Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Thank you!🙏🏾♥️
ዝኸበርካ ትጋዳላይ ታርኻዊ ሓልፍነት ተሰሚዕካ ብዙሕ ዘይንፈልጦን ዝነበርና ኣፍሊጥካና ምስጋናይ ይብጻሕካ
እስታዝ፡ዓቡደልቃድር፡ናይብሓቂ፡ታሪኽ፡ክበሃል፡ከሎ፡ነቲ፡ጽቡቕ፡ብጽቡቕ፡በተገጋታት፡ከምገጋ፡ምግላጽ፡ጽቡቚዩ፡ነቲ፡ዝስመዓካ፡ክትኩሕል፡ወይድማ፡ክተጸልም፡ምፍታን፡ገጋኢዩ፡አብአገላጻኻ፡ብጣዕሚ፡እየ፡ዘድንቀልካ፡ከማኻ፡ይብዝሑልና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና ዓብዱልቃድር ሐምዳን በዚ ተበርክተልና ዘለኻ ወርቃዊ ታሪኽ ሃገርና ኤርትራ ።
متعك الله بصحه والعافيه وجزاك الله خير،👍🌎
Thankyou so much comrade abdulkadir hamdan to share truth story to the new erirean generation.
Thank you Mr. Hamdan for sharing this special and true story of the Eritrean strugle for independence, we the new Eritrean generation learn a lot from this special programe.Keep it up.
መርሓባ 🐪🐪🐪🐪🐪🐪💖💖💖💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Harbegna abo abdelkadr Hamdan edmen tienan yhabka.
Thanks our father. እዚ ታሪኽ' ዚ ተስሚዑ ዘይፈልጥ፡ ግን ክንመሃሮ ዘለና እዩ። ጽቡቁን ሕማቁን ብማዕረ።
Long, healthy and happy life our hero Hamdan ❤️🇪🇷🙏🏾
نشكرك على التوضيح هاذاتاريخنة
Thanks for sharing the true story about our armed struggle. I wish the new generation have benefited alot from this true story.
Good job great Brother I hope others will follow your lead
Btami Dess zbleka tarihk Kubur Tegadalayn Abonan❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯👍👍🙏🙏🙏
ብዘይሕለል መስዋእቲ ህግደፍን ሰማእታትናን ጀጋኑናን ዝተረኽበት ሃገር ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ንዘልኣለምን ብዘይ ቅድመ ኩነት ክሕበነሉ ዝግበኦ ነገር ክኸውን ኣለዎ ፣ ዘለኣለማዊ ክብርን ዘለኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ሰማእታትናን ጀጋኑናን!💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫
👍🌷🇪🇷
Merhaba ustaz Abdelkadir Hamdan sikf aybelka kubur seb indahadere yikebir hisur kea indahadere yifekus iyu imo „Respective“ seb ika kesilo Tarikna tarik welodo yu.
Kibrete yehabelena uestaz Abdelkader Hamdan haqui kulu gze merare eya quexilo tiahe edmen tienan yhebka wetru awet ne hafash 🙏9🇪🇷🇪🇷🇪🇷2🕌⛪1❤️💯💯✊✊✊
እዚ ኩሉ ትገብሮ ዘለኻ ኣዝዩ ዓቢ ኣበርክቶ ነዚ ሕጅን መጻእን ዘሎ ወለዶ ኤርትራ እዩ ።I wish many Eritrean youths are following you.
ሰላም ሓርበኛ ዓብደልቓድር። ናይ 1973 ተጋዳላይ ናይ ህዝ -ግንባር እየ። ብወገነይ ሰሚዔዮ ዘይፈልጥ ታሪኽ መረጋገጺ ገይርካ ምቕራብካ ተማሂረሉ። ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ። ግደፍ ሓዲሽ ወለዶ ዋላ እቶም ገዳይም ተጋደልቲ እዉን ዘይንፈልጦ ታሪኽ ኢና ንሰምዖ ዘለና። ንጻዕርኻን ንጹህ ኣገላልጻኻን ብጣዕሚ የመስግነካ። የቐንየልና ክብረት ይሃብካ። ተለፎንካ ወይ Email ምጽሓፍ ፍቓደኛ እንተኾይንካ ብትሕትና ይሓተካ። ምኽንያቱ ክበርሃልና ዝግባእ ሕቶ ከቕርብ ተስፋ ይገብር። ክትቐጽሎ የተባብዓካ። ዎ ሽኩረን ስታዝ ዓብደልቓድር። 1:42:08 1:42:09
ጭቡጥ ታሪኽ ሰውራና ካባኹም ክዝንቶ ክንሰምዕ ምኽእል ዕድለኛታት ኢና
👍👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷
🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷
thank you for all, but I have a question about diversity, are you sure 🤔 we have diversity in eritrea now
ተጋዳላይ ሓምዳን ዓቢ መምህር ኢኻ ፡ ኩሉ ፈነወኻ ብኣንክሮ እየ ዝከታተሎ ፡ ቃላትካ ርጡብ ሓቒ እዩ ።ድርሰትካ ከኣ ይጽበ ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️💯✊🏽💪👍🐆🐆🐆
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
ክቡር ኣቦና ሐምዳን እዚ ተቕርቦ ዘለኻ ታሪኽ ተሰሚዑ ዘይምኖ ክንሱ ኣብ ስዓት ቁሩብ ስለ ዝነውሔ ከይፈተኻ ከተቋርጾ ትግደድ ስለዚ ኣብ ሐደ ግዜ 30 ወይ 40 ደቒቕ እንተትገብሮ ሐንቲ ሎሚ ወዲእካ እታ ካልኣይቲ ክኣ ካልእ ግዜ ትረኽበላ ምስ ኣኽብሮ የቕንየለይ።
Kabzi tarik izi eritrawi kimeharelu ilka akribkayo bi haki abi memhari yu bi liki kimezin nizikiil wey zideli
Selam selam hardena kbur abona naybhaqi zwale ynger zbahal abahahla lka u nhna katbaka bzuh ena nmahar zelena ane bzey qalalem krekbeka ydeli wey kea btelefon krekbeka zkal antekoynu kea bkemey habereta krekb ykal
horn of africa tv
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Haki tezaribka ab mengedi babur dekis yiblu abohagotatna kemu mergesi kemzeleka ye kab kiketateleka zijemerkulu teredie imo ajoka ato Abdelkadir
ታሪኽ ጉባኤ ቅያድኣልዓማን ኣብቲ 60 ታት ዝነበረ ምንቅስቓስ ኣዘንቲኻልና ኣለኻ ድሕሪኡ ዝቀጸለ ኣመሳራርታ ህዝባዊ ሓይልታት ን ግምባርን ክሳዕ እቲ ዝጸናሕካዮ ኣከታቲልካ ከተቅርበልና ንምሕጸነካ ምስ ምስጋና ሓርበኛ ኣቦ።
Aylatsen zibele kumal yiblayo yiblu abohagotatna tom haki zeykibelu ab mihwtat yinebru alewu
Eza bandera gin Meley aykonetn
ንምኽኑ እቲ ኩነታት ንቅሐት እሱ እዩ ኔሩ ሕጅ እብ ዜ ግዜ ኮንካ ኽትምዝኖ ምፍታን ንብዓሉ ኽምዝነካ ስለ ዝኽነ ንስኻ ውን፡ትሕተትሉ ዩ ምስቲ ዝነብረ ደረጅ ንቅሐ እሱ ዩ እዚ ድማ ኸክስሶም ውይ ክወጅሉ እይግባን እቲ ሽግር ሽግር ጅብሃ ዘይኾነ ሽግር ህዝቢ ኤርትራ ዩ፡ስለ ዚ ምዛንካ ኮንቶ ዩ
Simayo ahmimka eti haki
ብውልቃዊ ጽልኢ ዝሐመሙ ከም 🙌👏👍❤️🙏ባዓል እዚ ሰብኣይ ሕጂ ውን አለው ማለት ንጀጋኑ ተጋደልቲ ኤርትራ "ሸፋቱ እዮም" ክብሉ ዝውዕሉ ዘለዉ አብ ሾሻል ሚዲያ ተገታሮም።
@@wintahabtom9894 ጁንቲት
@@zecliffleaf2257 ዓጋመ ማለት ድዩ??
ንኢሳያስ ተሰኪምካ ምምጻእካ ድዩ ዘሕብነካ ዘሎ? ኣብዚ ካኣ ብዙሕ ጌጋ ሓበረታ ኣማሓላሊፍካ ኣለኻ! ኩናት ሓልሓል ኣብ ወርሒ 09-1968 እዩ ኔሩ ንስኻ ወርሒ 07 ኢልካ ፈሊጽካዮ ኣለኻ፣ ብዝኾነ ካብ ባርያ ናይ ኢሳያስ ጽቡቕ ኣይንጽበይን።
😂😂😂😂
Natka geben ngerena
Jemal ezi Jigna abo eyu,kabzom dembe shekolel dika
ጀማል ስራጅ ካብቶም ጎየይቲ ኣኽላባት ዲኻ?
እዚ ሰብኣይ ሲ ጹሉል ዲዩ ወይ ሲ ጡዑይ። ሐሳዊ ክብሉኒ እዮም ዝብል ሲ ካብ ሐቂ ዳኣ ሐቂ እንዲዩ😂😂😂🤣 ምሕረት የውርድ ጥራሕ እየ ክብል ዝኽእል
ክብረት ሰብ ዘይትፈልጢ ሕስርቲ ስለ ዝኾንኪ ዓቢ ሰብ ክትዝንጥሊ ቅጭጭ ኣይበለክን
@@mesfinteklemariam2207 ንኽብዶም ዝነበሩ ሕልና አልቦታ ኣብ ዝኾነ እዋን ውን ሐገር አብ ዋጋ ዕዳጋ ከትው ድሕሪ ዘይብሉ የማነይቲ እዶምን ጸጋመይታ እግሮምን ቆራጽካ ከምኡ’ውን ምልሐሶም ቆሪጽካ ኮፎ ተብሎም ምእንቲ ሄገርን ህዝቢን።
@@mesfinteklemariam2207 እንታይ አደኻ አእተወካ ሕሱር
መዳናገሪ ሰብ ሙኽንካ ኣስተብሂለልካ ኣሎኹ። ደይሓሊፍ የለን ኢዚ ከኣ ከሓሊፍ ኢዩ ኣብሊዕሊ መኒሰይ ኤረትራ ቱጉብሩዋ ዞሎኹም ሚዲኒጋር ዘንቲኻ ዚዊዳእ ኣይኮነን። ሂጂ ኒሲኻ ቲጎብሮ ደልኻ ጹዋ ጹዋይ ኢዩ። ነዓና ኣይ ኢንታይናን፡ ህዝባዉ ጊንባር ካብ 1970 ዚጂመር 30 ዓመት ተቃሊስና ኣይቲበሉና 20 ዓመት ኢኹም ኒሓላፊነትኩም ተቃሊስኩም። ህዝቢና ኣብዲኺነትን ሲደቲን ፋሕፋሕ ኣቢልኩም ። 30 ዓመት ተቃሊስና ኢንዳበልካ ታሪኽ ናይ 10 ዓመት ኣይቲዳናገር።
ሓቂ፡ክትሰምዕ፡ዘይተዓደልካ፡ኢኻ፡
Mahmoud haena,abta Dembe shell tigrai tiewet, ane miskin seb eye,gin eziom 70 zikonu jehadn,Agazian, Awraja, alet,abhri derbiom entezbluni,guhifokum mukodku,ffooo geskum titfa
ናይ ሰብ ገድሊ ተቋናጽብ ንስኻኸ እንታይ ጌርካላ ነታ ሃገር?
አይኳን ዶ አብ አርባዓታትን ሐምሳታትን ሱሳታትን ሲ ሕጂ አብ 2021 ውን ህዝቢ ኤርትራ ብአውራጂን ብሔራትን ተጋማማዑ እዩ ዘሎ። ንስኻ ውን ኩሉ ርክብካን ምሕዝነትካን ምስ ደቂ አውራጃኻ ብሄራትካን ጥራይ እዩ ሕጂ አብ 2021
ሓሳዊት ዓጋመ ህዝቢ ኤረትራ ኣይተፋላለየን ሰሚሩዩ ዘሎ ስለዘይተፋላለየ እዩውን ጸላዕላዕ ዘብለኪ ዘሎ ሓሳድ እሞ የለን
ሓሳዊ፡ክብለካ፡ንህዝቢ፡ኤርትራ፡ዝፈላልየና፡የብልናን፡ክፈላልየና፡ዝኽእል፡ሓይሊ፡የሎን፡ከም፡ማይን፡ጸባን፡ኢና፡
@@zecliffleaf2257 ቆማል ጋዕጋዕ ዓጋመ ስደተኛ!! አቦሐጎኻ ምስ ሃጸይ ዮውሃንስ ናብ ኤርትራ ዝመጸ ትግራዋይ ስደተኛ ኢዩ።
አነ ክርስቲያን እየ ኩሎም ፈተውተይን ማሐዙተይን ክርስቲያን እዮም። አቦይን አደይን ውን ኣዕሩኹቶኦምን ፈተውቶኦምን ኩሎም ትግሪኛ ክርስቲያን እዮም።
@@zecliffleaf2257 ሎሚሲ ተፈሊጥኩም እኹም አቱም ስደተኛታት። ሐቂ መራር መሪራትኪ ዶ?? ሐሳድ ጋዕጋዕ ትግራይ ቶግሪኛ። እሞ የለን።
Thank you!🙏🏾♥️
ዝኸበርካ ትጋዳላይ ታርኻዊ ሓልፍነት ተሰሚዕካ ብዙሕ ዘይንፈልጦን ዝነበርና ኣፍሊጥካና ምስጋናይ ይብጻሕካ
እስታዝ፡ዓቡደልቃድር፡ናይብሓቂ፡ታሪኽ፡ክበሃል፡ከሎ፡ነቲ፡ጽቡቕ፡ብጽቡቕ፡በተገጋታት፡ከምገጋ፡ምግላጽ፡ጽቡቚዩ፡ነቲ፡ዝስመዓካ፡ክትኩሕል፡ወይድማ፡ክተጸልም፡ምፍታን፡ገጋኢዩ፡አብአገላጻኻ፡ብጣዕሚ፡እየ፡ዘድንቀልካ፡ከማኻ፡ይብዝሑልና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና ዓብዱልቃድር ሐምዳን በዚ ተበርክተልና ዘለኻ ወርቃዊ ታሪኽ ሃገርና ኤርትራ ።
متعك الله بصحه والعافيه وجزاك الله خير،👍🌎
Thankyou so much comrade abdulkadir hamdan to share truth story to the new erirean generation.
Thank you Mr. Hamdan for sharing this special and true story of the Eritrean strugle for independence, we the new Eritrean generation learn a lot from this special programe.
Keep it up.
መርሓባ 🐪🐪🐪🐪🐪🐪💖💖💖💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Harbegna abo abdelkadr Hamdan edmen tienan yhabka.
Thanks our father. እዚ ታሪኽ' ዚ ተስሚዑ ዘይፈልጥ፡ ግን ክንመሃሮ ዘለና እዩ። ጽቡቁን ሕማቁን ብማዕረ።
Long, healthy and happy life our hero Hamdan ❤️🇪🇷🙏🏾
نشكرك على التوضيح هاذاتاريخنة
Thanks for sharing the true story about our armed struggle. I wish the new generation have benefited alot from this true story.
Good job great Brother I hope others will follow your lead
Btami Dess zbleka tarihk Kubur Tegadalayn Abonan❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯👍👍🙏🙏🙏
ብዘይሕለል መስዋእቲ ህግደፍን ሰማእታትናን ጀጋኑናን ዝተረኽበት ሃገር ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ንዘልኣለምን ብዘይ ቅድመ ኩነት ክሕበነሉ ዝግበኦ ነገር ክኸውን ኣለዎ ፣ ዘለኣለማዊ ክብርን ዘለኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ሰማእታትናን ጀጋኑናን!💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫
👍🌷🇪🇷
Merhaba ustaz Abdelkadir Hamdan sikf aybelka kubur seb indahadere yikebir hisur kea indahadere yifekus iyu imo „Respective“ seb ika kesilo Tarikna tarik welodo yu.
Kibrete yehabelena uestaz Abdelkader Hamdan haqui kulu gze merare eya quexilo tiahe edmen tienan yhebka wetru awet ne hafash 🙏9🇪🇷🇪🇷🇪🇷2🕌⛪
1❤️💯💯✊✊✊
እዚ ኩሉ ትገብሮ ዘለኻ ኣዝዩ ዓቢ ኣበርክቶ ነዚ ሕጅን መጻእን ዘሎ ወለዶ ኤርትራ እዩ ።
I wish many Eritrean youths are following you.
ሰላም ሓርበኛ ዓብደልቓድር። ናይ 1973 ተጋዳላይ ናይ ህዝ -ግንባር እየ። ብወገነይ ሰሚዔዮ ዘይፈልጥ ታሪኽ መረጋገጺ ገይርካ ምቕራብካ ተማሂረሉ። ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ። ግደፍ ሓዲሽ ወለዶ ዋላ እቶም ገዳይም ተጋደልቲ እዉን ዘይንፈልጦ ታሪኽ ኢና ንሰምዖ ዘለና። ንጻዕርኻን ንጹህ ኣገላልጻኻን ብጣዕሚ የመስግነካ። የቐንየልና ክብረት ይሃብካ። ተለፎንካ ወይ Email ምጽሓፍ ፍቓደኛ እንተኾይንካ ብትሕትና ይሓተካ። ምኽንያቱ ክበርሃልና ዝግባእ ሕቶ ከቕርብ ተስፋ ይገብር። ክትቐጽሎ የተባብዓካ። ዎ ሽኩረን ስታዝ ዓብደልቓድር። 1:42:08 1:42:09
ጭቡጥ ታሪኽ ሰውራና ካባኹም ክዝንቶ ክንሰምዕ ምኽእል ዕድለኛታት ኢና
👍👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷
🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷
thank you for all, but I have a question about diversity, are you sure 🤔 we have diversity in eritrea now
ተጋዳላይ ሓምዳን ዓቢ መምህር ኢኻ ፡ ኩሉ ፈነወኻ ብኣንክሮ እየ ዝከታተሎ ፡ ቃላትካ ርጡብ ሓቒ እዩ ።
ድርሰትካ ከኣ ይጽበ ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️💯✊🏽💪👍🐆🐆🐆
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
ክቡር ኣቦና ሐምዳን እዚ ተቕርቦ ዘለኻ ታሪኽ ተሰሚዑ ዘይምኖ ክንሱ ኣብ ስዓት ቁሩብ ስለ ዝነውሔ ከይፈተኻ ከተቋርጾ ትግደድ ስለዚ ኣብ ሐደ ግዜ 30 ወይ 40 ደቒቕ እንተትገብሮ ሐንቲ ሎሚ ወዲእካ እታ ካልኣይቲ ክኣ ካልእ ግዜ ትረኽበላ ምስ ኣኽብሮ የቕንየለይ።
Kabzi tarik izi eritrawi kimeharelu ilka akribkayo bi haki abi memhari yu bi liki kimezin nizikiil wey zideli
Selam selam hardena kbur abona naybhaqi zwale ynger zbahal abahahla lka u nhna katbaka bzuh ena nmahar zelena ane bzey qalalem krekbeka ydeli wey kea btelefon krekbeka zkal antekoynu kea bkemey habereta krekb ykal
horn of africa tv
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Haki tezaribka ab mengedi babur dekis yiblu abohagotatna kemu mergesi kemzeleka ye kab kiketateleka zijemerkulu teredie imo ajoka ato Abdelkadir
ታሪኽ ጉባኤ ቅያድኣልዓማን ኣብቲ 60 ታት ዝነበረ ምንቅስቓስ ኣዘንቲኻልና ኣለኻ ድሕሪኡ ዝቀጸለ ኣመሳራርታ ህዝባዊ ሓይልታት ን ግምባርን ክሳዕ እቲ ዝጸናሕካዮ ኣከታቲልካ ከተቅርበልና ንምሕጸነካ ምስ ምስጋና ሓርበኛ ኣቦ።
Aylatsen zibele kumal yiblayo yiblu abohagotatna tom haki zeykibelu ab mihwtat yinebru alewu
Eza bandera gin Meley aykonetn
ንምኽኑ እቲ ኩነታት ንቅሐት እሱ እዩ ኔሩ ሕጅ እብ ዜ ግዜ ኮንካ ኽትምዝኖ ምፍታን ንብዓሉ ኽምዝነካ ስለ ዝኽነ ንስኻ ውን፡ትሕተትሉ ዩ ምስቲ ዝነብረ ደረጅ ንቅሐ እሱ ዩ እዚ ድማ ኸክስሶም ውይ ክወጅሉ እይግባን እቲ ሽግር ሽግር ጅብሃ ዘይኾነ ሽግር ህዝቢ ኤርትራ ዩ፡ስለ ዚ ምዛንካ ኮንቶ ዩ
Simayo ahmimka eti haki
ብውልቃዊ ጽልኢ ዝሐመሙ ከም 🙌👏👍❤️🙏ባዓል እዚ ሰብኣይ ሕጂ ውን አለው ማለት ንጀጋኑ ተጋደልቲ ኤርትራ "ሸፋቱ እዮም" ክብሉ ዝውዕሉ ዘለዉ አብ ሾሻል ሚዲያ ተገታሮም።
@@wintahabtom9894 ጁንቲት
@@zecliffleaf2257 ዓጋመ ማለት ድዩ??
ንኢሳያስ ተሰኪምካ ምምጻእካ ድዩ ዘሕብነካ ዘሎ? ኣብዚ ካኣ ብዙሕ ጌጋ ሓበረታ ኣማሓላሊፍካ ኣለኻ! ኩናት ሓልሓል ኣብ ወርሒ 09-1968 እዩ ኔሩ ንስኻ ወርሒ 07 ኢልካ ፈሊጽካዮ ኣለኻ፣ ብዝኾነ ካብ ባርያ ናይ ኢሳያስ ጽቡቕ ኣይንጽበይን።
😂😂😂😂
Natka geben ngerena
Jemal ezi Jigna abo eyu,kabzom dembe shekolel dika
ጀማል ስራጅ ካብቶም ጎየይቲ ኣኽላባት ዲኻ?
እዚ ሰብኣይ ሲ ጹሉል ዲዩ ወይ ሲ ጡዑይ። ሐሳዊ ክብሉኒ እዮም ዝብል ሲ ካብ ሐቂ ዳኣ ሐቂ እንዲዩ😂😂😂🤣 ምሕረት የውርድ ጥራሕ እየ ክብል ዝኽእል
ክብረት ሰብ ዘይትፈልጢ ሕስርቲ ስለ ዝኾንኪ ዓቢ ሰብ ክትዝንጥሊ ቅጭጭ ኣይበለክን
@@mesfinteklemariam2207 ንኽብዶም ዝነበሩ ሕልና አልቦታ ኣብ ዝኾነ እዋን ውን ሐገር አብ ዋጋ ዕዳጋ ከትው ድሕሪ ዘይብሉ የማነይቲ እዶምን ጸጋመይታ እግሮምን ቆራጽካ ከምኡ’ውን ምልሐሶም ቆሪጽካ ኮፎ ተብሎም ምእንቲ ሄገርን ህዝቢን።
@@mesfinteklemariam2207 እንታይ አደኻ አእተወካ ሕሱር
መዳናገሪ ሰብ ሙኽንካ ኣስተብሂለልካ ኣሎኹ። ደይሓሊፍ የለን ኢዚ ከኣ ከሓሊፍ ኢዩ ኣብሊዕሊ መኒሰይ ኤረትራ ቱጉብሩዋ ዞሎኹም ሚዲኒጋር ዘንቲኻ ዚዊዳእ ኣይኮነን። ሂጂ ኒሲኻ ቲጎብሮ ደልኻ ጹዋ ጹዋይ ኢዩ። ነዓና ኣይ ኢንታይናን፡
ህዝባዉ ጊንባር ካብ 1970 ዚጂመር 30 ዓመት ተቃሊስና ኣይቲበሉና 20 ዓመት ኢኹም ኒሓላፊነትኩም ተቃሊስኩም። ህዝቢና ኣብዲኺነትን ሲደቲን ፋሕፋሕ ኣቢልኩም ። 30 ዓመት ተቃሊስና ኢንዳበልካ ታሪኽ ናይ 10 ዓመት ኣይቲዳናገር።