Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ናቱ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።ንስለ ሰላምን ፍቅርን እትገብሮ ቃልሲ ወትሩ ኣብ ጎንኻ ኢና።
መርሓባ ናቱ ደላይ ስላም ከምዚ ከማኻ ደለይት ስላም እንተዝበዝሑ ናይ ብሓቂ እዝም ክልተ ስባት ኣቅሪብ ካዮም ዘለኻ ድማ ብጣዕሚ እና ነድንቆም ።
ወዲ መረሳ ዝባሃል ሰብ ብጽልኢ ህዝቢ ኤርትራ ዝኻሓነ፡ ህዝቢ ኢርትራ ቅሳነት ንኸይረክብ ተመዊሉ ዝሰርሕ ሰብ እዩ። እቲ ዕንጅልንኡ ድማ እተን ዝዛረበን ኩለን ዋጋ ከም ዘኽፍልኦ ኣይፈለጠን ዘሎ። ውዒሉ ሓዲሩ ካብ ሓላፍነት ፍጹም ምህዳም ኣይካኣልን እዩ።
Memhr Natu berta jigna ekha🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
መድህን ደኣ በዓል ኣጀንዳ ስለዝኮነት ሃናጺ ሕቶታት ኣይትሓትትን እያ። ብኣንጻሩ ነዞም ኣልገፊፋት ጸረ ሰላም ዝኮኑ ተጋሩን ጥማዕ ተጋሩን እያ ትዕድም።
ናቲ ሓውና እንጀራ ዓለም ብላዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንሻአላህ በቲ ትገብሮ ዘለኻ ቁዱስ ስራሕ ካብ ጎይታ ክትረኸቦ ኢኻ ብወገን መምህር አብራሃ ተኽሉ ንረኽቦ ዘለና ዓቢ ትምህርቲ ከመስግኖ ይደሊ አብራሃ ማለት አፍሪካና ካብ ዝተፈጠሩ ናይ ሰላም አምባሳደራት ሓደ ኢዩ ብወገነይ ብዙሕ ጽቡቅ ነገር ካብዝጽበየሎም ክቡር ሓወይ መምህር አብራሃ ተኽሉ ሓደ ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ አሜን
ብጣሚ ጽብቅ መደብ ናቱ አምላክዕድሜ ጥዕና ይሃብካ🙏
❤❤❤መረሐባ ናቱ እዚ ኩሉ ትገብሮ ዘለካ ናይ ሰላም መዝሙር አምላክ ይሐግዝካ❤❤❤
thank you, Natu it was a very good program🇪🇷❤️🙏
🌟🇪🇷From Eritra🇪🇷🌟✌✌✌✌✌🕊🕊🕊
መብዛሕትኦም ፓለቲከኛታት ደቂ ትግራይ ንቁሓት ዘይኮኑስ ቅንዕና የብሎምን። ንግዜያዊ ረብሓ ጥራይ እዮም ዝሰርሑ።
መለስ ሕማቅ ተግባራቱዮ ንሞት አቃሊዕዎ...አምላክ እዉን እኮ ይሪኢዮ😮
እሾኽ ዝኾኑ ተጋሩ ሓስውቲ
ሐሳዊ መደናገሪ ካብ ሰበስልጣን ኤርትራ ንትግራይ ቃዛ ክንገብራ ኢና ዝበለ የለን!! እዚ ዘረባ እዚ ናይ ወዲ ባሻሻ እዩ!! መረሳ ብሕጊ ዓለም ተቀዩድካ ንሰላም ስራሕ!! ንኻልአይ ጊዜ ናብ ኤርትራ ሮኬት እንተደርቢኻ ግን ክትርመስ ሙዃንካ ፍለጥ!!!!!!!
ክብረት:ይሃብካ:ዝሐወይ❤❤ሐቀኛ:ትግራዋይ:ከማኻ:የብዛሐዮ:ትግራዎት:ልቢ:ይሃቦም:ምሰቲ:ዉሑድ:ቁጽርና:ከይንጠፍእ::❤
እዚ ወዲ መረሳ ትብሎ ሰብ ጽሉል ኣብ ዚ ክልቲኦም ህዝቢታት ሰላም ክህሉ ዘይደለ ሕሙም ኣተሓሳስቢ ዘሉዎ ሰብ
Professor Abreha the smartest and wisest gentleman, much love and respect for you ❤️❤️❤️❤️You really are one in a million
wwwwww ናይ ብሓቂ ቁኑዕ ትግራዋይ ናቱ እዚ መምህር ኣብዚ መደብካ ኣምጻአዮ ናቱ ቁኑዕ ትግራዋይ
Keep it up ❤❤❤❤❤
Natu ❤❤❤❤❤❤❤❤abi seb
የቀንየልና.ኔቲ
መረሳ ንህዝቢ ኤርትራን ንሻዕቢያን ፈጺሙ አይፈልጦምን እዩ!!!!!
Natu you are so brilliant boy , you talk the true and honest person don't change forever you are the men ❤❤❤🎉🎉🎉1000000% Thomas Jefferson of Tigrai you are the most honest person ❤❤❤🎉🎉🎉Thanks very much 👍 ❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
Natu hawena good job 🙋💯👏
Eziim dimeharu aykonun poletika ayfeltwon eyom ketxilo nati eritrawi ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ንግግርህን በጣም ነው ይምወደው❤❤❤❤❤❤❤
Natu hawey delay selam 🙏 always you work for Peace ✌️ God bless you brother 👍 Smart & brilliant 💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤. Merhaba Natu. 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️
Pls ናቱ ከምዚ ዓይነት ትግራዋይ ብሱል፣ ብመርትዖ፣ ብጭጢ፣ ብወድዓዊ፣ ብሳይነሳዊ ትንታነ ዝህብን ቅኑዕን ፍታዊን ካብ ትግራይ ክትሰምዕ ንዓይ ከም ኢርትራዊ ኣብ ከባቢና ሰላም ክሰፍኖ ከምዝኽእል ኣሚነ፣ ስለዚ ከምዚ ዝበሉ ክተባብዑን ኣብ ቅድሚት እንተዝመጹን እንደይኩን እዚ ክልተ ኣህዛብ ክንደይ ኮን መስተርሆ ምረኽበ። Pls ናቱ ኣብ መደብካ ሓንቲ መዓልቲ ዓድመልና።
God bless you Nati you say the true
Hi. Nt. 🌹🇪🇷
ናቱ ዕድመን ጥዕናን፡ይሃብካ ናይዚኦም ከም ደርፊ ሕሰቦ ይሕመካ ኢንድዩ ❤🎉❤🎉ግን ምስ ደናቁር ዝግበር የከን❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
🎉❤
Natu always right ❤
ናቱ ሻእብያ ኣብ ትግራይ ኣትዩ ኔሩ ሰብ ከይረኸበ ማለት ወጺኡ ድዩ ዝብለና ዞሎ❤❤❤
🇪🇷🇪🇷❤️❤️🦁👍
ናቱ ሓቂ ዝፈቱ
ለባምን መስተዋዕሊን ብሩኽ🙏
Thanks natu
Natnael is very dynamic activist. He is the only person understand for people of Eritrea and Tigray people.
merhaba natu abi seb wc brother 👋 🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብስሩ መድህን ዝብሉኺ ዕድሜኺ ትሕጸር ሰባኺት ጽልኢ 📌
ኣነስ ነቶም ኣብትግራይ ዘለው ሐለፍቲ ብሙሉኡም ጽርግ ኣቢልካ ነዚ ኣብራሃ ዝብልዎ ዘይህብዎ ኣብ ሐደወርሒ ሰላም ምኮነት ነይራ
❤❤❤❤❤
Yeqenyelna kubur hawna Natnael, eteqribo medeb aziyu mesati,mehari eyu.M,enti selam ab mongo hizbitat Eritran tigrayin etigebro zelekha qalsi qexilo aytihmeq. We are proud of you.❤🇪🇷🇪🇷❤
yes, but go't of Eritrea did genocide on us.
👌👌👌👌👌💯💯💯👍👍👍🙏
ናቱ ኣምባሳደር ስላም ናይ ስላም ኖቭል 2024 ይግባኣካ ኢዩ እሞ ሃበካ ኣለኩ ኣነ %❤
Thank you for your service ❤❤❤❤
Marhaba natu jigna ❤❤❤❤
Memhr Natu hawey Berta jigna ekha
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤NATU HOPE UR SISTER IS GETTING WELL
Well done Natu,Bravo.🙏🇪🇷🇪🇹
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናቱ❤🙏❤ ሰላም ክፈጠር እንተኾይኑ ት ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝተፈጸመ ግፍዒ ክለጽን ይቕረታ ክሕተተሉን ከሎ እዩ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ'ውን ክረአን ክፍታሕን ዝኽእል'ሞ ከማኻ ነቲ ሓቂ ዝነግሩን ሰላም ኣብ መንጎ ክልቲኡ ህዝቢ ክሰፍን ዝደልዩን ዝቃለሱን የብዝሕኩም ፈጣሪ🙏
❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
Eze denkoro eihafer hasama hesur werada🙏🙏🙏🙏🌼🌼🌼🌼Eritreawian be deheneten denkurena eyom zefeletu kebel werada kedem betgrai jezareb. Tigaru sala Eritrean Eritreawian kab ensesa kem seb jeneberu alow🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Natu good job and lm proud of you 💪💪💪❤❤❤❤❤
ቀጽሎ ከማኻ ይብዝሑ ንሰላም ክሳብ መወዳእታ ዘምረሉ
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Bravo 👏 👏...I can only wish they have half of you intelligence.....
Natu gentle Man ❤
Kemaka ybzuhulna natu
ኣብ ክልል ትግራይ ከም ብዓል ናትናኤል ከም ሽሙ ወይ መም ኣብርሃ ከመሓድርዋ ኣለዊም ጥዑይ ወለዶ ክፍጠር ።
Meles Amlak Nay Edka Hibuka Temesgen
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤eriterawe feqiri eyu ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ትግራይ ዶብ ኤርትራን ኣምሐራን ብሙኻና ሀገር ትኹን ክልል ሰላም ተዝህልዋ ቅድሚ ኩለን ክልላት ምማዕበለት ግን ----
መድህን ደኣ እንታይ ክትሓቶ ደስ ዝብላ ዘረባ እንድያ ትሰምዕ ዘላ: እቶም ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘለዎም ኣምጺኣ ብዝዛረብ ትሕጎስ: ቃዛ ክንገብራ ኢና ምስበለ መን ኢሉ ኢላ ደኣ ዘይትሓትት? ተዳልዮም ሎሚ ከ እንታይ ከነጸልማ ንኤርትራ ኢሎም እዬም ዝቀርቡ::
ናቱ ብራቮ ደላይ ሰላም ❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤🎉❤❤🎉❤❤
Mrhaba nati 🎉
❤
Nati xer zabedu❤
🥰🥰🥰🥰
❤❤❤❤❤❤natuye god bless you 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣንታ እዚ ሰብኣይ እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ!ኤርትራውያን ኣብትግሬይ ዶ ኣይነበረን!
ከም ኩቡር መምህር ኣብርሃን ተጋዳላይ ግርማይ ተጋሩ የሕዋት ተስፋ ትገብር እንበር እሶም ዑቡዳት ናይ ኩናትን ጽልኢን ዝሰብኪ ጽሉላት ኩናት እንታይ ውወልድ ህዝቢ ትግራይ ተማሂሩዎሎ ኤርትራውያን ኣቐዲምና ንፈልጥ ኢና ክሳብ ክንደይ መሪር ምኻኑ
❤️❤️❤️💎❤️❤️❤️
Natu engera ezigi blae abzhshom tekemitom nhizbi Eritrea tigray selam keliomo ab tigray ab Eritrea zelo hizbi baelu eyuom zfeltwo
Keep it up, Natu!
Don't give up Natu
እዚኣ መድህን ዝብሉዋ ሰብ ግን ከመይ ዝበሉዋ ጽልልቲ ሰብ እያ ደቀይ ሓንቲ ምዓልቲ ጽቡቅ ነገር ተዛሪባ ዘይ ትፍልጥ ኩሉ ግዜ ጽልኢ ። ወይ ብዝዓባ ኤርትራ ምዝራብ ድው ኣብሊ ወይ ካብዚ ጋዜጠኛ እለዩዋ ዋላ ሓንቲ ቆምነገር የብላንትረብሕ ሰብ ኣይኮነትን።
Natu Amlak ybarka haqi bmzrabka eziom gn nhzbi tigray ketfu tray eyu dilitom
Yes tigrga tezarbti amharay slelibona zlewom gujile tbelef eyom
Hasawi.
ናቲ ባለፈው ጽፌልህ ምንም መልስ አልሰጠህኝም የአንፑላንሱ ጉዳይ ምን ደረሰ
❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯🙏🙏🙏🌷🌷🌷💪💯❤️❤️🙏🌷
🎉🎉🎉
betam betam enamegenalen
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ናትናአል ካብ ሻዕቢያ መንግስታ አርትራ እንተ በልካ ይሓይሽ
All the same
ኩሎም ሓደ
Nay bahaki haqena seb
Doseratina
Abasader selam mejemerta selam Kexile abi semen delo hizbi edmiu milue kilemie aykealen Biseki ezom memharan xilie ajoka natu hawuna nisiarom Nezom memharan xilie
ን ኸልቦም ሓላዊ ዝሰረቅዎ ወርቆም ክሕጉሱ ኤርትራ ንመስዋእቲ ተኸፊላ!ኣኽላባት ናይ ኣመሪካ
Merhaba Natu Anbesa Azmarino
ኖ ኖባሳዕ ዓሰብ ዝዋጋኣሉ ከምጸይ የለ ወዲ በሻሻ ይፈልጥ ዩ መስለኒ።ንመጃሃሪ ደሊዎ ምበር።
ናቱ ናይ ብሓቂ እንጀራ ዓለም ብላዕ ንስኻን ከማኻን ይብዝሑ ምኽንያቱ ለውጢ ክርከብ እንተኮይኑ እዚ ሰብኣይ ዚ ምሁርእየ ይብል እንታይ ይዛረብ ኣሎ ኣስመዐለይ ስኪ እዝኒ ከፍትካ በጃኹም ስርዓታት እትዮጵያ ንሰላም ዘምሩ ግደፉና ህዝቢ ኤረትራን መርሕነቱን በቲ ንስኹም ትገልጽዋ ኣይኮነን ካብ ሓቂ ርሕቅኩም ኣለኹም በለለይ ናቱ ሓወይ ዕድመ ጥናን ይምነየልካ ስለቲ ሓቂ ምዝራብካ ኤርትራ ንኤርትራዊያን እያ ኢልካ ኣረዳኣዮም ዘይናትካ ኣይናትካን ዩ ተካባብርካ ምንበር ግን ይካልእዩ ስለዚ ንቶም ተረድእኩም ዓቅምኹም ትገብሩ ዘለዝኩም ቀጽልዎ ኣይትተሓለሉ እየዝብል ወዳሓንኩምሰላምን ቅሳነትን ንኩሉ ህዝብታት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Natu si n hade zemedey wedi gegeret habi exactly timesil.i will send a pic bro
ናቱ ተስፋ እገብር ምዕዶኻ ሰማዒ ክረከብ ንትስፎ።
Siqueiros Bel hasawi shaebiya
ናቱ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።ንስለ ሰላምን ፍቅርን እትገብሮ ቃልሲ ወትሩ ኣብ ጎንኻ ኢና።
መርሓባ ናቱ ደላይ ስላም ከምዚ ከማኻ ደለይት ስላም እንተዝበዝሑ ናይ ብሓቂ እዝም ክልተ ስባት ኣቅሪብ ካዮም ዘለኻ ድማ ብጣዕሚ እና ነድንቆም ።
ወዲ መረሳ ዝባሃል ሰብ ብጽልኢ ህዝቢ ኤርትራ ዝኻሓነ፡ ህዝቢ ኢርትራ ቅሳነት ንኸይረክብ ተመዊሉ ዝሰርሕ ሰብ እዩ። እቲ ዕንጅልንኡ ድማ እተን ዝዛረበን ኩለን ዋጋ ከም ዘኽፍልኦ ኣይፈለጠን ዘሎ። ውዒሉ ሓዲሩ ካብ ሓላፍነት ፍጹም ምህዳም ኣይካኣልን እዩ።
Memhr Natu berta jigna ekha🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
መድህን ደኣ በዓል ኣጀንዳ ስለዝኮነት ሃናጺ ሕቶታት ኣይትሓትትን እያ። ብኣንጻሩ ነዞም ኣልገፊፋት ጸረ ሰላም ዝኮኑ ተጋሩን ጥማዕ ተጋሩን እያ ትዕድም።
ናቲ ሓውና እንጀራ ዓለም ብላዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንሻአላህ በቲ ትገብሮ ዘለኻ ቁዱስ ስራሕ ካብ ጎይታ ክትረኸቦ ኢኻ ብወገን መምህር አብራሃ ተኽሉ ንረኽቦ ዘለና ዓቢ ትምህርቲ ከመስግኖ ይደሊ አብራሃ ማለት አፍሪካና ካብ ዝተፈጠሩ ናይ ሰላም አምባሳደራት ሓደ ኢዩ ብወገነይ ብዙሕ ጽቡቅ ነገር ካብዝጽበየሎም ክቡር ሓወይ መምህር አብራሃ ተኽሉ ሓደ ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ አሜን
ብጣሚ ጽብቅ መደብ ናቱ አምላክ
ዕድሜ ጥዕና ይሃብካ🙏
❤❤❤መረሐባ ናቱ እዚ ኩሉ ትገብሮ ዘለካ ናይ ሰላም መዝሙር አምላክ ይሐግዝካ❤❤❤
thank you, Natu it was a very good program🇪🇷❤️🙏
🌟🇪🇷From Eritra🇪🇷🌟✌✌✌✌✌🕊🕊🕊
መብዛሕትኦም ፓለቲከኛታት ደቂ ትግራይ ንቁሓት ዘይኮኑስ ቅንዕና የብሎምን። ንግዜያዊ ረብሓ ጥራይ እዮም ዝሰርሑ።
መለስ ሕማቅ ተግባራቱዮ ንሞት አቃሊዕዎ...አምላክ እዉን እኮ ይሪኢዮ😮
እሾኽ ዝኾኑ ተጋሩ ሓስውቲ
ሐሳዊ መደናገሪ ካብ ሰበስልጣን ኤርትራ ንትግራይ ቃዛ ክንገብራ ኢና ዝበለ የለን!! እዚ ዘረባ እዚ ናይ ወዲ ባሻሻ እዩ!! መረሳ ብሕጊ ዓለም ተቀዩድካ ንሰላም ስራሕ!! ንኻልአይ ጊዜ ናብ ኤርትራ ሮኬት እንተደርቢኻ ግን ክትርመስ ሙዃንካ ፍለጥ!!!!!!!
ክብረት:ይሃብካ:ዝሐወይ❤❤ሐቀኛ:ትግራዋይ:ከማኻ:የብዛሐዮ:
ትግራዎት:ልቢ:ይሃቦም:ምሰቲ:ዉሑድ:ቁጽርና:ከይንጠፍእ::❤
እዚ ወዲ መረሳ ትብሎ ሰብ ጽሉል ኣብ ዚ ክልቲኦም ህዝቢታት ሰላም ክህሉ ዘይደለ ሕሙም ኣተሓሳስቢ ዘሉዎ ሰብ
Professor Abreha the smartest and wisest gentleman, much love and respect for you ❤️❤️❤️❤️
You really are one in a million
wwwwww ናይ ብሓቂ ቁኑዕ ትግራዋይ ናቱ እዚ መምህር ኣብዚ መደብካ ኣምጻአዮ ናቱ ቁኑዕ ትግራዋይ
Keep it up ❤❤❤❤❤
Natu ❤❤❤❤❤❤❤❤abi seb
የቀንየልና.ኔቲ
መረሳ ንህዝቢ ኤርትራን ንሻዕቢያን ፈጺሙ አይፈልጦምን እዩ!!!!!
Natu you are so brilliant boy , you talk the true and honest person don't change forever you are the men ❤❤❤🎉🎉🎉1000000% Thomas Jefferson of Tigrai you are the most honest person ❤❤❤🎉🎉🎉Thanks very much 👍 ❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
Natu hawena good job 🙋💯👏
Eziim dimeharu aykonun poletika ayfeltwon eyom ketxilo nati eritrawi ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ንግግርህን በጣም ነው ይምወደው❤❤❤❤❤❤❤
Natu hawey delay selam 🙏 always you work for Peace ✌️ God bless you brother 👍 Smart & brilliant 💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤. Merhaba Natu. 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️
Pls ናቱ ከምዚ ዓይነት ትግራዋይ ብሱል፣ ብመርትዖ፣ ብጭጢ፣ ብወድዓዊ፣ ብሳይነሳዊ ትንታነ ዝህብን ቅኑዕን ፍታዊን ካብ ትግራይ ክትሰምዕ ንዓይ ከም ኢርትራዊ ኣብ ከባቢና ሰላም ክሰፍኖ ከምዝኽእል ኣሚነ፣ ስለዚ ከምዚ ዝበሉ ክተባብዑን ኣብ ቅድሚት እንተዝመጹን እንደይኩን እዚ ክልተ ኣህዛብ ክንደይ ኮን መስተርሆ ምረኽበ። Pls ናቱ ኣብ መደብካ ሓንቲ መዓልቲ ዓድመልና።
God bless you Nati you say the true
Hi. Nt. 🌹🇪🇷
ናቱ ዕድመን ጥዕናን፡ይሃብካ ናይዚኦም ከም ደርፊ ሕሰቦ ይሕመካ ኢንድዩ ❤🎉❤🎉ግን ምስ ደናቁር ዝግበር የከን❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
🎉❤
Natu always right ❤
ናቱ ሻእብያ ኣብ ትግራይ ኣትዩ ኔሩ ሰብ ከይረኸበ ማለት ወጺኡ ድዩ ዝብለና ዞሎ❤❤❤
🇪🇷🇪🇷❤️❤️🦁👍
ናቱ ሓቂ ዝፈቱ
ለባምን መስተዋዕሊን ብሩኽ🙏
Thanks natu
Natnael is very dynamic activist. He is the only person understand for people of Eritrea and Tigray people.
merhaba natu abi seb wc brother 👋 🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብስሩ መድህን ዝብሉኺ ዕድሜኺ ትሕጸር ሰባኺት ጽልኢ 📌
ኣነስ ነቶም ኣብትግራይ ዘለው ሐለፍቲ ብሙሉኡም ጽርግ ኣቢልካ ነዚ ኣብራሃ ዝብልዎ ዘይህብዎ ኣብ ሐደወርሒ ሰላም ምኮነት ነይራ
❤❤❤❤❤
Yeqenyelna kubur hawna Natnael, eteqribo medeb aziyu mesati,mehari eyu.
M,enti selam ab mongo hizbitat Eritran tigrayin etigebro zelekha qalsi qexilo aytihmeq.
We are proud of you.❤🇪🇷🇪🇷❤
yes, but go't of Eritrea did genocide on us.
👌👌👌👌👌💯💯💯👍👍👍🙏
ናቱ ኣምባሳደር ስላም ናይ ስላም ኖቭል 2024 ይግባኣካ ኢዩ እሞ ሃበካ ኣለኩ ኣነ %❤
Thank you for your service ❤❤❤❤
Marhaba natu jigna ❤❤❤❤
Memhr Natu hawey Berta jigna ekha
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤NATU HOPE UR SISTER IS GETTING WELL
Well done Natu,Bravo.🙏🇪🇷🇪🇹
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናቱ❤🙏❤ ሰላም ክፈጠር እንተኾይኑ ት ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝተፈጸመ ግፍዒ ክለጽን ይቕረታ ክሕተተሉን ከሎ እዩ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ'ውን ክረአን ክፍታሕን ዝኽእል'ሞ ከማኻ ነቲ ሓቂ ዝነግሩን ሰላም ኣብ መንጎ ክልቲኡ ህዝቢ ክሰፍን ዝደልዩን ዝቃለሱን የብዝሕኩም ፈጣሪ🙏
❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
Eze denkoro eihafer hasama hesur werada🙏🙏🙏🙏🌼🌼🌼🌼Eritreawian be deheneten denkurena eyom zefeletu kebel werada kedem betgrai jezareb. Tigaru sala Eritrean Eritreawian kab ensesa kem seb jeneberu alow🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Natu good job and lm proud of you 💪💪💪❤❤❤❤❤
ቀጽሎ ከማኻ ይብዝሑ ንሰላም ክሳብ መወዳእታ ዘምረሉ
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Bravo 👏 👏...I can only wish they have half of you intelligence.....
Natu gentle Man ❤
Kemaka ybzuhulna natu
ኣብ ክልል ትግራይ ከም ብዓል ናትናኤል ከም ሽሙ ወይ መም ኣብርሃ ከመሓድርዋ ኣለዊም ጥዑይ ወለዶ ክፍጠር ።
Meles Amlak Nay Edka Hibuka Temesgen
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤eriterawe feqiri eyu ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ትግራይ ዶብ ኤርትራን ኣምሐራን ብሙኻና ሀገር ትኹን ክልል ሰላም ተዝህልዋ ቅድሚ ኩለን ክልላት ምማዕበለት ግን ----
መድህን ደኣ እንታይ ክትሓቶ ደስ ዝብላ ዘረባ እንድያ ትሰምዕ ዘላ: እቶም ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘለዎም ኣምጺኣ ብዝዛረብ ትሕጎስ: ቃዛ ክንገብራ ኢና ምስበለ መን ኢሉ ኢላ ደኣ ዘይትሓትት?
ተዳልዮም ሎሚ ከ እንታይ ከነጸልማ ንኤርትራ ኢሎም እዬም ዝቀርቡ::
ናቱ ብራቮ ደላይ ሰላም ❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤🎉❤❤🎉❤❤
Mrhaba nati 🎉
❤
Nati xer zabedu❤
🥰🥰🥰🥰
❤❤❤❤❤❤natuye god bless you 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣንታ እዚ ሰብኣይ እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ!
ኤርትራውያን ኣብትግሬይ ዶ ኣይነበረን!
ከም ኩቡር መምህር ኣብርሃን ተጋዳላይ ግርማይ ተጋሩ የሕዋት ተስፋ ትገብር እንበር እሶም ዑቡዳት ናይ ኩናትን ጽልኢን ዝሰብኪ ጽሉላት ኩናት እንታይ ውወልድ ህዝቢ ትግራይ ተማሂሩዎሎ ኤርትራውያን ኣቐዲምና ንፈልጥ ኢና ክሳብ ክንደይ መሪር ምኻኑ
❤️❤️❤️💎❤️❤️❤️
Natu engera ezigi blae abzhshom tekemitom nhizbi Eritrea tigray selam keliomo ab tigray ab Eritrea zelo hizbi baelu eyuom zfeltwo
Keep it up, Natu!
Don't give up Natu
እዚኣ መድህን ዝብሉዋ ሰብ ግን ከመይ ዝበሉዋ ጽልልቲ ሰብ እያ ደቀይ
ሓንቲ ምዓልቲ ጽቡቅ ነገር ተዛሪባ ዘይ ትፍልጥ ኩሉ ግዜ ጽልኢ ። ወይ ብዝዓባ
ኤርትራ ምዝራብ ድው ኣብሊ ወይ ካብዚ ጋዜጠኛ እለዩዋ ዋላ ሓንቲ ቆምነገር የብላን
ትረብሕ ሰብ ኣይኮነትን።
Natu Amlak ybarka haqi bmzrabka eziom gn nhzbi tigray ketfu tray eyu dilitom
Yes tigrga tezarbti amharay slelibona zlewom gujile tbelef eyom
Hasawi.
ናቲ ባለፈው ጽፌልህ ምንም መልስ አልሰጠህኝም የአንፑላንሱ ጉዳይ ምን ደረሰ
❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯🙏🙏🙏🌷🌷🌷💪💯❤️❤️🙏🌷
🎉🎉🎉
betam betam enamegenalen
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ናትናአል ካብ ሻዕቢያ መንግስታ አርትራ እንተ በልካ ይሓይሽ
All the same
ኩሎም ሓደ
Nay bahaki haqena seb
Doseratina
Abasader selam mejemerta selam
Kexile abi semen delo hizbi edmiu milue kilemie aykealen
Biseki ezom memharan xilie ajoka natu hawuna nisiarom
Nezom memharan xilie
ን ኸልቦም ሓላዊ ዝሰረቅዎ ወርቆም ክሕጉሱ ኤርትራ ንመስዋእቲ ተኸፊላ!
ኣኽላባት ናይ ኣመሪካ
Merhaba Natu Anbesa Azmarino
ኖ ኖባሳዕ ዓሰብ ዝዋጋኣሉ ከምጸይ የለ ወዲ በሻሻ ይፈልጥ ዩ መስለኒ።ንመጃሃሪ ደሊዎ ምበር።
ናቱ ናይ ብሓቂ እንጀራ ዓለም ብላዕ ንስኻን ከማኻን ይብዝሑ ምኽንያቱ ለውጢ ክርከብ እንተኮይኑ እዚ ሰብኣይ ዚ ምሁርእየ ይብል እንታይ ይዛረብ ኣሎ ኣስመዐለይ ስኪ እዝኒ ከፍትካ በጃኹም ስርዓታት እትዮጵያ ንሰላም ዘምሩ ግደፉና ህዝቢ ኤረትራን መርሕነቱን በቲ ንስኹም ትገልጽዋ ኣይኮነን ካብ ሓቂ ርሕቅኩም ኣለኹም በለለይ ናቱ ሓወይ ዕድመ ጥናን ይምነየልካ ስለቲ ሓቂ ምዝራብካ ኤርትራ ንኤርትራዊያን እያ ኢልካ ኣረዳኣዮም ዘይናትካ ኣይናትካን ዩ ተካባብርካ ምንበር ግን ይካልእዩ ስለዚ ንቶም ተረድእኩም ዓቅምኹም ትገብሩ ዘለዝኩም ቀጽልዎ ኣይትተሓለሉ እየዝብል ወዳሓንኩም
ሰላምን ቅሳነትን ንኩሉ ህዝብታት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Natu si n hade zemedey wedi gegeret habi exactly timesil.i will send a pic bro
ናቱ ተስፋ እገብር ምዕዶኻ ሰማዒ ክረከብ ንትስፎ።
Siqueiros Bel hasawi shaebiya