Hakena terki eyu kab qedem yisemea nire bi elall zerie nayta alet mis xenetu abua zerna nikeytefie kabaki kiweld eye mis bela nisa dma seb entay kiblena ela tibeki eti korbet tekedinki kidi ni ketema zibla eti hizbi mis reaya way texelila yibla 2 gize mis kedet kea bzuh aygdesela eyu ane kea kab golu welidu elu abta qedameyti mealti zisemeala way way elu kismbid eyu dahar gin kilemdo eyu dhiriu gin das hawiya kibl eyu eti hizbi 👌👌👌
ኣንታ ገብርሂወት ካብዚ ኹሉ ብልሒ ኣብዚኣ ተጋጊኻ ቁሩብ ከ ዘይትፀንሕ 😭😭
Hakiena tarik u iko ab Eritrea beal adi gawl zbhal aliet gebrihiwet eyom
ኣይሰማዕካዮን ዲኻ፧ ሞት ብዝጊሄር ከምዘሎ'ኮ ተዛሪቡ ነይሩ፡ ሞት ከይትመጽእ'ሞ ዘርኡ ብኡኣቢሉ ከይተፍእ ኢሉ ብምሕሳብ ኢዩ ምስ ሞት ዝቀዳደም ዘሎ።
ካብ ውላድካ ካብ ምውላድ መቼም ዘርኢ አቦታትካ ምጥፋእ ይሐይሽ 100%💔💔💔💔💔😨😨😨😨😨😭
Gebrhet kab galu entezey weld ksab hji aymstezekeren kab galu welidu zeru aqexilu ksab hji adi guroto adi gawl teramni ksab segeneyti alewu wludatom slezi eu kea zanta koynu ayterefen gebrhet ewur::
በቲ ናይ መሳፍንቲ ኣታሓሳስባ ካሊእ መማረፂ የለን
Kab gualu entezeywelid nhna Wn aymhalenan....Zerie natom mukana BA aytresie
ላይክ አስኪ ርገጹላ ነዛ ጎርዞ ማርያደይ 🇪🇷
ናይ ብሓቂ ኣምሃርቲ ዛንታ 😢
@@assa2115 ትግራይ ኣሎ ሓደ ዎዶም ኮ ቀስተዓጋምዝብሃል ዝከደ ቀደም
ደቂ በጃክኒ ብዙሕ ኣይትጻረፉ ሓቀኛ ታሪክ ኣቢታትና ኢዩ ❤❤❤❤❤
Deqi eza halal merit,Riena Like eske nhab esu ekua keuhdommm, Das hawuya True history
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤😊
Welcome እንዳ'ባ ❤ እዞም ተሃዊኩም ሪኢቶ ትህቡ ዘለኹም : እቲ ብዛንታ ንሰምዖ ዝነበርና ኣፈታሪኽ እዮም ዝሰርሕዎ ዘለዉ። ስለዚ ኣይንታሃወኽ❤
ዋው ደስ ትብል ግን ኣይትተሃወኩ ጉዳይ ጀርገደላ ኣበይ ኣሎ እናሓወስኩም
Welcome deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Eza film😂 txyqwa alekum . Eta gal ewur sebay si meseta gal negus eya slezi aytiargen diya kem gorzo awedat ytmetwa gele keyteredakum kemey zbelet film tebalashuwuwa alekum
ኣባላሽኩማ ፊልሚ 😢😢😢😢ዘይ ናይ ኢዳ ሂብዎ 😢
Film aykonan hakena zanta u
Kabti zanta keywexie elu eyu
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዋይይ ነውራም ዝኮነ ስባኣይ😏😏😏
Aboy ynegareni neyru ❤😢❤❤❤❤
አዋይ ክፉእ😢😢😢😢😢
ካብ ጋሉ ዝወለደ ቅዱስ ኣቦ ኣብ መጽቅዱስ መን ይብሃሉ
ሎጥ
@@HiwetBerhe-v8o ግን ፈትዩ ኣይኮነን ኣስኪረን መስተ ኣስትየን እየን ኸምኡ ጌረን
@@Getesemaniii ገብርሄት ወን ፈትዮም ኣይኮኑንን ካብ ጋሎም ዝወለዱ ዘርኦም ከይጠፍ ኢዮም
Zanta nay za flim elal zkone adi u kemzi kemtkewn feliteya niere
Well come deqi rimey🇪🇷
Well come🥰🥰🥰
Desale tekle great artist
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Brgx derasi mera eu nfea ❤❤❤
Abti gizen botan natom atika kthasbo keleka kab galka mwlad maere kndey iko kebid tekone awridu adeybu hasibu u wesinwo kab galu ente zeyweld wn etom aliet xenitom nierom malet u 😢 b wegeney knue wsane yu wesinu
Welcome deki Eria
Eway.💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
Hakena terki eyu kab qedem yisemea nire bi elall zerie nayta alet mis xenetu abua zerna nikeytefie kabaki kiweld eye mis bela nisa dma seb entay kiblena ela tibeki eti korbet tekedinki kidi ni ketema zibla eti hizbi mis reaya way texelila yibla 2 gize mis kedet kea bzuh aygdesela eyu ane kea kab golu welidu elu abta qedameyti mealti zisemeala way way elu kismbid eyu dahar gin kilemdo eyu dhiriu gin das hawiya kibl eyu eti hizbi 👌👌👌
❤❤❤❤❤❤❤🎉 🎉🎉❤️❤️❤️❤️❤️
🎉🎉🎉❤❤😊😊😊😊
መጀመርታ ሰላምታይ ይብጻኩም ዝፈትዋ flim እያ ሎሚ ግን ንውሽጥካ ዘስንብድ ኣቦ ንጋሉ ክደፍር 😢ከመይ እዚ ሓሳብ መጽልኩም እንትታይ ከ ክትምህርና ከይገለጽኩሞ ድኣ ብዕለይ ኣተዮ እታ ቆርቦት ተከዲና መጀመርታ ዕብዲ ኢሎማ ካሊእ ማዓልቲ ሽለል ኢሎሞ ማለትኩም እቲ ኣቦ ንጋሉ ምስ ወለደላ ስብ ክርሕቃ ግን ክለምድዎ ምካኖም ዝገልጽ ትዕዝብተይ እዩ እዞም ንዝመጽእ ሕስቡ እንታይ ዓይነት ትምህርቲ እዩ እዚ ኣቦ ንጋሉ ብሃይማኖትናን ብባህልናን ብዓብዩ ካብ ኣምላክ ዝርሕቅ ካብኡ ይሰውረና እዛ ንጋሉ ትብል ተኣረምላ ዓገብ ሕማቅ ትምህርቲ ንብል ኣለና ሰላም ኣብዘለኩሞ ይምነየልኩም
ሓሳብካ ጽቡቕ እንዲዩ ፡ግና ሓቀኛ ዛንታ ስለ ዝኾነ ካብቲ ዛንታ ክወጹ ኣይክእሉን እዮም ።
ኣምላኽ ንኣዳምን ሄዋንን ፈጠረ፡ ኣዳምን ሄዋንን ድማ ክሳብ ነዞም ሎሚ ኣብዛዓለም ብህይወት ንነብር ዘሎና ደቂ ኣዳም ፈረዩ፡ እግዚኣቢሄር ኣብ መጀመርያ ንኣዳምን ሄዋንን ጥራይ እንተደኣ ፈጢሩ ነይሩ ኮይኑ፡ መን ምስመን ምስተዋሰበ ደኣልና ነዛ ምድሪ መሊእናያ ኢልካኸ ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧ ሓው ምስ ሓብቲ፡ ደሓር ሰብ እናበዝሐ ምስከደ ግን መውስቦ ሓው ምስ ሓብቲ ተሪፉ፡ ናብ መውስቦ ናይ ቀረባ ኣዝማድ፡ ማለት ደቂ ሓወቦታት፡ ደቂ ሓትነታት፡ ደቂ ኣኮታት፡ ደቂ ኣሞታት ወዘተ እናበለ፡ ደቂ ኣዳም እና በዛሕና ምስከድና ናብዚ ሎሚ ዘለዎ ደረጃ ናይ መውስቦ በጺሑ ኢልካ ኣስተብሂልካ'ዶ ትፈልጥ፧ ማለት ደቂ ኣዳም ምስ ተባዝሑ እቲ ናይ ደም ዝምድና ኣብ መንጎ ደቂ ሰባት እናረሓቐ ምስከደ ኢዩ መውስቦ ኣብ መንጎ ናይ ቀረባ ዝምድና ዘለዎም ሰባት ነውሪ ኮይኑ ኢልካ'ዶ ንሓሳባትካ መደምደምታ ረኺብካሉ ወላስ ገና መደምደምታ ኣይረኸብካሉን ዘሎኻ፧ ገብሪሂወት ዕውር ድማ ኣዝዩ በሊሕ ሰብ ስለዝነበረ ነዚ መረዳእታ'ዚ ስለዝበጽሖ ኢዩ ዝኸውን፡ እቶም ዓዲ ጓልናሲ ኣይንህበካን ስለዝበልዎ፡ ደይ ቀደሙስ ኣብቲ መጀመርያ ዓለም ኣሕዋትን ኣሓትን እናተዋሰቡ ኢዮም ነዚ ኹሉ ወዲ ኣዳም ዝፈረዩ፡ ስለዚ መዋስብቲ ካብ ሰኣንኩ ዘርኢ ኣቦታተይ ብኡ ኣቢሉ ኣብክንዲ ዝጠፍእ ምስ ውላደይ ተዋሲበ ዘርኢ ኣቦታተይ ዘየቐጽን ኢሉ ወሲኑ ዝኸውን። ደሓር ድማ ዘርኢኻ ናይ ምቕጻልን ዘይምቕጻልን ሕቶ ነዞም ሎሚ ዘሎና ወለዶ ኣዝዩ ቀሊል ክኸውን ይኽእል ኢዩ፡ ማለት ካብ ምስ ብቐረባ ናይ ደም ዝምድና ዘለዎም ሰብና ንዋሰብ ወላ ዘርእና ይጥፋእ ዝብል ምርጫ ንወስድ ክንከውን ንኽእል ኢና፡ ናይ ቀዳሞት ኣቦታትና ምርጫ ግን ከምኡ ይኮነን፡ ምኽንያቱ ቀጻልነት ናይ ወለዶታቶም ኣዝዩ ኢዩ ዘገድሶም ነይሩ።
@@angesomghebrengus6995
ዝኸበርካ ሓው ኣንገሶም
ኣብ'ቲ ድሒርካ ዝጽሓፍካዮ ግርም ኣገላልጻ ተጠቂምካ ስለ ዝጽሓፍካ የድንቐካ!
ኣብ'ቲ ናይ ኣዳምን ሄዋንን ኢልካ ዝጀምርካዮ እሞ ዝተዋጃበርካ ግን ርእይቶይ ተቐበል:
ሕቶ ቁ1:-ብመሰረት ቁዱስ መጽሓፍና ኣዳምን ሄዋንን,ንቃእልን ኣቤልን እዮም ወሊዶም ክልተ ኣወዳት እንተ ተወሊዶም መን ምስ መን ተዋሲቦም ንስኻን ኣነን ሃሊና?
ሕቶ2:-ኣቤል ሞተ ቅኤል ምስ ኣዳምን ሄዋንን ተሪፎም ከመይ ከመይ ዳኣ ኮነ ብድሕሪኡ?
ነዚእን ሕቶታትይ እሞ ንኣፍልጦይ መልስለይ ብድሕሪኡ ክንፈልጥን ክንማሃርን::
Thanks 🙏
Besemamey ATOME aboaa emokha neskhume besemame ata amelkhe sekebele gonekha teselaa t'embarquer eweerr
💯💯💯💯💯
Eza tarki eza gan nayseganyti eya haqey
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊
❤❤❤❤❤🎉🎉
ናይ ልበይ 💐💐💐
Ab sata seddkuma 🎉🎉 betami ye zedkkum behaki shleltnt yeblkun❤❤❤
Btaemi xbuk film ane bwegney meglexi yiblyen ❤ kexlwo
ERRE bejakha aboeaa keykedemeka kedde hejee
Werre zerefaa
Well come❤
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ኣይገለ ዓይነት ደቃኤረይ ሽኬሪታት❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 30:09
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤👍
Ohhhhh mes aboa ketdkes eway mot 😢😢😢
❤❤❤😢
Eway enda gebrihiwet ezi kulu mekera wexiekum si nabzi😢😢😢😢 metereschtiu yexebqo
haqena tarik bmkana ysmeani
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓሲበያ ነረ ካብ ጋልኩም ከም ትወልዱ
ንምንታይ ግን ቆርበት ዝብኢ ተኸዲና ከም ዝኸደት ወይ ብምስሊ ወይ ብቓል ኣይተገልጸን ደራሲ ምስተወድአት ብቑዕ መልሲ ከምጽእ ተስፋ ይገብር ነቲ ዝተሰርሐ ምድጋም ክኣብየና እዋእ ጌጋ ያጀማዕ
Sebay za xeyqi
❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🙏
Wey gud 😮😮
ሰላም ኩቡራት ስድራቤይ አዛ ፊሊም ትህወኽ ኣላ ቀስ ኢልኩም ህዝቢ ከምዝሓስብ ግበርዎ አንበር ጹቡቕ ስራሕ ኣጆኹም
Good jobe🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Betaemi xbuq qexlewo❤❤
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉
ፖውውው ገበረሂወት ቀባጽ ንጓሉ ቀጢዑዋ።
Soori anesi hanti hto alatni kabti zahatazelo wedi welidake jrka aykxln diyu nnalbat adi teterishu tezkewnsi nsu nieru.temaraxi kabebea tekayna nabti hzbi zelewwo ksdedu aneberemun ktmlsley bthtna yhatt..
Tewesaki jrgedelake adi atfieu mewedata kmex diyu abkieu iyu
እሰበንብደካ እዩ ሕዝብና ስኒ መዓረ ክንዲ እዚ ታሪኽ ናቱ ዘይፈልጥ።
ከም ዛንታ እንዳሰማዕና ዝዐበናዩ እዩ ድራማ ገርኩም ሰሪሕኩሞመጨረሽትኡስ ህዝቢ ለሚድዎ እዩ ጽልልቲ ኢሉ ከጥንሳ እዩ እዚ ርጉም ሰብኣይ 😢
ኣብዚ ፊልሚ ዘል ታሪክ ብዝሓ እኮ ኣይዝክረን ግን ከምዛንተ ይሰምዖ ነይረ እየ ኣብዚ ሐዚ ተለቂቆ ዘላ ዘኪረያ ንእሽተን እየ ግን ዘኪረያ ማለተይ ንእሽተይ እንከለኩ እየ ዝሰምዖ ነይረ😢
Entay aynet sebay eyu 😢😢
እታ ንግስና ከይተምልጥ ኢሉ እዩ
🥰🥰🥰🥰
sili focus bezihwa nay lomi bxbqta ayttehawekula plssss
Tab tab tab shre copy link 😂😂❤❤waaaa deqi erey ab live zeleku eyu ko mesilni kemey ke kenikum😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Korbet zbei aygeberetan wey aytezarebeb aboa nat kefta korbet aykonwn eita zanta
Bajetin gizien wesikhkum xubuk gerkum anwihkummmm kitserhwo nerikhum nezi history kiruxx kirix abilkum ኣልባባ ኣጥፊእኩሙላ ነታ ታሪኽ
ደራሲ Zelealem ናይ ዘልኣለም ቅርሲ ዝኾነ history bezia gerka kitbetatinaaa xibiktyyy koinaaa aytesemeatinin እቲ ዝገርምን ዘሐርቕን ካኣ ብድሕሪ ሕጂ xubuk geru wala teserihuuuuu kemtiii zidileeee ክምዕርግ ዘይክል ምኻኑ እዩ::
🎉🎉
❤❤❤😊❤😊❤😊😊❤😊❤
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
Tgageka ewa nwureii
Eti hkna zanta komue eu abe mexehf altkum 😢
First one
ዋይ ኤርትሪን ገበርቲ ዘይነበረ😂😂
ስቅ በሊ ጨጋዕ
እዚ ናይ ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ዛንታ እዩ፡ ንስኹም ኣለኹም እንዶ ሕጂ ሓፍትኹም ዓሚጽኩም ትቀትሉ ቅሩብ እባ ሕፈሩ
Das hawya Kab kedam nesma nera
እዛ ፊልም ዛንታ እምበር ጥበብ የብላን። ነቲ እንፈልጦ ዛንታ ብዘረባ ናይ ተዋሳእቲ ኢዩ ዝንገረና ዘሎ። ከምዚ ዛንታ ዝንገረካ ግን ዘይትርእዮ። ደይረክተር እንታይ ኢዩ ስርሑ ይገርም ኢዩ። ከመይ ዝበለ ታሪኽ ብሕመቕ ዳይረክተር ዛንታ እምበር ፊልም ክትብላ ዝክኣል ኣይኮነን።
Beilku debay mes galka gesrti
ልጓሉ
Sebbe ne 1 malti 2 malti 3 maleti EYOU zezarzbe ketebela dekha delikha argent sebeay
ብልሽው ድራማ
ሕሱራት ኣነስ ነዞም ኤሪጥርን ሲ ብናይ ሰሜን ኮርያ ፓላስትክ ሚሳይል ጌሪካ ወድኣዮም እዩ ዝብለኒ😅😅😅😅😅😅😅
Menedika rayo elka wedta deqala kid akuenti ere
እንቋዕ ሓይሊ ኣይሃለወካ
Eway ezi abuas kgorh ngalu Korbel tekdeni elus kab mowsubo ktklkrl tsllti eya ebdi eya elu kuluseb menti krhka nbaelu kweldelan kferyela sle ddeleye eyu eko nsa gin ebdn tslltn elom menti krhkuwa eyu eti hasabu newram dkone sebay ngalus ezi kulu bedel nsa gin nay ti korbet tekedenyo dbela turgumu wey shtarau ay teredan dwasebo ente sanes ngalu kmneya dey smae yelen mtaemi eyu dgerm
Haqena häufig hwet adtay yu ezi zhalefe abohagotat zehlefwo yu
ወሳዲኻ ይምፃእ ዋላ ዳኣ ፊልም ይኹን እንበር ሕማቅ ትምህርቲ እዩ ቡዑሉግ ሰብኣይ
አብዝ ዩ ፊሊም ኮይኑ ዝሳምዓኪ ዘሎ እንበር ፊሊም አይኮነንን ናይ ሓቂኛ ዛንታ ዩ 😢😢😢😢
ሓቀኛ እዩ ፍልሚ የኮነይ
Ab haqena tarik ztemerkose film eu!
ላ ሓቂ ታርክ ዲዩ ፀገም የቡሉን ዘሕፊር ካኣ ኣይኮነን ።ዝነበረን ዝተገበረን ዛንታ ዩም ነጊሮምና እምበር ዲንቂ ዩ ኣይቦሉናን ቡሩኻተይ
😂😂😂😂😂😂😂
ሕጂ ጸሊአያ እዛ ፊልም እዋይ ገብሪሂወት ካብ ጓሉ ነዚኣስ ብኻ ዘሊልካያ ደራሲ
kab men kweldom etom qoliu ke
Enty koyu kzelo. Haqi eyu ko
እስኪ እንደማመር
ገብሪሂወት ካብ ጋልካ ውለድ
ዋይ ዘይነበረ😮
@@Sara-e2y8tቱዛንታ ካምኡ እዩ ይመስለኒ😅
ዋይይይይ እሞ ካብ ጓሎም ክወልዱ
@@selamSelam33-ll1bs እዚ ዘርኡ ንኽቕጽል ዝገበሮ ሓቀኛ ዛንታ ኢዩ።
7 wlud kweld eyu kab galu tzanta kemu eyu
ወሳዲትኻ ትኩን ትምህርቲ ድዩ ኡዙይ ሕጂ ኣነ ይገድድ ካብ መጀመርታ ይክታተላ 😭😭😭😭
Ere film aykonen hakegna zanta eyu
ትምህርቲ ኣይኮነን ሓቀኛ ታሪኽ ናይ ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት እዩ ክትጅምር ኮላ ጽሑፍ ኔሩ እዩ ቅሩብ ሓንጎልኩም ኣስርሕዎ ብድንቁርናኹም ኣይትንበሩ
@@eriboy62833 ከምዙይ ዝበለ ታሪክ ሪኢና ኣይነፈልጥ ካብ ኣቦኻ ዝወለድ ፎእእእእ
እውይ ታሪኽ ኤሪትራዊ ፎእ ነዉራማት ተጋሩ ፅሩያት ኤሪጥርን ፈኸራ ተጋሩ ካራ😅😅😅😅😅
Mishido teraray
@Luliya381 ምሽ
Ata kurub eba abey u ayneswur kiharis ziteraye kuru zimesil srah amxu.
Ezi zanta haqena Tarik iyu qedem ztegebre
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
👍👍👍❤️
❤❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤