባእስ ባዕሉ ይለፋለፍ ኣንታይ ማለቴካ ዩ ኣሰይ ገበረ
ንእትዮጵያ ከይገዛእኩማ ክትመቱ ማለት ድዩ 🤣🤣🤣
ሕውስውስ ዘበለ ሃለውለው ፡ ሓንሳብ እቲ ቐሺ ንበዓል ኢሰይያስ ከምዝሓሰወሎም ይዛረብ ፡ ሓንሳብ ሃብተስላሴ ከም ዘትሓዞም የምስሎ ። እቲ ሓቂ ግን ካልእ'ዩ ። ብሰንኪ ኢሰይያስ ደርቢዋ ዝሃደመ ቦርሳ እዚ ኩሉ ፈዳይ ኣብ ሓደጋ ኣትዩ ። እዚ ሓሳዊ ሃዳሚ ኢሰይያስ
🇦🇿🇦🇿🇦🇿👍
Azerbaijanawi deka??
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eritrean flag
ጀነራል ኣብርሃለይ እዚ ኹሉ ማሕለኻታት ከተሕልፍስ ተስፋ ኣይትቆርጽን እንዲኻ ኔርካ???
Haki. Dey. Zerabeu. Ety. NesmeoKa kali. HakiYezareb
ናይ ብሓቂ መጽሓፍ እዮሞ ክብረት ይሃበልና ሓታቲ ዕድመን ጥዕናን ንጀነራል ከኣ ንካልኦት ከኣ ከሞዚ ጌርኩሞ ኣቅርቡልና ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍❤️❤️❤️❤️🤝🤝🤝🤝🤝🤝👍👍👍👍👍👍
ጅግንነት ኤርትራዊያን መግለጺ የብሉን።
መሳጢ ታሪኽ ጅግንነት፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ኣብርሃለይ፣ ክብረት ይሃበልና ዋርሳይ ፋርስ ቀጽሎ ሓደራ❤❤❤❤❤
ደስ ዝብል ታሪኽ ጅግነት ከም ርኢቶ ስእሊ ተትውስኹሉ ከመይ መሳጢ ምኾነ ብሕልፊ ናይ ጅነራል ኩብር አብረሃለይ ናይ ንእስነቱ
Very interesting but the parts of interview are to short and we are waiting to the next part long time abrhele kifle hero long life ❤!!
Very interesting and informative history! I would like to thank you to B. General Abrehaley and Hordata Media. keep it up, Hordata Media.🎉
ኣብ ዓለም ሓሳዊ ሰብ ከምዚ የለን። ሰለድ ቅድሚኡ ሰራዊት ከይድዎ ኣይፈልጥን ክብለና!!!! ደቂ መሬት ከም ዘለዉ ይፈልጥ ድዩ
Jigna haben hzbi qorax teb,ae🇪🇷❤️
ብዛዕባ ጆርጆን ሃብተስላሰን ከምኡ ውን ናይ ኢሳያስ ኣብ ቃኘው ምእታውን፥ አቲ ናብ ሓቂ ዝቀረበ መርዳእታ ረኺበ። ዕድመን ጥዕናን ብሪጋዴር ጄነራል ኣብርሃለይ ክፍለ።
ቃኘው ኣቲኻ ምዝርርዝብ ከም ገበን ዝርእይዎ ኣለዉ። ምስ ጸላኢኻ ኢኻ ትዛራረብ እንበር ምስ መን ደኣ። ከምቲ ፕረሲደንት ትራምፕ ምስ ጣሊባን ኣብ ቀጠር ዝዛራረቦ ዝነበረ ማለት እዩብናተይ ኣረዳድኣ።
OK😊@@AAGTOSS
Fanny stop making excuses 🐕
ጽቡቕ ኣጋላልጻ ታሪኽ ፡መ/ጀ ኣብርሃለይ ክፍለ ዕድመ ይሃብካ። እቶም ዝተረፉ ጀነራላት ይኹኑ ሰብ ታሪኽ ኣርካናት ኤርትራውያን ካኣ፡ ግዜኹም ሰዊእኩም ታሪኽኩም ከተካፍሉና ጽቡቕ ምኹነ።
Nice To see you B.General Abrehaly.
Edimen Tenan kubur General Ayana Wedi Eri❤
ብጣዕሚ ተሕጹሩልና አለኹም ኢዚ ታሪኽ 1000000% ብልክዕ ዝግለጽ ዘሎ ካብዚኦም ዝጽዎዖም መራሕቲ ብአካል ስለዝፈልጦምን ወላ አብ ኩናት ስለ ዝርአኽዎም ተጋ.አብርሃለይ ብዘይ ሙግዳል ይገልጸልና አሎ ካብ መጽሐፍ ንላዕሊ ስለ ዝኾነ please አንውሕ አብልዋ thank you
" ዋውውው ናይ በሃቂ ተካላሳይ ክቡር ጀነራል ፅጽመን ትእናን ይሃብካ ፈታሪ
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Gzie btami yhaxrena alo ezi kulu tarik si 20 dekiki weskuluna bejakum
🎉🎉🎉🎉 nay bihaki jigna
ደስ ዝብል ዕላል ቀጽልዎ ብዙሕ ኣድናቆት ነቲ ሓታታይ ❤🇪🇷
ታሪኽ ምጥምዛዝ አይጽቡቕን። ብዛዕባ ሰለድ ዝበልካዮ ጐጋ ኢዩ። አባ ተኽለማርያም ኢዮም። ንሶም እውን አብ ሰገነይቲ ኢዮም ዚቕመጡ ነይሮም። ተወልደ ኢዮብ ነይሩ፡ ምትዃስ አይነበረን። ቶኽሲ እንተ ዘይነበረ እቲ ትብሎ ዘሎኻ፡ ጽውጽዋይ ይገብሮ። ሰፊሕ ታሪኽ ስለ ዘሎ አብ ጊዜኡ። ከመይ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር አሎዉ።
አዚ ታሪኽ ሰሚዒካ ዘይምኖ፡ኩሎም ጀጋኑ ከምዚ ናይ ጅግና ብርጌደር ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ወጺኦም ክዘንትው ይግባአ፡፡
ኣስኩት ሉኡኽ ዋሕድ
አዚዩ መሳጢ ታሪክ እዩሞ ሆርዳታ ሜዲያ ምሰጋና ይኩንኩም❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well come our hero 🌹💕🌹💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ተጋደልቲ !
ብጣዕሚ ሞቁር ታሪኽ ❤❤
Hordada Media, ነዞም ምጽሓፍ ዝኣብዩና ዘለዉ ገዳይም ተጋደልትና ከምዚኣ ጌርኩም ኣዛርቡዎም😂።
ተዘይኮይኑ ማለሊት ታሪኽ ሰኒዓ፡ " ንባጽዕ ወያነ ኢና ሒዝናያ፡ ናደው ውን ሳላና እዩ ተኻዊኑ...." ኢላ ምጽሓፍ ኣይትገድፍን እያ "😂
ጽቡቕ ትሕዝቶ።
Merhaba btami tsbuk tarik gn tehtsrwo alekum Kbur general Abrhaley kfle btami nemesgn edmen tinan yhabka fetari🙏🙏🙏Thanks❤
ዝሓለፉ ፈጸምቲ ታሪክ ብከምዚ ናይ ጅግና ብ/ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ዘይምግላጹ ክንደይ ከንደይ ጎዲልና።ብዕብቆት ታሪክና ሕጂ ክግለጽ ምጅማሩ ብጣዕሚ ንሕበን።ብዓል ጀነራል ውጩ፡ጀነራል ሳሚኤል (ቻይና)፥ጀነራል ቫይናክ፡ጀነራል ዓብዱ ሮመጭ፡ሚንስተር ዓሊ ሰይድን ካልኦትን እዚ ኩሉ ታሪካዊ ጅግንነቶም ከይተገልጸ ምሕላፉ ብጣዕሚ ይስምዓካ።ሕጂ ውን ሓደራ ነቶም ተሪፎም ዘለው ግዜ ከይወሰድኩም ኣቅርቡልና።
I agree with you. I hope everyone heroes can tell the story✅🕌⛪️🇪🇷👏🏽❤️
ናይ ጅግና ዓብዱ ረመጭ ታሪክ ወይ ቅለመሕተት ዝገበሮ ተልዩ ባ hi በለኒ
Very interesting interview and thank you for sharing it.
Please ask the General if he knows anything about Tekle Aden.
ገድሊ ምስ ኩሉ መሰናኽላቱ ፡ገለ ብቕንዕና ሩሓ ትህብ ገለን ኣብ ጉድለት ብጻያ ክትረብሕ ትደሊ ተጻይ ኣክይዳ ተሳሲ ፡ክብረት ንዓኹም ኣያታትና ።ሕሉፍ ተሞክሮኹም ነዚ ዘሎ ወለዶ ዝህቦ ትምህርቲ ቀሊል ኣይኮነን ።ክብሪ ነቲ ዘይድገም ገድላዊ ወለዶ ❤ ኤርትራዊ ምኻን ክብሪ ዩ !!!
Ezi gize nayzi medebb Bill General abrahale tehtsrwo alekumm
Selam adalewti z medeb btami xbuk tebegso u tarik abotatna kab kalom ketesmuna mkalkum msgsnay wesen yeblun kexlwo.
ጅግንነት ኤርትራዊነት መግለጺ የብሉን ብመጽሓፍ መልክዕ እንተዝቀርብ ጽቡቅ ምኮነ ንዉሉድ ወለዶ ታሪክ ኣቦታትና ታሪክ ኮይኑ ምተሰነደ❤❤
❤❤❤ God pleas to you I love it
Thank you, my hero, for protecting Eritrea 🇪🇷 ❤️
ኣየ ጅግንነት ኣየ መዓንጣ ።ብርጋደር ጀነራልስ ውሒዳቶ
በጃኹም ቁሩብ ደቓይቕ ወስኩሉ።ክስነድ ዘለዎ ታሪኽ ስለዝኾነ ከይተቓርጽዎ ሓድራ
Just keep quiet 🐕🐕🐕🐕
እዚ ታሪኽ ኣዝዪ ጡዑም ግዜ እንዳ ሓጽረ ግና ክትጅምርን ክትውድእንሲ ሓደ ኮይኑ
ታሪክና ወያንቲ ምስምዖም ሓቂ ታሪክ ኣውጺኣ።ስርቂ ወያንቲ ፈጣጥ እዩ።ታሪክ ኤርትራ ብኤርትራዊያን ብእዝኖም ኣብ መደብ ኤርትራዊያን ካላኣይ ክፉል ዕጥቂ ምፍታሕ።
HELLO HORDATA FAMILY! THIS IS INCREDIBLE PROGRAM. JUST WANT TO TELL U AT THE FIRST 5 PARTS THERE WAS A LITTLE COLORING PROBLEM PLEASE HAVE A LOOK AT THE SATURATION COMPOSITION OR EDITING.
ሰሚዕካ ዘይምና ጽቡቕ መደብ፡ ቀጽሉልና በጃኹም። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 Eritrea for ever
❤❤❤
Wow ❤
Good job
መሃርን መሳጥን ታሪክ ብሓቂ ጅግና ግንብርጽ ዘይብሎ ጅግና ኤርትራዊ ተቃላሳ ቢርጋደር ጀረናር አብርሃለ ክፍለ እየሳብ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤። ጋዘጠኛ ኑፉዕ ጹቡ ትብርብሮ አለካ ቀስሎ❤❤❤ ❤❤❤❤
ሽፍታ (ሸፋቱ) ብቆልዑትና ከለና ንሪኦም ኔርና ማለት ተጋደልቲ ናብ ከበሳ ከይተቃላቀሉ ከለዉ። ዕጥቆም ሻፎ በትሪ /ካራ/ ግንጽል እዩ ኔሩ ። እዚ ጅግና ዝግልጾ ዘሎ ታሪኽ ግን ኣብ ካላኣይ ኩናት ዓለም ዝጥቀምሉ ዝነበሩ ሸጓጉጥ ጸጋጊኑ እሞ ኻኣ መኪና መሪሑ ኣብ ማእከል ኣስመራ ነቶም ደመኛታት ኤርትራ በፈፍ ዘብል ዝነበረ ጅግና ፍልልይ ኣለዎ።
እዋይ ታሪክ ጅግነት እዚ ምፍሊም፡ክስራሓሉ ኣለዎ እዚ መጽሓፍ እዩ
ልቢ ብል ኤርትራዊ ጅግና ጅግና ኣይበሉ
እዚ ሰብ ንጹህ ኣይኮነን ባዕሉ ካኣ ተጠሉዑ
ይነግረና ኣሎ
ሓደ ስርሒት ናይ ከተማ ክፍጽም ተልእኾ
ዘለዎ ሰብ ብጻዩ ኣብ ቅዲሚኡ ከሎ
እንታይ ክገብር ኢዱ ኣብ ቃታ ይእትዎ
እንደገና ማህረምቲ ብጻዩ ከመይ ኢሉ
ኢዩ ብሃንደበት ኣብ ቀታሊ ክፍሊ ኣካልቱ
ኮዩኑ ብቕጽበት ንሞት ኣብጺሕዎ።
ስለዚ ን ዶክተር ፍጹም ብተመልከተለይ
እዩ መንጢልዎ ታሪኽ ግን ኣይምሕርን እዩ
ክትከፍላ ኢኻ።
ንኣዳላዊ ናዚ ቃለመጠይቕ ብዙኾነ ነብራሃለይ ኪፍለ ቃለመጠይ ምግባርካ ጽቡቕ እዩ።
እንተኾነ ኣብቲ ዘረቡኡ ብዛዕባ ተስፋሚካኤል ጆርጆን ብዛዕባ ኣብ ሰለድ ዘጋጠመ ኣብ ሞንጎ ኩማንዲስን እቲ ቀሺ ዝበሎ ሓሶት እዩ መጀመርታ ሰለድ ምሕዳር (ናይ ሕርሻ በረኻ)እዩ ቆዋሚ ካህን (ቀሺ) የብሉን ኣብ ዓመት ሓደ ጊዜ ንግደት ናቲ ታቦት (ኪዳነ ምህረት) እዩ ካብ ሰገነይቲ መጺኦም ዝቕድሱሉ ኣብ ዓመት ሓደ ጊዜ ድሓር እቲ ዘረባ ብኸመይ ኣብ እዝኒ ኩማንድስ በጺሑ ዝበዝሔ ህዝቢ ጽንዓደግለ ይፈልጦ እዩ። ሓንቲ ሰበይቲ ብገርሃ ካብቶም ወሑዳት ተጋደልቲ ወዲሓዋ ሪያ ክትምለስ ከላ ንሰባት ነጊራ እቲ ወረ ኣብ እዝኒ ኩማንዲስ በጺሑ፡ ድሓር እቶም ዝተማረኹ ብዓል ሃብተሰላሴ ገ\መድህን ኣማራጺ ኣይነበሮምን እቲ ገዛ ዝነበርዎ እዩ ተኸቢቡ ድሓር ከምቲ ኣብራሃለይ ኪፍለ ዝብሎ ዘሎ ዘይኮነስ ንኽልተ ዓመት እዩ ተኣሲሩ ብምሕረት ብዋሕስ ወጺኡ። ናይተስፋሚካኤል ጆርጆ እቲ ዝበሎ ኩሉ ሓቂ እዩ። ብሂወቶም ንዘየለዉ ሰባት ክትከስስ ምኻን ንስኻ እውን ብሂወት የለኻን ዝመትካ ኢኻ ዝጋኻን ትንፋስካን ጥራሕ እያ ነነው ትብል ዘላ እንበር ሕልናኻስ መትካ ኢኻ።
ብዝኾነ ብዛዕባ እቲ ናይ ሰለድ ቀሺ ገለ ዝበልካዩ ብዙሓት ደቂ ጽንዓደግለ ብሂወት ኣሎዉ ኣብኡ ዝነበሩ ሓሶትካ ዘስደመሞም።
ኩላ እታ ሓቂ ወጽያ ኣብ ደገ ብሓሶት ዝትርኽዎ ዝነበሩ ተቃወምቲ እታ ሓቂ ወጽያ
እንታይ ማለትካ ዩ
@@peacefuleri1805
ትግርኛ ከም ሓጻር ስረ ትሓጽረካ እያ መስለኒ😂
@@aruaki4454 እቲ ሓቂ እቲ ኣብ ጀብሃ ኮይኑ ዝቃለሶ ዝነበረን ኣንጻር ሻዕብያ ዝነበሮ'ዩ፡ ሕጂ ኣብ ትሕቲ ኢሰያስ ኮይኑ እንታይ ክብል ደሊካዮ 😂
ልዕሊ ዝኾነ እዚ ሰብኣይ ግን ናይ ምዝክራ ተኽእሉኡ ላዕሊ
ናይዚ ጅግና ስም ድዮ ጠፊአካ
ኖ ዘይጠፋእኒ ኣጋጣሚ ኣብ ከምዚ ታሪኽታ ማራ እየ ዝግደስ ካላኣይ ካኣ ጀጋኑ ኣቦታትና እንድዮም ኣብ ግዜኦም ዘይስገር መድረኻት እዮም ሰግሮም ሒጂ ተምምሊሱ ድሕሪ 50 ዓመት ክዝክሮ ምኻኣሉ ከይጉደለ ናይ ብሓቂ ኣድኒቖዮ።
ይበል ታሪኽ ማለት !
ዕድመ ይሃብካ ኣያና ብ/ጀነራል እብርሃለይ ክፍለ።
ንጀረናል ኣብርሃለ ካብ ገለ ዝሰምዖ ዝነበርኩ መግለጺታት ኣብ ኣዛራርብኡ ረኺበዮ። ድምብርጽ ዘይብሎ ሓቂ ካብ ምዝራብ ንዝኾነ ምኽንያት ጥውይውይ ዘይብል ሰብዩ ከምዚ ምእንቲ መጎጎ ትሕለፍ ኣንጭዋ ኣይሰርሕንዩ ምስኡ እሰምዕ ኔረ እሞ ብሓቂ ሎሚ ካብ ቃሉ እሰምዕ ኣለኹ። ብፍላይ ነቲ ንነዊሕ እዋን ናይ CIA ውደባ ኣብ ተጋደልቲ ኔሩ ዝብሃል ንመጀመርታ ግዜ ከምዝነበረን ከምዝፈልጥን ዝመስከረ ሰብ ምዃኑ የድንቆ።
ዘይምኖ ፍቕራዊ ዛንታ ብልክዕ ካብ ሓቐኛ ፍቕሪ ሃገር ዝተቀድሐ ዘይምኖ ዛንታ። ዋጋ ንፍቕሪ ሃገር ሂወትካ ረኪስካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
Merhaba....🇪🇷👍🙏
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷👈🇪🇷👌🇪🇷👍
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤......... !
Abrahaley jigina wedi erey
ጀብሃስ ለካ ቤት ፍርዲ'ውን ኔሩዎም ኢዩ። ኣየየ ሻዕብያ ዘርኢ መርገም ዓዲ ምስ ኣተወት ከማን ሃገራዊ ባይቶ ክትገብር ኣይካኣለትን።
ግን እዛ ጉዳይ ትጋማዳሕ ዶ ላ መስለነኒ ከም ንፈልጦ ኣብ ጀብሃ ምስ ዘሎ ጉዱሎቶም ብሕጊ ይኣስሩ ብሕጊ እዮም ዝፈትሑ፡ ሎሚ ግን ኣብ ግዜ ህግድፍ ዝኣስረካ ኣይትፈልጥ ዝፈትሓካ ኣይትፈጥ ስለ እዝስ እዛ ጉዳይ 60 ኣላታ ኢልና ንግድፋ። ታሪኽ ግን ኣይገድፍን እዩ ከከም ዘቅረብና ነቅርቦ ሓቂ ትዓብር እንበር ኣይትጠፍእን እያ።
Good point
Yes good points that what I am saying
Osman saleh ezi halew zibel zelo:: kef hibatini::
Jegna b.General Abrahaley
💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏 edme yhabka abona keterfu zigbakum eba kisab hiji kertet tblu alokum
ጀነራል ኣብርሃለይ: ሓያል ፈዳይን & መራሒ: ናይ ምዝካር ክእለት ዝድነቅ ኢዩ። ካልኦት ገዳይም ጀጋኑና'ውን ታሪኽኩም ምስ ኣእምሮኹም ከለኹም ሰንድዎ !!!
bitaemi tihaxir ala bejaka qrub weskela
People can tell from your interview.you did it to satisfy Isayas Afewerki.
❤ ❤❤
❤❤❤❤❤
Qorarixkumo ab hade gerkum amxiulna . Neti tarik kinhizo
يا ريت كل يوم تنزل حلقه
ኩሉ ፈተነ ሓሊፍካ ነጻነት ኣምጺኻ። ኣገናዕ!
ኣብራሃለይ ክፊለ ፈትዩካ ኣይ ንኢደካ ጸሉኡካ ኣየማርረካ ንታሪክ፡ኩምዘላታ ዘንብብ እዩ ኣቶም፡ትዝንጢሉ ኣመልኩም ባህርያትኩ ናይ ባሓቂ ሙሩዛት ንኣርካናት ገዲሊ ምዝንጣል፡ሰብ ዒላማ ኣመንዝራ ፓሎትካ፡ስለ ንፈልጠኩ ኣገደስቲ ኣይኮንኩሙን ኣያና ኣለናልካ ሓርባኛ ኣዲንቅትካ ንበዝሒ ቀጺሎ ብዓል መትከል ንበረልና
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸❤️🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️👍👍👍
ጀብሃስ ቤት ፍርዲ ኔርዎም ማለት ድዩ ገሪሙኒ
👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዝገርም ዛንታ ን ክቡር PIA ካብ ግዜ ንእስነቱ እዮም ተጻባእቲ ኔሮሞ ስለዝኾነ እዩ ድማ ክቡር PIA ድምብርጽ ዘይብሎ ጅግና ከምኡውን እዚ ዕላል ምቁር ስለዝኾነ ቀልጢፉ ይውዳእ ስለዘሎ ኣንውሕ ኣብልዎ።
ኣዚዩ መሳጢ ታሪኽዩ ፡አዚ ብምጽሓፍ ክስነድ ኣለዎ ይብል። ከምዚ ኣያና ጀንራል ዝትርኾ ዘሎ ካሎ ውን ኣብ ኢንተዝቀርቡ ጽቡቅ ኔሩ ።የቐነልና
ግን አዞም ዓበይቲ ክዝክሩ ይገርመካ
እንታይ ክዝክር ድኣ ይሕስው እዩ ዘሎ።
Wedi kife jigna
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
እዛ ሓቁ እዩ ተኸስተ ሃይለ ዝበላ ትብል ቃል ኣብ ብዙሕ ትደጋገም ኣላ። ነዚ ዳሕራይ ወለዶ ኣይተዳናግርዎ እዚ ክሳብ ሕጂ ዝገልጾ ዘሎ ጅግንነት ወድሃይለ ዝተሰለፈ ኣይመስለንን ርግጸኛ እየ ነዚ ታሪኽ እዚ ኣርባዕተ ዓይኑ ጌሩ ይካታተሎ ከምዘሎ
ኣየናይ ወተሃደር እዩ ፊት ንፊት ቃል መሕተት ዝገበረ ኣብ ኤርትራ እስከ ንገራና ኩሎም ናይ ባዕሎም ከጸባቡቁ እዮም ዝውዕሉ፡ታሪኾም ባዕሎም ንባዕሎም የብኽዋ ኣለዉ🤣🤣🤣🤣
True 👍
ወዲ ሃይለ ወገናዊ ንዝፈተዎም የጸብቖም ንዝጸልኦ ታሪኾምን ጅግንነቶምን የባላሽዎ ነይሩ።ታሪኽ ወዲ ሃይለ ዘዘንተዎ ኣነ ብዝፈልጦ ውን ብዙሕ ሓሶት ኣለዎ።ብዓል ወዲ ፍርዙን፣ቻይና፣ኣብርሃለ፣ወዲ የማነ ብኸመይ ገሊጽዎም ስኑድ ኢዩ።
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🐪🐪🐪🐪✊✊✊❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብርሃለይ ክፍለ፣ ፍሉጥ ቶኾኽ ቶኾኽ ዝብል ሓሳውን ቀንጻልን እዩ። ሕጂ እውን ንመን ክልክም እዩ ኣምላኽ እዩ ዋንኡ። እዚ ርጉም ቀንጻሊ እዩ።
Amazing testimony!!!
Zeywdan zenexfn hilklak zimelo qalsi gedli ERITREA 🎉🎉🎉
KIBRN ZIKRN NETOM LEYTIN QETRIN KEYTEHALELU HIWETOM ZIHABU HARBENGATAT ERITREANS 🎉🎉🎉🎉
QEXLO HORDATA nixbe Alona!!!
1.Gin iza nay JEBHA 1000 gzie zidegagmuwa hasot
ISSAIAS luauk nay haile slassie tbl qal DEGAGIMkum anxrulana??
2. Hto haile slassie zibahal ZELO seba bi nuxur Felikum aqemtulna tariku??
Biziterrfe AMLAK YBARKIKUM 🎉🎉🎉🎉
እዚ ዕትሮ ናየደይ ቡዙ ዝመስል ሲ ንዶክተር ፍጹም ቐትልዎ??? ጽንሕ ኢልናስ ገለ ክንሰምዕ ኢና 😂🤣🤣🤣😂😂🤣
ክንብል ኣቢሉዎ ነዚ ድርባይ ዓጋመ ጉዛይ
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk
1,5 ሚልዬን ህጥም ቊሕም.
@@kabiefrem5824 ኩሎም እዮም ዝቐትልዎምን ዝጻወትሎምን ነሮም ነዞም ድርባያት, ሓማሴን ክኣ ይጻወትሎም እዮም ነሮም, ዕላማ ጌሮም እዮም ፍንክሊው ዘብልዎም ነሮም,ኣነጫጫዕ ይጻወትሎም ነሮም ኩናማን ራሻይዳን ኸይተረፉ, ከም ዑፍ እዮም ብማንቲግ ዘውድቕዎም ነሮም ነዞም ምዕንጅሉ ክኽክክ 🤣😭😂
@@kabiefrem5824anta wedi atarit sebere deqalu ab weshleklek meret kiarbekum eyw tekalat zeri nejawis tekal zerom
Haxir entekoynu aymnon eyu elka dika nay 25 deqayq gierkayo....? Zeymno tarikyu hade seat gbero
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣብራሃለይ ብዛዕባ ዶክተር ፍጹም ክዛረብ እንከሎ ቁሩብ ነብሰ ምትሓት ዘርኣየ ይመስል። ነታ ናይ ኮሌጅ ዲፕሎማኡ ምስ ናይ ዶክተር ፍጹም PhD in Nuclear Physics ከዋዳድራ ይፍትን ኔሩ፤ ሌላ ምስ ብረት ኣብ ኩቡር ዘበኛ እንኮሎ ዝጀመሮ፤ ሽጉጥ ተባሪቃትኒ ን ዶክተር ፍጹም ቀቲላቶ ክብል ክትኣምኖ ከቢድ እዩ::
ኣብርሃለይ ባርያ ኢሰያስ ክሳብ ክንድዚ ጥልመት ኣብ ልዕሊ ሃብተስላሰ እዋይ ግን ኣብ ርእሲካ ያ ዘላ ዛ ናይ ዶር ፉጹም ደም ታሓታቲ ኢካ
ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ንጉጅለ 15 ኣሕሊፉ ዝ ሃበ ቅድሚኡ እውን ብጾቱ ኣሕሊፉ ናይ ምሃብ ታሪኽ ዘለዎ ንኣብነት ብ1990 ዓ/ም 'መራሒ ብርጌድ ኣብዱራሕማን ሓሽም(ወዲ ሓሽም ወዲ ባፅዕ) ድሕሪ ምሕራር ባፅዕ ብስርሒት ፈንቅል ንምንታይ ተቐቲሉ ኣብርሃለይ ክፍለን ዉጩን እንታይ እጃም ነይርዎም ኣብ መቕተልቱ ኢልኩም ሕተቱ
Selam selam,
Adalawi dkmet areka abza guday tarik enda senedkas msti tntane tarikawi seltat mkrab grm neru. Kab elalkum eta seli kedad zbela bseli sele zfelta zekireia. Nmntay malet eye mray btami tezekro alewomo akerarbaka xbuk eu gna gze wesidka senedatn documents mwkas embza mmesete bhalay eye, mari slezkone terakay wn asmat zobatat bnay zhalefe zeykones entetekaelu bezi zelo entezeytekaele kea sm etibota Asmera, Nakfa, Dekemhare kotas wala kebabi mtkas keamaraxi mwssd xbuk eu.
Haxiru bejakum entay eu ezi semun enda texebena si
ገና ብዙሕ ጉድ ኣሎ ናይ ቃኛው ምእታው 100/00 ጠሊላ ግርም
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk
አሰይ ገበረ እንታይ ቀሪጽካ ላህዛዝ
እንታይ ኣብጸርፊ ኣብጸሓካ ስራቅ ሞባእስ ባዕሉ ይለፋለፍ ኣንታይ ማለቴካ ዩ ኣሰይ ገበረ
ንእትዮጵያ ከይገዛእኩማ ክትመቱ ማለት ድዩ 🤣🤣🤣
ሕውስውስ ዘበለ ሃለውለው ፡ ሓንሳብ እቲ ቐሺ ንበዓል ኢሰይያስ ከምዝሓሰወሎም ይዛረብ ፡ ሓንሳብ ሃብተስላሴ ከም ዘትሓዞም የምስሎ ። እቲ ሓቂ ግን ካልእ'ዩ ። ብሰንኪ ኢሰይያስ ደርቢዋ ዝሃደመ ቦርሳ እዚ ኩሉ ፈዳይ ኣብ ሓደጋ ኣትዩ ። እዚ ሓሳዊ ሃዳሚ ኢሰይያስ
🇦🇿🇦🇿🇦🇿👍
Azerbaijanawi deka??
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eritrean flag
ጀነራል ኣብርሃለይ እዚ ኹሉ ማሕለኻታት ከተሕልፍስ ተስፋ ኣይትቆርጽን እንዲኻ ኔርካ???
Haki. Dey. Zerabeu. Ety. Nesmeo
Ka kali. Haki
Yezareb